Тёмный

ንዝሩግ ስርዓት ምፅዋር ዓገብ እዩ -  

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Подписаться 59 тыс.
Просмотров 2,8 тыс.
50% 1

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this RU-vid Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com...
www.lazatigrign...
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 18   
@danaitadam3107
@danaitadam3107 4 месяца назад
ህዋሓት ሁንኩ ስልጣን ክብለኩም ዲኹም ትፅበዩ? ስልጣን ይምንጠል እምበር አይዋሓብን ህዋሓት 10 ዘይመልኡ ሰባት እዮም በረኻ ወፅዮም ለውጢ አምፂእና ዝብሉ ዘለው። ንህዋሓት ሓኒቅካ ካብ ስልጣን ምውራድ ጥራይ እዩ እቲ እንኮ መፍትሒ።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 4 месяца назад
ሚልዮን ልኾኑ መናእሰይ ልሀለቑ ንዓኻ አየሕዘነካይ ህዝቢ ደም እንትነብዕ። ዑቡድ ዘርኢ ናአምሐራይ ኮንካምበይ አታ ዓንዛር ዑቡድ ። ዮሴፍማ ጤናማ አየኾነይ ችኩል ቂመኛ እና ና ስልጣት ፅምኢ ዝኔዎ ዑቡድዩ ገና ኒኻሊእ ጦርነት ልናፍቕ ጉሓሊ ጋሕ በል።
@tsegaga4353
@tsegaga4353 4 месяца назад
ምስ ክንደይ ዓዲታት ክልላትን እዩ ተዋጊኡ ሰራዊት ትግራይ ምስ ዕፅዋን ክባን ጀግንነት ሰሪሑ ስዒሩ ውን ናብ ፕሪቶርያ ንክፈራረም ገይርዎ። ዝተስዓረ ፖለቲከኛታት ትግራይ ዮም ተሳዒሮም
@matimahtem4848
@matimahtem4848 4 месяца назад
አብ በረኻ ወዲእኽምዎም ተትኾኑ ነይርኹም እዚ ኸሉ አይመመፀን ነይሩ። TDF ንህወሓት መሊሳ ሂባቶም ።
@hadushteklehaimanot-mi7fo
@hadushteklehaimanot-mi7fo 4 месяца назад
ብሄራዊ ዕርቂ ን ህዝቢ በዓል ዋና ሃፍቱን ምግባር
@solomongebremariam4944
@solomongebremariam4944 4 месяца назад
ታይ ንሰመዓሉ ዓንጃል ወዲ ዓንጃል ተአኪብኩም
@MeseleKinfe
@MeseleKinfe 4 месяца назад
ምቅዋም ናይ ሙሁራነት መለኪዒ ድዩ። በቃ ንስኻ ዝበልካዮ ዝድግፍ እንተኾይኑ ጥራይ ዲኻ ሙሁር ክትብሎ ትደልይ ። ኣብዛ ሕጂ ትብላ ዘለኻ ዛዕባ እኳስ ክትብሎ ዝግብኣካ ዝመስለኒ ሳይነሳዊ ትንታነ ተቀምጥ እሞ በቲ ዘቀመጥካዮ ትንታነ መሰረት ናይ ውድብካ መትከላትን ቁዋማትን ተቀምጥሞ ነቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ክኣ በዚ ትንታነ እዚ ኣይመርሖን ኣሎ ስለዚ ነዚ ኢና ክንቅይር ንሰርሕ ንደልይ ክትብል ይግብኣካ ነይሩ። ኣብዚ ሓንቲ ኣብነት ክሓተካ ንስኻትኩም ከም ውድብ ናይ ቀፃሊ ኣንፈት ሰናርዮታት ዘየቀመጥኩም ከምዝነበርኩም ዘልዓልካልዮም ሓሳባት "ኣነ ከምዚ ኢሉ ክዛዘም እዩ ኢለ ኣይሓሰብኩን ነይረ ኢልካ እዚ ማለት እንተሲዒርና ከምዚ ንሰርሕ እንተተሰዒርና ክኣ እዚ ንሰርሐ ብሰላም እንተተዛዚሙ ድማ ከምዚ ንሰርሕ ኢልኩም ዘቀመጥኩሞ ከመዘይነበረ ውዕሊ ፕሪቶርያ ክመፅእዩ ኢልና ኣይገመትኩን ኢልካ እዚኣ እያ እታ ውድቀትኩም ። ውድባት ንፁር ናይ ትግራይ መፃኢ ኣንፈት ኣለወን ትብል ኣለኻ እንታይ ድኣ ኮይንኩም ናብ ሓደ ዓብይ ጥምረት ዘይትመፁ። ንዓይ ካብታ ትብላ ዘለኻ ንህወሓት ክትቃወሙ ብዝተፈላለየ ሽም ኢኹም መፂኹም እምበር ካልእ መመረፃታት እንተትህልወኩም ናይ ውድብካ ጥራይ ትዛረብ እሞ እተን ካልኦት ድማ ብዓለን መፂኤን ክዛረባ ይግብአን ነይሩ። ደጋጊምካ ናብ ህወሓት ኣይትኺድ ናብ ውድብካ ተመለስ። ብዛዕባ መረሳ እውን ድልየቱ ክዛረብ ፍቀደሉ ከምታ ንስኻ ንሓሳቡ ትነቅፎ ዘለኻ።
@danaitadam3107
@danaitadam3107 4 месяца назад
እሞ ንስኹም እዙይ ንምኽሻፍ እንታይ ትሰርሑ አለኹም?
@TsgabuHidaru
@TsgabuHidaru 4 месяца назад
Haqi eyu Beal ezuy enahalewu wedi amene wedi zebib Boyto kimerhu.
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 месяца назад
Nab akieba endo amsesekum dirbayat hilawekum zeyfeletkum bizaeba siltan tiwatetu gudamat eko ekum.
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 месяца назад
Neziom kitseguwom alekum.
@Say-2424
@Say-2424 4 месяца назад
ዠዋ ዥዌ !!!ክትክእልሉ መዓት!!!
@kahsugebrekirstos1220
@kahsugebrekirstos1220 4 месяца назад
ነጋ ፅቡቕ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ፡ ቀፅለሉ
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 4 месяца назад
ንነጋ ዲኻ ትነግሮለኻ ነጋኮ አካልቶም ጓሓልቲዩ
@BinyamHalefom
@BinyamHalefom 4 месяца назад
ትግራይ ብተጋሩ ጥራሕ ትድሕን💪💪💪
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 4 месяца назад
don’t be complain show us the best work
@bettyboo7783
@bettyboo7783 4 месяца назад
ቸሩ መድሀኒኣለም ሰላም የውርደላ ንትግራይ
Далее