Тёмный

ንተኸተልትና ሒዝናዮ ዝመፃና መልሲ 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 26 тыс.
50% 1

like, share, comment, and subscribe our channel 🙏

Опубликовано:

 

22 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 2 месяца назад
ዮዲት ክትመፅእ ትደልዩ 1000 like ግበሩለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ❤
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 2 месяца назад
ኣነስ ብፍረዋይ እየ ጥራሕ ዝፈልጣ ፈትየያ ሞይተ🎉😊
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 2 месяца назад
@@FunnyCookingApron-dj3it አነለ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ
@Hareg675
@Hareg675 2 месяца назад
ትሕትናኣ ፉሉይ እዩ ክትቀርብ ይደሊ እየ ኣነ ዋላ😘😘 ዮዲተይ ምፅና ሓደ ማዓልቲ😘🙏
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 2 месяца назад
ዋላ ኣነ ክትመፅእ ይደልያ እየ ዮዲት ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ብፍላይ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ዝብል ድራማ ዝሰርሐቶ ብፍረዋይ እያ ዝፈልጣ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ነይረ ክትመፀና ብተስፋ ንፅበ።
@AfariKsa-uq6om
@AfariKsa-uq6om 2 месяца назад
እሲቲ 50k እናእትዮም ትብላ ደቂ መዳም👍👍👍
@lvumamimamiye7660
@lvumamimamiye7660 2 месяца назад
👍👍👍👍
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
Kbret yhabelna beakum aynteratern zom ahwatey
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 2 месяца назад
ግድን ሐዚ ከኣቲ ገና ክዓብዮ አዩም ብጣዕሚ አዩም አኮ ገቦዛት ኣቢ የካም ዕድመኣይ ለባም አያ ንአሽተይ አያኮ
@galebuy-mk3xj
@galebuy-mk3xj 2 месяца назад
ኣብሳኣላ ሓፍተይ ምስብዓል ገዛኪ ብሓቂ ብሉፃት ኢኩም ኣነለ ዕድመ ስደተይ ሓፂሩ ከምናትኩም ዝበለ ሓዳር ክህበኒ ፈጣሪ እዩ ፀሎተይ ምክብባርኩም እትናገሩዎም ቃለት ኣብሂወት መሰረታዊ ነገር እዩሞ ንትህቡና ተመክሮታትኩም ብልቢና ነመስግን🙏
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@selamburuk
@selamburuk 2 месяца назад
ብሓቂ ኹሉ ሰብ ክፈትወካ ዘይምጽባይ ኤማየ ለባም ሓፍትና ኣጆኩም እቲ ንስኩም ትሰርሕዎ ስራሕ ንእግዚአብሔር ዘየቆጥኦ ምስ ዝኮዉን እና ንስኩም እንተኣሚንክምሉ ሰብ ዝበለ ይበል ልቢ የትበልሉ ok❤️🙏ኣነ ካብ መጀመሪያ ጀሚረ እየ ደስ እናበለኒ ዝከታተለኩም ዘለኩ ቀጽሉሉ ዞም ኣሕዋተይ 🎉❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
Kbret yhabelna zahaftey salakum eyu zkulu
@user-hd1fs9je1k
@user-hd1fs9je1k 2 месяца назад
ስብኣይኪ ዓቃቢ ሕጌ እዩ ሞ እስቲ ናይ ገዜ ንዕድግለና ኣብ ስደት ኮይንና ምክሪ ሃበና በልዮ❤😊ምሳይ ትስማዓምዑ ላይክ😂
@salmevms5847
@salmevms5847 2 месяца назад
ዋይ😂😂😂
@user-hd1fs9je1k
@user-hd1fs9je1k 2 месяца назад
@@salmevms5847 ሓቀይ እየ እኮ ነሚ እኮ እሶም እዮም ዘማሓድርዎ ዘለዉ😁
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ሳብስኽራይብ ትሓባበራኒ ❤❤❤❤
@thth3833
@thth3833 2 месяца назад
😂😂😂
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ሕፅር ልበለት ክነዳሉ ኢና 🙏🙏
@user-hw9ui3nx2t
@user-hw9ui3nx2t 2 месяца назад
