Тёмный

ንብዙሓት ዘሐጎሰ መግለፂ ህፁፅ ምላሽ - ላዛ ትግርኛ 

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Подписаться 59 тыс.
Просмотров 3,6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 31   
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 3 месяца назад
ብሓቂ ሓይሊ ዕማም ከመስግነኩም፣ ከድንቐኩም ይደሊ።
@giotomgebremedhin1664
@giotomgebremedhin1664 3 месяца назад
ንሕሊናኹም እትነብሩ ጀጋና ተጋሩ ቀፅሊሉ❤
@almaz.8056
@almaz.8056 3 месяца назад
Good job 👏 thank you for your service and hard working all of you guys.
@teklayhailay9834
@teklayhailay9834 3 месяца назад
መምህሪ ጅማሮ.።
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 3 месяца назад
ብጣዕሚ የሐጉስ ቀፅሉሉ
@jembermedhanye7333
@jembermedhanye7333 3 месяца назад
Good job! Other organizations should learn from you
@GebreegziabherTesfay-s1y
@GebreegziabherTesfay-s1y 3 месяца назад
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ
@muluwelday4144
@muluwelday4144 3 месяца назад
ፀብቀ ሓሰብ ጀግነን
@hariyaaregawi313
@hariyaaregawi313 3 месяца назад
🏆🎉❤❤❤
@Alixwasihun
@Alixwasihun 3 месяца назад
ቀፅልሉ
@rozar227
@rozar227 3 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AfewerkiMeasho
@AfewerkiMeasho 3 месяца назад
Kexililu ❤
@negatuamay7965
@negatuamay7965 3 месяца назад
God job❤
@melesseyoum
@melesseyoum 3 месяца назад
ይበል ዘብል ውሳነ
@Natan-u3x
@Natan-u3x 3 месяца назад
ትክክል አካይዳ
@Berheize
@Berheize 3 месяца назад
ብናይ ሰብ በላያበላ ቡዙሕ ኣይትጨነቑ ፅበየቕ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም ቐፅሉሉ👏👏
@lilytadesse6098
@lilytadesse6098 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ❤️❤️❤️😍😍😍🌹🌹🌹
@hayelom-u2q
@hayelom-u2q 3 месяца назад
የቐንየልና አቦታተይ ናይ በሓቂ ጀጋኑ እቲ ሰብ ግን ብሕጊ ተጠይቑ ንህዝቢ ስሙን ምስሉን ክዝርጋሕ ይግባእ
@selemunkahsay7485
@selemunkahsay7485 3 месяца назад
ብሓቂ ቁኑዕ ውሳነ እዩ ኣጆኩም ብዘይ ምንም ደሞዝ ነህዝብኩም ትሰርሑ ዘለኩም ንኮርዐልኩም ኢዚ ከምዙይ ዝገበረ ነጋዳይ ግን መርኣያ ግበርዎ ስርቂ ሙስሊይነት ይጥፍእ እዚኤን ክልቲኤን እንተጠፊአን ብጥምየት ዝመውት ኣይኮነን ዝጠሚ እውን ኣይክህልን እዩ 👌
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 3 месяца назад
