Тёмный

ናይ መሰንጀር ፁሑፉ ዴሌት delete ከመይኢሉ ክምለሰ ይክእል 

Bereket media
Подписаться 24 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 276   
@bxbbx7087
@bxbbx7087 7 месяцев назад
በረኸት ሓወይ ክንድልቶከ ንኽእልደ ማለተይ ንኣብነት ቡዙሕ ግዜ ዝፀሓፍናዮ እንድሕር ኮይኑ እንድሕር ደሊትናዮ ብኣና ብቻ እዩ ዝድለት ስለዚካመይ ጌርና ብክሊቲኡ ንድልቶ ሓብረለይ ዝሓወይ ከይተሓልፈኒ❤
@galtigray2070
@galtigray2070 7 месяцев назад
ሕቶይ ክምልሰልና ተስፋ ይገብር
@hff8886
@hff8886 4 месяца назад
ናተይ ዉን ሕቶአይ እያ ክብረተይ❤
@Yaredtube23
@Yaredtube23 7 месяцев назад
ደቂ ዓደይ ፀቕጥኹማ እስኪ ሕለፉ ኣይክፈሎንባ ንቲሓጋገዝ ብልስ ከይዕፀየኒ❤
@AbiGalTgray
@AbiGalTgray 7 месяцев назад
ደምረኒባ ንኣይለ❤
@ሓቡጓልትግራይ
@ሓቡጓልትግራይ 5 месяцев назад
የቀንየልና በረኸተይ🙏♥️
@samrho
@samrho Месяц назад
Serihulki maerey😮
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን 4 месяца назад
የቅንየልና በረከተይ ❤❤ ፈቶ ከ ከመይ ጌርካ ክምለስ ይክእል
@QsfhjgdJhrwshh
@QsfhjgdJhrwshh 2 месяца назад
የቀንየልና በረኸተይ ሓወይ❤❤❤
@galtigray2070
@galtigray2070 7 месяцев назад
በረከት ሓወይ ካመይ ገይርካ ናይ መሰንጀር መሰጅ ሙሉእ ብሙሉእ ብሓደ ግዘ ክንድልቶ ንክእል ብናተይ በቲ ናይ ሰብን ብምሉኡ ምድምሳስ ኣርእየና ዝሓወይ 🙏
@user-zf6dy4zz3f
@user-zf6dy4zz3f 10 дней назад
በረከተይ ለባም ሰብ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ተመሊሱለይ እና ቀፅለሉ ዛሓወይ❤❤🙏
@fanafani2638
@fanafani2638 7 месяцев назад
ተጋሩዋይ ብሽም በረከት #ሳፕስክራይብ ግበሩለይ❤
@user-qi7bv3gq1z
@user-qi7bv3gq1z 5 месяцев назад
በረክት ሓወይ ኣነስ ጀዋለይ ባትሪ ተሎ ቶሎ ኢሉ ኣይመልእን ኢሊ ኣብየኒ እና 6/7 ስዓት ይወስድ ንምምልእ ባትሪ እና መሉኢ ኽዓ ተሎ ኢሉ ይዉዳእ እና በረከት ሓወይ ተገዲስካ ንገረኒ ምዓረይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@user-cm2dw3dt4p
@user-cm2dw3dt4p 6 месяцев назад
በረኬተይ ብማርያምኻ ፎቶ ኸ ብኸመይ ይርኸብ ዝተደለቴ💔
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e 7 месяцев назад
ተባረክ በረከት ሓወይ
@lobleloble1046
@lobleloble1046 7 месяцев назад
ናተይ የለን በረከተይ❤❤
@user-ms7oh6kz1o
@user-ms7oh6kz1o Месяц назад
የቀንየልና በረከት ሓወይ
@user-bx7gm3xh8c
@user-bx7gm3xh8c 7 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና በረከተይ🎉❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 7 месяцев назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
@user-bx7gm3xh8c
@user-bx7gm3xh8c 7 месяцев назад
@@AseTeklberhan እሺ
@NegiHaftiftwti
@NegiHaftiftwti 17 дней назад
ናዓይ ካዓ ብከመይ ብሓደ ጊዜ ክንጥፎኦ ንክእል
@turudyd4721
@turudyd4721 5 месяцев назад
በረከት ሓወይ ሰልክ ዲጠፈአና ብከመይ ኑሮኩ ቦ ንክእል
