Тёмный

ንስነ ጥበበኛ ርእሶም ተ/ብርሃን ( ባራክዮ )እንታይ ገጠሞ # New Eritrean Video 2024 

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Подписаться 96 тыс.
Просмотров 118 тыс.
50% 1

ንስነ ጥበበኛ ርእሶም ተ ብርሃን (ባራክዮ) እንታይ ገጠሞ
• ምሩቕ ዝበጽሖ # New Eritre...
• ትወልድ’ያ ኢሉ ዝሓስብ ኣይነበረን ...
• ኣበየናይ ዘመን ኢና በጺሕና # Ne...
• ካብ ዘይተበርበረ ታሪኽና ንመጀመርያ...
• ዕላል ምስ ኣባዲት ኣብ እንዳ ሓዘን...
• ኣብ’ዚ እንሄ ዘደንቕ ዕላል !! ኣ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ጽ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ...
• መስተንክራዊ ቆልዓ # New Erit...
@HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV

Опубликовано:

 

27 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@tsegino5553
@tsegino5553 2 дня назад
ኣቦና ወዲ በራክዮ ሓገዝ ዘድለይ እንተ ኮይኑ ኣጆኻ we can du ደቅኻ ኣለናካ ህዝብኻ ❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@user-mp8pd3pe5b
@user-mp8pd3pe5b 2 дня назад
ዋይ ሓወይ ኣንበሳዊ ቁስልካ ቁሲሊ ከልቢ ይግበረልካ ኣጆካ ኣብ ጎኑካ ኣለና
@simretaraya1969
@simretaraya1969 День назад
Omg my brother
@Bob-hj4ss
@Bob-hj4ss День назад
ላግጺ ብታጋሩ ኣብዝሕካዮ ምስጥኦም እዩ ወሪድካ
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 День назад
እተን ኣሓትካ ተጨውየን ተኣሚጸን መወደእታ አካላተን እንዳተቆራረጻ ዝቕተላ ዘለዋ መን ላግጺ ስለዘብዘሓለን እዩ በጃኻ ወዲ ጠንቋሊት
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 День назад
ሓርበኛ! ጎፋንዲሚ ንባራኺዮ ይከኣሎ ወዲ ሳሕለ የሕዋት! እታ ጋል ውን ዋጋ ክትከፈል ኣለዋ፡ ብይቅሬታ ጥራይ ምስንባት ፍትሓዊ ወይ ሰኒ ኣብነት ኣይኮነን🙏 🤝❤🕊
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k 2 дня назад
ጅግና ተጋዳላይ ስነጥበበና ባራክዮ እንቃዕ አይሞትካና ሐወይ ናተይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ዮኑ ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Rezene-nj1kl
@Rezene-nj1kl 2 дня назад
Mulue mhret yewrdelka
@merhawigebregorgis5322
@merhawigebregorgis5322 День назад
We're akela
@Selammedia9385
@Selammedia9385 2 дня назад
😢😢😢 በጃኹም Gofundme ንባራክዮ ዓቢን ብልጹን ኣርቲስት ባባ ርእሶም!!
