Тёмный

ንኽምልስዎ ሕተትዎም tewahdo zebeaman 

Tewahdo zebeaman
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

ንክምሉሱሉ ሕተትዎም ተዋህዶ ዘበኣማን orthodox tewahdo zebeaman ሕቶ ወይ ርኢቶ ምስ ዝህልወና ብ 251945522370 ተወከሱና

Опубликовано:

 

13 дек 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 136   
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 6 месяцев назад
ሰላም መ/ር ኣማኒኤል ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ እንዳበልኩ እዞም ኢትዮጵያውያን ተጋሩን ገለ ናይ ኣምሓራ መም ኢና በሃልቲ ብዙሕ ግዜ ሰሚዔዮም ኢየ ብሓሶት ክምህሩ ኢዮም ዝነብሩ ዘየለ ታሪኽ ክርስትና ናይ ምድረ ኣግኣዚ ኣብ ትግራይ ኢዩ ተጀሚሩ እንዳበሉ ንህዝቦም ኩሉ ግዜ ምስሓሰው ኢዮም። ብፖለቲካ ዝተለወሱ ከም በዓል ኣባ ሰረቀ ብርሃን ዝበሃል ዓርኪ ማርቆስ ደባስ መናፍቅ ተሃድሶ ነዛ ናይ ትግራይ ክልል ሃገረ ስብከት ብፖለቲካ ምስ ተሃድሶ ኮይኖም የጥፍእዋ ኣለው ንባዕሎም ፖለቲከኛታት ዓሌተኛታት ከለው ንናይ ኢትዮጵያን ናይ ኤርትራን ሲኖዶስ ከጸልሙ ይነብሩ ኣለው። ስቅ ኢልና እንተሰማዕናዮም በቃ ንሶም ጥራይ ምሁራት ወይ ተሰማዕቲ ይመስሎም፡ ኒዒቅናዮም ንኸይድ ኣለና ደኣ እንበር ንታሪኽ ኪሒድካ ናተይዩ ምባል ካብ ኣንነትን ሓሶትን ርሓቁ ጥራይ ንበሎም።
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 6 месяцев назад
Qale hiwet yesmealna abotatnan memhrnan Megabe mistir amanuel mengsteab
@tesfittes6380
@tesfittes6380 6 месяцев назад
1 መን ድዩ ኣዳም ኤርትራ ኣኮለ ግዛይ ዝብል!? ብዙሕ መምፃእኩልካ እዚኣ ተኣኽለካ እያ!! ዕንደራ ሕደግ 2 ( ካብ 2ይ ክሳብ 7ይ ዘለዉ ፊደላት ኣቡነ ሰላማ ሚሂዞሞም ( ኣምፂኦሞም) እናዳ በልና እነምህር እነዘንቱ ኣብ መፃሕፍትና እንፅሕፍ ንስኹም እምበር ንሕና ኣይኮናን!! መፃሕፍትኻ ኣንብብ ናይ መዝገባት ታሪኽ መፃሕፍቲ ፈትሽ!! 3 ብዛዕባ ደቂቀ እስጢፋኖስ ፍፁም ኣፍልጦ ዘኢይብልኹም መናፍቕ ዶ ተሓድሶ ዶ ቢልኩም ኣብ ተኣምረ ማርያም ፅሒፍክምዎ ዘለኹም ኣብ ኣስመራ ዝተሓትመ ኣንብቦ ሐዚ እውን ካብ ዕንደራን ንዕቐትን ውፁ። መዛግብቲ ሃሰው በል ከምኡ እውን ዓበይቲ ሊቃውንቲ ሕተት thanks ስለዝነዓቕካና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ!! ካብ እግዚአብሔር እመበር ካብ ሰብ ክብረት ከምዘየለ ኣሪእኩምና ኢኻም። ካባ ጳጳሳትኩም ከኢተረፈ እዚ ከዓ ንታሪኽ ክንገድፎ ኢና ።
@mihrethagos8021
@mihrethagos8021 2 месяца назад
እግዚአብሔር አምላክ ጽጋኡን ጥበቡን የብዝሐልኩም ክብሪ ይሃብኩም ዘመን አገልግሎትኩም ይባርከልኽም አሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና🙏🏽
@awetmihretab2827
@awetmihretab2827 6 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና መጋቢ ሓድስ ዘአማኒኤል ሓውና ተባዕ ከም ቅዱስ ነቢይ ኤልያስ እግዚአብሔር ጽጉኡ የበዘሓልካ
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 6 месяцев назад
❤❤❤Bhaki Tebae Memhr🎉🎉
@solamara4406
@solamara4406 6 месяцев назад
ሁለተኛ ላይ ስላቀረቡት ሐሳብ እግዚአብሔር እድሜ ጤና ይስጥዎት አባታችን የአባ ሰላማ ታሪክ እንዳይፋለስ ጠንክረን መስራት አለብን የኦሮሚያ ቤተክነት የትግራይ ቤተክነት የሚባሉት የፖለቲካ ተሰብሳቢዎች በቤተክርስቲያን ላይ ከባድ ፈተና ይዘው መተዋል ኤርተራዊያን አባቶቻችን በርቱልን ታሪክ ዶግማ እና ቀኖና እንዳይፋለስ በፀሎት አግዙን 🙏 ክብረት ይሃብኩም አባቴ !!
@mulugetaaraya2362
@mulugetaaraya2362 6 месяцев назад
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ናይዚኦም በየን ጀምሪርካ በየን ክዛዘም ናይ ሐሶት ትምህርቶም ካብ ምቁጻር ሐቆም ምቁጻር ይቀልል ንሱኢዩ ዝቀለለ ብአይ ወገን ስብሐት ለእግዚአብሔር አምላክ ወለወለላዲቱ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር አሜን።
@tsehayekidanemaryam1838
@tsehayekidanemaryam1838 6 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃኣል ሂወት የስማዓና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣ
@hiyabeyjeni8352
@hiyabeyjeni8352 6 месяцев назад
Mergieta kale hiwet yesmealna berketu yebzhalkum.