ዲያስፖራ ኣሕዋተይ ቀትርን ለይትን ምስ ሓዘንኩምን ናፍቆትኩምን ኣብ ስደት ሪሂፅኩም ዘምፃእክምዎ ገንዘብ ንህዝብኩም ሰላም ዝሓገዝኩም ፈጣሪ ብዘዉፃእክምዎ ይደልበልኩም። ቀፅልዎ ድማ።እንካዕ ወገንኩም ኮንኩ። ቀ ናይ ትግራይና ነገዴ ስጎኦም እምበር ኣታሓሳስብኦምንግብሮምን ኣምሓሩ እዮም።ኣሬሜናት እንተኮነ ርኩባት ኢኩም እሞባዓልትኩም ምሓገዝኩም እንተዘይኮይኑ ድማ ኣብ ስደት ከርተት ኢሉ ክሕግዝ ንዝደለየ ተዐንቅፍዎ😢 ሸይጣዉንቲ።ብዝኮነ ንቲ ፅጉምን ሕዙኑን ወገንና እንተስ ብጥረ ገንዘብ እንተስ እየ ዕፉን ቀይርኩም ሃብዎ። ክራማት ከይ ኣተዎ። ካብኡ ከኣ ነቲ ዝሃበኩም ለጋስ ድያስፖራ ክብረት ሃብዎ። 1ይ ዙር ሚኢቲ ሚሊዮንሓጉዞም እዮም። 2ይ ዙር(ሕጂ) ከኣ ከባቢ93 ሚሊዮን ኣወፊዮም ስለዚ ክብረት ሃብዎም።
@EtAb-qs9kr
@EtAb-qs9kr 3 месяца назад
ኩሉኹም ውድባት ተጋሩ ኢኹም ናይ ትግራይ ህዝቢ ጥቅሚ ዝጎድእ ነገር ግና ሐደ ኮይንኹም ተቐለሱ።
@Natan-u3x
@Natan-u3x 3 месяца назад
ንሳቱም ጠሚው ህዝቢ ክስደድ ዝደልዩ እዮም
@Natan-u3x
@Natan-u3x 3 месяца назад
እዚ ሰብ እዚ ግን ሺሙን ንግዲ ፍቃዳን ንህዝቢ ምክኔይቱ ፀላኢ ህዝቢ እዩ
@awetahegngebreyesus899
@awetahegngebreyesus899 3 месяца назад
እቶም ህወሓትን ጊዝያዊ ምምሕድዳር ትግራት ሰበስልጣንን ከምዙይ ጉይሮም ንዘጋጠሞም ኩነታት ኣብ እዋኑ ንህዝቢ መብራህርሂ ዘዘይህቡ? ነገራት ምስተበላሸዉ ክነግሩና የብሎምን::
@GBT-bm2rv
@GBT-bm2rv 3 месяца назад
ሓዝዎም ዳኣ ናይ ምጭብርባርንቀጠፍጠፍን ናይ ብዙሕ ዓመታት ልምዲ ስለዘለዎም ንህዝቢ ምንም ክብሪ ዘይብሎም ነቀርሳ ስብስብ እዮም እሞ በርትዑ ቃልሲ ክበዝሓኩም እዩ ግን ንህዝብኹም ምድሓን እስካዕ ዝኾነ ተፃወርዎ ።
@Zerabruk-t2m
@Zerabruk-t2m 3 месяца назад
ብኸመይ እዩ ንብዙሓት ዘሐጉስ ዘሎ? ናይ ጭንቂ ውሳነ'ምበር መሰረታዊ ፍታሕ ዘምፅእ ኣይኮነን፡ ሙሉእን ሓቃዊን ክኸውን እንተደልዮም ስሩዕ ክሲ ምስ ፓሊስ ኮይኖም ይመስርቱ። እቶም ጨካናት መቕረብቲ ናብ ህዝቢ ክቃልዑ ኣለዎም እንተነኣሰ ጥርጡራት ኮይኖም። ግን መዘውር ግምት ዝሓዘ በዓል ሃፍቲ 'ታይ ይኸውን፡ ሓፂን ጉሒልኩም ዝተባህሉ 'ማ ድኻታት ስለዝኾኑ ሚዲያታት ተቐባቢለናሎም። ድኻ ዝፀልእ ዶ ይኾን ግምት ልክዕ ከም ፒፒ?
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 3 месяца назад
እናንተ ይች ትግራ ስንት አይነት ሰዉ ነዉ የፈጠረችዉ ።ጀግና ከሐዲ ሐቀኛ ሸረኛ ሌባ ጨዋ ወዘተ እናንተ ለራሳችሁ አእምሮ ና ለህዝባችሁ ብላችሁ ስለሰራችሁ እናመሰግናለን ።ሌቦቹ አጭበርባሪዎቹ ግን ይጩሁ ። ነገዴዉ ግን ይገርማል ።ከእሱ ሻእብያ ይሻላል።
@abrahaleytewelde9290
@abrahaleytewelde9290 3 месяца назад
ጠርጣራው ደኣ ናበይ ከደ?😅😅😅ነቀዝ ኣይንበልዕን!!
@HagosWeldesamiuel
@HagosWeldesamiuel 3 месяца назад
ቀፅልሉ
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 3 месяца назад
❤❤❤
Далее
+1000 Aura For This Save! 🥵
00:19
Просмотров 4,1 млн
We finally APPROVED @ZachChoi
00:31
Просмотров 3,2 млн
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
+1000 Aura For This Save! 🥵
00:19
Просмотров 4,1 млн