@yacobnegerezghi32
@yacobnegerezghi32 День назад
ምሕረት የውርደልካ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ጅግና ስነ ጥበባዊ ተጋዳላይ ርእሶም ተወልደብርሃን(ባራክዮ)❤❤❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 2 дня назад
ካብቶም ኣዝዮም ንፈትዎምን ነኽብሮምን ስነጥበባውን ባራክዮ፡ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ጅግና።❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 2 дня назад
ምሕረት የውረድ ባራክዮ ፡ሓደጋ ወዝቢ ዩ እንቃዕ ኣትረፈካ ፡ እንቃዕ ከምዚ ኢልካ ወጻእካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ።
@teklebrhankahsukahsu3732
@teklebrhankahsukahsu3732 2 дня назад
ምሕረት የውረድ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ባራክዮ
@Niyetnatu
@Niyetnatu 2 дня назад
እንቋዕ ኣምላኽ ኣውጸኣካ ባባ በራክዮ፡ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ❤❤❤
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 2 дня назад
ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣርካና (ባራኬ ) ዕድመን ጥዕናን የውርደልካ ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l 2 дня назад
ኣምላክ ምሕረት የዉርድ ኣቦናን ባባናን ስነጥበቤና❤❤❤❤❤
@senaitbrhane-fl1qy
@senaitbrhane-fl1qy 2 дня назад
ምሉእ ምሕረት በራኪዮ ጡዑም ዕላል መድሃኒት ዝኾነ ዕላል ኣለካ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@fakaryoulibay8813
@fakaryoulibay8813 2 дня назад
እንቋዕ ብሰላም ኣውጻኣካኩቡር ስነጥበበኛ ባራኪዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤ መርመራክግበረላ ኣለዋ ኣይፍለጥንዪ ልእኽቲክትከውን ትኽእልያ
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 2 дня назад
ገዲም ተጋዳላት ኣርካን ስነጥበባዊ ርእሶም ባራክዮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣጆካ በርትዕ
@adiiamadiiam6549
@adiiamadiiam6549 День назад
ሙሉእ ምሕረት ጀግና ሓውና ባራክዮ 🙏🏽❤️🇪🇷
@harounekubal8436
@harounekubal8436 2 дня назад
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ጀግና ሓዉና ርእሶም ተወልደብርሀን !!! ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@MekonenAsheber
@MekonenAsheber День назад
Ajoka barakyo jgna snetbebawi. mhret yewrdelka.. ❤❤❤🎉🎉🎉
@Loveyouhem
@Loveyouhem 2 дня назад
ጅግና ተጋዳለይ ባራክዮ እንቋዕ ኣምላኽ ኣውጻካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ።
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 2 дня назад
ባራክዮ ሓወይ ብሩኽ ዘርኢ እንቓዕ ብሰላም ኣውጻኣካ ፈጣሪ
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 2 дня назад
እንቛዕ ከምዚ እልና ረኣናካ ጅግና ተጋዳላይ ባራክዮ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-qh9lm2ou9v
@user-qh9lm2ou9v 2 дня назад
😢ባባይይ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኣዚና ንፈትዋካ ኢና ጅግና ኣቦና ፡ብኣኻ ዝመጸና ይንፈትውን ኢና ፡ሓደራ እዛ ጓል ግን ክይትገድፍዋ ክትሕተት ኣለዋ፡ ክትምሃረሉ ኣለዋ ፡ከሙኡ ከይጋጥም ፡
@ketemahaile2493
@ketemahaile2493 2 дня назад
ኣምላክ ምህረት የውርደልካ ባራኪኦ የናስ ናይባሓቂ ትምስገን ሰብ ኢኪኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ElliltaAbrehe
@ElliltaAbrehe 2 дня назад
Mhret yewred fetari 🙏🙏🙏🙏
@yohannestekleab3226
@yohannestekleab3226 2 дня назад
ምሕረት የውርደልካ ኩቡር ሰነ ጥበበና ርእሶም!
@trhastewelde7873
@trhastewelde7873 2 дня назад
❤❤❤ስነ ጥበባዊ ርእሶም ❤❤❤ብዙሕ ንፈትወካ❤❤❤እንቋዕ ኣምላክ ኣዉጽኣካ 🎉🎉🎉🎉🎉 ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 2 дня назад
ባራክዮ ኣባይካ ኣባይካ!! ብሓቂ ዘሰንብድ ኣጋጣሚ !!
