Тёмный

ናይ ስሕበት ሕጊ ተጠቒምካ ሓዳርካን ጥዕናኻን ክትጽግን ትኽእል ኢኻ!! ኣሰልጣኒ ስነ-ልቦና ረድኢ ገብረስላሰ/ Part 1 

DREAMBIG MEHARI CHANNEL
Подписаться 8 тыс.
Просмотров 2,2 тыс.
50% 1

ናይ ስሕበት ሕጊ ተጠቒምካ ሓዳርካን ጥዕናኻን ክትጽግን ትኽእል ኢኻ!!
ኣሰልጣኒ ስነ-ልቦና ረድኢ ገብረስላሰ/ What is Law of attraction?
ንስኻ ውጽኢት ኣተሓሳስባኻ ኢኻ።
ከምቲ ካልኦት ክገብሩልካ እትደልዮ፣ ንኻልኦት ከምኡ ግበረሎም።
ክገብሮ ይኽእል'የን፣ ክገብሮ ኣይክእልን'የን እንተኢልካን ክልቲኡ ቅኑዕ ኣለኻ።
ኣብ’ዚ ዝቕጽል ቪድዮ፣ ምስ ኣሰልጣኒ ስነልቦና ረድኢ ገብረስላሰ @smkitum2721 ዝገበርናዮ ኣብ ናይ ስሕበት ሕጊ ዘተኮረ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብ'ዚ ዕላል ኣዝዮም ክጠቕሙኹም ዝኽእሉ ነጥብታት ብምልዓል ቀሪቡ ኣሎ።። ነዞም ኣገባባት ንምኽታል፣ እቲ ጉዕዞ ኣዝዩ ብርቱዕ ክመስል ይኽእል እዩ፡ ግን ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር፣ ነፍሲ ወከፍ ዓቢ ጉዕዞ ብንእሽቶ ስጉምቲ እዩ ዝጅምር። ስለዚ፡ ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉው ኩን።
@dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar ‪@smkitum2721‬

Опубликовано:

 

7 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 17   
Далее
ሕጊ ስሕበት|| law of attraction
1:59:31
Просмотров 2,7 тыс.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 843 тыс.
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
Просмотров 477 тыс.