@tewelde9778
@tewelde9778 6 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል።ኢትዮጵያውያን ታሪኽ ጠምዚዞም ናይ ምዝራብ ኣመሎም እዩ ብዝኮነ ኣይትሕመቁ መምህር "ቅንዓተ ቤትከ በልዓኒ"።
@sebseb1795
@sebseb1795 6 месяцев назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና መጋቢ፡ ዝገርም ኦርቶዶክሳዊ ትብዓት ኢና ንርኢ ዘለና ካባኻ እሞ ባዕሉ ይሓልኻ ዝበለጽው ጸጋ ክኣ ይሃብካ።
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 6 месяцев назад
❤bhaki 🎉
@danieleyassu5346
@danieleyassu5346 6 месяцев назад
እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ክቡር መርጌታ ተባዕ፡ሓቂ መስካሪ።
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 6 месяцев назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ ቀዳሞት ኣቦታትካ ዘቆሙዎ ደረት ኣይትድፋእ ቃለ ህይወት የስመዓልና ጠምዛዝ ሓሳብ እናምጻእና ካብቲ ቅኑዕ መገዲ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ንባዕልና ኣልጊስና ንመእመናን ኣይነልግሶም ዓገብ ዓገብ ዓገብ እንተኺኢልና ጽድቂ ንህሠስ።
@kabmiela3373
@kabmiela3373 6 месяцев назад
ምህረት የውርደሎም ዋላ ኤውሮፓ ኣብዚ ዘለው ካህናት ውን ብከሙ ምሰሳቀዩና ዮም
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 6 месяцев назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋኡ ጥበቡ የብዝሓልኩም ማእምሩ ክብሪ ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ቀጽልዎ ታሪካዊ ትምህርቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዙሕ ትምህርትታት ተፋሊሱ ኣሎ እሞ ነቲ ዝተፋለሰ ታሪካዊ ትምህርቲ ኣብ ዓበይቲ ሜድያታት ከም Eot መርሓ ትግርኛ ክተቅርብዎ ብትሕትና ንሓትት ስለዚ ብዙሕ ታሪካዊ ከም ሃገረ ናግራን ሕጂ ከኣ ናይ ደብረ ሲና ካልእን መልስዎ ክብሪ ይሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-xs5tg6tm2j
@user-xs5tg6tm2j 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስዓልና መምህርና ዘኣማኑኤል ከማኩም የብዝሓልና ደረት ኣቦታትና ዝሕልዉ ከም ቃል ኣምላክ
@tesfamariambeyene7520
@tesfamariambeyene7520 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህርና ። መልሱሎም ደኣ እምበር ኣይሰምዑን እዮም ። ህዝቢ ግን ክነቅሕ መጽሓፍቲ ተወኪስኩም ማሓሩና ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስጢሩ ይግለጸልኩም እግዚኣብሄር ።
@astergabreab8753
@astergabreab8753 6 месяцев назад
አሜን ቃሉ ሒወት የስመዐልና
@habtommarikos1715
@habtommarikos1715 6 месяцев назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር መጋቤ ምስጢር ምምህር ዘኣማኑኤል፡ ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም፡ ንኩሉ ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን ምልሲ ንዳሃቢኡም ትገብርዎ ዘለኩም ነዓና ዓቢ ትምርቲ ዩ ሞ፡ ዘመን ኣገልጉሎትኩም ይባርክ ኣምላክ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣምላክ ሓይሉን ጥብቡን ምስጢሩን ይግለጸልኩም። ነዓና ውን ተማሂርና ነዓና ኮይና ንየሕዋት ከነመሓላልፍ ኣምላክ ይሓግዘና።
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 6 месяцев назад
Amlake ERITREA ykber ymesgen Kesi Amanuel Egziabher ybarkom amen❤❤❤❤❤❤
@AdiEto
@AdiEto 6 месяцев назад
Amen Amen Amen qualahiwate yesmalna memhrna xegue yebzahalkum🎉❤
@tekiedawit9237
@tekiedawit9237 6 месяцев назад
ቃለሂወት የሰማኣልና መምህር ጽቡቅ ሀሳብ እዬ ኤርትራን ኢትዮጵያ ክልተ አዲ እየን እሶም ድበልወ ጌጋ እዮ
@AkhberetGebremedihn-py4ih
@AkhberetGebremedihn-py4ih 6 месяцев назад
Egziabiher amlak Haylund tbebun yhabelna nay agelglot zemenkum ybark Zeamanuel hawna🙏
@elk5824
@elk5824 6 месяцев назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል፡እግዚአቢሔር ጸጋኹም የብዝሓዮ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ወላዲት ኣምላኽ ምሳኹም ትኹን፡ እግዚአቢሔር ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ። ንስኹም እቲ ትምህርዎ ኩሉ ሓቂ ትምህርቲ ሓቂ ታሪኽን ዩ፡እግዚአቢሔር ድማ ሓቂ ዩ ዝፈቱ እግዚአቢሔር ምሕረት የውርደሎም እምበር ዘይነበርዎ ዘይ ገበርዎ ዘይ ናቶም ታርኽ ናትና ብጀክኦም ምሁር ወይ ፈላጥ ከም ዘየሎ ፡ዘይገዝኦም ገዛና ምሕረት የውርዶሎም እዚ ኩሉ ጥፍኣት ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ መራሕቲ ሃይመኖት ውን ኣብ ክንዲ ፍቅሪ ሓደ ሃገር ምባል ሲ እንታይ ዩ መልእኽቱ፡ባንዴራን መንግስትን ሲኖዶስን ዘለዋ ሃገር ሲ ሓደ እንዳበልካ ባ ንህዝቢ ምድንገር ሃሃገርና ኣለና ነናትና ባንዴራ ኣለና ነናትና መንግስትን ሲኖዶስን ኣለና፡ኣብክንዲ ተፋቅሪካ ከም ጎሬቤት ብሰላም ትነብር ዘዝተወልደ ኤርትራ ናትና ያ ባሕሪ እንዳበልካ ደም ከተፍስስ፡ኦግዚኦ ማሓረና።ብዛዕባ ናይ ኣባ ሰላማ ከሴተ ብርሃን ድማ ኩሉ ዝፈልጦ ታሪኽ ግድሊ መጽሓፎም ዝነግረና ንመገመርያ ኣብ ደብረሲና ኤርትራ ጥምቀት ዝጀመሩ ምኻኖም ንሕና ማሃይማት ውን ንፈልጦ ታሪኽ ዩ ንመጀመርያ ኣብ ኤርትራ ብሳሕል ከም ዝኣተው ዩ ዝነግረና ብመጽሓፍ ቅዱስን ብቅዱሳን ታሪኽን ምሕሳው ዝኸፍኤ ሓጥያት ዩ።እግዚአቢሔር ይምሓረናን ይምሓረምን።
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 6 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና መጋቤ ኃዲስ ዘኣማኑኤል መንግስትኣብ ። እዚኦም ታሪኽ ዘዘንብዑ ኢዮም ብፖሊትካዊ ብታሪኾም ዘይ ሕበኑ ሰረቕቲ ኢዮም
@hanibalalem5058
@hanibalalem5058 6 месяцев назад
memhr tkikil alewuuu ezi guday bdenbi kisrhalu zelewo tarik euuu. Qale hiewet yesmalna.