@asefbizen9013
@asefbizen9013 2 дня назад
ዋይ ባርክዩ ኣያ ርእሶም ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ኣብ ደቂ ሰባት ከጋጥም ዝክእል እዩሞ እንቋዕ ሞት ኣይኮነ ኣምላኽ ዕድሜኻ ይባርኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ።
@letinagebreweld8296
@letinagebreweld8296 2 дня назад
ባራክዮ ዓይኒ ስነ ጥበብ አናቃዕ ኣይተኮለፍካ ተመስገን
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 2 дня назад
እዋይ ኣምላኽ ጥዑም እንቃዕ ብድሓን ወጻኻ። ንስኹም ሲ እባ ንበሩልና ።❤❤❤
@nebyatsolomun8296
@nebyatsolomun8296 2 дня назад
ኽቡርን ሓያልን ኣቦና ንሕማቅ መዓልትሲ የለኹን በላ ይበሃል፡እሞ እንካዕ ኣቅለለልካ ፈጣሪ ነቲ ዘሎ ቁስሊ ድማ ቁስሊ ኸልቢ ይግበረልካ ፈጣሪ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☔️☔️☔️☔️
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 2 дня назад
ብባራክዮ አይትምጹኡኒ ማራ እየ ዝፈትዎ
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 2 дня назад
Wela ane ❤❤❤❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 дня назад
Egziabher Amlak enqae bselam awuxeaka hawna
@nardinadiablessed0811
@nardinadiablessed0811 День назад
Wela ane❤
@user-zt9tx4kf7g
@user-zt9tx4kf7g День назад
ይገርም ዩ ምስ ራኣኽዎ ኣመና እየ ሰንቢደ ከይራኣኽዎ የ ዝጽሕፍ ዘለኹ ቀሊል ክገብረሉ ተስፋ እገብር
@andayweldab8386
@andayweldab8386 2 дня назад
እንቛዕ ኣምላኽ ኣዋጽኦ ፈጠረልካ ባራኬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ።እዚኣ ቖልዓ ግን ደስ ኣይበለትን ብሕግ ኪትሕዛ ኣለካ።
@samifoto8469
@samifoto8469 2 дня назад
ሙሉአ ምሕረት ይግበተልካ ጅግና ንፈትወካ ስነ ጥበባዊ ባራክዮ
@user-dp6vj9qw8y
@user-dp6vj9qw8y 2 дня назад
ተባዕ :ጅግና: ናተይ ሐወይ እንቃዕ ብሰላም ካብ ሐደጋ ወጻኣኻ:: ጅግና ብኸምዚ ክትስእኖ ንሀገር ክሳራ እዩ:: አጆኻ አብ ኩሉ ነገራት ምሳኻ አሎና::ህዝብካ ሒዝካ ዋላሐንቲ አይትከውን ኢኻ:: ንበረልና
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 дня назад
ዋይ ሃወይ እንቃዕ እግዛብሃር ኣውጻኣካ
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 2 дня назад
ባራክዮ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ። ብጥይት ጸላኢ ዘይጠፋእካስ ብእልፊ ፋሉል ስነምግባር ዝጎደላ ክትጠፍእ። ብሕጊ ክትተሓሓዛ ኣሎካ። ምሕረት ባህልና እኳ እንተኾነ ነዚኣ ስነምግባር ዘይብላ ግን መምሃሪ ክትገብራ ኣሎካ።
@brktirezene5144
@brktirezene5144 2 дня назад
እዋይ ከመይ ዳምሰለ ሰብ ኣጥፊኣትልና ኔራ እንቓዕ እግዝኣቢሄር ኣውጽኣካ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-on1vo3bl5c
@user-on1vo3bl5c 2 дня назад
ኣቦና ኣጆካ ,ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ,,,,ሓገዝ እንተ ሓቲትካ ኣለናልካ ደቅካ ❤❤ ደቂ ሃገርካ
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 2 дня назад
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ክቡር ስነጥበበኛ ኣቦና ርእሶም🙏🙏🙏🙏❤❤🙏🙏❤❤❤
@silvanamama4246
@silvanamama4246 2 дня назад
እግዚኣብሄር ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ምስዚ ኩሉ ወሪድካ ዘሎ ጸገም እንዳሰሓቅካ ብህድኣት ምምላስካ ብዙሕ ትምህርቲዩ ንዓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤
@Kbri965
@Kbri965 2 дня назад
ምቕሉል ኮሜድያዊ ዕላል፡ ወላ ነዚ ከቢድ ሓደጋስ ብልስሉስ ዕላል ናይ ብሓቂ ተውህቦ ስነ ጥበብ ባህሩ ንጹህ ተጋደላይ ዘንጸባርቕ ኣቀራርባ። ምሉእ ምሕረት እምነየልካ
@yohannesfiseha-mh8uz
@yohannesfiseha-mh8uz 2 дня назад
