Тёмный

ንብዙሓት ዘካትዕ ዘሎ ኣርእስቲ 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 138 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

18 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 240   
@meharigebretnsae8617
@meharigebretnsae8617 9 дней назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ በሓቂ ጽቡቅ መግለጺ ትምህርቲ ኢዩ መክኒያቱ ንስሓ ንሓደ ዘማዊ ዝነበረ ድንግል ኢያ ትገብር ኣምላክ ጸጉ የብዚሓልካ ስልጣን ሓወይ
@DanielWerede
@DanielWerede 9 дней назад
ንሓደ ዝማዊ ንስሓ ከም ድንግል እንበር ድንግል ኣይኮነንን ትገብር ንዘይኣመንቲ ንኣህዛብ ጥምቀት ግን ድንግል ይገብሮም
@eseyasokubazghi3299
@eseyasokubazghi3299 8 дней назад
ኣሓዋት እዚኣ ሕቶ 2021 ኣብ ሓደ ንጋሎም ጥምቀት ዘጠፈቁ ዝነበሩ ስድራ ምስ ቡዙሓት ዉሉደ ክህነት ዝለዉዎ ኮንና ኣልዒልና ተዛራሪብናላ ኔርና ልክዕ ከምዛ መምህር ስልጣን ዝበላ እያ ኢሎምና እቶም ኣቦታት እንበር ከስ ንሳ ካብ ዘይኣመንቲ ስድራ ተወሊዳ ዝዓበየት ንክርስቶስ ዲሒራ እያ ትፈልጦ ዘላ ኣብ ናይ ደቂ ተባዕትዮ እንዳ ንጠምቶ ጽቡቅ ኔሩ ክትደኣና ካልኣይ ድያቆን ድንግል እዩ ዝምርዖ ጥራይ ኣይንበል ድያቆን ድንግል ከምዝምርዖ ዝኮነ ሰብ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ግን ኣብ መን እዩ ኣብከማና ኣብ እምነት ንዘላ ጥራይ እዩ
@merontesfalem9328
@merontesfalem9328 9 часов назад
@@DanielWerede ካበይ ኣምጺካዮ እዚ ትምህርቲ። ዝተሰብረ እንቃቅሖ ዶ ይጽገን እዩ፧?
@Tteljia
@Tteljia 9 дней назад
የቅሬታ ግበረለይ መምህር ስልጣን አነ ዝተማሃርክዋ ግን ድንግልና አይምለስን እዪ ስለ ዘይምለስ ክአ ድንግል ክንብል አይንክእልን እና ብነፍሲ ግን ድንግል እዮም ዝኮኑ እየ ተማህረ
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 9 дней назад
ትክክል እኪ ወይ ካኣ ግን እቲ ሕቶ ካብ ኢ ኣማንያን እያ ታመፂኢ ዘላ እታ ቆላዓ።
@Jesus_My.Savior298
@Jesus_My.Savior298 8 дней назад
ኣምላኽ ናይ ነብሲ ድንግልና eu ዘገድሶ, ካብኡ ዝዓቢ ከኣ የለን. ኮለል ኣይትበሉ
@Tteljia
@Tteljia 8 дней назад
ምስ አመናት ድንግልና ከ ይምለስ ድዪ እቲ ድያቆን ሓወይ ከ እንታይ ምስ ስአነ እዪ ካብ ፈተና የድሕነና እልካ ምድቃስ እዪ ዝየአመኑ ይእመኑ ዝአመና ክአ አብ እምነትና የጽኔዓና ቃለ ሕይወት የስማዓልና❤
@Tteljia
@Tteljia 8 дней назад
እሞ ሱቅ ዘየብል መጽና ጓልይ ወይ ወደይ
@ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ
ቃልሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፅብቅቲ ሕቶ ነይራ ዋላ ኣነ ርኤያ ነይረ እየ ምስ ይቅርታ ኣብዚ ዘይነፀረለይ ግን ኣብ ካልእ እምነት ንዝፀነሓ ንዙፀኑሑን ጥራሕ ድዩ 1) ኣብዛሓ ድያቆን ምስ ድንግል ኃል እዩ ዝምርዐ ይባሃል ብፍላይ ብዓድና ከምኡ እዩ ናብ ርሑቅ ተይከድኩ ሃለቃ እዩ ተባሂሉ እታ ትምርዐ ቆልዓ ንእሽተን እናሃለወት ትምርዐ 2) ንኣብነት ብዝኮነ ይኩን ምክንያት ትዝሙ ናይራ ንበል ተነሲሃ ትምርዖ ትኽእል ዶ 3) ሃለቃ ነይሩ ናብ ስደት እንድሕር ወፅዩ ስለምንታይ እዩ ምስ ተመለስ ዘይቅፅል ብፍላይ ናብ ዓዲ ዓረብ ቦታ እንተረጊፆም ኣብዛሓ ሃለቃ ነይሩ ዓዲ ዓረብ ከይዱ እዩ ይባሃል ኣቡ ሓደ ሓደ ቤተክርስትያን ድዩ ወይ ኣብ ኩሉ እዩ ኣነ ብዓድና ስለ ዝርእ እየ ቡዙሓት ኣሕዋት ኣለ ኣለዉ ኣብዚ ታይ ሪኢቶ ኣለካ መምህር ስልጣን ሓውና ምስ ይቅርታ እንተደፊረ ዓድና ስለ ዝበልኩ ኣበይ ክትቡሉ ኣብ ትግራይ ማለተይ እየ
@user-jo8ol4kd1b
@user-jo8ol4kd1b 8 дней назад
ብዓድናለ ከምኡ እዩ መጀመርያ እየ ዝሰምዕለኹ❤
@user-yt8nz7oz7v
@user-yt8nz7oz7v 8 дней назад
ኣብዚ ከነስተውዕሎ ዘለና፡ ቅድሚ ብክርስቶስ ምእማን ዝነበረ ሂወት፡ ንኣምላኽን ሕጊ ኣምላኽን ብዘይ ምፍላጥ ዝግበር ኩሉ ሓጢኣት ኣይኮነን ማለት እቲ ሓጢኣት ንብሎ ዘለና ብሕጊ ኣምላኽ ምስተፈርደ ኢዩ ሓጢኣት ኢዩ ኣይኮነን እንብል። ስለዚ ኣብ እምነት ኣምላኽ ዘይነበረ ብሕጊ ኣምላኽ ክፍረድ ኣይከኣልን። ኣሚኑ ምስ ተጠመቐ ግን እታ ዝተጠምቀላ መዓልቲ፡ መዓልቲ ምንጻህ ኢያ፡ ካብ እታ መዓልቲ ንሳ ንደሓር ዘሎ ግዜ ኩሉ ዝገብሮ ጌጋታት ድማ ሕግታት ኣምላኽ ስለ ዝፈለጠን ዝተማህረን ነታ ብንስሃን ጥምቀትን ዝጸረየት ስግኡ ስለ ዘርስሐን ( በቲ ሕጊ ኣምላኽ) ሓጢኣት ፈጺሙ ንብል። ስለዚ እዛ ጓል ቅድሚ ምእማና ዝገበረቶ ሓጢኣት ብዘይምፍላጥ ኢዩ። ካብታ ዝተነስሃትላ ዝተጠመቐትላ መዓልቲ ድማ ንጽህቲ ኢያ። ብኸምዚ ድማ ምስ ድያቆን ክትምርዖ ትኽእል። ኣብ እምነት ከላ ሓጢኣት ዝገበረት ማለት ብድንግልናኣ ዘየላ ግነ ዋላ ትነሳሕ ምስ ድያቆን ክትምርዖ ኣይትኽእልን ኢያ። ኣብዚ ከነስተውዕሎ ዘለና ግን ድያቆን ድያቆን ንብል ኣለና እንበር፡ ኩሉ ኣማኒ ብድንግልና ጸኒሑ ነጺሁ ክምርዖ ኢዩ ትምርቲ ኣቦታት ቤተክርድትያንን።