@natania553
@natania553 6 месяцев назад
ናብ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና 🙏🙏🙏
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 6 месяцев назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@samuelteklay1325
@samuelteklay1325 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ዘኣማኑአል! ዘበነ ብጣዕሚ ዓማጺ እዩ
@taklitbahata8578
@taklitbahata8578 6 месяцев назад
ቃለሂወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልካ ጽቡቕ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 6 месяцев назад
Selam amlak msaka ykun kubur memhr megabe mstr❤❤❤
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና፡ ኣቦና። እቲ ንሱ ኢዩ።
@MametMulu-du1rf
@MametMulu-du1rf Месяц назад
Bravo wedinaa. Ajokaa Nezii Teekriboo Zeelekaa Timhiritii nemeesginekaa. Izii Hakii Teekeetilaa Tigeebroo Zeelekaa Neednikeeaa. Ketziloo.
@gebrebrhantedla339
@gebrebrhantedla339 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማንኤል አዚ ዴይቆን ይብርህ ኣብ ትምህርቱ ካብቶም ዝካታተልዎ ሓደ አየ ምዞም ካብ ሰነዶስ ኤርትራ ወጽም ዘለዉ አዩ ሰሜን ኣመርካ ትግራዋይ አዩ
@semeretekile1124
@semeretekile1124 6 месяцев назад
Amen Amen Amen qalihawet yesmaelina ❤❤❤❤
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 6 месяцев назад
ቃል ሂወት የስማዓልና
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 6 месяцев назад
Aye etiyopiawyan kulu gze negher ms feharu eyom ember meas tefiewom
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 6 месяцев назад
ኣሜን ገስጾም ደኣ
@FtwiGerezgiheir-zy3kv
@FtwiGerezgiheir-zy3kv 6 месяцев назад
Amen amen amen qal hiwet ysmalna abona ❤
@bokreyohannes7502
@bokreyohannes7502 6 месяцев назад
ኩቡር ኣቦና መሬጌታ ኣማኒኤል ቃለሂወት የስማዓልና እዞም ሃገር እዚኦም ብዓለማዊ ይኹን ብመንፈሳዊ ታሪኽ ምስራቅ ስራሕና ኢሎም ሒዞሞ እዮም ንሕና ብገርህና ምኽንያቱ ነቲ ኣማኒ ህዝቢ ብእመነት ኣምሲሎም ንፖሎቲካ መሳርሒ ክጥቀሙሉ ጽኒሖም እዮም ሕጂውን ከምኡ እዮም ዘለው ኣነ ዘሕዝነኒ ቡዙሓት ሊቃውንቲ እንዳራኣዩ እንዳሰምዑ ከምዘይሰሙዑ ኮኖም ዝዕዘቡ ካህናት ሊቓውንቲ ሪኢና ኢና ንኣብነት ጥምቐት ምጅማር ዘካትዕ ኣይኮነን ምክንያቱ ኩሉህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ኢትዮጵያን ስለዝጥልጥ ከም ኣብነት ታሪኽ ሃገረ ናግራን ናይ ኢትዮጵያ ጊሮም ዝትርኹ ውን ኣለው ግእዝ ናይ ኢትዮጵያ ጊሮም ዝትርኹን ኣሎው ንሕና ባካል ግእዝ እናተዛረብና እንከለን ማልት ብኣካል ክብል ኮሎኹ ትግረ ኢልና ትግርኛ ኢና እንብል ምኽንያቱ ናይ ቑሩብ ፍልልይ እምበር ናይ ቡዝሕ ፍልልይ የብሉን ስለዚ እዞም ሃገር ኢዚኦም ጠፊኡዎም ኣይኮነነን እንታይዳኣ ታሪኽ ንምጥምዛዝ ካብ ግዜ ሃይለስላሴ ከም ካሪክለም ኮነ ኢሎም ኣብ ስብከት ኣብ እምነት ክስርጽዎ ሓያል ቓልሲ ኣካይዶም እዮም ኣብ አብ ቤተ ክህነ ኣብ ምእመናን ኣብተሰማዕቲ ሰባትን ክይተረፍ ተሰሪሑሉ እዩ ን50 ዓመታት 60 ዓመታት እንተ ንዓኹም እሞ ኣምላክ ብጸጋ ብጥዕና ይሓልኹም ንጻዕርኩም ዓወት ይምነየልኩም ወስብሃት ለእግዚኣቢሄር ወለወላዲቱ ድንግእል ወለ መስቐሉ ኩቡር ኣሜን
@user-um1de3bv6e
@user-um1de3bv6e 6 месяцев назад
🙏🙏🙏⛪️❤️ kale hiwet yesmealna god bless our land they doing for attention very sad
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 6 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት ይርስማዓልና ❤❤❤
@user-gl6qo3iz6p
@user-gl6qo3iz6p 5 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣነኮ ዝገርመኒ ቀሺ ዘነበ ዝብሎ ዘሎ ን ኤርትራ ናበይ ክሰዳ ደልዩ ኣይአምንንየ ዝብልሲ ዓለም ዝፈለጠቶ ሓቂዩ ዝኽሕድ ሓሳዊ መምህር ዩ
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 6 месяцев назад
Amen.amen Amen ❤
@user-tw1oj7of6p
@user-tw1oj7of6p 6 месяцев назад
Abatachn qale hiwet yesmalna Dr/ Zebene haymanot zelewa hager Ethiopian eya trah eyom zblu. Memhr Amanuel kemakum zblu ybzhu
@amunaweldesellassie2783
@amunaweldesellassie2783 6 месяцев назад
Haqi bbzhi eyom sm etiopea ztswiu. Gele klte memharan kabeatom zmelesulom semie ner entakum etiopea etiopea tblu hay ab etiopea endiu ezi kulu mqttal zelo ikom weqisomom slezi fekera eya hager btedagami endateqska wengel msbak .