ባራኪዮ ሓውና ጅግና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነቲ ኣዝዩ ብሱል ስራሕካን እናመስገንና 🙏 ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውደልካ 🙏🙏🙏
@wediere2238
@wediere2238 3 часа назад
ኣምላኽ ምሕረቱ ያኣዝዘልካ ርእሶም ጂግና ሓውና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@esutewelde1771
@esutewelde1771 2 дня назад
እውይ ሓወይ ባራኪዮ እንቋዕ እግዚሄር ኣውጻካ ምሕረት የውርድ ኣጆኻ ባራኪዮ
@awettekle5542
@awettekle5542 2 дня назад
ኣምላኽ እንካዕ ኣትረፈካ ተመስገን
@ErdiYosief
@ErdiYosief 2 дня назад
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ እግዚኣብሄር ባባ ባራክዮ እንቋዕ ብሂወት ወጻኻ እቲ ዓቢ ነገር
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 2 дня назад
❤🎉❤እዋይ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ❤🎉❤
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 2 дня назад
ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ጅግና ሓርበኛ ኣቦናን ኣያናን ወዲ በራክዮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌳🌳🌳🌳🌳☘️☘️☘️🍀🍀🍀🍀🌾🌾🌾🌾
@matanarel9857
@matanarel9857 2 дня назад
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኩቡር ኣቦና ባራክዮ 🙏❤🙏❤🙏❤
@user-qw1yk8kw8b
@user-qw1yk8kw8b День назад
ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ባባ ባራክዮ
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 дня назад
ገዲም ተጋድላይ ክቡር ህቡብ ስነጥበባዊ ርእሶም ተወደብርሃን/ባራክዮ እንቃዕ ኣምላክ ኣውጻኣካ ዘይሓሰብካዮ ርከብ ኣይ መርገም ኣይ ምርቃ ዝብሃል ከምዚ'ዩ ጀጋኑ ተጋደልትና ካብዚ ኩሉ ኹናትን ሽግርን ወጺእካ ብኣልፍ ክትጠፍእ ሕማቅዩ ኔሩ ግን ዓቅሊ ምስ ትዕግስቲ ጌርካ ንኩሉ የሕሊፍካዮ ምሉእ ጥዕና ረኪብካ ኣብቲ ንቡር ስነጥበባዎ ስርሓትካ ተመሊስካ ክንርእየካ ድማ ምሉእ ዘይጉዱል ተስፋ ኣለና ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 2 дня назад
ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኣባና ባራኪኖ ❤❤❤❤❤
@nugusezhans4267
@nugusezhans4267 2 дня назад
ርእሶም መትዓብይቲ እንቃዕ እዝግሄር አቅለሎ ሙሉእ ምሕረት ይግበሮ
@aforkiiftar9032
@aforkiiftar9032 2 дня назад
ካብ አጋጠመስ ሙሉአ ምሕረት የውርደልካ በራክዮ መቅሰን❤❤❤
@user-pz9fd7le7i
@user-pz9fd7le7i День назад
እግዝአብሄር ካብ ማአት አዉጺካ አሎ አባና ርእሶም። ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ። 🙏🙌 we love you .
@mebrahtutekeste1170
@mebrahtutekeste1170 2 дня назад
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሓርበኛ ሓውና ኣጋጣሚታት ዘተሓሰበ እንቓዕ ጥራሕ ኣብ ምንቅስቃስ በጻሕካ።
@SelamSelam-wp9rd
@SelamSelam-wp9rd 2 дня назад
ምሕረት የውርደልካ ኣቦና ባራኪዮ❤❤❤❤
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 2 дня назад
ፈጣሪ ጥራሕ እዩ ልኢኹልካ እዝጋቢሀር ኣምላኽ ምሕረት የውርድ ኣነ ውን ኣበይ ጠፊኡ ይብል ነረ ❤❤❤❤❤❤
@NatuG-tj4bm
@NatuG-tj4bm 2 дня назад
ምሉእ ምሕረት የውርድ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ገዲም ተጋዳላ ባባ ባራክዮ
@senayteklay3288
@senayteklay3288 2 дня назад
ኣምላክ ሙሉ ምሕረት ይግበረልካ ኣያና ባራኬኦ
@senaitgerei
@senaitgerei 2 дня назад
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኩቡር ኣቦና ባራክዮ ❤❤
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 16 часов назад
ኣቕሊልዎ አሎ ኣምላኽ ምሕረት የውርድ ባራክዮ ሐወይ