ጽሩያት የዋሃት ገረህታት ኢኩም ክልቲአኩም አክብሮት ስብ አለኹም በትክክል እግዚአብሔር አምላክ በበረከቱ ይመለእኩም ወላደኩም ብጥብብ ይዕብይለኩም ይቅንይለና ❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r 2 месяца назад
እረ ኢሚ በወላዲትኪ ክንለመነኪ እንዳ ተሐሸ ደራማ በናባሕሪ ጃልባ ሰረሑ በቃ ኣበ ሰሙን 2 ግዜ ይግለበጥ ኣለዉ በቃ ህዝበና ደራረ ዓሳ ይኮንለዉ በጃኩም ደለለቲ ጠጠው ከበለዎ ኣለዎም ትማሊ ሰኒ ናበ ሰሉሰ ዘፀበሕ 77 ሰባት ጃልባ ጠሕላቶም 😭😭 በቃ ሰዕዲ ዘለና ጨንቅና ኡፍፍፍፍፍ
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 2 месяца назад
ኣይ ጨነቀናኮ ለሙስ😢😢
@AfariKsa-uq6om
@AfariKsa-uq6om 2 месяца назад
😢😢😢😢😢ብጣዕሚ ይኡ ዳሕዝን😢😢😢😢😢😢😢
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክንሰርሕ ኢና ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@genet3442
@genet3442 2 месяца назад
ናይ ልበይ ተናጊሩኩም በባና የኣክል ሰደት ኣሐዋትና ተወዲኦም 😥
@user-tg5oj6kn5t
@user-tg5oj6kn5t 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤እወ ናብ ፀበል ባህላዊ ክዳን ተኻዳኒ ወለላይ እና ፍቑርኸሐም ይሰስን
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 2 месяца назад
ትሕትናኩም ድስ ክብል ሓዳርኩም ይባረክ እናዳ ንኡድ ምቅራት ስድራ❤❤❤ኣሕዋትና ነዕብ ተጋሩዋይ💛❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 2 месяца назад
ኣነ ዝገርመኒ ኣቱም ትፃረፉ እንታይ ዓይነት ሕማም እዩ ዘለኩም🤔ብዝኮነ በርቱዕ እሕዋተይ ኣይፅሕፍይ እንበር ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለኩም ኣጆኩም ሙቁራተይ❤🙏ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ዓዲ ዘለካ ህዝበይ ኣደይ ኪዳን ምሕረት ብስላም ብፍቅሪ ብጥዕና ሓልውና ሓዳረ ኣደይ ኪዳን ምሕረት🙏
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 2 месяца назад
ኣይትገደስሎም ኣብዛ ዓለም ሓሳድ ሰብ ክንዳይ ኣሎ ብቻ ጠንኪርኩም ንስኩም ቀፅሉሉ ብዝበለፀ ክንፅበየኩም ኢና❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊
@user-wo4hk1ok4g
@user-wo4hk1ok4g 2 месяца назад
ሑቡሽ ወረ ክንፍት እድሕር ተመችይትኩሙ ላይክ ሃቡዋ ተዝይ ኮይኑ ሕለፉ ወረ ኣይተ ብዝሑ😮❤Like&Subscribe ግበሩ ኣርትስትና ክዓብ እዩ ኣሎዎ ይፈትወኩሙ እየ ደቂ ትግራይ ኩሉኩሙ💊💊💪💪💪
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@user-gm2xe3st1f
@user-gm2xe3st1f 2 месяца назад
ንኤሚስ ሰብ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትዋ እቲ ትፃወቶ ካራክተር ከም ቆልዓ ከም ዓሻ የዋህ ምንም ትፈልጦ ዘይብላ😊 ኣቱም ትፃረፉ ህዝቢ ግን??? ከም ኣብሳላት ክሪኣ ከለኩ ከዓ ለባም መስተዋዓሊት ኮታስ ፍሊቲ ኢኪ ጋል ዓደይ ማዓረይ እና ኣጆኩም ዳንኡድ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 2 месяца назад
ዋው ሙዑዝ ንፍዕ ብዛዕባ ትናይትግራይ ሃገር ምኻን ዝበልካያ ኣጆኹም በርትዑ
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 2 месяца назад
ብሓቂ ደስ በሃልቲ ❤ኣብታ ቋንቋ ምዕባይ ግን ብጣዕሚ ትኩረት ግበሩላ ብሩካተይ
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 2 месяца назад
ብጠዓሚ ደስ ትብሉ ቀፅልወ ።ተምሳሌት መናእሰይ ሓዳርን ፍቅርን ትሕትና ባህልናን ሃይማኖትና ዘዓቀበ ናይ ሃገርና ትግራይ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ዓበይቲ ዩቱበራት ክትኮኑልና ንደሊ።
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@GailRaya-wc3gu