@ytgr3379
@ytgr3379 6 месяцев назад
የሕዝኑ ብጣዕሚ እንታይ ዓይነት ግዜ ዩ እንታይ ኣምጽኦ ብንጽህና ደየስተምህሩ መምህር ስለቲ ትዋጽእዎ ደለኹም ድኻምኩም ድኻም ቅዱሳን ይግበረልኩም
@gmai1517
@gmai1517 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር❤
@Azie860
@Azie860 6 месяцев назад
Amien Amien Amien qali hwet yesmalna memehr mergeta amaniel
@user-mq6qi7gb5s
@user-mq6qi7gb5s 6 месяцев назад
❤❤❤ናይ ብሓቂ እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና❤❤❤❤❤
@TsehayNetsereab-zs2xp
@TsehayNetsereab-zs2xp 6 месяцев назад
Qalehiwetu yesmealna abona 🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏nay bhaqi xbuq mebrihi 👍👍👍
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልናመምህርና ኢቶፒያዉያን ታሪክ ምቅያር አጽግሞም ኢዩ ኢቶፒ ኒረትራ ብምዉራራ ኢጂዉን ናቶም ኢያ ትመስሎም ብሃይማኖትን ብፖለቲካ ሓደ ኢና ጸገም ኢዩ
@sham-vj4yp
@sham-vj4yp 6 месяцев назад
Selam memhr edmn tnan yhabkum eziom poletika eyom dserhu delewu
@user-bc8bs6ne7x
@user-bc8bs6ne7x 6 месяцев назад
መምህር ዘኣማኑአል ቃለሂወት ሓሳድ ስለ ዝኮነ ኢዩ ከሙ ዝበል ዘሎ
@dehabkifle3663
@dehabkifle3663 24 дня назад
❤❤❤
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 6 месяцев назад
Kale hiwet yesmealna
@tekleaster5340
@tekleaster5340 6 месяцев назад
Egzabher mehriet yewrdelom. Ab politika intezayatewo mehashom. Nehna Eritrawyan Etiopiawayn koyna aynefiltin ina. Kinkewin Win aynedelin ina.Ferhat egzabher zybelom sebikti, haki zyfeltiwa, trik zezabiu.
@yassim9143
@yassim9143 6 месяцев назад
መርጌታ መጋቢ ሃዲስ ኣማኑኤል ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅድም ቀዳድም እዚኦም ዓቢኦም ንእሽቶም ሓደ እዮም ሕማም ኣለዎም
@saliemftsum7108
@saliemftsum7108 6 месяцев назад
Amlak xegau ybzhalka🙏🙏🙏
@aal9580
@aal9580 6 месяцев назад
ኩብሩ ሓዉና ሰላም ንዓኻ ይኹኑ እም ነይ ጥበበ ይብራሀ ዝሓተትካዮ መለስ ብዓቅቂመይ ከምሊስላኮ እም እተ አብ ደብረ ሰነ ምጢማቆሙ ብሓቃ እየ እኩና ዝአመሊናሉ ታረካ ነገረ ግናየን አብረሀ ዉአፀብ አብ አክሱመ ከይዶም መጀመሪያ ጥምቅት ንህዝብ ከጥመቅ ከም ዘለዉ ጥመቅት ክባዓሊ ከም ዘለዉ ከሙኡ ድማ ክሪስትና ክስፋሒፋ ከም ዘለዉ ንህዝብ ዘበሰሩ ከም ዝኻኑ አብ ገደሎም አያንበብካይ ዶ ሓዝለ ደብረ ስና ሐደ ንጉስ ዝተጠመቀሉ እየ እምበረ ንህዝብ አጋእዝ ናይ ጢምቀት ዝትበሰሮሉ አብ አክሱም ወዮ ከም ዝኾነ ጉሁድ ሓቃ እየ መሰረት ክሪሰትና አክሱም እየ መዝ እውን
@amunaweldesellassie2783
@amunaweldesellassie2783 6 месяцев назад
Beande brhan temerihom tabotom hizom zeareflu negaws ztetmeqlu hruy bota bebresina eyu .