@Hewan-b9r
@Hewan-b9r 8 дней назад
ቃለህይወት የስመዐልና ኣመንቲ ከለና ቃል ኣምላክ እቲ ሕጊ እግዚኣብሄር ብዘይምፍላጥና እንተዘሚና ከ ምስታ ዘይኣማኒት ብዘይምፍላጣ ዝገበረቶ ሓጥያት ማዕረ ክንከዉን ኣይክእልን ድዩ ኣመንቲ ከለና ብዘይምፍላጥና እንጠፍ ሰባት ከኣ ዉሑዳት ኣይኮናን
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 7 дней назад
Qal hiwet yesmalna ❤✝️🙏
@ንግዜ
@ንግዜ 4 дня назад
ካባይ እካ ኣምጽእካዮ እዚ ትብሎ ዘለካ እወ እት ድንግልና ንዳያቆን ጥራይ ኣይኮነንን ዋላ ዘይዳያቆን ውን ድንግል ክክውን ኣይንጽልእን ኢና ድንግልና ስጋ ኣይምለስን እዩ በጃኩም ዘይከውን ትምህርት ኣይትማሃርዎ ነዚ ህዝቢ
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 8 дней назад
ኣነ ወላ ወላ ኣይተረዳኣንን ከመይላ ድንግል ዘይኮነት ንድያቆን ትምርዐ
@Jesus_My.Savior298
@Jesus_My.Savior298 8 дней назад
ትግርኛ አንድዩ ድዛረብ ዘሎ, ንሱ አቲ ሓቂ ወሓጥዎ.
@SelamTV45
@SelamTV45 6 дней назад
@@Jesus_My.Savior298ፍትውቲ ሓፈተይ ንሱ ውን ዓረብ ይዛረብ ኣሎ እኮ ኣይበለን ካላኣይ ድማ ንሱ ዝመስሎ እዩ ተዛሪቡ ሳልሳይ ድማ ክልና ቅድሚ እዛ ቪድዮ ናይ ስልጣን ሓውና ምርኣይና ዲያቆን ምስ ሓንቲ ድንግል ጓል ኣንስቴቲ ከም ዝምርዖ ኢና ንፈልጥ ኔርና ንስኽን ከይተረፍኪ ስለሲ ከተረድኢ እንተ ክኤልኪ ጽቡቕ ጌርኪ ኣረድእዮ እምበር እዚ ሓቂ እዩ ወሓጦ ትሕትና ዘይብሉ ዘረባ ንግደፎ።
@Vlinder.sami12
@Vlinder.sami12 4 дня назад
Ane keman gerimni diyakonsi dngl u zmrio
@hfhf-jw2lk
@hfhf-jw2lk 4 дня назад
ዋላ ኣነ የተረደአንይ ከመይ ከመይ እዩ ዘሎ
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
መምህረይ ቅሬታዳኣበይ ደጊምካ ኣረደአና ድያቆንስ ከመይሉ ድንግል ዘይኮነት ይምዖ 😢ኣይተረዳኣኒ ስልጣነይ🎉🎉
@Ndndnd-lq8yx
@Ndndnd-lq8yx 8 дней назад
​@@biniamtekie5370aytsemon dika zeleka kubur haw ezi nizeyamenti zineberu enber niamani zimlket aykonen entezeyterediekum degimkum simewo
@alatinontube6809
@alatinontube6809 6 дней назад
ካብ ዘይኣመንቲ ወገን ኔራ ናብ እምነት ምስ ትመጽእ ይፍቀዳ ኢዩ ንኣማኒት ነበረት ዝምልከት ኣይኮነን ብርኽቲ
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
@@alatinontube6809 እሽኒ ክብረተይ
@Vlinder.sami12
@Vlinder.sami12 4 дня назад
No newri u amanit tkun zeyamanit ​@@alatinontube6809
@EstifwedikeshiEstifo
@EstifwedikeshiEstifo 8 дней назад
ክቡር ሓውና መምህር ስልጣን ጽቡቅ መግለጺ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ቲዕናን ይሃብካ❤❤❤
@senaitmeles976
@senaitmeles976 8 дней назад
ሰላም መምህር ስልጣን ሓውና ኣነስ ኣይተረዳኣንን መኽንያቱ ካህን ዝኸውን ክልቲኦም ብድንግልና ዝጸንዑ እየ ዝፈልጣ ጸኒሐ 🙏🙏🙏
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 9 дней назад
መምህር ስልጣን ሓወይ በጃካ ተመሊስካ ገለ በለና 😢😢😢😢ኣነ ኣይተረደአንን
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 9 дней назад
ክብሪተይ ኣብ ድምፂ ዘለዎ ዶ ሰሚዒኪዮ ት/ት ግሊፂ እዩ እለ እየ ደግሚኪ ኣዲሚፂዮ❤
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 9 дней назад
@@user-bg5ck4mj9i ብከመይ ግልፂ ክብርቲ ሓፍተይ ኣብ ዝሙት ዝነበረት ንድያቆን ብከመይ ተረዲእኪ🤔
@دستااحمد
@دستااحمد 9 дней назад
​@@samerh-ho4pyዋላ አነ አይተረደኦንን
@hanayemane9855
@hanayemane9855 8 дней назад
Me too😢
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 8 дней назад
​​@@samerh-ho4pyኖ ዝሓወይ ኣማኒት ዘይነበረት ብዛዕባ ክርስትና ምንም ዝይትፈልጥ ዝነበረት ዩ ዝብል ዘሎ ንዓና ንክርስትያን ኣይኮነነ ህድእ ኢልካ ስምዓያ ዝሓወይ
@salamsalam1464
@salamsalam1464 9 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ አነ ግይ አተረደአንን ድያቆን ምስ ድንግል እዩ ዝምርዖ እንበር ከመይ እሉ እዩ ዘማዊት ዝነበረት ክምርዖ ዝክእን ብዛሓት አቦታትና እዉን ይምህሩና እዮም ግን ድንግል ከም ዝምርዖ እዮም ምህረምና እና ናይ ለማዓንቲ ትምህርቲ ፈፅሙ አይረደአንን ምስ ሰናይ ይቅርቲ❤
