Тёмный

ንሃገሩ ዝሞተ ጅግና'ዶ ወይስ ጸረ ህዝቡ'ዩ? 

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

#alenawaltahager #alenarecords #Diletmedia #Dawittv #sebnkunmedia #mikitv #solomedia #zenatigrigna #eritv #G.drar #eritreancomedy #eritreanmovie2022 #eritrea #seifufantahun #sebnkunmedia #mozaykbahli #sayet #ella
#Eritreamovie #Eritreanmusic #Eritreanmovie2023 #neweritreanmovie2023 #Eritreanorthodoxmezmur #
Join this channel to get access to perks:
/ @buferi
enjoy and subscribe now at BUFE TV
BUFE TV brings GENERAL KNOWLEDGE and entertainment contents .
* ቡፌ ቲቪ ሓፈሻዊ ፍልጠት ዘቕስሙን ታሪኽ ዝድህስሱን ዘዘናግዑን ኣገደስቲ መደባት ናባኹም ዘብጽሕ ቻነል'ዩ።ሳብስክራይብ ብምግባር ከተዕብዩዎ ብትሕትና ንሓትት።
© copyright: BUFE TV. Any unauthiorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid :
#newertireamusic
#ertireamusic
#ertitreamusic
subscribe ‪@BUFERI‬

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 30   
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Год назад
ተላ ባይሩ ግን ከይሓሰበ ንህዝቡ ከቀይምከ ንምንታ ምስ ጃንሆይ ተሳማመዐ? ሃገር ብዓባያ ምስኡ እናሃለወት ንምንታይ ኣብ ጣዕሳ ስጋብ ዝወድቅ ተጓዕዘ እዚ ፈትዩ ዝገበሮ ዳሕራይ ከም ድሌቱ ክእዝዝ ከምዘይክእል ፈሊጡ እዩ ተጣዒሱ ምበር ንኤርትራ ኣሕሊፉ ብምሃቡ ኣይኮነን ተጣዒሱ። ስለዚ ንህዝቡ ስለ ዘቀየመ ጥራይኳ ከዳዕ እምበር ጀግና ኣይብሎኔ። ንሃገሩ ተሰዊኡ ክባሃል እንተኾይኑ ሃገረይ ምስ ኢትዮጵያ ኣይትሕወስንያ ኢሉ ተዝኸውን ተቀቲሉ ግን ጅግና ስዉእ ዉፉይ መልክዎ ኣነ ብሪእይቶይ የመስግነካ። ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤🎉❤🎉❤!!!
@NimuNimrad
@NimuNimrad 8 месяцев назад
ዓዶም ገዲፎም ንኢትዮጲያ ዘገልገሉ ኩሎም ተጠቒሞም እዮም ቀንጺሎሞም። ዕሱብ ሙዃን እዚ እዩ ትርፉ፡ ታሪኽ ይድገም ምህላዉ የሕዝነካ። ታሪኽ ከተጸባብዉ ኣይትፈትኑ።
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 Год назад
እቲ ታሪኽ ዳርጋ 80% ጽቡቕ ኣሎ ጀ/ ተድላ ዑቕቢት ጦር ሰራዊት ናብ ኤርትራ ምስ ኣተዉን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ግፍዕታት ክፍጽሙ ምስ ጀመሩ፡ ጀ/ተድላ ናብ ህይለስላሴ ደብዳቤ ሰዲዶ ገለ ካብቲ ኣብዳብዳብኡ ዘስፈሮ" ንጉስ ጦር ሰራዊት ህዝቢ የጋፍዕን የባሳብስን ኣሎ ደው ከብልዎ ኣዝዙ ተዘይኰነ ግን ከም ፖሊስ ንህዝብና ክንከላኸለሉ ኢና..." ዝብል ነይርዎ ግን ሓደ መብዛሕትና ዘይንፈልጦ ታሪኽ ኣሎ ኣብ መንጎ ንጉስን ጀ/ተድላን ንሱ ከኣ ነውሕ እዩ ግን ንእሽቶ ሰው ከብለልኩም ንጉስ ኢትዮ. ናብ ኣኼባ ምስ ከዱ ኣዛዚ ፖሊስ ኢትዮ። ዝነበረ ድሕሪ። ካብ ናይ ዕዲ እንግሊዝ ስልጥና ምስ ተመልሰ ካብ ኣዛዚ ፖሊስ ኢትዮ። ናብ ደቡብ ኢትዮ ዘርሓቕዎ ኣዚዮም ዝፈርህዎ ዝነበሩ ጀ . መንግስቱ ንዋዩ ዕልዋመንግስቲ ተገይርሎም ሽዑኣብ ኢትዮ. ብዙሕ ሰብ ሃሊቑ። ካብ ኣኼባ ናይ ሞሮኮ ንጉስ ናብ ሃገረይ ኢሎም ተበጊሶም ግን ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም ብሕቡእ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ኣትዮም ጀ/ተድላ ተቕቢሉዎም። እቲ ኣብ ኣ.ኣበባ ዝነበረ ናዕቢ ሃዲኡ። ንንጉስ ሓደ መኽሪ መኺሩዎም "ንጉስ ከምዚ መዓልቲ ስዓት ክንድዚ ኣብ ቦሌ ምዕርፎ ነፈርቲ ክኣትዉ ስለ ዝኰኑ ኩሉ ንግስ ንምቕባል ናብ ቦሌ ይውጻእ ዘይ ወጸ ከም ጸላኢ ንጉስ ክርአ እዩ" እዚ ኣብ ኣድስ ኣበባ ካብጫፍ ንጫፍ ተኣውጁ ። ሽዑ ጅ.ተድላ ምሽ እሙናት መኮነናት ታሊስ ብምምኽኻር ንንጉስ ሒዙ ብመኪና ካብ ኣስመራ ኣ.ኣበባ ልክዕ በታ ንጉስ ክኣትውላ ዝተኣወጀት መዓልቲ ኩሉ ህዝቢ ንጉስ ክቕበል ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣእቲይዎም ። ነቲ ንጉስ ክቕበል ቦሌ ዝወጸ ህዝቢ ንጉስ ኣብ ዝፋኖም ኣለዉ ሰላብ በሉ ተባሂሉ ሰብ ሰንቢዱ ብከመይ ምስተባህለ " ናይ ስላሴ መለኮት ስለ ዘአዎም " ተባሂሉ እታ ወርቃዊት ሽጉጥ ከኣ ናይዚ ስርሒት ጻማእያ ነይራ። ስለዚ ጀ.ተድላ ከምቲ ዝበልኩኩም ንንጉስ ብዛዕባ ጦር ሰራዊት ደብዳቤ ሰዲዱሎም ። ንጉስ ደብዳቤ ምስተ ነበ ዘን ኢሎም "እዚ እቲ ጨንቒ ኩሎ እዃ ናብ ዝፈነይ ከእትወኒ ዘይ ጨነቖስ ካብ ዝፋነይ ከውርደኒ ድኣ ከመይ ዘይቀለሉ" ብምባን ምስቶም ኣብ ፈረንሳን ኢንግሊዝን ዝሰልጠኑ መኰነናቶም ብምምካር ናብ ጅ.ተድላ ብዛዕባ እዚጉዳይ ዝዘራረቡ ሰባት ካብ ንጉስ ክላኣኩ ምኳኖም ኩሉ እቲ ዘተውን ብኣካ ክምራሕ ማለት (ብጀ.ተድላ) ሽዑ ብዙሓት ኣዘዝቲ ፖሊስ ግደፍ ኢሎሞ ኣብዩ። እቶም ሰባት ካብ ንጉስ ዝተላእኩ ግን ሳይለንሰር ሽጉጥ ሒዞም እትዮም ቀቲሎሞ ምስ ባዕሉ ንክብሃል ብናቱ ሽጉጥ ተኲሶም። እቲ ታሪኽ ኣዚዩ ነውሕ እዩ። ነዚ ታሪኽን ካልእ ብዙሕ ታሪኽን ዘዕለለኑኒ ነፍሰሄር ኣቦይ መንግስታብ ኣበድ ካብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ዃላ ቁስሞ- ደንጎሎ ( ሸኻ እያሞ) እዮም ።
@merhawiandom5324
@merhawiandom5324 Год назад
ተጋጊካ ዝዓርከይ ተደላ ዑቅቢት ንህዝቢ ኤርትራ ተከላኪሉ ኣይፈልጥን እዩ እታ ወርቃዊት ሽጉጥ ናይ ዮናታን ዝተባህለ ወዱ ን ሃይለስላሰ እያ ብከመይ ናብ ተደላ ዑቅቢት ከይዳ እንተ ኢልካኒ በቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብትእዛዝ ሃይለስላሰ ዘውርዶ ዝነበረ ግፍዕታት ከም ግንዖ ተዋሂባቶ እቲ ስለ ዝተቃወመ እዮም ቀንጺሎሞ ዝበልካያ ካኣ ጌጋ ኣለካ መቀንጸሊኡ መክንያት ካኣ ንህዝቢ ዘይ ኮነ ምእንቲ ሓላፍነቱ ስለ ዝተቃወመ እዩ
@danieljani3383
@danieljani3383 6 месяцев назад
ን ተላ ጅግና ተኮይኑ ጀጋኑ የለዉን ማለት ኢዩ ንወላዲት ሃገሩ ኣሕሊፉ ዝሃበ ከዳዕ ኢዩ ክንደይ መንእስይ ዝበልዐ ሰብ ኢዩ ኣብ ኣጋ ምማቱ ናብ ሕዝቢ ከምዚ ተገበረ ተጣዒሱ ዘይ ኮነ ተጠቂሞሙሉ ከም ዝኮነ ምስ ፈለጠ ኢዩ ባስታርዶ ክዝንቶ ከማን ኣይነበሮን ከምዚ ዝጠለመካ ወይ ዝክሓደካ ሰብ መመሰሊ ተላ ዑቅቢት ክብሃል ኔርዎ ሃይለስላሴ ሓይኩ ረሽንዎ