@yodahe2014
@yodahe2014 6 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kehab0408
@kehab0408 6 месяцев назад
ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና። መምህርና መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኑኤል ሓውና። ኣድጊ እንታይ ሓሪኣ? ፋንዲያ። በቅሊ ኸ? ኣይ ሓብታ እንዲያ። እቶም ካህናት መምሃራን ከ ካብኦም ስለ ዘተውልዱ ዲዩ ከይተርፍ ናይ ኣቦታቶም ዝደግሙ ዘለዉ። ካህናት ኢዮም ኢልና ትምህርቶም ብእምነት ንስምዕ፡ ግን ንዕረ ብመዓር ለቢጦም ከኣ ምፍልላይን ብፖሎቲካን ይምሕሩ። መቸም ኣምላከ ቁዱሳን ምሕረቱ ይውርደልና። ሓድነት ቤተ ክርስቲያን ዘረግቲ በዚሕም። መምህርና ከኣ መልሲ ምሃብ ኣይትሕመቁ ንሓቂ ደው በሉ። ኣምላክ ይሓግዝኩም። ሰላም ንቤተ ክርስቲያናን ንሃገርናን ይሃብ ፈጣሪ።
@yuelberaki9178
@yuelberaki9178 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@khtt8663
@khtt8663 6 месяцев назад
Edmena tena yhabkum abona eti zsmana hto hatitkum yekenyelna Etyopiya zeytegezat hager eyaendabelo kemey gerom Ertra akal etyopiya zblu
@tuemzghibeyene5725
@tuemzghibeyene5725 6 месяцев назад
Eziom bzeyka mertna bahrna deliyom eyom enber nseb haliyot yeblomn .kemu ente zkowun neru ntegaru ahwatna keman kibri zbehal yeblomn ytref nhna hagor koyna zlena .
@teklutadese5094
@teklutadese5094 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 6 месяцев назад
Eti hasot wela ab haymanot dyom ztkemlu
@user-bu9vg6vl3k
@user-bu9vg6vl3k 6 месяцев назад
ወዋይ ወዋዋይ
@SelamS706
@SelamS706 6 месяцев назад
Mifililay nimen yitkim. Kem seb habe Ina. Eritrean and ethiopian, ate the same ppl.
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigestsemereab7880
@tigestsemereab7880 6 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስማዕልና ኩቡር መምህርና።ኤርትራ አብዚ ሕጂ እዋን ፓትራሪክ አልዋ ዲዩ ?
@sosetg1
@sosetg1 6 месяцев назад
እርሶ ጠምጥመው እንዲህ መሆኖት ትክክለኛ ካህን ኖት ብዬ አላምንም 😢
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 6 месяцев назад
እቲ ጸገም ካባና እዩ።ንሳቶም ዘዝጻሓፍዎ ብዘይ ምጽራይ ተተቀቢልና ኣሜን ኢልና ስለንቅበሎ፡ካብ ማህበረ ቅዱሳን ኣዲስ ኣበባ ዘዝበልዎ ስለንደግም።ንሳቶም ጽሩያት ፖለቲከኛታት እዮም፡ንእምነት ዘይኮነ ን ልዕልነት ኢትዮጲያ እዮም ዝጥቀሙሉ። እተን ዘንበብኩወን ገድላት ኩለን ብዛዕባ ኢትዮጲያ እየን ዝዛረባ።ኩሉ ጽሑፋቶም ዳግማይ ግምት ክግበረሉ ኣለዎ።ተመሊስና ከነጽንዖ ኣለና።ከምቲ ሃገርና ሓራ ዝወጸት ቤተክርስትያና ካብ ናይ ኢትዮጲያ ቤተክርስትያን ሓራ ክትወጽእ ኣለዋ፡ተዘይኮይኑ ግን ገና ከምቡዕና እዮም።
@senaybrhane9451
@senaybrhane9451 6 месяцев назад
Bnay hasot tarik zsekeru merahti haymanot beal kesis zebene lema ,ane hanti hto mhatetkuwo ketsali ethio tegezia iytfeltn ya elom yom zsebku slemntay Eritrea ethio ente nera iytegezianan tblu coz Eritrea bturkey, egypt ,italia ,england tegezia sle zkonet kemu wn bhayleslassie, derg
@sophiamedhaniemaekele3391
@sophiamedhaniemaekele3391 6 месяцев назад
Izeamsyy Hmam eyom Nh. Ana
@yirgaberhe8516
@yirgaberhe8516 6 месяцев назад
Ewe ezi dr zebene buzhi gize ysemuo nere neti bahiri Eritrea keman hade gize ksebk kelo Eritrea kbl sle zeyamn ane cab handebetu semigeyo iyfeltn eye slezi ke sbketu keysemgo hlnay iyefkedelen so higi kea cabta zgemetkwa iywexen bhandebetu semigeyo higi more clearly so abona kalehiwet yesmana
@amunaweldesellassie2783
@amunaweldesellassie2783 6 месяцев назад
Bahri ertra zblo zelo metshaf qdus neabay wenzi eyu ilom kmhru semieayom ane keman .abay eya ilom neta ertra dea zeygakwa kabta metsgaf qdus .
@yohanneswoldmariam1599
@yohanneswoldmariam1599 Месяц назад
Yebrah is distorting the story of Axum Christinity because he is a TPLF politician mixed the religion with MALELIT weyane Abaselama Christianity. Thank you our brother for raising the question.
@azmeragere7947
@azmeragere7947 6 месяцев назад
ዘኣማንኤል ሰብ ኣይተባእስ ፍቅሪ ኣስተምህር
@KibromKibrom-ok1ow
@KibromKibrom-ok1ow 6 месяцев назад
Kale hiwet ኣባ ምሕብረ ቅዱሳን ውን ኣደ ክዛረብ ቀንዩ ኣሎ ብዝዕባ ኤርትራ ኦርቶዶክስ መልሲ ሃቡልና መምህር
@nahomayosief
@nahomayosief 6 месяцев назад
እሺ መጀመርታ ከም ሃገር ኮይና ዝተፈልጠት መን እያ
@amunaweldesellassie2783
@amunaweldesellassie2783 6 месяцев назад
Qal hiwet yesmealna abona eti melsi mhabkum kemakum yebzhalna memhr zebene qdmi hggi ewn 2018 nay ethio eri erqi ms tegebre kem nay germen mendeq ferisu hade ina zbl tezaribom neron .bdhriu kea ezi bahri ertra zblo zelo metshaf qdus neabay wenz eyu dahray knmehro ina ilom tezaribom .shiu hade ab coment terir melsi hibwom endie dehna newot memhr ilu snbade zelwo melsi tsihiflom .slezi slezi mstom negestat etiopea hade eyom zeamnu gobeta .gobeta kea ms haymanot ayrkeydn eya zenatka eaytdle iyu tezazna .
@nahomayosief
@nahomayosief 6 месяцев назад
ግና ክሓተካ ሓሰዉቲ ድዩ ኣብሃህላካ ን መምሃራን ግና መልሶ መን እያ ከም ሃገር ቀዲማ ዝተፈልጠት ብምንታይ እያ ከ ተፈላልያ
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 6 месяцев назад
Hanti ka ala tghermeni ab mexhaf kdus egziabher amlak ngbxawyan bahri eritrea kem zesaghero texahifu alo zbezhu etiyopia
@Tabormedia27
@Tabormedia27 6 месяцев назад
ከባሕር ሕልም የተነሳ ኖው መምራችን
@user-sy9qb1dq5j
@user-sy9qb1dq5j 6 месяцев назад
ዕድመን ጸጋን የሃብኩም መምህር መጋቤ ሃዲሳት
@user-xm2wc4zq4q
@user-xm2wc4zq4q 6 месяцев назад
kbret yhabelna megabie mstir. kebid qal kab mzrab eko ente tetenqeqna, tm nkeytbl gn zegeddu sebat eyom!! qesis d/r zebene eko fqri wey hade mkuan bmbhag kkewn ykeel e u. mknyatu ab kalee agatami ertrawyan kbl bxbuq kzareb semieyo aleku, nayzi hade gn yqre ybeleley fetari, kem wedi biete krstiyan ytref emo kem seb kkbelo zexegmeni seb e u. netom bxuee zbelkmom kea tegagikum ybl, ane mknyatu entay aynet seb mkuanom sle zerayuna!!! bzkone ntegedasnetkum yednqo gn bzuh lbi aytbelwom nezom kemziom aynet seba gziekum aytetfelom , neiqkum hlefwom. eritrea kblu kab znebru gn eta zelatom enteteeqbu xbuq neyru!! kemzi zelewwo ente qexilom gn n eritrea ena amaedewu ethiopia yseenwa alewu mhret yhabom!!!
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 6 месяцев назад
ኣንቱም ኣሕዋተይ እዞም ኢትዮጵያ ዉያን ዝበሃሉ ህዝቢ ካብ መጀመርትኡ ወይ ከኣ እታ ሃገር ካብትፍጠር ብሓሶት ድዮም ተጠሚቖም ብፖለቲካ ሓሳት ብሃይማኖት ሓሶት መትሓዚ እኮ ሲኢናሎም ብወገነይ መጽናዕቲ እንተዝግበር እዞም ህዝቢ ጣኦት ዘምሉኹ ከይኮኑ ኣይተርፉን እዮም
@samueleyob3981
@samueleyob3981 6 месяцев назад
ዘብሽ እዚኩሉ ሊቅነታን ፍልጠታን ደኣ እንታይ ኮይና ወደይ ኤማ ግን ቤላ ጌርካ ሰብኣይ ቀጽሎ ኣታ ወዲ ❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊
@khtt8663
@khtt8663 6 месяцев назад
Samueley abi dika nushitey gn nueshutey eka mesleni comentka xibkti endiya gin n agelgelti beteksiya atum eyu zbehal ata aybehaln eyu hray zwedey
@user-zh8od7mg4i
@user-zh8od7mg4i 6 месяцев назад
ኣይ ከምዚ ጌርካ ኮመንት ኣይጸሓፍን እዩ ብሩኽ ሓወይ ንደቀንስትዮ ድዩ ዝገልጽ ንደቂ ተባዕትዮ እሞ'ኸ ንመምሃራን! ከምዚ ኣይበሃልን ንቀጻሊ ተኣረመላ ሓወይ ናተይ ❤❤❤❤
@Kidanemehret16orthodox
@Kidanemehret16orthodox 6 месяцев назад
ኢትዮጲያውያን ብኮንቱ ውዳሴ ዓይነ ልበንኦም ተደፊኑ ኢዩ ዘሎ: ጸኒሖም ውን ገለ ከስምዑና ኢዮም ብዙሕ ታሪኽ ኢዮም ዝገላብጡን ዘይራኸብ ነገራት ከራኽቡን ዝፍትኑ። ሓቂ ግን ሓቂ ኢያ ዘይትልወጥ።
@1NatureIsUnique
@1NatureIsUnique 6 месяцев назад
Kubur haw felema Tarik nay negestatn ni abune selama nigbtsi zleakuwomn amelalsaomn metsahfti mermr:: abtsuhley zeykone kea direct contakt ni tibeb ybrah gerka ktezerarbon bdhriou nab media mqrab mhasheka:: keshi zebene kea bhatsir quanqa Eritrea bi natsinet mgntsala ayqbelon ye eyu zbleka zelo::
@dingleywahsey9318
@dingleywahsey9318 6 месяцев назад
7 aykonen indiyen eri, ethio, Egypt, handing, Russia, soriya, armania.
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 6 месяцев назад
Not Russia👆
@zeritzekarias2674
@zeritzekarias2674 6 месяцев назад
ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኻ/ኺ ይኹን ሩስያ ኦርቶዶክስ ድኣ እምበር ተዋህዶ ኣይትቕበልን እያ ስለዚ እተን ኣሓት ቤተክርስትያን ዝብሃላ 6 እየን
@bereketeabrufael1261
@bereketeabrufael1261 6 месяцев назад
ክልኤ ባህሪ ይብሎ ኢዮም ሩስያ
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 6 месяцев назад
@@zeritzekarias26745 iyen Eritrea ms Etiopia eya tqxer slezi 5 tray iyen Eritrea hagrna ms Etiopia eya zeben haqu alo
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 6 месяцев назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኝን፡ቅንዕትን፡ኣንጸፋዊትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ ኣባ መጋቢ ምስጢር ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ልቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። ኢትዮጵውያን እንታይ ኢዮም ዝኮኑ ዘለዉ። እቲ ናይ ፖሎታካ ዝገብርዋን፡ዝህስውዋን ዘለዉ ከይኣክሎም'ሲ፡ሕጁ ከኣ ነዚ ሓቀኛ ታሪክ ቤተክርስትያን ክጥምዙዙን፡ከጋግዩ ገደል ይብሉ ኣለዉ። ኣቱም ሰባት ኣይፋልኩምን፡ዝብል ሰብ እንተሰኣኑ'ሲ።እቲ ዝብልዋ ዘለዉ እይዛኣብሔር ኣምላክ ይሰምዖምን፡ይሬኦምን ከም ዘሎ ደምበር ይፈልጡ ኢዮም። ህላዌ ኣምላክ ዘይኣምን ጥራይ'ዩ ብዛዕባ ቤተክርስትያን ታሪክ ዝሕሱን፡ዘባላሹን። ስለዚ እዚኣቶም ብሂወቶም ከለዉ ሞይቶም ኢዮም። ጌጋ ትምህርቲ ዝምህር ብዛዕባ ቤረክርስትያን ከም ዝሞተ ኢና ንቆጽሮ ኤርትራውያን። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ቤተክርስትያን ግን ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 6 месяцев назад
በቃ ኢትዮጵያውያን ብጣዕሚ እዮም ዝገርሙካ መጽሓፍቲ ምፍላስ ኣመሎም እዩ እሞ ኩሎም ነቲ ታሪክ ዘበላሽው ዘለው መኣረምታ ክገብሩሉ መታን ኣብ ዓበይቲ ሜድያታት ክምለስ ኣለዎ
@abrahaleytesfamariam5156
@abrahaleytesfamariam5156 6 месяцев назад
መምህር ዘበነ ኣብ ሓደ ሃገር ስለዘለኹም ብመንገድኻ ክትረኽቦን እዚ መልእኽቲ እንተተብጽሓሉ ፡ኣብጽሒካ ውን ምስኡ ተዘራሪብካ መልሲ ሒዝካ እንተትመጻኣና ጽቡቅ ነይሩ ።ኣብጽሑለይ ምባል ግን መን እዩ ከይዱ ክካትዖ ወይ ክረኽቦ ዝኽእል የለን ፡ሕጂ ከድካ ርኸቦ እሞ መምህር ምስ መምህር ክዘራረብ ጽቡቅ እዩ
@eritrea7449
@eritrea7449 6 месяцев назад
ትግራይ ገበል (ኣጋቦስ ስሙ ኣብኦም ናምሩድ ኣብ ኣካድ ዘምልኾ ዝነበረ ኣምልኾ ገበል ሒዞም ኣብ 5ይ ክፍለ ዘመን ናብ መደባይ መጺኦም ) እንታይ ቤተ-ክርስትያን ኔርዎም። ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ስእሊ ህያው ምስክር እዩ። ናይ ኤርትራ ከኣ ነብሳ ዝኸኣለት ጳጳሳት ከም ዝነበርዋ ኣዱሉስ ህያው ምስክር እዩ። ከም ቀደም መሲልዎም ታሪኽ ክዘምቱ? ኣብ ደብረ ሲና ናይ መጀመርያ ጥምቀት ንኢትዮጵያውያን እምበር፣ ኤርትራስ ብዘበነ ሓዋርያት እዩ ጥምቀት ጀሚራ።
@1NatureIsUnique
@1NatureIsUnique 6 месяцев назад
Politicawi xlien haymanotn felali, qnuatn felatatn weledi htet: I don't care gual dika wedi
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 6 месяцев назад
ብዕራይ ወለደ🙄
@G8fgh2
@G8fgh2 6 месяцев назад
ናትካስ ፍልይ አዩ... አንታይ አዩ ዝባሃል ሃይማኖትካ ጽልአዝም 😂
@sosetg1
@sosetg1 6 месяцев назад
ወዲድኩም ፀሊኩም እመቤታችን ቆራጣ ካርታ አልተረከበችም ያአስራት አገሯ ኢትያም ኤርትራም አን ይሆናሉ ወደፊትም እመቤታችን ሙሉ ካርታዋን ትረከባለች ወደዳችሁም ጠላችሁም ተንጨርጨሩ
@sosetg1
@sosetg1 6 месяцев назад
በፓለቲካ ነው የተገነጠላችሁት ህዝቡን አልጠቀማችሁትም ለእልቂትና ለሰደት ከመዳረግ ውጪ😢
@teklittesfay9086
@teklittesfay9086 6 месяцев назад
ንዓኹምውን ልቦና ይሃብኩም ! ሰማኢት እንበለደም ኣባ ኣንጦንዮስ ኣባ ኣንጦንዮስ ዶ ይቕድሙ ካብ ዓለም ምፍላይ ወላስ ኣባ ቄርሎስ ንኣባ ኣንጦንዮስ ገዲፍኩም ኣባ ቄርሎስ ኣልዒልኩም ፣ ኣየ ምምስሳል ኣየ መሲልካ ምርኣይ ሙስሉይነት ይበሃል እዙይ ። ምስ ኣሓት ኣብያተ ክርስትያናት እኮ የለኹምን ተባሂልኩም ኢኹም ብሰንኪ ክሕደት ኣቦኹምን ሕግኹምን ስለዚ ንባዕልኹም መንኹም ፈትሹ ኣጉል ወርዘይዘይ እዩ እዙይ ። ዋላኳ ናይ ቀሺ ዘበነ ዝበሎ ሙሉእ ጌጋ እንተኾነ ግን ናይ መን ጭካኔን ሃጓፍን ምስርኣየ እዩ ከምኡ ኢሉ ?