@saa4252
@saa4252 9 дней назад
ብሓቂ ኣነ ውን ከምኡ አተረደኣኒ ❤❤❤
@Hadastesfay-jd5vz
@Hadastesfay-jd5vz 9 дней назад
ዋላ ናዓየ ሕቶ ኾይናትን ኣላ ሓደ ድያቆን ምስ. ድንግልናኣ ዝፈረሰት ጓል ክምርዖ ኣይክእልን
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 9 дней назад
እረ ገሪምና ዋ እንታይ ማለት እዩ ንድያቆን ድንግል ጥራሕ እያ ትግበኦ😢
@maedottube6203
@maedottube6203 8 дней назад
ድያቆን ጥራሕ ኣይኮነን ድንግል ዝምርዖ ኩሉ ኣማኒ ብድንግልና ኢዩ ዝምርዖ ወዲ ይኹን ጓል ናይ ድያቆን ፍልይ ዝብለሉ ግን ግዴታ ንሱ ኮነ ሰበይቱ ደናግል ክኾኑ ኣለዎም። ​@@samerh-ho4py
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 9 дней назад
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarka kbur hawey 🙏🙏🙏✝️
@arsematekleab9463
@arsematekleab9463 9 дней назад
ሰላም ኩቡር ሓው ብመጀመርያ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሓቲ ሕቶ ኣላትኒ ፍትሕ 3 ነገራት ይፍቀድ እዩ እየ ዝፈልጥ ተካቲዕና ክኣ ብዙሙት ሃይማኖት እተ ቁይሩ and ብሞት እተተፈሉካ ይፍቀድ እዩ ኣይ ፍቀድን ኢልና ሓቂ ድዩ ሓሶት please 🙏 ኩቡር ሓው ተገዲስካ ክትምልሰለይ ክጽበ እየ ሓቂ ትብሉ ላይክ ግበሩ
@FilmonAmanual
@FilmonAmanual 9 дней назад
ድንግል ብመንፈስ እምበር ብስጋ ድንግል ክትከውን ኣይትኽእልን እያ
@tsegredahaile2883
@tsegredahaile2883 9 дней назад
ከመይ ኢሉ ይከውን ዘማዊት ዝነበረት ዲያቆን ክምርዓው ይከአል ኣይተረደኣንን
@Salem-p6i
@Salem-p6i 8 дней назад
እሞ ንሱኮ ቅድሚ ምእማና እዩ ምስ ተጠመቀት ክዓ ልክዕ ከም ቆልዓ እያ ትቁፀር
@Vlinder.sami12
@Vlinder.sami12 4 дня назад
​@@Salem-p6iSalem haftey Kes ilki dea nebotat hteti enber aytkewnn u dngl teferisa ferisa ya
@tesfaybokre6907
@tesfaybokre6907 8 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢 amlak yqre ybelelna ybelelka hgi bietekrstyan tefrs kem zeleka ay tresie
@DanielWerede
@DanielWerede 9 дней назад
ኩቡር ሓው ዛ ንስሃ ሰ ትረስዮ ለዘማዊ ከመ ድንግል እዚኣ ከም ድንግል ደኣላ ትብል እንበር ድንግል ትገብሮ ኣይብልን ዩ ብሓፈሻ ግን ነቶም ኣህዛብ ማለት ንዘይኣመንቲ ግን ጥምቀት ከም ውሉድነት ኣምላኽ ምቕባልን ከም ንስሓን ይጠቅሞም ብድሕሪኡ ደናግል ይኾኑ ምጥሕዉዋስ ከየጋጥም ግን ነቶም ክሪስቲያን ዝንበሩ ግን ጥምቀት ኣይድገምን ዩ ግን ኣብ ካህንካ ቀሪብካ ክትንሳሕ ትኽእል እዚኣ ከኣ ታ ንስሓ ድንግል ዘይኮነ ከም ድንግል ትገብረካ ኣምልኽ ምስ ኩላትና ይኹን ንሓውና ከኣ ቃለሂወት የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
እግዚኣብሔር❤ስላሴ❤ናብዚ❤ክቡር❤ሓዱሽ❤ዓመት❤እካዕ❤ኣብፀሐና❤ኣሜን❤ክብርን❤ምስጋናን❤ነቲ❤የዋህ❤ኣምላክና❤ይኩን❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤ናይ❤ኣዴና❤ድንግል❤ማርያም❤ፀሎት❤ናይ❤ኩሎም❤ቁዱሳን❤መላእክቲ❤ኣማላድነት❤ኣይፈለየና❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤መምህርና❤ፀግኡ❤የብዝሓልካ❤ኣሜን❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 9 дней назад
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
ቃል ሂወትየሰመዐልና ክቡር መምህርና እና ኣነ ዋላ ዋላ ኣይተረድእንኒ ዘሎ ምክንያት ንዲየቆን ድንግል ጋል እያ ትምርዖ ኣብ ዓድና ትግራይ❤
@EmbabaHagose
@EmbabaHagose 8 дней назад
Qal hewet yesmealna ❤ nay darga ze beserkani eyu❤ Heweteka amelak yebarekelka Aem🙏💒☦️
@LuliZeDaSuSo
@LuliZeDaSuSo 9 дней назад
Amlak mesaka yekun kubur hawna MemherSultan🥰
@user-fy8th6dr9x
@user-fy8th6dr9x 9 дней назад
ብሓቂ።✅ ጹቡቅ ኣግላልጻ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ🌺✝️🥀✝️🥀🥰🥰
@Unsere278
@Unsere278 9 дней назад
ሰላም ስልጣን ከመይ ኣለኸ ኣብዚ ዘይተረደኣናስ እታ ዘይኣማኒት ጋል ጥራሕ ዲያ ብጥምቀት ጌራ ምስ ዲያቆን ክትምርዖ ዝፍቀዳ? እታ ክርስትያን ዝነበረት ጋልከ ድንግል እንተዘይ ኮይና ን ዲያቆን ክትምርዖ ኣትኽእልን ኢያ ዲዩ ዘሎ እቲ መልሲ ብዙሕ ኣሎ ሕቶ ኣሎ ኣብዛ መልስኻ ኣብርሃልና😢😢😢😢😢ምኽንያቱ ቦኽሪ እዝንናዩ እዚ ትምርቲ ነዓና ክርስትያን?
