Тёмный

ንእስራኤል ስለዘይደገፈትን ሓቂ ስለዝተዛረበትን ሂወታ ኣብ ኣብ ሓደጋ ዘሎ ጸላም ጋዜጠኛ!!  

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ
Подписаться 47 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 40   
@SiG-j1c
@SiG-j1c 6 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ካንደስ ኣብ ኩሉ እያ ንፍዕቲ ወላ ኣብዚ ናይ ሶዶማውያን ዘለዋ ኣራእያ ዋው እንታይ ኢልካ ክትገልጻ ይኸብደካ
@amanerilove
@amanerilove 6 месяцев назад
ኣጆኪ ኣይትፍሪሒ ንሕና ኮሎና በላ ኢካ እንበር ኣይሁድ ዳኣ ነቲ ቑዱስ ኣምላክ እኮ ክቕጥቕጡ ዘይሓፍሩስ
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 6 месяцев назад
She is so intelligent.
@Jeligunners
@Jeligunners 6 месяцев назад
Keep it bro
@ዓይኒዓሳ
@ዓይኒዓሳ 6 месяцев назад
እዚ ኩሉ ሚድያ ጽረ ኣስላም ዝዛረቡ ዘለዉ ብእስራኤል ዝምወሉ ከም ዝኮነ ዓለም ትፈልጥ ኢያ:: እቲ ቀሺ ኣብ ኣውስትራልያ መጥቓዕቲ ዝወረዶ ንእስራኤል ስለ ዝነቀፋ ብዙሓት ሰባት ይፍኽሩሉ ነይሮም ኢዮም: : ስለዚ እስራኤላዊያን ካንሰር ዓለምና ኢዩም ሂትለር ካብ ባዶ ተበግሱ ኣይኮነን እዞም ተርፎም ዘለዎ ኣሁዳዊያን ንዓለምና ሰላም ስለ ዘይህብዋ ክጸንቱ ኣለዎም ዝበለ: :
@senayeri433
@senayeri433 6 месяцев назад
ካንደስ ግን ደፋር መደባት ያ ተዳሉ፡ ሓቀኛ ደረቐኛ ጸላም ብሙኻና፡ ዘፍርሓኒ ከይቀትሉዋ ዘስግኣኒ ዩ
@atranos2198
@atranos2198 6 месяцев назад
ኣብ ኢድ ሰብ ኣየውድቕካ ትብል ነበረት ዓባየይ። ሰብ ርጉም ሓጺር እዝኑ ውን ኢላ ወኻርያ።
@erutube6381
@erutube6381 6 месяцев назад
WE LOVE YOU BUFE ERI!! 🥰🥰🥰🥰🥰
@BUFERI
@BUFERI 6 месяцев назад
THANKS!!!
@sarilove7988
@sarilove7988 6 месяцев назад
Haqea eyea motherey halefti win koleot eyiom kitbile❤❤❤
@Danielgrmay567
@Danielgrmay567 6 месяцев назад
ኣይሁድ ኣዚዮም ሓያላትን ርቀቅትን ኢዮም ሓደ ካብቲ ከምይ ገሮም ዓለም ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሮም ኣእቲዮማ ኣለዉ ዘርኢ ኢዩ፡ዓለምና መቸም ንሶም ይዝውርዋ ከም ዘለዉ ጽቡቅ ገሩ በሪሁ ኣሎ ፡ግን#ምስ ወዲ ግራጅማቲ መን ተማጋቲ # ኮይና ጉዳይ። thanks bufe 👍
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
ንኤርትራ ግን አይዝውርዋን እዬም እንድዒ ንኣመሪካ አይፈለጥናንን። ።ንማማ ኣፍሪቃ ሰላሙን ጸጋኣን የብዝሓላ ፈጣሪ ጩቁንቲያ።ብሓቂ ተደንግጸኒ ኣነስ ብኣፍሪቃይ ክሕበን ገለ ንሰሜን ኮርያ ተሓገዘኒ ክዛረቦ 🤔ውሉዳስ ዘይሕማሞም ዝሓሙ ዘለው ።ብናተይ ክሕበን እመበር ባኒ አይኮነኒ ቅጫ ትምክሕቲ ካልኦት። ሰላም ንዓለምና 🙏🙏
@eriboy62833
@eriboy62833 6 месяцев назад
ኣይሁድ ይትረፍ ዓለም ክዝውሩ ንሃገሮም ከማን ብዘይ ጸግዒ ኣመሪካ ብግቡእ ክዝውሩ ዘይኽእሉ ዝደኸሙ ህዝቢ እዮም። እዛ ኣመንዝራ ኣመሪካ ንእስራኤል ዘይብላ ሓይሊ ከም ዘለዋ ብምምሳል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓለም ዘየለ ምስሊ ከተርኢ ብቢልዮናት ዶላራት ዝተመወለ ፕሮፖጋንዳ ሰሪሓ እያ ፡ ይኹን እንበር ብዘይካ ውሑዳት ኣፍሪቃውያንን ደቡብ ኤስያውያንን ነዚ ጻዕዳ ሓሶት ዝኣምኖ ኣይረኸበን። ምክንያቱ ኣይሁዳውያን ወይ እስራኤላዉያን ብዘይ ሓግዝ ምዕራባውያን ብዓቢኡ ኣመሪካ ሓንቲ ሰዓት እውን ክትጸንሕ ዘይትኽእል ኣብ ዓለም ዝደኸመት ሃገር እያ።
@DanielYemane-pw3br
@DanielYemane-pw3br 6 месяцев назад
​@@eriboy62833nay America elite yhud mukanom aytfeltn dika ?
@lettetecle4258
@lettetecle4258 6 месяцев назад
🙏🙏🙏Amlak jeshfeno🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 6 месяцев назад
ይቅሬታ ንመን ቀተለ ይቅሬታ ዘይትብል ብዝተፈጥረ ጌጋ ርዲኢት እንደገና ኸማን አብ ክንዲ ኻልዕ ሰብያ ትተሀላለኾም ዘላ እዚአ መረጋጊኢ ክትቅበል የድልያ አሎ
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
መሰላ እዮ ክትዛረብ። ኣባና ኣብ ጸለምቲ ምስ በጸሔ ፍትሒ ክገትጉዕጸጽ ዘገርምዮ።ባርያ ጻዓዱ ኣይተፈጠርናን።
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
አፍሪቃይ ሓንቲ አይገደፍልክን ሃብትኺ ወሲዶም ደቅኺ ተሳቅዬም ትርፍራፍ እንዳሃቡ ንደቅቒ የባጭውሎም።ሓቂ ተተዛረቡ የሕቅቅዎም። ተባዕ መራሒ ተመጸ የጥፍእዎ። ዎ አምላኽይ ሎምስ እቲ ሓይሊ ዓለም እባ ንዓና ሃበና በዚሑና ዒቅ ኢሉና ፍትሒ ዓለም።አፍሪቃ ትስዕር 😅😅😅።
@heyabeye3947
@heyabeye3947 6 месяцев назад
Aneways nesa eza gual xelam bemukana betame eya tehafer
@SiG-j1c
@SiG-j1c 6 месяцев назад
ንስኻ ኢኻ ትሐፍር ንሳስ ሚሊዮናት እዮም ደገፍታ ለምኒ
@heyabeye3947
@heyabeye3947 6 месяцев назад
@@SiG-j1c Entay zexrfe alka Heji kes elka zeytrdeni
@marthanerayo778
@marthanerayo778 6 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾
@Ertrea-2023
@Ertrea-2023 6 месяцев назад
❤❤❤
@BiniBini-yx1yh
@BiniBini-yx1yh 3 месяца назад
ዘሕዝነካ ክቀትልዋ እንድዮም ግን ብሓደጋ ሞይታ ክብሉ ኢዮም ኣይሁዳዉያን ድኣ ንጎይታ ዘይገደፉ ዶ፥፥ ካንደስ ክገድፉዋ ብፍላይ ጸለምቲ ሰባት ጽልዋ ክገብሩ ምስ ዝጅምሩ ክቀትልዎም ድሕር ኣይብሉን ኢዮም
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 6 месяцев назад
ኣመሪካ ብ ኣይሁድ ከም ትምራሕ ፉሉጥ ዩ
@jositayson7912
@jositayson7912 6 месяцев назад
ab leli eza haftna dkone ente agatimu ab godna knhlu Alena mknyatu neshto hagez erfti hangol trekb
@christianghebray1996
@christianghebray1996 3 месяца назад
Ewae emo za natey srah ab warehouse thaysh
@salikoerilove6480
@salikoerilove6480 6 месяцев назад
ምስልምናን ክርስትናን ወራር እዩ ተኸፊቱልና ዘሎ እኮ ነንሓድሕድና ከይንከባበር ሃይማኖት ገዲፍና ብናቶም ክንምራሕ እዩ ዝድለ ዘሎ ክትርእዮ ከለካ
@EsromHANOK2233
@EsromHANOK2233 6 месяцев назад
ሽማ ወይ ፓነላ ንገረና
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 6 месяцев назад
D😏dgrmen yhudawn bhati nzekulu hesem seicay icab gezat furon sega roman awn hetrel degtmom zekurom namlkiena kemsgunu degupom betibit nsebat bhakent keskyu kneri kelena gudam🤔
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
Tucker carlson ትብል ቻነል ብዛዕባ ክርስትያን ፍልስጤማውያን ዝወርዶም ግፍዒ ብአይሁድ ስምዕዎ።ሓደ ፖስተር ፍልስጤም ዝተዛረቦ ስምዕዎም። 2ደናጋል ጽርግያ ክሰግራ ቶኪሶም አውዲቆመን ሰባት ክሕግዝወን ምስ ከዱ ቶኪሶም አውዲቆሞም። ልብኻ ዝትንክፍ ታሪኽን ካልእን.......