@yohanesgebraytowelde1658
@yohanesgebraytowelde1658 День назад
ክቡር ስነ ጥበባዊ ባራክዮ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ
@1Nation9tribesER91-6zoba
@1Nation9tribesER91-6zoba 2 дня назад
መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ባራኪዮ♥️♥️♥️
@schumayhaile6827
@schumayhaile6827 2 дня назад
ባራክዮ እንቛዕ መዋጽኦ ፈጠረልካ። ምሉእ ምሕረት ድማ ይግበረልካ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺🌺🙏🙏🙏❤❤❤
@ehabhaile467
@ehabhaile467 14 часов назад
ምሕረት የውርድ ክቡር ስነጥበባዊ ባርክዮ ‼️🇪🇷🙏🇪🇷
@welodolomiwelodolomi5256
@welodolomiwelodolomi5256 2 дня назад
ብደቂቕ ክጻረ ብትሕትና ንሓትት
@Yosiefjose
@Yosiefjose 2 дня назад
ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውረደልካ ኣያና ጅግና ተጋዳላይ ቡራክየ። እንቓዕ ኻኣ ሞት ኮይኑ ዘይመጸ ብሉጽ ሰብ።
@simonghebru7176
@simonghebru7176 2 дня назад
ዋይ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ
@wedibalila2130
@wedibalila2130 2 дня назад
ዋይ በራክዮ ብጻየይን ሓወይን ምሕረት የውርደልካ ኣጆኻ ካብ ግዜ ገድሊ ኣብ ባዓል ሮራ መንሳዕ ብደረጃ ቦጦሎትንታት ጉጅለ ባህሊ መስሪቶም የዘናጉዕና ነይሮም በራክዮ ብቁዕ ስነጥበባዊ ኣጀኻ
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Час назад
ምሉእ ምሕረት ያአዝዝ አያና ባራኪኖ ዝደለካዮ አለና ልካ ደቅካ አጆካ ዘይ ትድገሙ አያታት አሐናልኩም አብ ጎንኩም።
@AboIkram182
@AboIkram182 2 дня назад
ዋይ ሓወይ መሕረት የውሪደልካ እንቋዕ ካኣ ብኣ ሓለፈልካ፡ ባህር ተጋደልቲ ንበይኑ ኢዩ ።♥️♥️♥️😀
@geriekidane3529
@geriekidane3529 2 дня назад
እዝጋኣቢሄር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ባራክዮ።
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 2 дня назад
ርግጸኛ እየ አብ ኤርትራ ዝዓበዩ ተጋሩ እዮም ንብለኩም አለና ብስም ፈስቲቫል ብዓል ናጽነት ጉልባብ ገሮም ዝአትዉ እዮም
@letinamb
@letinamb 2 часа назад
ሙሉአ ምሕረት የውርደልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 2 дня назад
ብራክዩ ምሕረት ይሀብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏✅🌴🌴🌺❤️❤️🌳🕌🌱💒🌲🍀🌿☘️
@edenberhane8675
@edenberhane8675 2 дня назад
እውይ ሓወይ መሕረት የውርደልካ በራኪዮ ኣያና ❤
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase День назад
Ohhh ባራክዮ ብጻየይ love you so much ዕላልካ ጥዑም እዩ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ❤️❤️🇪🇷💪❤️❤️❤️
@02656
@02656 День назад
እዋይ ኣጋጣሚ በሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ዘይሓሰብናዮ ሓደጋ ይሰውርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ኩሉ ይሰውረና ባራክዮ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኻ
@mehare1964
@mehare1964 2 дня назад
Yoni great job you are doing everything right information 🇪🇷❤️
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc 2 дня назад
ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ርእሶም
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 День назад
መሳኺን እዞም ተጋደልትና ፀቡቅ ከይርእዩ ከይጠዓሞም ተጎስቂሎም አብ ገፆም ትሪኦም ከም ዘይጣዓሞም ንኽምዚ እዪም ተጋዲሎም የህዝን።
@rihanaabdu6061
@rihanaabdu6061 День назад
ጅግና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ፈዉሲ ምሕረት የዉሪድደልካ ❤
