Тёмный

ንሰብ ዕዉት ዝገብርዎ 10 ብሉጻት ባህርያት part 2 (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)  

Lbona media
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 4,4 тыс.
50% 1

ንሰብ ዕዉት ዝገብርዎ 10 ብሉጻት ባህርያት-10 QUALITIES THAT MAKE A PERSON SUCCESSFUL(Motivational True story) ዝብል እዩ።
ብቐዳምነት ግና ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
እዛ ቭድዮ ማለት ንሰብ ዕዉት ዝገብርዎ 10 ብሉጻት ባህርያት-10 QUALITIES THAT MAKE A PERSON SUCCESSFUL (Tigrigna motivation ) ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ድማ ተስፋ ይገብር።
ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ዕድላት ምፍጣርን ምሕጋዝን እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ እዮም። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ኣብ ህይወትና ዘጋጥመና።
ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር እዩ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ናይ ሓባር ዓወት ፣ ናይ ሓባር ሓጎስ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእሎይ ኣቐድመ ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 35   
Далее
Дежавю, прескевю и жамевю!
00:59
Просмотров 122 тыс.
Новый уровень твоей сосиски
00:33
ተስፋ ምቑራጽ
3:09:51
Просмотров 1,4 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн