Тёмный

ንዝኽሪ ኣደይ ሂወትን ሓርበኛዊት ስድራቤተንን ዝተገብረ ርክብ ምስ መራሒ ማየኣ ኣቶ ተስፋጽዮን በርሀ 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 3,4 тыс.
50% 1

ንዝኽሪ ኣደይ ሂወትን ሓርበኛዊት ስድራቤተንን ዝተገብረ ርክብ ምስ መራሒ ማየኣ ኣቶ ተስፋጽዮን በርሀ

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 27   
@BerhaneTesfaldet-oz1pg
@BerhaneTesfaldet-oz1pg Месяц назад
የሕዎተ ከመይ አለኩም፣ አነስ ንመጀመርታ ግዜ አብ ሕይወተይ ድሕሪ1991 ታሪካዊ ዘረባ ሰሚኤ። ነዚ ታሪካዊን ሀቃዊን ቃለ መጠይቅ ዘስማእካኒ አምላክይ መዲህናአለም የመስግኖ።❤❤❤🎉🎉🎉
@privacyrespected
@privacyrespected Месяц назад
ነዛ ዓባይ ኣደ ምዝካርኩም ክብሪ ይኹንኩም። ዓሪፋ ምስ በልኩም ልበይ ተተንኪፈ፡ ኣዝየን ሓርበኛ፡ብክብሪ ክእለያን ክናበያን ዝነበረን፡ ከም ተራን ቀሊልን ኮይኑ፡ ብድክነትን ጽምዋን ክሓፋ ኣዝዩ ዘሕዝን ዩ። ዕርፍቲ ይሃበን።
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 Месяц назад
Eritrea the land of IDRIS Awete Kebire Ibrahim afar etc 😊😊
@kibriboy6842
@kibriboy6842 Месяц назад
Selam Memhir information yegodil alo kidmi live mietawkum Thank you anyway
@solomoneyasu6003
@solomoneyasu6003 Месяц назад
👍❤❤👍
@Alexander-yg5ft
@Alexander-yg5ft Месяц назад
Welcome my leader
@weredelugano1015
@weredelugano1015 Месяц назад
❤❤tesfiee
@EritreanChance
@EritreanChance Месяц назад
Xbuk meredaeta
@yonatanbokere2181
@yonatanbokere2181 Месяц назад
ክሳብ ሕጂ ኣብ ምስትብሃል:ምዕዛብ የሕሊፈዬ from now I think it’s too much ካብ drama,game ወጺና ብሓቂ ቅንዕና ንሓንቲ ሃገርና:ህዝብና ንሕሰብ & ካብ ህልኽ ጸቢብ ኣተሓሳሲባ ንዉጻ ንዛረቦ ብመጻኢ ህዝብናን:ሃገርናን ሪና ንምጻ !
@michaelkfle276
@michaelkfle276 Месяц назад
Welcom memhr abo tgrina
@ammanueltsegay1434
@ammanueltsegay1434 Месяц назад
ኣያታት መትከል
@BerhaneTesfaldet-oz1pg
@BerhaneTesfaldet-oz1pg Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Jeganu
@danielaskale6163
@danielaskale6163 Месяц назад
🤙👍🥰🤙👍🥰🥰❤️❤️🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@freemind5454
@freemind5454 Месяц назад
Sebay sebut tesfatsion when he is right he is right.
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 Месяц назад
Away tesfazion arigu
@brhaneeyob9217
@brhaneeyob9217 Месяц назад