@Ostirch
@Ostirch 8 дней назад
ብሓቂ ኣይመሰለንን ኔሩ ክምርዖ ይክእል እዩ
@DanielWerede
@DanielWerede 8 дней назад
ኣብዚ ብዙሓት ኣሕዋት ዝሓተትኩማ ሕቶ እንተደኣ ሃልያ ኮይና ድያቆን ድንግልና ዘፍረሰት ይምርዖ ድዩ ትብል ያ መልሲ ኣይምርዖን ዩ ግን ታ ጓል ቕድም ዘይኣማኒት እንሆ ድማ ዘይተጠመቀት እንተ ጸኒሓ ግን ኣሚና ተጠሚቃ ድንግል ትኸዉን ስለዚ ክትምርዖ ትኽእል ያ እዚ ግን ተጠሚቃ እንተ ኔራ ሞ እንተዘምያ ተነሲሓ ድንግል ዘይኮነት ከም ድንግል ያ ትኽዉን እዚኣ ግን ንድያቆን ኣይትኸዉንን ያ እቲ ፍልልይ ኣብ መንጎ ዘይኣማኒት ዘይተጠመቀት ዝንበረትን ኣማኒት ዝተጠመቀትን ዩ ቲ ፍልልይ 🙏🙏🙏
@Jesus_My.Savior298
@Jesus_My.Savior298 8 дней назад
Waw thanks ሱልጣን, ክገርመካ በዚኣ ሕቶ ምስ ብዙሓት ኣይሰማማዕን ኔረ. ብዙሓት ብስጋ ውን ድንግል ምካን የድሊ ክብሉ ከለዉ, ይግረም ነረ, ሎሚ ምስ ናተይ ሓሳብ ዝሰማዕ መልሲ ነዓኻ ንመጀመርታ ይሰምዕ ኣለኹ. ናተይ ኣብነት ውን ኣቦና ሙሴ ጸሊም eu. ካልእ, ንስሓ ከም በረድ ዘጻእድወና ካብ ኮነ, ድሕሪ ምጥማቅናን, ናብ ጎይታ ምምጻእናን, ድንግልና ንምንታይ ኣድልዩ., ክሳብ ሕጂ ነዚ መልስኻ ዘይቅበልዎ ሰባት ኣለዉ. ብዝኾነ ንስኻ ትህቦም መልስታት ፍልይ ዝበሉን, መርገጺ ዘለዎምን ብምኻኖም ብጣዕሚ የ ዘድንቀካ. God bless your efforts.
@SofiaHh-le3lj
@SofiaHh-le3lj 9 дней назад
ቃል ህይወት ያስመዐልና ፅጋኡ ያብዘሓልኻ ስልጣን ሓወይ
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 8 дней назад
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏❤️
@efyabrha9839
@efyabrha9839 9 дней назад
ትምህርትኻ ኩሉ ይርዳኣኒ እድዩ ነይሩ ሎሚ ግን ፈጺማ ኣይተረዳኣትንን መኽንያቱ ከመይ ኢሉ ሓደ ድያቆን ብክብራ ዘይነበረት ወይ ሓዳር ገይራ ዝነበረት ተመርዕዩ ቐሺ ይኸውን ኮሙኡ እተኾይኑ እቶም ቅሽጢ ስለምንታይ ካኣልእ ሰበይቲ ተመርዕዮም፡ናብ ህልቅና ማዓርግ ዝወርዱ ስለምንታይ ከኣ ድያቆናት ድንግል ጋል ብ ዓበይቲ ዓዲ ተፈትሻ ንድይቃኦን ትምርዖ ስለዚ እዚኣ ሓሳብ ዳኣ ኣብርሃልና ጽቡቅ ገርካ ስለዚ ድያቆናት ድንግል ዘይኮነ ክምርዓዉ ጸገም የብሉን ማለት ኢዩ
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 9 дней назад
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
@Mierch...
@Mierch... 8 дней назад
ኣነ ከም ዝሰማዕኩዎ ንስሓ ንዘማዊ ድንግል ትገብር ዝተባህለ ድንግልንኡ ይምለስ ዘይኮነ እቲ ድንግል ዝኣትዎ መንግስተ ሰማይ ንሱ ዉን ይወርስ እዩ ንምባል ዩ
@user-zm3rh5mu5m
@user-zm3rh5mu5m 8 дней назад
ሰላምኻ ይብዛሕ መምህር ስልጣነይ ግን ብነብሳ እያ ድንግል ትኾን ዘለ እምበይ ብስጋኣ ከመይላ ብነብሲ እያ ኸዚ ተወሊዳምበይ ብስጋ ፀኒሓ እያ ብስፍሕ ዝበላ ትትመፀና ፅቡቕ ነይሩ
@LidyaYosef-kf8sj
@LidyaYosef-kf8sj День назад
ኣነስ ይፈትወካ እየ ዋላ ሕጂ ውን ግን ሲ ኣበየናይ ዓለን እዩ ተናሲሓ ድንግልናኣ ኣፍሪሳ ንድያቆን ትምርዖ 😢 ኣይኮነትን ንድያቆን ሲ ንዓለም ከማን እቲ ወዲ ብድንግሉኑኡ ከሎ ንሳ ኑቡር ፈቲና ብዘይ ድንግልናኣ ተጸኒሓ ዋላ ትናሳሕ ብተክሊል ኣይትምርዖን እያ😢😢😢
@Wezamgalraya
@Wezamgalraya 9 дней назад
ቃል ህወት ያስመዐልና 🙏❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 9 дней назад
መጀመርያ እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህርይ ❤ ብምቅፃል አነ ኣይተረደአንንን ከመይ ኢሉ ክክዉን ይክእል ድያቆን ድንግል ጥራሕ ዶ ኣይኮነን ዝምርዐ ?? ብምቅፃል ኣታ ኣምፅእካያ ዙላካ ኣርእስቲ ኣብ ዝሱሙን እዚ እያ ተሰሪሓ ዛፍልሚ ይካታተላ ድማ ነይረ ብፅብቅ ድማ ተወዲኣ ይብል ምክንያቱ ኣታ ቆልዓ ዘይኣማኒት እያ ዳሕር ድማ ብህላዊ ኣምላክ ኣሚኒ ተጠሚቃ ተነሲሓ ሳዓቢት ክርስቶስ ኮይና ካብኡ እቲ ድያቆን ክምረዐያ ደልዩ ካብኡ ድንግል ኣይፀነሐትን ካብኡ እቲ ድያቆን ድማ ስለ ድንግል ዘይፀናሕኪ ክምሩዐወኪ ኣይክእልን እየ ኢልዋ ሰለምንታይ ኢላቶ ምክንያቱ ድያቆን ንድንግል ብቻ እዪ ዝምረዐ ኢልዋ ሓቁ ደማ እዩ ምክንያቱ ኣዛ ቆልዓ ወላ ዳኣ ዘይኣማኒት ትንበር ኣምብር ብህላዊ ኣምላክ ሰለዘይኣመነት እምብር ብስጋ እኮ ተወሊዳ ኣላ ካብኡ ድማ ካብቲ ዝኣመነቱሉን ዝተጠመቀትልን ሳዓት ኣትሒዛ ብስጋን ብነብስን ዝኣመነትሉ ሳዓት ኣትሒዛ ሰዓቢት ክርስቶስ ኮይኑ ምስ ከማኣ ክርስትያን ትምርዕ እምብር ከመይ ገይራ እያ ንድያቆን ኣይተረደአንን???
@MhretKahsay
@MhretKahsay 8 дней назад
Amennnnnnnn qal hiwetu ysmana amlak bmegedu ymrhana ❤❤❤❤❤❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 8 дней назад
ክብር መምህር ድንግል ጥራሕ አይኮነትን ድያ ንድያቆን ትኮን ዋላ አብ ትክክለኛ ሀይማኖት ሰለ ዘይፀነሐት እዩ?
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 9 дней назад
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 9 дней назад
Kale hiwet yesmalna hawna ❤
@yowhanesmehari63
@yowhanesmehari63 8 дней назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና
@robelm9329
@robelm9329 8 дней назад
ቃለ ሂወት የስማአአልና ስልጣን ሓወይ ከምዙይ ከጋተጥም ኮሎ ማለት ኣብ ማስ ሜድያ ቅልጡፉ መልሲ ኩትብና ፅብቅ እዩ
@soligualagame
@soligualagame 9 дней назад
ኣብ ናይ ስልጣን ቻናል ድየ ዘለኩ ኢለ ደጊመ ሰሚዐዮ ኣነስ ሓደ ሓደ ግዜ ንነብሰይ ተጋጊኪ ይብላ ኣነ ብጌጋ ዝተረዳእኩዎ መሲሉ ይስመዐኒ ኣነ ኣይተረዳኣንን ንሕና ሓደስቲ ንብል ብናይ ክርስቶስ ስጋንደምን ታሓዲስና ውልድ ኣምላክ ኢና ክይንና ኣብ ሓዲስ ኪዳን ስለዚ ድሕሪ ምሕዳስና ምንዝርና ገለታትሞ ይትረፍ ብዓብዩ ንክርስቶስ ዝካሓዱ ተመሊሶም እሞ ካኣ ንድያቆን ንኣብነት ኣብ ዓድና ሓንቲ ጓል 12 ዓመት ሓደ ኣገዲዱ ክብረንፅህናኣ ወሲድዋ ክቀትለኪ ኢየ እንተነጊርኪ ኢሉ ንኣደኡ ንባዕላን ኣፋራሪሑ ንስደት ከይዱ ኣደኣ ካኣ ጓላ ከይትዋረድ ሓቢኣትላ ኣቦኣ ግን ብኣ ስለዝምክሑ ኣብ 15 ዓመታ ንድያቆን ከመርዕውዋ ምስበሉ ቆልዓ ካኣ ኣብያ ምስኣገደድዋ ናብዘየለ ሓጥያት ከይኣቱ ኢላ ንድያቆን ኣይከውንን ኢላ እቲ ሓቂ ደርጉሓቶ እቲ መርዓ ተሪፉ ኣብ ሓንቲ ማዓልትን እሞ ትፈልጦ ታኣምር ዘይብላ ህፃን ቆልዓን እሞ ካኣ ተገዲዳ ንምንታይ ዳኣ ዘይመኮነ
@rozinabeyn212
@rozinabeyn212 9 дней назад
Xbuqi alka ezi ane keman semeaya alki deayon ndngl gal u zmro weski yeblan
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 9 дней назад
*_መምህረይ እንኳዕ ደሓን መፃእካ ካልኣይ ክፋል ገርካ ኣረደአና ኣነስ ደንጊፀ የትረደአኒ😢😢_*
@emnetberhe
@emnetberhe 8 дней назад
ወላ ኣነ ኣይትረደእኒ ድንግል እንተኾና እያ ንድያቆን ትምርዖ ኢሎም ይምህሩና ብዝሓት መማህራን ለ 😢
@TsehayeGebredngl
@TsehayeGebredngl 7 дней назад
ክርስትያን እንተነይራ እዩ ዝብለኪ ዞሎ ንምንም ዘይትፈልጥ ዝነበረት እዩ ዝብል ዘሎ​@@emnetberhe
@YonasTesfahiwet-ix1ek
@YonasTesfahiwet-ix1ek 9 дней назад
Amen 🙏🙏🙏 qalehiwt tesmalna bruk hawey
@dfhf8186
@dfhf8186 8 дней назад
ኣሜንኣሜንኣሜን ቃልህይወት የሰዐልና✝️🙏😢
@Rahelhaylesilase
@Rahelhaylesilase 8 дней назад
ኣየናይ ሙሴ እዩ ዝዘሙን ዝቀትልን ዝነበረ ማለተይ ክልተ ሙሴ ከይኮኑ ኢለ እየ ሙክንያቱ ሙሴ የእስራኤል ዝርያ እዪ ንቤተ እሰራኤል ከብ ፈርዖን ዝተለኣከ ነብዩ አዩ
@Sara-m8w
@Sara-m8w 9 дней назад
ቃል ሂወት የስመዕልና ስልጣን ሓዉና❤❤❤❤
@vbbb1064
@vbbb1064 9 дней назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐና መምህር
@tijey8083
@tijey8083 8 дней назад
ኣሜንንንንንንንን❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@FinanFtsum-dg5uc
@FinanFtsum-dg5uc 9 дней назад
ቃሊ ህወት የስማኣሊና መምህር
@xhv5054
@xhv5054 9 дней назад
_ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ_
@NajaNaja-qt5ps
@NajaNaja-qt5ps 8 дней назад
ቃለ ህወት የስመዐልና ዝሓወይ❤❤❤❤
@ቅዱስቅዱስ-ዘ3ተ
@ቅዱስቅዱስ-ዘ3ተ 2 дня назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ሐውና ብትክክ
@ኣዛሄል
@ኣዛሄል 9 дней назад
ዘመንካ ይባረክ ስልጣነይ ❤️🎉
@Tesfieguesh
@Tesfieguesh 9 дней назад
ቃል ሂወት የሰመዓልና መምህርና ጸጉኡ ይብዝሓልካ ከመይ ማለት ዩ ሰፍ ዘልዕሉ ብሰፍ ክጠፍኡ እዮም
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 9 дней назад
ማለት ደኣ ኣብነት ንስካ ሓይልካ ተጠቂምካ ንብፃይካ እንተቀተልኻ ፀባሕ ድማ ንዓካ ሓይሎም ተጠቂሞም ብብፃይካ ትመውት ማለት እዩ። ኣብነት 👉Genesis 9 ትግ - ዘፍጥረት 6: ኣምላኽ ንሰብ ብመልክዑ ገይርዎ እዩ እሞ፡ እቲ ደም ሰብ ዜፍስስ፡ ደሙ ብሰብ ኪፈስስ እዩ።
@SSs-yv2dn
@SSs-yv2dn 9 дней назад
ቃል ህይወት ያስመዐልና ስል ጣን ሓዉና ❤❤
@YordanosKidane-zk3in
@YordanosKidane-zk3in 8 дней назад
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲⛪⛪⛪
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j 9 дней назад