@GailRaya-wc3gu 2 месяца назад
ናይ ሰብ ዘረባ ኣይቲ ስመዑ እንዳ ኑኡደ❤❤❤ዮድት ካዓ ብሰላም መፅ ብዝኾነ ናብ ጉዳይይ ክኣቱ ኣቡ ሱዑድያ እየ ዝነበረ ግነ ዋና ቁምነገሩ ምናልባት ናዓኽ ምነም ኣይመሰለክይ ግነ ክነግረክ ሰለዘለነ እየ ኣነ ጓል ራያ እየ ልኑኡደ ሳዓምለይ❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
Eshini zahaftey mearey
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 2 месяца назад
ብጣዕም የኹም ደስ ትብሉ ኣብ መንገዲ ህይወት ብዙሓት ፈተናታት ያጋጥም እዩሞ ኣሸንፍኩም ምሕላፍ እዩ እቲ ቀንድ ሓደ ዝደበሮ ሰብ ስለ ዝተፀረፈ ክድብረኩም የብሉን ❤❤❤❤❤❤ሸገታት
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@dgvh7060
@dgvh7060 2 месяца назад
እንዳ ንኡድ ዝፍትወኩም ሓዳርኩም ይባረክ ኪዳናምሕረት ፅላል ትኩንኩም ❤❤
@bkfk-nh4xg
@bkfk-nh4xg 2 месяца назад
ዝፈትወኩም ስድራ❤ ህድእ ዝበልኩም ኢሙዋይ@ምዑዘይ በርቱዑ❤❤❤
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 2 месяца назад
እሺ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ለባማት እወ ኩሉ ኣብ ሳዓቱ እዩ ዝኸዉን ሰደትና ኣሕፂሩ ብሰላም መሬት ዓድና ኣርጊፁ ሰላም ንዓድናለ ገይሩ ክንርኢ ናይ ኩሉ ጎዜ ትምኒትና እዩ ኣጆና ኣብ ሰደት ለለናለ ኩሉ ክሓልፍዩ ንሰኹምለ ለባማት ንኹሉ ዘማእኸለ መልሲ ብምሃብኩም ነመሰግን❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
Eshini zahaftey kbret yhabelna
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 2 месяца назад
ስጀመር ኣብ መቀለ ቅድሚ 4ተ ዓመት አማሓርኛ እዮም ዝዛረቡ ነይሮም ሐዚ ግን ይማሓሸ ኣሎ ❤❤❤❤
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw 2 месяца назад
ኤሚ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ስለ ሰብ ኣይትገደሱ ሓዳርኩም ይባረክ ተጋሩዋይ❤💛🥰🥰
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጽቡቓት ግን ሓንቲ ነገር ክትእርምያ ዝሓስብ እንዳ ሕማኪ ማለት ስድራኺ እዮም ማለተይ ንሓማትኪ ኣደ ሙዑዝ ካብትብልያ ሓማተይ ንሓፍቱ ውን ብቐዳማይ ሓፍቲ ሙዑዝ ትብልያ ነይርኪ ንዕልተይ እንተብልዮም ይሓይሽ ከምኡ ውን እቲ ህጻን ቡዙሕ ናብ ካሜራ ኣይተምጽእዮ ❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
Eshi zhawey wey haftey kestekaklo eye slezeylemedku eyu neru
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo 2 месяца назад
ዮዲት ዓባይ ሰብ❤❤❤ከመይ ገይርና ክንርስዓ ግን ልምንታይ ካብ ኣርቲ ዓለም ሪሒቃ ❤ኤሚ ሕተትልና ❤
@hgf6568
@hgf6568 2 месяца назад
ጥዕማት ስድራ አጀኩም በርትዑ አብ ጎንኩም እና ❤️❤️❤️
@titial9069
@titial9069 2 месяца назад
ኣቤት ትሕትና ማርያም ደስ ክትብሉ ❤❤❤
@dadsfade477
@dadsfade477 2 месяца назад
ብስሩከ ታይ አለዎ ዛ ወድኩም ዝወለድኩምላ ክብርቲ ዕለትከ ተክበርኩምዎ ታይ ፀገም አለዎ ሰብ ኢሎሞ ዝኮነ ነገር ዝረከብካሉ ዕለት እካ መስመያ ዝስመ ሽኳን ውልድ ዝረከብካሉ ምቁራተይ መደብኩም ብሃንቆውታ ኢና ንፅበዮ አይዘኩም ጥራሕ ከምአ ኢልኩም ብፍቅሪ ንበሩ ካብ ደቅሰባት ድአ ታይ ትፅበዩ አይኮነንዶ ንዓና ንአምላክለ ብዙሕ ኢለምኦ እምበር ንስኩምስ ታይ ክወፀኩምዋ ምቁራት ፍጥረት ምዑሩጋት
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ኣሕዋተይ
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 2 месяца назад
ኣብሳላ ሓፍተይ ኣብሚድያ ፀርፊ ግድን እዩ ክህሊ ካብ ሓበሻ ዳኣ ታይ ትፅበይ😂ትሕትናኹም ግን ብጣዕሚ ፈትየዮ ተገዲስኩም መልሲ ምሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኹም ድማ ናሓደረ ይሰስን❤❤ ❤
@TamratTube67
@TamratTube67 2 месяца назад
ደምሪኒ
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@user-xr5kc2cw5v
@user-xr5kc2cw5v 2 месяца назад
ኣሜን ጥዑማት ስድራ ሓዳርኩም ይባረኽ
@AXUM13
@AXUM13 2 месяца назад
እንኳዕ በሰላም መፃኩም ፅሩያት በጃኩም ኣይትጥፍኡና 😊 ትሕትናኩም ካዓ ደስ ክብል ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ መዓርይ❤❤💛💛ኮሜንታተር ካዓ ብዝኮነይ ዘይኮነይ ኣይተካብድ
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ካብ ሕዚ ሰሉሱይ ዓርብይ ብናይ ሓበሻ ሳዓት ኣቆፃፅራ ሳዓት 1 ክንቐርብ ኢና
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 2 месяца назад
❤❤❤❤አነስ ክፈትወኩም ሙቁራተይ ሰብ ዳኣ ከምኡ እዩ ሰለ ፀርፊ አይትገደሰ ።
@user-pu5iy4uo9l
@user-pu5iy4uo9l 2 месяца назад
ሰብ ልብላዕ እምበይ ልውጋዕ ኣይስእንይ ዋ በሉ እማ ሱቅ ኢልኩም በርትዑ😂❤
@AfariKsa-uq6om
@AfariKsa-uq6om 2 месяца назад
እወ ጋለይ😂😂😂😂😂
@fyorigaltigray8279
@fyorigaltigray8279 2 месяца назад
ኣምለሰተይ ማዓረይ ለባም ኣክባሪት ሓዳራ ፈጣሪ ይባርኪ ❤❤❤
@selamgeriye8468
@selamgeriye8468 2 месяца назад
ፅርያት እኩም ሓዳርኩም ያባርክ ኣሕዋተይ❤️❤️❤️
@user-ne9uu2gz5w
@user-ne9uu2gz5w 2 месяца назад
በተለይ ኣብ ስዕድ ድነሀና ብሰላም ዳዐድና ይመልሰና😢 ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ ብሰላም ናብ መረበትኩም ይምለስኩም 🙏🙏
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 2 месяца назад
በርቱዑ ጥራሕ ሰብ ብእግሩ ታሓዝካ ብኢዱ እዩ ዋ ካባኩም ንደልዮ ተሎ ተሎ ምምፃእ እዩ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@MotivationAHSahs
@MotivationAHSahs 2 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረክ ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤
@richochewa1640
@richochewa1640 2 месяца назад
ኹሉ ነገርኹም ብጣዕሚ እዩ ዝምችወኒ ኤሚየ ሀዳርኹም ይባረኽ ሽኮሪናታት ❤❤❤
@tdf8017
@tdf8017 2 месяца назад
ኡፍ ዮዲትማ ናይ ባዕላ ክትፈትሕ ኣለዋ ክፈትዋ ምዓት❤🎉🎉🎉
@senaytgaltgray9316
@senaytgaltgray9316 2 месяца назад
እንኳዕ ዳሕና መፃኩም❤❤❤
@RahwaTigray
@RahwaTigray 2 месяца назад
ብጣዕሚሚሚሚሚ እየ ዝፈትወኩም አይትጥፉኡ ቅልጥፍ ኢልኩም ሙፅና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-tn7by4iw9s
@user-tn7by4iw9s 2 месяца назад
ኣሜን ለባማተይ ብጣዓሚ እየ ልፈትዮኩም❤❤❤❤❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 2 месяца назад
እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ሽኮሪናታት ኣሕዋተይ ዝፈትወኩም ዘክብረኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ንዘላኣለም ብደስታ ብፍቅሪ ንበሩለይ ቡሉፃተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 месяца назад
ኣሜን //3//❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 месяца назад
አሜን
@AfewerkiZeru
@AfewerkiZeru 2 месяца назад
ኣታም ቆንጆ ከመይ ድይ ክፈተወኹም 🌍❤❤
@slamaor6578
@slamaor6578 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዝፍትወክም ኣሕዋተይ❤️🥰
@senayt202
@senayt202 2 месяца назад
ኣሜን እሜን እዩ ❤❤❤🎉
@gual70enderta17
@gual70enderta17 Месяц назад
ፍቕርኹም ይብዛሕ ፅሩያት ና ዞም ሕማቕ ኮሜንት ልፅሕፉ ኣይገደሽሎም ሱቕ ኢልኹም ደስ ልበለኩም ስርሑ ሰብ ሎሚ ፀባዩ ረቒቑ እዩ 10 ዓመት ገይረ ኣብ ስደት ልኣኹም ክሰምዕ ተለኹ መቐለ ለለኹ መሲሉ እዩ ልስምዐኒ ጥዑማት ላዛ ❤❤😍🙏
@NuedTube
@NuedTube Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@user-xq8ux2rg8n
@user-xq8ux2rg8n 2 месяца назад
ተሎ ተሎ ንዒ ኣሕዋተይ ❤❤ ማዓረይ❤❤❤
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 2 месяца назад
ኤምየ ምቁርት ሓዳርኹም ይባረኽ ወድኹም ብጥበቡ ያዕብየልኹም ብዝተረፈ አይዞኹም ከርና አይትጨነቁ 🙏❣️🌅🌅🌅
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ኣሕዋተይ
@hagerabrham9346
@hagerabrham9346 2 месяца назад
ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ ክብርቲ ሓፍተይ ምስ በዓል በትኪ ምስ ኩሎም ስድራኪ ❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@Selamtube21225
@Selamtube21225 2 месяца назад
እንዳ ንኡድ ንፍትወኩም ኢና❤❤❤
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i 2 месяца назад
ኣሕዋተይ ሼር ናገበርና ንሓግዞም 💕❤🌄
@brllabay3842
@brllabay3842 2 месяца назад
ሓዳርኩም ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
@rozinafantahun8770
@rozinafantahun8770 2 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረክ ኣቡዋይ ምቅርቲ
@genet3442
@genet3442 2 месяца назад
ኣሰይ ደሰ ትቡሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ተጋሩዋይ ሓዳሩኩም ይባረኬ❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@SemratAraya
@SemratAraya 2 месяца назад
እንቓዕ ዳሓን መፃኩም ዳሙኡዝ ጥዑማት ስድራ ርጋዕታኩም ኩሉ ነገርኩም ፍቅርታት ኢኩም ኩሉቢድየኩም ይከታተሎእየ ዕድመንጥዕናን ይሃብኩም ብምቅፃል አነሓፍትኩም ካብስድራይ ካብዝፍለ9ዓመት ገይረ ናፍቅ በዚሑኒ ዓዲ ከይአቲ ምምላእ ይአብየካ ሳብስክራይብ ግበሩለይ በይዛኩም ዓደይክአትስ
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
Kbret yhabelna zahfatey ajoki ktmlesi eiki
@MilatAlemu-qn2bw
@MilatAlemu-qn2bw 2 месяца назад
ፅቡቃት ቀፅልሉ ኤሚየይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤❤❤ ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 2 месяца назад
እንኮዕ ዳሓንን መፃኩም ተናፈቅቲ አጀኩም በርቱዑ ቀፅልሉ❤❤❤
@MhretTades
@MhretTades 2 месяца назад
እንካዕ ብዳሓን መፃእኹም ፅርያት ስድራ ኣጆኹም ቀፅልሉ ናይ ሰብ መትሐዚ የብልን ኣካዳድናኺ ለ ብጣዕሚ ቆንጆ ኢዩ
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ 🙏🙏
@ali-yx5ne
@ali-yx5ne 2 месяца назад
መርሓባ ደቂ ዓበይቲ ጻሓይ ገጾም ኣዉሊዕ መወጾም ማይ ድጋም ራሃጾም ❣️ኣዝየ ኢየ ዝፈትወኹም ደቂ ሓላል መሬት በርትዑ ኹሉ ጊዜ ኣብ ጎንኹም ኢና ጅቡዓት 🫶ግን ንዓኹም አዉን ዝጸርፉኹም ኣለዉ ድዮም oh my goodness! ጌጋ ባአ አሞ ካኣስ ንዓኹም ብዝኾነ ናይ ጸጋም ጫማ ኢሎም ኣለኹ ነዚኦም ሕማቅ ዝጽሕፍሉኹም 😁so ኤልሚ ጅብዕቲ ካኣ ማራ ኢየ ዘኽብረኺ ን ህዝቢ ትግራይ ማራ ኢኺ ትፈትዉዮ ክትዛረቢ ስለ ዝስማዓኺ ኢየ ኣነ ካኣ ካብቲ ዝፈትወኺ ዝነበርኩ ዕጽፊ ጌረ ፍትዉዉዉዉ የብለኪ ሰላምኹም ይብዛሕ ደቂ ዓደይይ 🫡💛💊🥀♥️👏
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 2 месяца назад
ማይ ድጋም ረሃፆም ?