@dsorthodox
@dsorthodox 6 месяцев назад
ሰላም ኣምላክ መስኻ ይኹን መጋቢ ሓዲስ። እዘን፡6 ይሕዋት ኣባያተ ቤተ ክርስተያናት ትበልን ፡ዘለኻሲ ንኹልነ ፓርያርክ ኣልወነ፡ንዓና ከ፡ሰለምንታይ እዩ ፓትርያርክ ዘይበልና እልካ ሓሲብካ ትፍልጥ ዶ ? ቤተ ክርስተያን ከ ፓትርያርክ ካይሽምት ከሳብ ከንደየእያ ፡ከትጽነሕ ዘልዋ ? እንተ ንዊሑ ከ ሳዕበኑ እንታይ ይመስልካ ? ፡ሰላም፡ወስናይ፡ንዓካ፡
@ytgr3379
@ytgr3379 6 месяцев назад
​@@Gezanamedia123ስቕ ምባል ሲ እንታይ ይሃሲ ኮይኑ
@ytgr3379
@ytgr3379 6 месяцев назад
ኣየ ንሕና ካብቶም ቅዱሳን ገዳማውያን ኣቦታት ዲና በሊጽና ነዚ ንሓትት ፧እዚ ቀሊል ነገር ኣይኮነን ብጸሎትን ሱባኤን ዝፍጸም ዩ ስቕ ኢልካ ኣይኮነን ነቦታትና ንሕደገሎም ቅኑዕ ኣቦ ሽመልና ኢልና ኸኣ ንጸሊ ። ዐቃቤ መንበር ዉን ኣለዉ ኢሎምዮም ኣብቲ ኣስተምህሮኦም ቅድም ንስማዕ ኣይንተሃወኽ
@ytgr3379
@ytgr3379 6 месяцев назад
@@samsomzerom4988 ቅኑዓት ኣይነበሩን ኣይበልኩን ቅኑዓት ንኽሸመልና ንጸሊ ምባል ጌጋ ተኾይኑ ግን ይቕሬታ ንስኻ ግን ጌጋን ቅኑዕን ትፈልጥ ወይ ድግለጸልካ ኢኻ ትመስል ደለኻ ። ነዝስ ካባና ንላዕሊ ዝሓስብሉን ምስ ኣምላኾም ድዉዕሉን ኣቦታት ኣለዉ ኣብ በዓቶም ስቕ ኢልና ተመጻደቕቲ ኣይንኹን ጥራሕ ንቕናዕ እምበር ካብ ጳጳሳት ደይኮነስ ባዕሉ ዝቐብኦም ከም በዓል አቡነ ተክለሃይማኖት ከተስኣልና ደይከኣሎ ዶ ኾይኑ ነብስና ንዉቀስ ሽዑ ኩሉ ክቐንዕዩ ኣይኮነን ግን እንታይ ገበርቲ ኮይና ኢና ምኒን ንብል ስቒልና ቧይ
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 6 месяцев назад
ኣሜን በዚ ሆነ በዚ ኢትዮ ኤርትራ በሃይማኖት ኣንድ ነን ኣሜን ምክንያቱ Dr ዘበነ በእውነተኛ ሃይማኖት የቆመ መሆኑን እኛ ኤርትራዊያን ሳይቀር እንመሰክራለን እግዚኣብሔር ይመስገን
@khtt8663
@khtt8663 6 месяцев назад
And neger ale be haymanot eyastemaru yalegezach king agezaz Etyopiya bcha nat ylalu ertr tegeztalech akal Etyopiya nat ertram ylalu ewunetum aynagerum behaymanot ande bnhon yeteleyayu ager nachewu
@aresmagirmay8289
@aresmagirmay8289 6 месяцев назад
እኔ ጥያቄ አለኝ እነሱ ሁሌም ኤርትራን እንደ አንድ ሀገር ሳይሆን በውስጣቸው ያለው ሚስጥር ነው ያወጡልን መምህር ዘበበበ አሁንም እኔ የምለው እምነታችን አንድ ሆኖ ነገር ግን ሁለት አገር እንደሆን አባቶች የኤርትራን እንዲህ እየወጣችሁ የውስጣቸውን ማስጨረስ አለብን ምእመናው የኤርትራ ማወቅ አለበት ብዙ ጊዜ እኔ ደስ የማይለይ ነገር አያለው እኛ እዛ ሂደን ስንገለገሉ እኮ ኦርቶዶክስ ናቸው ብለን እንጂ ኤርትራን የቤተክርስቲያን አባቶች መራተ ሃይማኖት ጳጳሳት መንበር ህግ ያላት በተክርስቲያን ኤርትራ አለን?
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 6 месяцев назад
ጉድ እኮ ረኪብና ዝተማህረ ዘይተማህረ ኩሉ ኤርትራ ኪብል ለካ ሙሁር ደንቆሮ ኪበሃል ሲ ከምዚ ምስተረክበ እዩ
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 6 месяцев назад
Eritrea emo ms Etiopia endiya neyira hanti tewahdo kingbra ena hade maelti
@ytgr3379
@ytgr3379 6 месяцев назад
@@torafirstinmylifetewahdo9441 ዶንቂርካ ዲኻ ፧ሓንቲ እምበር ክልተ ተዋህዶ የለን
@metkelberhe5908
@metkelberhe5908 6 месяцев назад
ይብራህ ካሳ፡እሞ መጋቢ ምባል ከማን የዐሪዎ በካሊ በልዎ፥ ብፖሎቲካ ዝተላዕጠጠ ዘይብሱል ሰብ እዩ።
Далее
Happy 4th of July 😂
00:12
Просмотров 3,6 млн
ኣብ ደብረ ሲና ዝተራእየ ተኣምር
12:17
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 639 тыс.