ይቅረታ ስልጣነይ ኣነ ንኣኻ ክሓተካ ኣይ ግበአንን ምክንያዩ ኣፉሉጦ ስለ ዘይብለይ ግንስ 2 ተ ኦም ኣመንት ከይኖም ኑሱ ዲንግል ንሳ ዘማዊት ተተኮን ኣይክኣልን ኣብ ካልእ ስብከት ኣቦታትና ኣማንት ሰለ ዘይ ነበረት ዲኣ ክምሪዐይ ዲኽእል😢❤
@akberetafom7234
@akberetafom7234 8 дней назад
ንስሓ ንዘማዊ ድንግል ትገብሮ ዝብል ብስጋ ድንግል ትገብሮ ማለት ኣይኮነንን ግዳ ማዕረ ድንግል መንግስተ አምላኽ ከምዝወርስ ትገብሮ ኢዩ። ብፍጹም ካብ ናይ ቤተ ክርስቲያና ትምህርቲ ዝረሓቀ ኢዩ ኣቦታት ሓቲትካ ይቅሬታ ሕተተሉ
@simonberhe6684
@simonberhe6684 8 дней назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ሕቶ ኣለኒ ግላዊ ወሲብ(ግብረ ሕቡእ)ዝገብሩ ወዲ ወይ ጋል ብተኽሊል ክምርዓዊ ይክእሉ'ዶ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል ብዛዕባ'ዚ
@michielgoitom1795
@michielgoitom1795 8 дней назад
Kal hiwet yesmealna deakon hawey
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ-ጸ3የ
ድንግል ንዘይ ኳነት ንድያቆን ኣትምርዖን እየ ተማህረ ኣነ ከመይ እስኪ ካል ማዓልቲ ኣብራህር ኣብለና መምህር
@DanielWerede
@DanielWerede 9 дней назад
ሓቅኻ ኣይትምርዖን ያ ግን ዘያማኒት ማለት ዘተጠመቀት እንተ ጸኒሓ ግን ተጠሚቓ ድንግል ትኸዉን ኣማኒት ብድሕሪ ምጥማቓ ድንግልናኣ እንተ ኣፍሪሳ ግን ኣይትምርዖንያ
@efyabrha9839
@efyabrha9839 9 дней назад
ኣነ ውን ኣየብርሃትለይን ዘላ ፍልይ ዝበለት ሓሳብ ኢዩ ሒዙ መጺኡ ናይ ሎሚ
@ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ
@ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ 9 дней назад
በእዉነት ዋላ አንዉን አይትረደእንይ ሙኹናያቱ ደንግልና ደይበላ ጋል ዲያቆን ትመረዕይ አይትኽእልይ በጃኻ ትመለስኻ አረደእና መስ ሰናይ ይቅረይታ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 8 дней назад
እሞ ድንግልና ስጋዶ ይምለስ እዩ ? ብነብሲ ድኣ ንመሃሮ እምበር ​@@DanielWerede
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 8 дней назад
እዝ ሰብ ግን ሃምሓድስ ትጠምቑ ድያቆን ሙሙሪዓው ደስ ድበሎኡ ድመስል😢😂😂😂​@@musemamilove4519
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 9 дней назад
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር❤🙏
@helentewelde3891
@helentewelde3891 8 дней назад
Suk elkum halewlew aytbelu dyakon aykonenn dyakon zeykone keman kmroo aygbaann suk elukum seb atetfaaa plesss
@ksuksu-t2r
@ksuksu-t2r 8 дней назад
የተረደአንይ ድያቆን ከመይ ዘይ ድንግል የመሮዖ🤔
@ThomasTsehaye
@ThomasTsehaye 7 дней назад
ዘይ በርሃትለይ ግን ከመይ ኢላ ንሳ ዕንድር ኒራ ምስ ብድንጉሉ ዘሎ ትምርዖ
@bmengedkamrhaniegziabhier6936
@bmengedkamrhaniegziabhier6936 9 дней назад
እዚኣ ሲ ሕጂ ይሰምዕ ኣለኩ ከመይ ከመይ እዩ ነገሩ
@marthatsehaye8176
@marthatsehaye8176 9 дней назад
Thank you abet zaymeflat
@gebreabnegasi2829
@gebreabnegasi2829 8 дней назад
ኣነ ብዝፈልጦን ብዝተመሃርኩዎን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እውን ድያቆን ካብቶም መዓርጋት ክህነት ናይ ቤተክርስቲያና ሓደ ኢዩ እዚ ድማ ዘሌዋውያን 21፥7 ዘሌዋውያን 2113-14 ድንግል ዝኾነት ከእቱ ከም ዘለዎ ኢዩ ። ንስሓ ካብ ሓጢኣትና ከንጽሓና ይኽእል፡ድንግል ካብ ሓጢኣት ዝነጽሑ ክገብረና ይኽእል ፡እንበር ንስሓ ድንግልና ስጋ ክመልስ ኣይክእልን፡ ካዳውንትና ምስ ረስሐ ሓጺብና ንለብሶ ክጸሪ ኢዩ ዝኽእል እንበር ሓዱሽ ክዳን ክኾነልና ኣይከኣልን ኣብዛ ዝበልካያ ብፍጹም ኣይሰማማዕን ፡እዚ ድማ ብውልቅኻ መልሲ ክትህበሉ ናትካ ርእይቶ ወይ ሓሳብ ኢዩ ክኸውን ዝኸእል እንበር ናይ ቤተክርስቲያን ክኸውን ኣይክእልን 2) 1ይ ጢሞ 3፥8-13 ድያቆን ሰብኣይ ሓንቲ ሰበይቲ (ንሳ ውን ከምቲ ናቱ ባህርን ጠባይን ክትውንን ከም ዘለዋ የብርሃልና ኢዩ ኣብኡ ንሱ እሙን ንሳ እምንቲ በቲ ናይ ኣበው ኣሚን ዝበሃል ቅድሚኡ ምንም ዘይፈልጥ ንሳ ውን ቅድሚኡ ምንም ዘይትፈልጥ ናይ ፋልማይ ኢዩ ። ኣብዚኣ ኣብ መልስኻ ጌጋ ኣላታ በሃላይ ኢየ ወይ ጽቡቕ ጌርካ ንሊቃውንት ሓቲትካ መልሲ ክትህበላ ኢዩ ዘሎካ
@Hewan-b9r
@Hewan-b9r 8 дней назад
ሰላም ስልጣን ሓወይ መጀመርያ ቃለህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ብምቅፃል ኣነ ኣይተወሓጠትለይ ከመይ ኢሉ ይከዉን ድንግል ዘይኮነት ንድያቆን እታ ሓንቲ ምክንያት ዘይኣማኒት ስለዝነበረት ሓዳሽ ኣማኒት ስለዝኮነት ድዩ ንሳዉን ንስሓ ኣትያ እያ ከም ድንግል ትከዉን እምበር ድንግል ኣይትብሃልን ያ ኣመንቲ ዉን ንስሓ ኣቲና ድኣ ንምንታይ ንድያቆን ዘይንከዉን ከመይ ዩ ደጊምካ ኣረድኣና ስልጣነይ❤
@bolpo7494
@bolpo7494 2 дня назад
ብራቮ ጽቡቅ ኣለኪ ዝሓፍተይ ክከውን ኣይክእልን ዩ ምክንያቱ እዛ ሰብ እዚኣ ውልድነት ናይ ስላሴ ኢያ ክትረክብ ትክእል እንበር ድንግልና ክምለስ ኣይክእልን ዩ ዋላ ክልቲኦም ኣመንቲ ኮይኖም ቅድሚ ቃል ኪዳን ምሳሮም ድንግልና እንተ ኣፍሪሶም እካ ኣብቲ ስርዓተ ተክሊል ኣፈጻጽማ ዝፈላለ ሕጂስ ዘራክብ የብሉን።
@sahayabray5699
@sahayabray5699 9 дней назад
AMEN Amen Amen 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@user-fr7qt1oj4g
@user-fr7qt1oj4g 8 дней назад
ቃለ ህወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና አነስ አይካአልን እዩ ብተክልል ተዘይ ኮይኒ እየ ብውሽጠይ ሕዘዮ ነረ ናይ ፈጣሪ ምሕረትስ የድንቅ እዩ ተመስገን ፈጣሪ
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j 9 дней назад
ሰላምኻ ይብዛሕ ስልጣነይ
@HadushGdey
@HadushGdey 8 дней назад
Amen amen amen
@zemuyandemichael6769
@zemuyandemichael6769 9 дней назад
መምህር ስለምንታይ ደኣ ዴቆናት ኮሊሎም ዝምርዓዎ፡ 2ይ ስለምንታይ ከ ብዙሓት ዴቆናት ብሰንኪ ምስ ድንግልናኣ ዘይጸነሐቶም ሰይራቶ(መስቀሉ ሰራቶ)ይብሃል። 3 ኣብ መጽሓቲ ኣምሓረኛ ምስጢረ ቁርባን ትብል ብሓደ ኣቦ 1ይ ናይ ሓደ ዞባ ጳጳስ ኢዮ ስሞም ረሲዐ ዮም ኣለኹ ኣብ መጽሓፎም ግን ሃደ ድያቆን ቅድሚ ቃል ኪዳን ወይ ርክብ ክፍጸም ኣይግቦኦን ኢዩ ኣንተ ፈጺሙ ግን ዘምዩ ኣሎ ማለት ምዃኑ ኢዩ ዝገልጽ ዝብል ኣንቢበ ኔረ እታ መጽሓፍ እንተ ረኺበያ ምሉእ ሓበሬታ ክሰደልካ እየ ሰላም ወሰናይ
@user-wt8yh6yc6c
@user-wt8yh6yc6c 9 дней назад
እኳዕ አብፀሐና አምላክ ዝተባረከ ዓመት ይግበረልና❤❤
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ 2 часа назад
አነስ አይተረድአንን ከመይ ጌራ ዘይድንግል ንድያቆን ትምርዖሞ እቲ ድያቆን ድቁናኡ ዘይፈርስ??? ዘይአመነት ተነይራ ዋላ ተጠምቓ ብንስሓ ብቅዱስ ቁርባን ክትምርዖ ትኽእል እምበር ዘይድንግል ንካህን ከመይ ጌሩ ይኸውንንንንንንንን ??!
@slasandmkael1278
@slasandmkael1278 9 дней назад
Kal Hiwet yesmaalina seltene hawna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@ተስፋእዩስንቀይቲቲ
ስልጣነይ ቃል ሂወት የስመዐና ግን የትረደእንን ነይ ለማዓንቲ የቅርታ ግን ክልትእም ምኾኑ ዘይኣማንቲ እሽ ንሱ ግን ኣማን እዩ ኻላኣይ ዱዩ ጥመቅ ጥምቅጥል ሓደ ግዜ እዩ ዝድያቆን ከመይሉ ካህን ይኾን ኣና ኣረደእና
@Berhane99
@Berhane99 8 дней назад
ቃለ ሂወት የስማኣና
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh 9 дней назад
ይቅርታ ስልጣን ሓወይ ኣነ የይተረደኤንይ ከመይ ገይራ ድንግል ዘይኮነት ንድያቆን ትከዉን ዋላ ከም ብሓዱሽ ተተጠሞቀት ድንግልና ግን ከም ብሓዱሽ ኣይፍጠረይ ተመልስኻ ኣረደኤና
@kokobnegassi7558
@kokobnegassi7558 9 дней назад
Ykreta kbur memhr abzi hto aleni ab kale emnet sle zneberet diu dngl zeykonet gal ndiakon ktmro tkel welas ab emnet orthodx zneberet wela u zmlket ezi tmhrti? ane dnglna zefreset galansteyti ndiaykon ktmro fkud kemzeykone eye temahire .
@oneday4824
@oneday4824 9 дней назад
ይቅረታ ግበረለይ ድግልን ምቅባል ክርሰትናን ፈላለዪ ኣብ ኦርቶዶክስ ወዲ ኣብ 40 ማዓልቲ ኃል አንሰተየቲ80ማዕልቲ ክርስትና ይቅበል ድ ሕሩኡ ጥምቐት የሎን እታ ሕቶ ተረዳኣያ ??
@Mesi-k16
@Mesi-k16 9 дней назад
ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐልካ❤ ግን ኣነስ ኣይተረደኣንን ማለት ናይ ነፍሲ ድንግልና ንዘማዊ ከም ድንግል ትገብሮ ናይ ስጋ ድንግልና እንተፈሪሱ ግን ኣይምለስን
@ZiadaTeame
@ZiadaTeame 9 дней назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ❤ ኦኬ ንሳሓ ድንግል ትገብር አንተ ኮይና ዘምያ ትፈልጥ ጋል ውን ናብ ድያቆን ክትምርዖ ትክእል እያ ማሌት ድዩ
@ZiadaTeame
@ZiadaTeame 9 дней назад
ማሌት ሓንቲ ኦርቶዶክስ
@genet440
@genet440 9 дней назад
​ከምኡ ኣይኾነንን ዘይ ኣመንቲ ነይሮም ዳሓር ምስ ዝኣምኑ እዩ እበር ኣማኒት ተነይራ ግን ልድያቆን ኣትኾንይ ​@@ZiadaTeame
@user-nk2tv7qo6f
@user-nk2tv7qo6f 9 дней назад
Kal hiwet yesmalna seltene hawna
@dawitweldemichael2064
@dawitweldemichael2064 8 дней назад
እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና እዚኣ ሓዳሽ ናትካ ትምህርቲ እያ ኣቦታት ሕተት ማዕርግ ኣይተቋሽሽ
@merhawiteame3402
@merhawiteame3402 9 дней назад
ቃለሂወት የስምዓልና ሓውና ስልጣን ይቅሬታ ግን ድያቆን ምስ ዝዘመወት ተመርዕዩ ማዓርግ ድዩ ዝውስኽ ወይስ ቤት መቕደስ ኣትዩ ውን ክቕድስን ከቑርብን ይኽእል ዩ ኣይተረድአትንን በጃኻ ኣነጽረልና
@musemamilove4519
@musemamilove4519 8 дней назад
ሰላም አምላክ የብዝሓልካ መምህረይ ናይ ሎሚ ትምህርት ኣይተረድኤኒን ?
@TemesgenMussie-rd2ub
@TemesgenMussie-rd2ub 9 дней назад
መምህርና ይምህና ኣሎ ግዜ ሰዊኡ ትምርቲ ይህበና ኣሎ ንሕና ከኣ share like subscribንሓግዞ ኣሸሓት ሰባት ሪኦሞስ ኣማኢት ጥራይ like ጽቡቕ ኣይኮነን hadera nhagzo ❤❤❤
@brhinfirst5218
@brhinfirst5218 7 дней назад
ሰላም ስልጣን ሓው ብመጀመርታ ቃለ ሂወት የስምዓልና።ብምቅጻል ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ሓደ ድያቆን መጻምድቱ ብድንግላ እንተዘይጸኒሓቶ ይፈትሓ ንሪኦ ከምቲ ዝበልካዮ እንተድኣ ኮይኑ ስለምንታይ ኣነሲሁ ምስኣ ዘይቅጽል ምክንያቱ ንስሃ ንዘማዊ ድንግል ይገብር ካብ በልና።ኣብ ከባቢና ዝበዝሕ ግዜ ክፈትሕወን ኢና እንሪኢ እሞ ምስቲ ዝበልካዮ ዝጋጮ'ዶ ይመስልካ?ደጊምካ መብርሂ እንተትህበና።
@wediereyfetawiadu2413
@wediereyfetawiadu2413 8 дней назад
Qal hiwet yesmalna sltan hawey 🎉❤❤
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 9 дней назад
Amenanenamen🙏🙏🙏❤️❤️🙏
@user-qo1us9ik9r
@user-qo1us9ik9r 8 дней назад
ከመይ ጌሩ ድንግልና ዘይብላ ቀሺ ይኸዉን ኣይመስለንን
@Tewhbo
@Tewhbo 8 дней назад
ትፍትነና ዶ አለካ ትኮን ከመይ ኢላ ዘማዊት ዝነበረት ምስ ድያቆን ትምርዖ ትክእል አይተረደአናን መምህረይ 😊
@abrahamabr9729
@abrahamabr9729 8 дней назад
ይቅረታ ደኣ እምበር ብትኽክል ነታ ሕቶ ትከውን መልሲ ኮይና ኣይረከብኩዋን፡ መወከሲ ናይ ብድንግል ዘይነበሩ እሙ ናብ መዓርግ ከምዝበጽሑ ኢየ ተረዲኤ እምበር፡ ሓንቲ ዘይኣማኒት ድንግል ዘይኮነት ንድያቆን ክትከውን ከምትክእል ዘረዲእ ኣይመስለንን ብድጋሜ ተብርሃልና ጽቡቕ ነይሩ
@girmaykifle3465
@girmaykifle3465 3 дня назад
ክቡር መምህር ስልጣን ኣብ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት እንተ መጺኦም ንጽህነኦም ጥርይ እዮም ዓቅቦም ዝነብሩ ሓዳር ገይሮም ናይ ዲይቁና ወይ ናይ ክህነት ኣይመስለኒን ግን መጻምቲ ነይሮም ኣብቲ ዝነበርዎ እምነት የገልግሉ እንተ ነይሮም ንአምላኽ ዝሰኣኖ ነገር የለን ወሃቢ ኣምላኽ ስለ ዝኾነ እዞም ትብሎም ዘለኻ ግን ናብ እምነት ምስ መጹ ንጽህነኦም ዓቅቦም እዮም የገልግሉ ነይሮም እምበር ኣይተመርዓውን ስለዚ ክቡር መምህር ምስ ኣቦታት ንቅዲም ተራዳዳእ ካልእ መብሪሂ ረአ ይብል ብአምላኽ ዘይስራሕ ነገር የለን ብአና ግን እዚ እልና ንህበሉ ኣይመስለኒን ግን ካህን ወይ ዲያቆን ሰበይቱ እንተ ሞይታቶ እኳ ከምዘለዎ ክቅጽል እንተ ዘይክእሉ ካልእ ሰበይቲ እንተ ኣምጺኡ ከም ኣማኒ ኮይኑ እዩ ዝማላለስ እምበር ናብ ኣገልግሎት ዚኣቱ ኣይመስለኒን ግን ምስ ዓበይቲ መምሓራን ተራዳዳእ ኣነ ግን ከም መእመን መጠን ንጽህነኦም ሓሊዮም እዮም ዝነብሩ ይብል።
@meseretmengestab783
@meseretmengestab783 8 дней назад
Amen❤❤❤❤
@TJ-mr4iw
@TJ-mr4iw 8 дней назад
ኣብ ገዳማትና ሓቲትናሉ ኢና። እቲ ዳይቆን ብንጽህና ብድግልና ክጸንሕ ኣለዋ እታ ጋል ኣንስተይቲ ድማ ብንጽህና ብድንግልና ክትጸንሕ ኣለዋ። ሎሚ ሎሚ ግዜ ግን ብድፍረት ክልቲኦም ድኣይቆንን እታ ጎልን ንሰባት እንዳኣታለሉ ብተኽሊል ከም ንጹሃት ይምርዓው ኣለው። ኣምላኽ ግን ኣይይታለልን እዩ።
@akberetmobatsion5616
@akberetmobatsion5616 8 дней назад
Seltan hiwey eza niey diykon eka kamey gara maskal ketxwer tekel meknyteu etey dukon maskal zexwer eu tata dengel gal ka ta kolela eu temrawuo AB adna kamzey ENA neflto abzey gen kamey eu garmney alo
Далее
መልሲ ንሕቶታትኩም
25:49
Просмотров 11 тыс.
Семья с двойным дном. Рассказ
2:45:06
ДОМИК ДЛЯ БЕРЕМЕННОЙ БЕЛКИ #cat
00:38
⚡ #RodrygoGoes ✖️ #Mbappé ⚽ #UCL
00:11
Просмотров 401 тыс.
Семья с двойным дном. Рассказ
2:45:06