@ali-yx5ne
@ali-yx5ne 2 месяца назад
@@user-mz4bk1ii3t ኢሂ mo
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 2 месяца назад
@@ali-yx5ne እቲ ክብር እምነት ናይ ሃይማኖትና ኣይተራኽስዮ።
@ali-yx5ne
@ali-yx5ne 2 месяца назад
@@user-mz4bk1ii3t ሰክት ለኽባጥ ኤርትራዊ ጉዳይኻ ግበር 🇪🇷❌
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 2 месяца назад
@@ali-yx5ne ሓደ እንታይ የፃርፈኪ ኣሎ ዝፀረፈኪ ሰብ እልል ድዪ? ካልኣይ ካዓ እንታይ መርተዖ ኣለኪ ኤርትራዊ ምኻነይ?ኣልዕል ኣቢልካ ዲኻ ኤርትራዊ ዝባሃል መርትዖ ይደሊ እየ ቀልጢፍኪ መልስለይ።
@hdjf4
@hdjf4 2 месяца назад
ፅቡቃተይ ሓዳርኩም ይባረክ❤
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ብሩኻተይ 👨‍👩‍👧❤
@user-lq6gf3mv1c
@user-lq6gf3mv1c 2 месяца назад
ዋይ እረ ስለ ሰብ ኣይትገደሲ ኣይ ሓበሻ ዘይቡሉ ዓደይ ዶ የለይ😂😂
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 месяца назад
ናብ ይትዮፕ ክትሰርሑ እንተለኹም ግድን እዩ ናይ ኹሉ ባህሬት ክትፃወሩ ንኹሉ ሰብ ክተሕጉስ አይትኽእልን አብ ሓደ ገዛ እውን ዝተፈላለየ ፅባይ እዩ ብዝኾነ በርትዑ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ በርትዑ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
Kbret yaheblna btaemi nemesgn
@YordiYordi-cg4gh
@YordiYordi-cg4gh 2 месяца назад
Mara ekum des tbluni kexliwo wladkum ybarek ❤❤❤🇪🇷
@user-hy4yk8iq8j
@user-hy4yk8iq8j 2 месяца назад
እስይይይ ደስስስስ ትብሉ ሓዳርኩም ፈጣሪ ይባረክኹም ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@fotyenzinabu1879
@fotyenzinabu1879 2 месяца назад
አማርኛ ቋንቋ ናይ መላእ እትዮጵያዊ ቋንቋ እዩ ትናገሩ መሰልኹም እዮ ሙቁራተይ❤❤❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 2 месяца назад
ደምርኒ ህያበይ
@Hagoshbdgu-zx5vf
@Hagoshbdgu-zx5vf Месяц назад
ምሾዶ አማሪኛ ዝባሃል ከትናገሩ ንሕና አንፊቅድን
@Hagoshbdgu-zx5vf
@Hagoshbdgu-zx5vf Месяц назад
ደሞ ደስ ትብሉ ቀፅልሉ
@user-kd2dj9sp1k
@user-kd2dj9sp1k 2 месяца назад
መጀመርያ ኹሉ ቋንቋ ልፈጠረልና ፈጣሪ እዩ ፀቢብ አተሓስባ ምቀረየ ብሀሊትየ አነ ደቅሰባት ነፃነቶም ክሕለየሎም ይግባእ ልምታይ እዚ ቋንቋ ትዛረቡ ላበልኻ ለይምሽምቃቅ እንኳን ቋንቋ አማርኛ ይቅረይዋ ናይ ዓለም ቡዙሓት ቋንቋ ተኽኢልና ተትዛሪብናሉ ልፀበቀ እዩበይ ሱቅ ፀርፊ አያድልይን ብትዘሎኹ ነታት ቋንቋ ለይኾነስ ናይ ባዕልና ናይደቂ ሰባት ሕመቅ እበይ ናይ ቋንቋ የኾነይ
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@user-zl9vr5op7y
@user-zl9vr5op7y 2 месяца назад
ኤሚየይ ማዓረይ ምስ ስባኣይኪ ብጣዓሚ ኢና ንፈትዎኩም❤❤❤ፅርያተይ
@TifhFjfh-vp4pi
@TifhFjfh-vp4pi 2 месяца назад
❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን
@mhret3513
@mhret3513 2 месяца назад
ስላም እግዚአብሔር ምስ ኩላኹም ይኩን እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኹም ይብዛሕ ውላድኩም እግዚአብሔር አምላክ ብጥበብ ብፀጋ የዕብየልኩም ቀፅሉሉ አንቱም ንምንታይ ኢኹም አማርኛ ትሕውሲ ንብል ብልምዲ ውን ትዛረብ ኢኻ ግን እስኪ ተስዲድና አብ ሰደት ዘለና ብቋንቋ ብሃይማኖት ብምግቢ ብምንታይ ንራኸብ ምስ ዘይመስሉና ንነብር አለና አማርኛ ምዝራብ ሓጥያት የብሉን እሺ ንምንታይ ኢና ብትግርኛ ኮይኑ ፊደሉ ግን ኢንግሊዝኛ ንፅሕፍ ሓደ ነገር ብዝተፈጠረ በዚ ቋንቋ አይትዛረቡ አይትበሉ እዚ ኩሉ ትግራዋይ ንምንታይ አ.አ ይነብር ቋንቋ ዓልየት ኩሉ አብዚ ምድሪ ተራፊ እዩ ንሕና ዘገድስና ፅድቂ ስሪሕና መንግስተ ስማይ ምውራስ እዩ ውሽጥና ንፅህ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 месяца назад
I disagree with your comment about the language you said. You encouraging us to speak in Amharic language, and that's absolutely to be condemn. I am writing in English because l can't speak or write in Tigrigna. I speak Amharic language but l don't want to write in Amharic or speak in Amharic. Because l believe that Amharic language is our enemies language. Besides that l want encourage myself and my people to speak in Tigrgia language. I, myself started learning Tigrgia language by listening Tigraga news on TV and media during the war crimes against Tigrai. Because of that l am able to listen Tigrgia language 80% and read 60%, and speak 40% at this moment of time. Please don't say it is okay to speak Amharic language. Just ask yourself that why we need to speak in Amharic since we have our own language?
