Тёмный

ንሱ ተንሲኡ እዩ፤ 

Superbook Tigrinya
Подписаться 9 тыс.
Просмотров 95 тыс.
50% 1

ውሰድ ኣብ መንጎ ኣደን ወድን ዘሎ ርክብ ክቡር እዩ። ክሪስ ምስ ኣዲኡ ፌቤን ይቋየቝ ስለ ዘሎ ን11 ዓመት ንትምኒታ ከም ዘይኣኽበረ እዩ ዘርኢ ዘሎ። ብሉጽ መጽሓፍ ኣብ ኣዝዩ ፍሉይ ፍጻመ ፡ንክሪስ ፡ ጆይ ፡ ጂዝሞ ከምኡ እውን ፌቤን ብግዜኡ ወሰደቶም ኸመይሲ፡ ማርያም ኣደ ኢየሱስ ኣብ ኣዝዩ ፈታኒ እዋን እዮም ረኺቦማ ንሱ ከኣ ስቅለት ወዳ እዩ። ኣብቲ ኢየሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ እተራእየሉ ዘደንጹ ፍጻመታት፡ ማለት ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ ኣብ እተጓዕዘሉ እዋን፡ ናብ ጎልጎልታ ክስቀልን ኣብ መወዳእታ ከኣ ናብ ክብሪ ትንሳኤ ኽበጽሕን ከሎ፡ ክሪስ ነቲ ማርያም ንወዳ ዝነበራ ተወፋይነትን ነቲ ኢየሱስ ንኣዲኡ ዝነበሮ ፍቕርን፡ ኣብቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ መደብ እውን እንተ ኰነ ርእይዎ እዩ። ክሪስ ንኣዲኡ ምስ ማርያም ክርእያ ከሎ፡ ንኣዲኡ ዘለዎ ኣኽብሮት ይዓቢ እዩ። ብሉጽ መጽሓፍ ኣብ መወዳእታ ነታ ስድራ ቤት ናብዚ ሕጂ ዘላቶ ኽትምለሳ ከላ ፡ ፌቤ ብተኣምራዊ መገዲ ብዛዕባ እቲ ጕዕዞ ኣይሓሰበትን ፣ ክሪስ ግን ዝተቐየረ ውላድ ኮነ። ንቘየቛኦም ይቕረታ ሓቲቱ ንኣዕሩኹ ሙዚቃ ኣብ ክንዲ ዝሰምዖም ከም ትምኒታ ኣብ ስድራ ቤታ ኽትካፈል ከም ዝደሊ ነገራ።

Опубликовано:

 

17 янв 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
Далее
ጉድጓድ ኣናብስ!
26:40
Просмотров 115 тыс.
ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ!
26:41
Просмотров 89 тыс.
Аушев, Путин, «пощечина»
00:56
Просмотров 803 тыс.
a hornet bit me on the nose 👃😂
00:16
Просмотров 2,6 млн
Китайка и Зеленый Слайм😂😆
00:20
ጒዕዞ እቲ ንግደት The Pilgrim s Progress
1:48:09
ህዝበይ ይኺዱ ሕደጎም፤
26:40
Просмотров 85 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн
ነዞም
26:40
Просмотров 125 тыс.
ናይ መወዳእታ ድራር፤
26:40
Просмотров 67 тыс.
መገዲ ደማስቆ፤
26:41
Просмотров 79 тыс.
Аушев, Путин, «пощечина»
00:56
Просмотров 803 тыс.