ናይ ባህሪ ለውጢ ምንጪ ሓጎስ ሰላም ዓወት ዕግበት እዩ new eritrean Motivation
ንኣእምሮይ ብሓዱሽ ኣገባብ ክመልኦ ምስ ጀመርኩ ናይ ባህሪ ለውጢ ብምግባር ሓጎስን ሰላምን ረኽበ ( When I started doing this, I found joy and peace)
#TigrignaMotivation
#lbonamedia
#tigrignamotivationalvideo
#ምሕላውኣእምሮ
#ናይባህሪለውጢ
#ምምሕያሽባህርንልምድን፣
ብዝተፈላለየ ምኽንያት ህይወት ሰልችያትናን ተስፋ ቆርጽና ክንከውን ንኽእል እና። ሓዱሽ ተስፋን መንፈስን ሰንቕና ምቁር ህይወት ክንመርሕ ብቐዳምነት ብዛዕባ ነብስና ጽቡቕ ክስመዓና ይግባእ። ነዚ ክንገብር ዘኽእለና ብሉጽ ሜላ ድማ ብቐጻሊ ብዛዕባ ነብስና ምስ ገዛእ ርእስና ብቐጻሊ ጽቡቕ ቃላት ተጠቕምና ክንዛራረብ ኣለና። ልክዕ ከምቲ ምስ ካልእ ሰባት ንዛራረቦ፡ኣብ ቅድሚ መስትያት ኮይና ነዞም ኣብዛ ቭድዮ ንሰምዕም ቃላት ክንደጋግሞም ኣለና።
እዛ ቭድዮ ብቐጻሊ እንተሰምዕኹማ ኣብ ህይወትኩም ጽቡቕ ለውጢ ከተምጽኣልኩም እያ፡ግን ደጋግምና ክንሰምዓ ኣለና ውጽእት ክንረኽበላ። ጽቡቓት ቃላት ተጠቕምና ምስ ነብስና ምዝርራብ ኣብ ውሽጥና ሰላምን ምርግጋእን ኣንግሱ ርእሰ ትኣማንነትና ኣበርኹ ዕዉትን ሕጉስን ክንከውን ይሕግዘና።
kinfe.musie
© Copyright: Lbona Media
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
3 окт 2024