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
Btkkl eilki zahaftey kbret yhablena
@Hareg675
@Hareg675 2 месяца назад
ሀዝስ ኣምሓርኛ መን ሓጥያት ገይሩዎ?🤔 ትግርኛ እንኮይኑ ፁሩይ ክዛረቡ ኣለዎም ብዘይ ምትሕውዋስ። ትግርኛስ ድኻ ኣይኮነን ሃፍታም እዩ ልቃሕ ኣየድልዮን እግሊዝኛ ኣምሓርኛ
@mhret3513
@mhret3513 2 месяца назад
@@arielasgedom3242 እሺ ብትግርኛ ምፅሓፍ አይትኽእልን ችግር የብሉን አማርኛ ምዝራብ ኮነ ካልእ ምንም ችግር የብሉን ቋንቋ አምሓራ ዘምፅዎ ወይ ዝፈጠርወ አይኮነን ኮታስ ኩሉ ዓይነት ቋንቋ እግዚአብሔር አምላክ ዝሃበና እዩ እቲ ችግር አብ ቋንቋ አይኮነን ችግር አብ ደቂ ስባት ዘምፃናዮ ፅልኢ ናይ ስይጣን ስራሕን ጭካነን እዩ እዚ ኩሉ ዝወርደና ዘሎ ደሞ ብስንኪ ሓጥያትና ግብርናን እዩ ንትግራይ ንበይና አይኮነን ዓለም ብምላአ እንታይ ትኾን አላ ነስተውዕል እግዚአብሔር አምላክ ይቅረ በሉ ይቅረ ክብለልኩም እዩ ዝብል ካብዚ ዝኸፈአ ከይመፀና ነንባዓልና ንፋቀር ምስ እግዚአብሔር ንታዓረቅ ካባይ ጀሚርካ አነ ብወገነይ ብዓሌት ኮነ ብቋንቋ ብዓዲ ዘቀያይም የብለይን ፀላኢና ስይጣን እምበር ስብ አይኮነንን ስይጣን አብ ስብ ሓዲሩ ዘቃትለና ዘሎ ንኩሉ ፆም ፀሎት እዩ መፍትሒኡ እግዚአብሔር ዝሓተና አበይ አለኻ ምበር አበይ ነርካ ወይ እንታይ ቋንቋኻ ዓልየት አይብለናን ንሕተት ብሃይማኖትና አብ ቅድሚ እግዚአብሔር አምላክ ምስ ንቀውም ስለ ኩሉ ነገር የቀንየለይ ንክካታዕ ወይ ንካሊእ አይኮንኩን ።
@mhret3513
@mhret3513 2 месяца назад
@@Hareg675 እሺ ክብርቲ ሓፍተይ ሓጥያት ገርናዮ ማለተይ አይኮንኩን ግን ከምኡ ኮይኑ ዝስምዖ ሰብ አይስአንን ብዝበለፀ ቋንቋና ምምዕባል ምፅራይ ፅቡቅ እዩ ነአብነት ሓደ ሓደ ተዋሶኦ ከም መንክትኮኒ ተተሓቲተን ከም ስላም ተዋሳኢት ይብላ ይስምዕ ስላም ግን ኩሉ ትስርሖ ፊልሚ አማርኛ እዩ ሬኤኺ ቋንቋና ንብል ኩልና ምበር ብመልሓስ ብተግባር የለን ንምንታይ ቅድሚ ሕይ ግእዝ ናብ ትግርኛ እንታይ ኮይኑ ዘይተተርጎመ ሬኤኺ ሕይ ችግር ምሰተፈጠረ ንኩሉ ነገር ብዓይኒ ፅልኢ ዘይምርአይ
@xkuwait3842
@xkuwait3842 2 месяца назад
ሰብና ልበልዖ እንበይ ልናገርዎ ኣይሰእንይ ሸለል በልዎም ካብ ኩሉ ሰብ ታይ ይብለኒ ልብል ደኮነይ ንድሕሪት ተመሊሰና ዳንኡድ ኣብ ዘለክምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ🙏 ኤሚየ ምርቃኪለ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኢለለኩ😂
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ 🙏🙏
@sarhsa8406
@sarhsa8406 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ምቁራተይ❤ቀፅልሉ
@HanaAli-hz2vm
@HanaAli-hz2vm 2 месяца назад
አሜን ብሰላም ብጥዕና ና ዓድና ና ቤተሰብና አምላክ ይሕወሰና
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 2 месяца назад
ዋይ ኣይትስምዕየን ኣነ ጋለይ 1 ወር ክሳብ -2 ዓመታ እየ ዘክበረላ ከም ጊዙኡ ንከድ እበር
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@gualabaytigray
@gualabaytigray 2 месяца назад
ዳ ናኦድ ንፈትወኩም ኢና ግን ኣይትደንጉዩ ንሕና ብሃንቀውታ ስለ ንጽበየኩም ♥️ ግን ሓደ ነገር ክነግረኩም ዝደሊ ዝኾነ ሕቶ ኣብ ኮሜንት ኣገዳሲ ተዘይኾይኑ ኹሉ ዝተብሃልክምዎ ኣይትመልሱ ♥️♥️♥️
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብጣዕሚ ይአ ድፈትየኩም ዋላ ብቲ ካራክተርኺ ደስ ዳበለኒ ይአ ድካታተሎ ኤሚየ ሽኮር ኣድናቕትኺ ይአ ካብ ስዕዲ ዓረብ❤❤❤❤❤
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i 2 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረኽ ምቁራተይ 🎉❤
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@DaniMeli-kp4gq
@DaniMeli-kp4gq 2 месяца назад