@davidyeh91
@davidyeh91 Год назад
መዓስን ኣበይን እዋን እዩሞ ብረቱ ናብ ጸላኢ ጠውዩ ዝተጠቀመላ ምእንቲ ኤርትራ ወዲቑ ክንብሎ። ንዓይ ተላ ዑቕቢት ኢትዮጵያዊ ኮይኑ ንቢሩ ኢትዮጵያዊ ኮይኑ ሞይቱ።
@NimuNimrad
@NimuNimrad 8 месяцев назад
ጸረ ኤርትራውነት እዩ እዚ ሰብ።
@dejengebrhiwet4280
@dejengebrhiwet4280 9 месяцев назад
Bzaeba biteweded asfaha weldemichael kea aqrbelna kubur haw!
@tekestean
@tekestean Год назад
እወ ጄኔራል ተላ እቲ ብፖርላማ ፈደረሽን ምፍራሰ ዘይምቅባሉን ነቶም መኮንነት አኪቡ አንድነት አይንቅበልን ምባሉ ተስፋሀንስ በርሄ ሐስዩ ወታደራት ኢትዮጵያ ቀቲሎሞ ከብቅዑ ከምቲ ልሙድ ሐሶቶም ባዕሉ መይቱ ኢሎም ስለዚ ባዕሉ አይመተ ከምኡው ቴሌፎን ሐገዝ ንከይረክብን ሰብ ንከይሕግዞን ሰብ ንከይፈልጥን ቴሌፎን ቆሪጾሞ እዚ ጅግና ጄነራል ይብሀል እንበር
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Год назад
BUFE ብሓቂ ተቓምን መሃርን መደባት። ክብረት ይሃበልና !!
@meharitedros4196
@meharitedros4196 9 месяцев назад
ኣይፋልካን ! ክንደይ ዓያሹ ኣባሓጎታት'ውን ነይሮምና እዮም ኣይንዘንግዕ። ሃገር ብዓባያ ንኢትዮጲያ የሕሊፎም ከምዝሃቡዋ ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ ። ብ/ጀነራል ተድላ ዑቕቢት ድማ ሓደ ካብኦም እዮም ። ሕጂ ዘይታሪኾም ኣይንለጥፈሎም ።ደሓር ተጣዒሶም ዝበሃል ታሪኽ እንታይ ክዓብስ ሃገር ግንዖ ተረኺባ ያኢ ጸረግቲ መንገዲ ኮይኖም ኣገልጊሎም እዮም። ኣስተሊሞማ ። ሃይለስላሰ ዝያዳ ዝደፍኣሉ'ውን ከምኦም መሳርሒ ሒዙ እዩ ። ስለዚ ህዝቦም የሕሊፎም ካብ ዝሃቡ ሓደ እዮም ።ተላ ባይሩ በል: ተድላ ዑቕቢት ኩሎም ሓደ እዮም። ጽቡቕ ስም የብሎምን ዓርከተይ። ገለ ናይቲ እዋን ጌጋ ኣባሓጎታትና ድሒሩ ዝሰዓበ 30 ዓመት ኣቦታትና ዋጋ ከፊሎምሉ ። እቲ ገለ ጌጋታት ኣብሓጎታትናስ ምስቲ ዘበኖም ደረጃ ንቕሓት ኢልናኴ ነመኻንየሎም ። ገደደ ናይ ሎሚ ሓዊ ዝኣፎም ብግሉጽ ንሃገር ዝጣልዑላ ።
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Год назад
ኣጆኳ ንፋዕ መደብካ ማሃሪ እዩ ኩሉ ኤርትራዊ ታሪኽ ኣቦታትና ኪፈልጡ ኤርትራ ንምንታያ ኣብ መግዛእቲ ኣታያ እንታይ ቀዳድ ስለዝረኸበ ኢዩ ሃይለስላሴ ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ን ሃጠራውያን ከዳዓትን ከ ብኸመይ እዮም ሃገር ኣሕሊፎም ሂቦም ኣጠዳሲ መልእኽቲ ይመስለኒ።
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 9 месяцев назад
Ane dgermen dolo iedher da nhale selasey deudgfom etda neru nmetay yktluwo hayle selase neritrean afedrercn demhder denber neruyu tela ukubet nay wothdraw merhi neru dterdan zenzuway
@Akriyawi
@Akriyawi 9 месяцев назад
Wow thank you bro betami keflta delye zenberku tarik ja kexlo man
@ambesagerzeregabr3059