@user-sh4cw9gt2y
@user-sh4cw9gt2y 4 месяца назад
ሰላም ኢሜል ዝረሳዕናዮ ከመይ ክንገብር ዝሓወይ
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik Месяц назад
ክመለሰለይ ተስፋ ይገብር ከምዘዝበልካኒ ገይረ አለኩ የቀንየልና ብኪየ🎉❤❤
@mebrhitTigray
@mebrhitTigray Месяц назад
የቀንየና በረከት ሐወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 6 месяцев назад
በረከት ሓወይ የቀንየልና ኩቡረይ ናይ imoዝተደለተና ሪኸርዲ እውንimo ስርሐልና ❤ ቢ imo ትሰደለይ ዝነበረት ቢሂወት የላን ብናይ ሰብ እዩ ነይሩ ተሰደለይ ሕጂ ሸዑ ንሾዑ ሪኸርዲ ደሊታቶ ኣትየ ከመይ ገይረ ክምልሶ 😢
@user-yh6zb4sq3w
@user-yh6zb4sq3w 5 месяцев назад
ስልክና ተዓፅዩ ኮድ ዝሓተና እባ ንገረና በረከተይ
@user-hm5vf2yl7k
@user-hm5vf2yl7k 7 месяцев назад
ካልእ ሰብ ዝፀሓፎ ሞ እንድሕር ደምሲስዎ ከ ክምለስ ይክእል ዶ በረከተይ ሓወይ
@-chakur
@-chakur 6 месяцев назад
ሰላም በረከት ሓወይ ሰላም ኻ ይብዛሕ እዙይ ናተይ ዩቱብ ሸር በለለይ 600 እዩ ዘለኒ
@DdDf-e4p
@DdDf-e4p 2 месяца назад
ተጠቂመላ ለባም ሰብ 👍👍👍👍❤️❤️😘
@HdfggHfghjjuyy
@HdfggHfghjjuyy Месяц назад
በረከት ሓወይ መሰጀርይ ከብ 20 ሰከድ ዘይልእክ ኮንኒ ከመይ ገረ ይኮፍቶ
@Maki38916
@Maki38916 6 месяцев назад
የቀንየልና በረኸተይ
@user-gj3bm5kp8m
@user-gj3bm5kp8m 4 месяца назад
በረከት ሓወይ ቅድሚ ናይ ዝደለክዎ ሰብ ምምራፀት ዝድሕርኡ ዘሎ ፅሕፍ ነመፀ ኣብኒ ተገድስካ መልሰለይ ወድነይ
@user-jn1ku7zh2u
@user-jn1ku7zh2u 5 месяцев назад
Abiyuna kemu gerna ms fetena
@user-on3ru6qm4v
@user-on3ru6qm4v 6 месяцев назад
በረክት ዓርከይ እዚ ንክንገብር ብሮሰስ ጀርመን ክሰልጠና እዩ ባአ ብዝከነ ታንክስ ዛዓርከይ ዓርክካ ኤሪትሪን ካብ ስደት እየ❤❤❤❤
@user-jy7oh8hy9q
@user-jy7oh8hy9q 4 месяца назад
ሰላም በረከት ሓወይ ኣብ ፌስቡክ ሰብ ሼር ከምዘይብለልካ ካመይ ጌርካ ትዓፅዮ ትኽእል ልቀቀልና ባ❤❤
@slimhslimh-zz6qu
@slimhslimh-zz6qu 4 месяца назад
አበይ እና ነገንዮ እቲ ዝተመለሰ❤
@HaftoTegray-ez4qv
@HaftoTegray-ez4qv 6 месяцев назад
በረከት ሓወይ መጀመርያ ሰላምክብለካ ናይ ውልቀሰብ መሰንጀር ተደምሲሱ ኩሉ ነጢሩ ክምልሶ ይክእልዶ
@Sami-t2f
@Sami-t2f Месяц назад
ሰላም ዶ ዝሓወይ ናተይ እውን ከም ናትካ ኣጋጢምኒ መለሰ ተረኪብካላ አባ ንገረኒ ኢካ
@SlamaSmieel
@SlamaSmieel 7 месяцев назад
ንከይምለስ ጠቅሊልና ንድምስሶ ተደሊናከ በረከተይ ዘየድልየና ተኮይኑ ጠቅሊልና ንድምስሶ ተደሊና
@user-ri5cv6le5z
@user-ri5cv6le5z 2 месяца назад
ሰላም ሓወየ ግን ልአየ አይሰረሐለይ እስክ ገለ በለን🙏🙏🙏
@akidanvaihs1846
@akidanvaihs1846 6 месяцев назад
❤❤❤ዋወወወወ
@samielsolomun
@samielsolomun 6 месяцев назад
Serihika zeytibelie zey kone tgebr😢😢
@user-wj2ks5lv5p
@user-wj2ks5lv5p 6 месяцев назад
ዝሓወይ❤
@hagosaraya2976
@hagosaraya2976 7 месяцев назад
የቀንየልና ሓውና።ኣነ ሓደ ሕቶ ኣለኒ ኣብ what's up ንዘሎ ኣስማት ኣድ ዝበልክዎ ምድምሳስ ኣብዩኒ እሞ እንታይ ትሕግዘኒ።