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 6 месяцев назад
ናይ እስራኤላውያን ሕያውነትን ብልሕን ዝፈልጦ አብ እስራኤል ዝነብር ሰብ ጥራዩ ደሞም ምሩሩ እዩ
@ዓይኒዓሳ
@ዓይኒዓሳ 6 месяцев назад
ያሁዳዊያን ጽረ እስልምናን ክርስትናን ኢዩም ብዙሕ ግፍዒ ኣብዘን እምነታት ፈጽሞም እቲ ዝሕዝን ግን እዞም ደቒ ዓድና ንእስራኤላዊያን ብፍቕሮም ሕቒቕ ይብሉ ክክክ ድንቁርና ደቒ ዓድና መወዳእታ የብሉን: : እዚ ኩሉ ሽግር ካኣ ካብ ትግርኛ ወጻእ ካልእ ቛንቛ ስለ ዘይመልኩ ኢዩ ክክክክ
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
@@rahelasmerinabelalifestyle5566 ኩሎም ጨካናት ኣይበልናን ሰባት ኢና ካባና ውንኮ ጨካናት ርጉማት ዓሌታውያን ኣለውና።ዘዛርብ ዘሎ መንግስቲ ዝወስዶ ዘሎ ሰጉምቲ ኢዮ ክብርቲ ሓፍተይ።ብልሒ ተኮይኑ ዝተማህረ ሕብረተሰብ ተነፉዑ ሃገሩ ዘይቅይረሉ የለን ንሕና ግን ብኦኦም ክንምካሕ ዜሮ ንተርፍ ኣለና ንሶም ንሃገሮምዬም ዝጽዕሩ።አይሁድ ኣለውና ኣብዚ ምሳና በይኖም ይመሃሩ ናቶም ኮሚኒቲ ንካልእ አይሕውሱንዬም በይኖምዬም። ንሕና ኸ?????? ሃገርና ክንመቃቅላ አብ ላይፍ ሰበይ ተሰጢሓ ትውዕል ዘሕዝንን። ንበራበር ኣምላኽ ማዕረ ዮ ፈጢሩና ናቶም ብልሒ ባኒ አየመጽልከንዮ ንሃገርካ ተበራበበበር።ነስራሕ ንማሃር ሃገርና ኣይኮነን ኣህጉርና ንቀይር።
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
@@ዓይኒዓሳ አነ ዝብሎ ሰኣን ፍልጠትን ትምህርትንዮ።አወ ቆንቃ ጸገም ኣሎ። ትነበረላ ሃገር መዓልታዊ ጋዜጣታት ዘይምክትታል ተወሳኺ ጸገምዮ።ኣብ በለካን ለኸዓካን ዝውዕል መንእሰይ መጻኢኡ የሕዝነካዮ።ብስምዒት እምበር ፈሊጡ ተረዲኡ ዝዛረብ በጻብዕቲዬም ዝቁጸሩ።
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@Wedinega60
@Wedinega60 6 месяцев назад
God bless israel
@SiG-j1c
@SiG-j1c 6 месяцев назад
ኣየናይ ኣምላኽ እዩ ንቀተልቲ ኣንስትን ቆልዑን ዝባርኽ
Далее
Ilkinchi hotin oberasanmi deb o’ylabman🥹😄
00:26
ŠKODA не перестает удивлять
00:48
Просмотров 379 тыс.