እወ ! ቋንቋ ኣይጽላእን 'ዩ ግን እቲ እትሰርሕዎ ዘለኹም ስራሕ ብትግርኛ ስለ ዝኾነ ቋንቋ ትግርኛ ንምምዕባልን ባህሊና ንምልላይን ስለ ዝኾነ ካብ ውሽጥኹም ክትስርሑ ይግባእ ኣጀኹም በርትዑ ::
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 месяца назад
I agree with your comment. Thank you for encouraging us to speak in our language, Tigrgia language.
@selam5637
@selam5637 2 месяца назад
ፅቡቃት ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 2 месяца назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ምቅራት❤❤❤❤❤❤❤❤
@zaidzaidzaid1419
@zaidzaidzaid1419 2 месяца назад
ኣቤ ርግኣት ደስ ኩትብሉ ❤❤❤
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 2 месяца назад
አሰይይይ ኽደይ ከ ደሰ ኽትብሉ ክልቴኹም ርግዓታኹም ደሰ ክብል ኮሜት የንብብ እበይ አይፎትዎን ምግባር ላክ ብቻእየ ዝገብር መብዛሓቲኡ እሰኺ ደቀ ዓበይቲ 100 ሸሕ ነብፆሖም ❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@user-jl2fr5nx9w
@user-jl2fr5nx9w 2 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራት ደስክትብሉ❤ M&A❤
@tsegatsega7776
@tsegatsega7776 2 месяца назад
ናይ ሰብ ነገር ከምኡ እዩ ኣጆኹም ብሩኻት ስድራ ❤
@zufangebrekidan220
@zufangebrekidan220 2 месяца назад
Beteley??????????? Biflay
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 2 месяца назад
ተባረኩለይይይይይይይይ ብክልተ መባይለይ እየ ሳብስክራይብ ገይረ ዝከታተለኩም ደማ❤❤❤❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ 🙏🙏
@tyheh9774
@tyheh9774 2 месяца назад
ፅርያት እኩም ሓዳርኩም ያባርክ አምላክ ❤❤❤❤
@user-vj2ed6xm7q
@user-vj2ed6xm7q 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም አሕዋተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 2 месяца назад
አነ ዝገረመኒ ኮሜንት አቲኩም ትፃረፍሎኩም ስባት ፣2/7ፅበል ትሓፅቡ ዋእ አይተሕሙሙና ህውክት😂😂 አይትገደስሎም
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 2 месяца назад
እሙየይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅሩኩም ሓዳርኩም ይባርኮ❤❤ የዱተይ ብሃንቀውታ ንፅበየኪ ኣለና ❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 2 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረክ ቡሩካተይ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 2 месяца назад
ፅሩያተይ ቀፅሉሉ ኩሉ ነገርኩም ደስ በሃልቲ ኢኩም 🥰🥰🥰
@AsFf-od1fm
@AsFf-od1fm 2 месяца назад
ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
@melenadan1670
@melenadan1670 2 месяца назад
አሰይ ሙቁራት ሓዳርኩም ይባረክ ዉላድኩም እዉን ፈጣሪ የዕብየልኩም
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b 2 месяца назад
ኤምየ የንየ ቆንጆ እንኳዓ ብሰላም መፃአም አብ ሓዳሩኩ ሰላም ይምንይሉኩም የዲት ግን ይዝክያ ትመፂ ንፅበ🥰🥰🥰🥰🥰
@user-er7ty9oy5s
@user-er7ty9oy5s 2 месяца назад
ብጣዕሙ እየ ዝፈትወኩም ኣሚዬ❤❤❤🎉🎉
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 месяца назад
ከመይ ቀኒኹም ብሩዃት ስድራ ሓዳርኩሞ ይባረኽ ውላድኹም ብጥበብ አምላክ የዕብየልኩም
Далее
He turned a baseball into a stylish shoe😱
00:59
Просмотров 788 тыс.