@HagosRaya-n2v
@HagosRaya-n2v Месяц назад
በረከት ሓወይ እንግልሽ ምስ ትርጉሙ ከመይ ገይርና ንምሃር ኣብ ሞባይልና እንተልዩ ባ ኣርእየና ዝሓወይ ምዓረይ
@thshdesta1221
@thshdesta1221 2 месяца назад
የቀኒየለይ🥰
@user-bd6xx4fp8c
@user-bd6xx4fp8c 7 месяцев назад
ናይ እሞኽ ኣርእየና ብጀኻ ❤❤❤
@user-xq7ii3qg6r
@user-xq7ii3qg6r 7 месяцев назад
ናይ ዋትስኣብን ኢሞን ኣሪአና ዝሓወይ ደሞ ክብረት ይሃበልና❤
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 4 месяца назад
በርከተይ
@user-ls3li8tz5j
@user-ls3li8tz5j 2 месяца назад
ብሩኽ ሓወይ ደልየካ ነይረ ብዉሽጢ በምንታይ ክረክበካ ይኽእል
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 4 месяца назад
ለባመይ ፈሰቡኮ ከመይ ገይርካ ይድመሰሰ መሉኡ ብሙሉኡ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እንካ ልቢ ዋ ❤❤❤❤😂 በጃካ ከይትገድፈኒ
@fyu7tt457
@fyu7tt457 9 дней назад
❤❤
@user-il4yn6dh3i
@user-il4yn6dh3i Месяц назад
ሰላም ሓወይ ቢድዮ ብከመይ ንቀድሕ ብመሰንጀር ኣርእየኒ እባ
@GenetAsemhin
@GenetAsemhin 6 месяцев назад
የቀንየለይይ በረከት ❤❤
@user-bf3zr3fj8k
@user-bf3zr3fj8k 2 месяца назад
ኣቢናኮ በረከት ሓወይ❤❤❤
@Sami-t2f
@Sami-t2f Месяц назад
ሰላም ዶ በረከት ሓወይ ኣነስ ናይትዝደለኩዎ ሰብ ምምፃእ ኣቢኒ ብከመይ ክረክቦ ይክእል
@user-jh1tf5ck5p
@user-jh1tf5ck5p 5 месяцев назад
ተባረ ክ ባረከት ሓወ ይ
@Helen-zo9xb
@Helen-zo9xb 7 месяцев назад
በረከት ሓወይ piless ከይትዘላ ኮሜተይ ኣብ መስመር ከለና online ከለናስ ኩሉ ናተጠቀምና ንኣብነት ኢሞ online ከምዘይኣለኩ ወይ መሰንጀር online ከምዘይኣለኩ መዕፀዊ ሸበካ ባ ስርሐልና ቅድም ይጥቀም ኢሞ ናተጠቀምኩ መሰንጀር መስመር ከምዘይዘለኩ ይገብሮ ነይረ ነይረ ለሚ ጠፊኡኒ ንገረና
@user-ww8yn9cd4h
@user-ww8yn9cd4h 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@user-jy2xc6ng1n
@user-jy2xc6ng1n 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Romeno_
@Romeno_ 5 месяцев назад
ኣበይ ንረክቦ ሹዑ ኸ
@user-kb9xh3nq7e
@user-kb9xh3nq7e Месяц назад
❤❤🎉🎉
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u 7 месяцев назад
የቀንየለይይ በረከት ሓወይ
@haftidegen
@haftidegen 4 месяца назад
ሰላምካ ይብዛሕ በረከት ሓወይ ኣብ መሰንጀር ከይድውለልና ዝዓፀናዮ ከ ከመይ ገይርካ ይምለይ ተገዲስካ መልሰለይ ምስ ይቅሬታ
@user-zf6dy4zz3f
@user-zf6dy4zz3f Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rfduv1457
@rfduv1457 6 месяцев назад
ለባመይ❤❤
@mielawitGrmay
@mielawitGrmay 6 месяцев назад
Kbur hawey tnx more for help us i have question eti msg bkal seb ane zxhafkuwo zeymexo axini yu zelo so kemey giere kkefto ykl please tegediska melseley
@emebetእሙ
@emebetእሙ 6 месяцев назад