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 2 дня назад
እግዝኣቢሂር ምሕረት ዪውርደልካ ሓወይ 🙏🙏🙏🌹❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bereket4519
@bereket4519 2 дня назад
ምሕረት ይአዝዝ ኩቡር ስነጥበባዊ ባራኪዮ ኣምላክ ክፈትወካ ጉዱ ኢዩ ሂወትካ ሙሉእ ዝተቃለስካላ ምጭውቲ ኤርትራና ምዕሌአ ክትሪኢ አትሪፍካ ዝተመስገነ ይኩን
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 2 часа назад
ገዲም ተ/ርእሶም ሰነጥበባዊ ባራክዮ አንበሳ ዚፍትዎ ተዋሳኢ አምላክ እንቋዕ አቅለልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲአ ጋል ግን አብ ሕጊ ክተቅርባ አለካ ሎሚ ዘይእመን ሰብ ኢና በጺሕና ምሕረት የውረደልካ ፈጣሪ 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
@ZemeronEyasu
@ZemeronEyasu 2 дня назад
ኩቡር ሰነ ጥበባዊ ኣያናን ሓዉናንን ኣምላኽ ምሉእ ምሕትረት የዉርደልካ
@dl4055
@dl4055 2 дня назад
Mhret yewrdelka,gedim tegadalay nfetwo,jgna 🇪🇷🇪🇷❤
@tekleefrem3791
@tekleefrem3791 16 часов назад
ባባ ባራክዮ እንቋዕ እግዚኣብሔር ኣቅለሎ።ሂወት ዩ ልዕሊ ኩሉ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ!
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 2 дня назад
እዋይ ኣነ ሓወይ !!!እ/ር ምሉእ ምሕረት ይግበሩልካ። እንዃዕ ብሂወት አትረፈካ። ዝፈትወካ ስነ ጥቡባዊ ኢኻ።
@sase6047
@sase6047 2 дня назад
ምሕረት የውርድ ክቡር ኣርቲስት ርእሶም ባራክዮ 🙏🙏🙏
@DanielDaniel-zg9bv
@DanielDaniel-zg9bv 2 дня назад
ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኻ ባርክዮ ኣያና❤❤❤❤
@AbelIssak-lq6zt
@AbelIssak-lq6zt День назад
ሙሉ ጥዕና ይግበረልካ ባባ ባራክዮ❤❤❤❤
@birneshhagos1954
@birneshhagos1954 День назад
❤ምሕረት የዉርደልካ ባራክዮ ሐወይ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ❤
@ruta6479
@ruta6479 2 дня назад
እዋይ ራአሲ ሀወይ ሙሉእ ምህረት ይግበረልካ አምላክ እድመን ትእናን ይሀብካ
@mogosberaki3052
@mogosberaki3052 2 дня назад
በስማኣም አንቃዕ በል በዚ ሓለፈልካ ኣያና ባራክዮ ሙሉአ ምሕረት ይግበረልካ😢❤
@HabteGergish
@HabteGergish День назад
ኣቦና በራክዮ እንቃዕ በዚ ሓለፈልካ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ❤🙏🙏🙏
@busd7688
@busd7688 8 часов назад
ክቡር ጅግና ተጋዳለይ ርእሶም እንካእ አቅሎ ምለእ ምህረት ይግበረልካ ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉🎉
@michaletesfalase8016
@michaletesfalase8016 2 дня назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ❤❤❤
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g 2 дня назад
Eway ane Babana barakyo bkulu jegena zekonka enkae mote koynu aymexe amlak yemesegen amlak entay ysano 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hdhugydydy8893
@hdhugydydy8893 12 часов назад
ሐወይ ሙሉኦ ምሕረት ይግበረልካ ጅግና
@lueldebase1653
@lueldebase1653 День назад
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ደቕኻ ከተዕቢ ባራክዮ.
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 2 дня назад
Selam geganu deki Erey shekorinatat ❤🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Далее
HUMAN BASKETBALL! 👀🏀🤣 | Triple Charm #Shorts
00:15
I Built 100 Homes And Gave Them Away!
09:36
Просмотров 42 млн
ምሩቕ ዝበጽሖ  # New Eritrean Video 2024
1:06:58