@ambesagerzeregabr3059 Год назад
Selam bmejemerta bmksal ezi tgebro zeleka keslo eye kbleka zdeli mknyatu nkuluna tekami eyu ab medemdemta hanti hager hade hzbi
@merhawiwldeslasie6857
@merhawiwldeslasie6857 3 месяца назад
ካብ ስዋኣትና ኣይፍለዩን ዮም።
@yacobberhe113
@yacobberhe113 Год назад
ሰላም አዳላዊ BUFE TV ብጣእሚ ጽቡቅ መደብ ናይ ኢርትራ ናይ ተጋሩን ህውነት ትብሃል ነገር በጃካ አረዳኒ እንታይ እዩ ርክብና የቀንየለይ
@BUFERI
@BUFERI Год назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-O794UWoNePY.html
@HAREGU1
@HAREGU1 Год назад
💯 Great 👍 job 👏 keep ❤️ it 🇪🇷 up ♥️ good 💐 job 💯👍👏❤️🇪🇷♥️💐🌾🤍🇪🇷🌼🕊️ Thank 🌾 you 💯💯💯♥️🇪🇷💯
@berhekibrom9911
@berhekibrom9911 8 месяцев назад
Btelefon bkeney knrekbeka nkel
@sawiyemane9113
@sawiyemane9113 Год назад
ጽቡቕ መደብ እዩ፡ ቀጽሉ!
@abrehetweldemaryam7339
@abrehetweldemaryam7339 Год назад
Selam neakum deqi ereay mearey btami des zebel tehzto you nqexaly ketetebabeu ab gonekum alena ❤️qexile nay Sewue Asgedom Weldemaryam Wedi Amaa tarik hiwetu teteqerebelna des mebeleni Abzi qereba ewan zetesewea Tegadalay maletey u
@lucchi3902
@lucchi3902 Год назад
Selam wedi eri xbuki medeb kexlo ❤🇪🇷❤🇪🇷👍
@amanuelmesfin9845
@amanuelmesfin9845 Год назад
ጂግና ኢዩ ኢዚ ሀቂ ጂግና
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Год назад
My father was in the police force in Agip that time. He told me that he believes it was an assassination. Thanks for this
@amankidane4271
@amankidane4271 9 месяцев назад
ከምዞም ኣድጊ ንሓመዱ እዮም ኔሮም ኣይጠቅሙ ኣይጎድኡ
@ahmedabdurrezak9702
@ahmedabdurrezak9702 Год назад
I have different information. Try to contact me. Regards.
@BUFERI
@BUFERI Год назад
Ok text me ,eritreaeru21@gmail.com
@berhekibrom9911
@berhekibrom9911 8 месяцев назад
Abey hager tnebr
@berhekibrom9911
@berhekibrom9911 8 месяцев назад
Medebka teqami haberita alewo buf
Далее
Barno
00:22
Просмотров 749 тыс.
Катаю тележки  🛒
08:48
Просмотров 597 тыс.
100 Identical Twins Fight For $250,000
35:40
Просмотров 54 млн
Barno
00:22
Просмотров 749 тыс.