ናይ ኩሉ ዝደምሰስናዩ ድዩ ዝመፅእ ናይ ሓደ ሰብ ዝተፀሓሕፍናዮ እኮ መሲሉኒ ንሱ ከመይ ጌርና ንመልሶ በረከት እዚአ ባ መልሰልና አብ inbox ዝተፀሓሓፍናዮ ዝተደምሰሰ ከመይ ጌርና ንምልሶ
@AfFh-s7w
@AfFh-s7w 3 дня назад
በዛ ኣገዳሲት ሓበሬታ ሳብስክራይብ ኢለካ ኣለኹ
@AdeyHalaley
@AdeyHalaley 6 месяцев назад
ዋውውውው ካብ ልበይ እየ ዘመስግነካ
@yonasMezgebo
@yonasMezgebo 5 месяцев назад
Selam zahawey ab messenger ad zbelnuna zdeletnayo nrokbodo habreni ba bejaka brazenly
@tadkan-6576
@tadkan-6576 6 месяцев назад
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 5 месяцев назад
እናመስግናለን 🙏👊✊🤲✌️👌🤜🤛💪
@user-ek8yj4pq9u
@user-ek8yj4pq9u 6 месяцев назад
ኣብ መጠረሽታ ምስ በፃሕኩ create files ትብል ሃሳስ ኮይና ኣብያትኒ 😢
@user-xw2nv9ii4s
@user-xw2nv9ii4s 6 месяцев назад
ዋላ ኣነ ካምኡ ኢልኒ እሰይ እውን ኣይደልን😂😂😂
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 5 месяцев назад
Nay imo zitedemsese bikemey timelso eba ariena Bereket ❤❤
@user-qh4gm7nv7m
@user-qh4gm7nv7m 7 месяцев назад
የቀንየለይይ በረት ሓወይ
@nardosphilipos1278
@nardosphilipos1278 6 месяцев назад
Bro keythalfeni plz kdmi hji face book krfite niere code nata resieya kalie awxie emo hji kkefta ykl do neaa bejaka melseley tegediska ❤❤❤
@gggds3377
@gggds3377 6 месяцев назад
እናመሳግናለነ ወንድም
@AffectionateLunarModule-yj2cl
@AffectionateLunarModule-yj2cl 7 месяцев назад
ናይ ኢሞ ስርሐልና ቢኪ😘❤
@fronifroni7773
@fronifroni7773 7 месяцев назад
ንዓይስ አቢኒ አብ ናይ መወዳእታ ኮፒተር ክፈቲ ኢሉኒ ዘርከበ 😂 ብኪየ ♥️ጎቦዝ
@user-xw2nv9ii4s
@user-xw2nv9ii4s 6 месяцев назад
ዋላ ንዓይ ኣውይኒ😅
@ffff8192
@ffff8192 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@LOGA-zo1ni
@LOGA-zo1ni 7 месяцев назад
ዋይ ውዕሎ መዓልቸቲ
@EyerusBerhan192
@EyerusBerhan192 6 месяцев назад
🥰🥰🥰🥰🥰
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 5 месяцев назад
ክቡር ሓዉና❤
@sebmukaney7494
@sebmukaney7494 5 месяцев назад
Selam bereket hawey kemey tkewn qdmi werhi kemu giereyo ksab hji aytemelesen gn
@user-bg3wt5sp1u
@user-bg3wt5sp1u 7 месяцев назад
Kemey geyrna mesenGer ztxehafnayo kndlto nkel halal seb❤
@user-ld1gp2ei3w
@user-ld1gp2ei3w 7 месяцев назад
ጅግና❤❤❤❤
@aligeygeltagry5122
@aligeygeltagry5122 6 месяцев назад
❤❤❤🙏🥰
@SuadMohammed-vj7so
@SuadMohammed-vj7so Месяц назад
Hi.kemey.gerna.mobaylina.god.ngebrelu
@DmcskgDkgmsnf
@DmcskgDkgmsnf 12 дней назад
