Тёмный

ንተዋሳእቲ ሓፍተይ ዮዲት ደስታ (ፍረዋኒ) ክብሮም (ማዓር ኣፉ እንዳ ትሕሽን) ብዘይተፀበይዎ ፕራንክ ገይረ ኣደንጊፅዮም😱🤣🤣 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

Опубликовано:

 

1 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 238   
@salamuh3253
@salamuh3253 28 дней назад
ኣነ ኣርትራውት እየ ግን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሙቁራት ኩሉ ግዜ እየ ዝኸታተልኩም ቀጽልዎ 🥰♥️
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 28 дней назад
❤❤❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
​@@user-bu7ev7he9oሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 28 дней назад
ካብ ናይ ትግራይና ተዋስኣቲ ዮዲተይ ብጣዓሚ እየ ልፈትወኺ ለድንቀኺ ኣብ መንፈሳዊ ህይወትኺ ጠንክሪ ናይዛ ዓለም ዝና ይሓልፍ እዩ ወለላይ ኣብ መዝሙር ዲ/ያ ሰብህ ክሊብ ሪኤኽስ ኣመሲግነ ልኣምላክ🙏♥️♥️♥️እና ንፈትወኽን ኢና በርቱዑልና ምቁራተይ♥️
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 28 дней назад
@@SmretTube ካልኤቲ ሞባይል ምነበረትኒ ክግበረልኪ ነይረ ገይረልኺ ኮ ብቀደማይ🥺
@EmebetGesese
@EmebetGesese 28 дней назад
@@dnglmaryameyarfutalbey1494 ሳብስክራይብ ግበርልና
@AXUM13
@AXUM13 28 дней назад
ዮዲትዋይ መዓርይ ከመይ ድየ ፍትው ዘብለኪ ብናይ ባዕላ ቻናል ክትመፀና 🙏ተስፋ ንግበር❤
@Hareg675
@Hareg675 28 дней назад
ዮዲተይ ምቅርቲ ሓደ ማዓልቲ ዘይትመፅና ግን ስለ ንፈትወኪ እዩ
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
እወ ብሓቂ ካመፀትና🎉❤ ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 28 дней назад
ፅቡቃት ስድራ ተባረኩ ❤ የዲተይ መንፈሳውነትኪ በርትዒ ብመንፈሳውነት ተትመፅና ክደይ ደስ መበለ 🙏💚
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ብሓቂ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ🎉❤❤
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 28 дней назад
@@Brktitube እሺ እንበይተዋይ
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
@@goodboyhabasi1287 እሺ ትበሊክ ማሪያም ማዓረይ🌷🌸🌸
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 28 дней назад
ዮዲት ክፈትዋ ኣነስ ብፍረዋይ እየ ዝፈልጣ ግን ብጣዓሚ ጠፊኣ ማርያምን ናፊቀያ❤አረ ኣድነቅትኺ ብፅቡቅ ስራሕ ክትመፅዮም ይፅበይኽለው በልልና❤❤ማዓር ኣፉ ኣስሒቁኒ ህፃን ቆልዓ ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን በለ😂❤❤
@Mebrahtey
@Mebrahtey 28 дней назад
ዮዲተይ ብጣዓሚ እየ ዝፍትውኪ አብ ቤቱ የንብርኪ እግዚአብሔር ኣምላክ 💙💙🥰 ንኩለኩ ዕድመን ጥዕና ይኃብኩም💙
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ🎉❤❤
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms 28 дней назад
50k ኣብፅሕሎም ተጋሩዋይ❤
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 28 дней назад
ፍትዋተይ😊 ዳወለላይ ይፈትወኩም እየ❤ ዮዲተይ ክፈትዋ ኣነስ ደስ ትብላ ብሓቂ 😊
@tigraytigray7066
@tigraytigray7066 28 дней назад
ኤሚየ ፅሪቲ ❤የዲት እባ ኣምፅእልና ብማርያኪ ብጣዕሚ ናፊቅናያ ❤❤
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤🎉
@user-rx1rs8oj8s
@user-rx1rs8oj8s 28 дней назад
አምየ ኣነስ ዮድት ሓፍትኽ ናፍቀያ ማርያምን ኣብ ትሕት ሰማይ እየ ድፈልጣ ብጣዕም እየ ድፈትያ ማለተይ ናይ መሪሳ ኣቅሪብያ ቦ❤❤❤
@HiwanNgus
@HiwanNgus 28 дней назад
ኣነስ ንፍረየይ ክፎትዋ ምዓት ትሕቲ ሰማይ እየ ይፈልጣ ሞ ዛበይተይ ስዓምለይሞ❤❤❤ኢምየይ😔
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይ ግበርለይ ማዓረይ
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u 28 дней назад
ዮዲተየይ ብጣዕሚ ዝፈትወኪ ናተይ ለድንቀኪ ስላምኪ ይብዛሕለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ዛንበተይ ስላም በለልይ እቦ እሙየይ ለዮዲተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@TrehsGelase
@TrehsGelase 24 дня назад
ንየዲት እባ ብኣካል ኣምፅኡልና ክፈትዋ መዓት እየ❤❤❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 28 дней назад
ኣነስ የዳት ክፈትዋ ማዓረይ ለለ መንፈሳዊት እያ
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ዋላ ኣነ ክፈትዋ❤🎉 ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ🎉❤❤
@user-sq5ef3wh9c
@user-sq5ef3wh9c 28 дней назад
እውይ ኣብሰኣላ ምቅርቲ ክትስሕቕ ከላ ውሕጥ ኣብላ ይመፀካ ኣነ ቲክቶክ እምበር ዩቱብ ቪድዮ ምርኣይ ኣይፎትን ን ኣብሲ ግን ርእይ እየ ዝውዕላ የሆነ እንደ ህፃን ልጅ ታሳሳለች ተንከባኸባ ሙዕዘይ.... ካብ ዝፈትወኪ ሓፍትኺ❤❤ ትግራይ ምስ መፃኹ ክረኽበኩም ይደሊ እየ ንኣኺ ምስ ሙእዝ ምስ ንኡደይን♥
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 28 дней назад
ወትሩ ቀዳመይቲ💙 ካመቃነኩም ተከታተልቲ ግጨዩኒስከ❤
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤🎉❤
@user-uw2kb9ng8e
@user-uw2kb9ng8e 28 дней назад
አብሳላየይ ንየዲተይ እባ አምፅእልና ብማርያምኪ
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@ኣኒtube
@ኣኒtube 28 дней назад
አብሳላየ ጎበዝ እንዲኪ ግን ዙፕራንክ ትብልዮ በቃ አሰራርሓኪ ቀይሪ
@genetakiliu3819
@genetakiliu3819 27 дней назад
እዚ ና መቀለና ወግኢስ ቃህ ምባሉ ❤
@Samsung-qx8fz
@Samsung-qx8fz 28 дней назад
አነስ ንፊሪ ክፈተዋ ማዓተይ ስዓሙለይ ❤❤❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 28 дней назад
ቐዳመይቲ ባዕለይ ከመይ ቐኒኹም ዝተሳኽዐ ፕራንክ ይኹነልኩም ብዃት ስድራ ንኡድ ብዕሚ እየ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@dadsfade477
@dadsfade477 28 дней назад
አብሱየ መቀረት ስሓቅኪ ደስክብል
@user-sk2sx8iu5r
@user-sk2sx8iu5r 28 дней назад
ሰለስተክን ብእኖ ድክን ኣሓት ዋላስ ❤ ደም ኣድናቅትኩም እየ❤❤
@user-hw1zn9jx6i
@user-hw1zn9jx6i 28 дней назад
ዋላ አቦእን ሐደ እየም
@Wunesh
@Wunesh 28 дней назад
ዮዲተይ ❤❤❤❤❤ምቅርቲ
@AG-py4xd
@AG-py4xd 28 дней назад
Selam eda Nuead ❤❤❤
@slamr0r054
@slamr0r054 28 дней назад
ዮዲትይ❤❤❤
@HayetTesfay
@HayetTesfay 28 дней назад
ብኻሊእ ትሕዝቶ እባ ደበኽ በሉና ኣሕዋት🙏
@ihhb1835
@ihhb1835 28 дней назад
ዮዲተይ ሽኮር ♥️🥰🥰
@rsjv415
@rsjv415 28 дней назад
ኤሚየይይይይ ሸኮር🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gjshsh1337
@gjshsh1337 28 дней назад
ዮዲተይ ማዓረይ❤❤❤
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo 28 дней назад
ዮዲተይ ዓባይ ሰብ❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉🎉
@helenhelentgar1017
@helenhelentgar1017 28 дней назад
ዮዲተይ ልፎቲያ❤ደስ ትብላ ኣሕዋት ኣብሲየ❤
@HIfti-H
@HIfti-H 28 дней назад
ሓንት ግዘ🎉ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ ጀማሪት እየዋ ሓደራ🎉❤😊
@user-lw9gj6tw3z
@user-lw9gj6tw3z 26 дней назад
ኣነስ ክፈትወኪ ማዓት እየ ማዓረይ❤❤❤❤
@dkmhdb1829
@dkmhdb1829 28 дней назад
Yodit shkor🥺❤
@herilove7188
@herilove7188 27 дней назад
መዓር ኣፉ ሳሓቅ ቀቲሉኒ🤣🤣🤣
@user-th6dq8ki5i
@user-th6dq8ki5i 28 дней назад
ዮዲተይ ምቅርቲ❤❤❤❤
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 28 дней назад
ሙቁራተይ❤❤❤
@Arsemayee21
@Arsemayee21 28 дней назад
ኣብሳለተይ ምቅርቲ ምጭውቲ ንእሽተይ ኣብ ገፅኪ ቀጢንክን ፀሊምኪኒ መዓረይ
@amsalutsegaye2694
@amsalutsegaye2694 28 дней назад
ኤሚየ ሽኮር❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ🎉❤
@Geeztube21
@Geeztube21 28 дней назад
ፅቡቅ እዩ ቃፅልሉ❤ ብዝበለፀ ብዘይተፀበክወ××××××××× ብልበለፀ ብለይተፀበክወ ልብል ይስታካከል✓✓✓✓✓✓✓✓✓✓✓✓ ♥♥
@Roza-qj4zp
@Roza-qj4zp 28 дней назад
ህፃን ቆልዓ ያ ሃመይ ሞ ህፃን😂😂😂😂😂😂
@user-kz6wm2xt5w
@user-kz6wm2xt5w 27 дней назад
ፍረዋይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-yn9fk9hi2f
@user-yn9fk9hi2f 28 дней назад
Yoditey tsbkti kfetwa
@dejenbahre6642
@dejenbahre6642 22 дня назад
ዮዲተይ ማዓረይ ብፍቅርኪ ሓማመ
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 27 дней назад
ዮዲት ምቅርቲ አነ ክፎትዋ ማዓት እየ 😂❤
@ffdfi388
@ffdfi388 28 дней назад
ዩዲት❤
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ🎉❤
@MeriGS-rz7bj
@MeriGS-rz7bj 27 дней назад
abcitey shkor🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DanaitKibrom-hx7xs
@DanaitKibrom-hx7xs 28 дней назад
Haftiki tebahilas nay hawa silki zeytfelit hawa malet endu nay muez zeytfelit abet elatiki 😂😂😂😂😂😂😂
@kidantafere5793
@kidantafere5793 7 дней назад
ግን ምስ ዩዲተ ደቂነ ደቀ ኣቦ ዲክን
@ወነሸመኸሐሐኸ
@ወነሸመኸሐሐኸ 28 дней назад
ቅርሺ ግዲ ነግኒ እይናያ😂😂😂😂😂😂
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
😂😂😂 ሳብስክራይብ ግበሪለይ🎉❤❤
@user-ip3jh8no8q
@user-ip3jh8no8q 28 дней назад
ምቅርቲ 😂😂😂😂😂😂😂😂
@samiwedi5977
@samiwedi5977 28 дней назад
ኣራሲንኪ ኣይቲከሊን (00000) ጽብቅቲ ሓሳብ ኣምጺኪ ኔርኪ ጊን
@user-te3op2xb8l
@user-te3op2xb8l 28 дней назад
ብጣዕሚ ክድብር እንኳን እዚ ንጉስ ኣብ ቅድመና ጠሪጡ ለ ኣይንስሕቅን ዊ
@milaye3667
@milaye3667 28 дней назад
ናፊቅናኩም ቭሎግ ስርሑልና
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@NdjjJsjsj
@NdjjJsjsj 28 дней назад
ፍረዋይ ምቅርተይ ❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ🎉❤❤
@ManaAltubi-wk8vf
@ManaAltubi-wk8vf 28 дней назад
❤🎉🎉🎉
@eriilove2812
@eriilove2812 28 дней назад
❤❤❤❤❤
@AfariKsa-uq6om
@AfariKsa-uq6om 28 дней назад
❤❤❤❤
@hayawe2767
@hayawe2767 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 28 дней назад
❤❤❤❤😊
@alu387
@alu387 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@sikosilo5901
@sikosilo5901 28 дней назад
❤❤❤😍😍
@user-rq3en4no9o
@user-rq3en4no9o 28 дней назад
🥰🥰🥰
@AfariKsa-uq6om
@AfariKsa-uq6om 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@idhgydgc1654
@idhgydgc1654 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sara-mu1hs
@Sara-mu1hs 28 дней назад
🥰🥰🥰🥰🥰
@zafuzafugrmkaiisthe5464
@zafuzafugrmkaiisthe5464 28 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ManaAltubi-wk8vf
@ManaAltubi-wk8vf 28 дней назад
😱🤣🤣
@HyahHyah-pt7wp
@HyahHyah-pt7wp 18 дней назад
😍❤😍❤❤❤
@user-bx6eb3ne1m
@user-bx6eb3ne1m 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@EmebetGesese
@EmebetGesese 28 дней назад
ዮዲት ምቅርታ የዋህ❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤🎉
@EmebetGesese
@EmebetGesese 28 дней назад
@@Brktitube ንስክለ ግበርለይ መዓረይ
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
@@EmebetGesese እሺ ግበሪለይ አሙ ካቡኡ ኣብናተይ ብዱዩ ኩሙቲ ኣቀምጥ ክገብረሊክ አየ🌷🌷🌸🌸🌸
@bege8567
@bege8567 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-sk2sx8iu5r
@user-sk2sx8iu5r 28 дней назад
ድራማ ንምንታይ ተቆርፁ እሚ መልስለይ እሺ😊
@NuedTube
@NuedTube 26 дней назад
ኣይተቃረፀይ ኣብ ቐረባ ግዜ ክንጅምር ኢና ዛሓፍተይ 🙏
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 28 дней назад
❤❤❤
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j 28 дней назад
🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@user-bm7km2vz7y
@user-bm7km2vz7y 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@MohammedAhmed-sm1hy
@MohammedAhmed-sm1hy 28 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ds5yq3hf8g
@user-ds5yq3hf8g 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@aligeygeltagry5122
@aligeygeltagry5122 28 дней назад
🥰🥰🥰🤣🤣
@greattigray5290
@greattigray5290 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤ ሙቁራት ስድራ🎉🎉🎉
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤🎉
@Amlisa19
@Amlisa19 28 дней назад
ሓፍትኽስ ናሰብኣይኺ ስልኪ ለይትፈልጥ😳😅
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
😂😂😂😂😂 ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤🎉❤❤
@NuedTube
@NuedTube 28 дней назад
Wayyyy atyo zahaftey namaste diki
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 28 дней назад
💖💖💖💖💖💖💖💖💖🎉🎉🎉🎉👍
@user-gl6ez1uf6b
@user-gl6ez1uf6b 28 дней назад
🌹🥀🥀🥀🌹🌹🥀🌹🌹🥀🥀🌹🌹
@mirimiri3396
@mirimiri3396 28 дней назад
❤❤😂😂
@genetGeidey-cy4gx
@genetGeidey-cy4gx 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤😅😅😅😅😅
@HelenHelen-nh3hc
@HelenHelen-nh3hc 28 дней назад
𝑩𝒊 𝒕𝒔𝒃𝒖𝒌 𝒔𝒓𝒂𝒉 𝒎𝒕𝒔𝒖𝒏𝒂 𝒃𝒕𝒂𝒆𝒎𝒊 𝒕𝒅𝒏𝒈𝒖𝒚𝒖 𝒂𝒍𝒆𝒌𝒖𝒎❤❤❤
@user-bn3om9pl4b
@user-bn3om9pl4b 28 дней назад
❤❤❤❤😂🎉
@user-fq1wt5le4n
@user-fq1wt5le4n 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yiitui5517
@yiitui5517 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hy6uq8cv7v
@user-hy6uq8cv7v 28 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hb1rj7gm3b
@user-hb1rj7gm3b 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግብርለይ አሕዋተይ ማዓረይ
@tfgddyfyg3875
@tfgddyfyg3875 4 дня назад
@@SmretTube geyrelki mary nski ewen gbrley zanatey
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 28 дней назад
ኣብሲ ነብስኪ ቀኒስኪ ገፅኪ ኣፍሊጣ ናሰላም ድዮ ?
@NuedTube
@NuedTube 27 дней назад
ናይ ሰላም እዩ ቆልዓ ቢዝይ ገይሩኒ ኮይኑ እዩ 🙏
@user-ij2po6eb8l
@user-ij2po6eb8l 28 дней назад
❤️❤️❤️❤️😁😁💖
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
😂ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@lilyA22
@lilyA22 28 дней назад
ዝሰብኣይኪ ግን ከም ስሙ ሙዑዝ ሸፈድፈድ ኣይብልን መስለኒ ስልኩ ዘይፈልጥኦ ክሎም❤
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@lilyA22
@lilyA22 28 дней назад
@@SmretTube ጌረ
@user-ii1zn2ts6j
@user-ii1zn2ts6j 28 дней назад
Ahiwatye neay le eski subscribe gebrani hiji kefit alku
@lilyA22
@lilyA22 28 дней назад
@@user-ii1zn2ts6j ኣብሽሪ
@SmretTube
@SmretTube 28 дней назад
@@user-ii1zn2ts6j ገይረልኪ ንስኪ እውን ግበሪ
@user-rl3hu5uc1u
@user-rl3hu5uc1u 28 дней назад
❤️❤️❤️❤️❤️
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
ሳብስክራብ ግብሪለይ ክብረተይ ❤🎉❤
@user-rl3hu5uc1u
@user-rl3hu5uc1u 28 дней назад
@@Brktitube እሺ ❤️
@Brktitube
@Brktitube 28 дней назад
@@user-rl3hu5uc1u እሺ ቲበሊክ ማሪያም ማዓረይ🌷🌸
@KsanetAlene
@KsanetAlene 28 дней назад
♥️♥️♥️
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 16 дней назад
Далее
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #25
21:17
Просмотров 1,6 тыс.
🫣ዝናብ ጉድ ጌሮምና 💦💦💦💦
9:30
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
Просмотров 33 тыс.