Bereket selam mesenger tetelife
@user-sg5gy6pg8i
@user-sg5gy6pg8i 6 месяцев назад
hawey tegdeska eba melselay eba Cod nay fesbuk bekmey neflto
@FgFg-dg6ej
@FgFg-dg6ej 7 месяцев назад
የኔ ወንድሜ💋❤❤❤
@biliitemelso2569
@biliitemelso2569 6 месяцев назад
Thanks 🙏 🙏 🙏 and nice job my brother
@SamiraSamira-zn4su
@SamiraSamira-zn4su 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ggfhgggh3018
@ggfhgggh3018 5 месяцев назад
ሰላም በረከት ሓወይ ከመይ ኣለኻ ብዓልቲ ስብኣይ እየ ኣነ ግን ስብኣይኪ ምስ ማሓዛኺ ርክብ ኣለዎ እዮ ይብለኒ ሰብ ግን ኣነ ክኣምን ኣይካኣልኩን ክኣምን ምእታን ፈስብኩ ክጠልፎ ደልየ በጃኻ ኣሪእኒ ብዓይነይ ሪእ ክኣምን ምእታን ❤❤🙏🙏
@user-mv1qv8ut7b
@user-mv1qv8ut7b 5 месяцев назад
ዋውውውውው❤❤❤
@EyerusBerhan192
@EyerusBerhan192 6 месяцев назад
ሰላም ሰላም በርከት ሓወይ ደምረኒ ተዓፅዩኒ ዋ
@lilikonjo9759
@lilikonjo9759 7 месяцев назад
Thanks for sharing
@abraha21
@abraha21 7 месяцев назад
Thanks for watching!
@Jerigalhaylish-is5ox
@Jerigalhaylish-is5ox 7 месяцев назад
በረከት ሓወይ ፖስወርዲ ናይ ፈስቡክ ኣበይ ይርከብ ኣርእየና ❤❤😢
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh 7 месяцев назад
ከሪአኪ እየ ባዕለይይ😮
@Jerigalhaylish-is5ox
@Jerigalhaylish-is5ox 7 месяцев назад
ok areyni❤😊
@TesfayeGirmay
@TesfayeGirmay 5 месяцев назад
rayt aymetsenn bereket hawey
@yordigebr985
@yordigebr985 7 месяцев назад
በኪየ ሓወይ ኣብ ቲክቴክ ዘሎ ቭድዮ ከመይ ገይርና ክንሓብኦ ንክእል ❤💚
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 7 месяцев назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
@AberaGebru
@AberaGebru 2 месяца назад
ክመፅእ አይካአለን
@user-ls2jk1ui1i
@user-ls2jk1ui1i 7 месяцев назад
እሺ ቤክየ❤❤❤❤❤❤❤
@user-oz9wb7dg3n
@user-oz9wb7dg3n 6 месяцев назад
በረከት ሓወይ ብማርያም ኢሞ ደምፂ ተዓፅኒ እሞ ንገረኒ እባ ግን ይቅርታ
@user-bb9hh9ti7v
@user-bb9hh9ti7v Месяц назад
ኣነ ግን ኣይሰርሕን ኢሉኒ እዩ😢
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 7 месяцев назад
በኪ ብዙሕ ግዜ ጠይቀካ በጃካ እባ መልሰለይ ኣብ ማስንጀር ዝተፀሓሓፍናዮ ብከመይ ክንድልቶ ንክእል ማለት ሓደ ብሓደ ዘይኮነስ ኩሉ ብሓደ ግዜ ኣብቲ ናትና ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ዝፀሓፍናሉ ሰብ እውን እቲ ፅሑፋትና ድሌት ክኮን ይክእልዶ ? ንኣብነት ኣብ ኢሞ ድሌት ኣካውንት ኢልካ ሓድሽ ኣካውንት ክትከፍት ከለካ ኩሉ እቲ ኣብ ኢሞ ነበረ ማሰጃት እዩ ዝጠፍእ ዋላ ኣብቶም ኣዕርክትናለ ይጠፍእ ኣብ ማስንጀርከ ይከኣልዶ ?
Далее
Cleaning🤣 #shorts #トイキッズ
00:18
Просмотров 8 млн
ናይ መሰንጀር ፁሑፉ ዴሌት
3:19
Просмотров 6 тыс.
Cleaning🤣 #shorts #トイキッズ
00:18
Просмотров 8 млн