ተስፋጼን ዓባቕ ክክክክ መወዳእቱኡስ ሰለስተ ሰብ ሒዛ ጠጠው
@zekariasbahlibi2890
@zekariasbahlibi2890 Месяц назад
ሓቂ ዕላማ እንተ ሃልዩካ ወላ ሓደ ሰብ ኩን በይንኻ ኣንጻር ሚልዮናት ደው ክትብል ኩርዓት እዩ። እዞም ኩሎም ነዛ ዓለም ልዑል ኣበርክቶ ዝገበሩ ስግንጢር ባህሪ ዝነበሮም ሓሰብቲ ውልቀ ሰባት ብጽምዋ በይኖም ብተነጽሎ እዮም ሓሊፈሞ ኣብ መወዳእታ ግን ንሓቅነቶም ምሃዝነቶም ህዝቢ ስለ ዝነቕሓሉ ክሳብ ሕጂ ኣብ ታሪኽ ይዝከሩ ኣለዉ ስለዚ ናይ ብዝሒ ኣይኮነን ናይ ዕላማን ሓቕን ተወፋይነት ሕቶ ጥራይ እዩ።
@brhaneeyob9217
@brhaneeyob9217 Месяц назад
ዘካርያስ ሓወይ ለምባም ትመስል ዘረባኻ. ግን ሓደ ድርባይ ከም ዝኾንካ ክኣ ፍሉጥ'ዩ። እዞም ትብሎም ዘለኻ ኣብነታውያን ሰባት ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ዝደየቡ እምበር.ከም ሳጼን ዓባቕ ካብ ላዕሊ ባይታ ዝዘበጡ ሰባት ኣይኮኑን። ንዓኻ የዕሩኽትኻ ባዶን ከም ዘይትረብሕ ኣንዳዕዲዖም እንተፈሊጦም.ገዲፎምኻ ዮም ዝዕዘሩ ንኹሉ ግዜ ኻኣ ብኣታቶም ዋጋ ዘይብልካ ነገር ኢኻ
@zekariasbahlibi2890
@zekariasbahlibi2890 Месяц назад
@@brhaneeyob9217 ብሽርሒ ብተንኮል ከምዚ ኢኻ ከምዚ እዩ በቃ ሰባት ምጥቃዕ እዩ ስራሕኩም ።ብዛዕባ እቲ ሓሳብ የርብሕ ድዩ ኣየርብሕን ኣብኡ ሓሳብካ ሃብ።ነቲ ሓሳብ መጉቶ ርትዓዮ ንተስፋጽዮን ኣጸሊምካ ጸሪፍካ ዝቕበር ሓቂ የለን።ሕጂ ውን ኣይኮነን ኣዕሩኽትኻ ሚልዮና ኣንጻርካ ክነሶም በይንኻ ንሓቂ ደው ምባል ተባዕ ኣብ ሓሳቡ እምነት ዘለዎ ዝገብሮ ናይ ጀጋኑ ስራሕ ጥራይ እዩ። ከምዚ ኸማኻ ትሓቢእካ ምጽላም ግን ስራሕ ናይቲ ረሳሕ ኤርትራውነት ዝብሃል ረሳሕ ስራሕ እዩ።
@mesghenagebru4880
@mesghenagebru4880 Месяц назад
Merhaba Tesfe goita haki
@EnterKemal
@EnterKemal Месяц назад
👉👉👉👉👉👉
@rufalawet5658
@rufalawet5658 Месяц назад
ኣየ ኢዮብ ሓሳድ ፉንፉን ኣብ ትበጽሖ የብልካን ኣነ ወዲ ኣከለ ጉዛይ ኢየ ህዝቢ ሓማስየን ህዝበይ ኣካለይ ኢዩ ንስኻ ትውኩሎ ህዝቢ ከኣ የለን ኢንተ ንሳኻ ግን ኤርትራ ቅበጻ እትረፍ ብሂወትካ ሬሳካ ከማን ኣይትኣትዋን ኢካ ኩሉ ስራሕካ ናይ ቀቢጸ ተስፋ ምዃኑ ኣንዳዲዕና ኢና ንፈትጥ ሰለዚ ሑቡን ኣከለጉዘታይ ተረዋእ ይብለካ ኣለኩ
@abelkiflai6567
@abelkiflai6567 Месяц назад
ሕቡን ኣከለጉዘታይ ዶ በልካ ኣብ ኣከለ ዝኾነ ሓበን የለን ኣነ ወዲ ሰንዓፈ ኢዩ ምስዚ ኣከለጉዛይ ትብሎ ዘለካ ዝኾነ ርክብ የብለይን ኣነ ቀሪቡ ክርሕቀኒ ብኩሉ መዳያት ህዝቢ ዓጋመ ኢዩ ምስ ዓዲ ቀይህ ዶ ሰገነይቲ ደቀምሓረ ልክዕ ከምቲ ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ወይ ውን ኣብ መደፈራ ድባርዋን ከባቢኣን ዘፍሊ የብሉን ወረ ምሶኦም ይሓይሽ ርክብና ኣብዛ ኣከለጉዛይ ትብላ ዘለካ ከመይ ርክብና ንከባበር ዶ ወይ ከመይ ምሳና ርክብኩም ልብኩም፡ጽቡቅ ገርና ንፈልጣ ንፋለጥን ስለዚ ኣብ ሃልወሳ ኣይትንበር ወዲ ነይ ነዓካ ክሕሽካ ልዕሊ 20 ዓምውት ፍትሒ ኢልኩም ብዜካ ጽሊኢ ምስ ኩሎም ደቂ ቢሄረይ ዘፍረክሞ የለን ኣከለ ጉዛይ ዝብሃል ተሓኺኩ ክጋሓፍ ዘለዎ ናይ ዱንቁርና መኤከቢ ኢዩ
@menenettigirnamedregeez1052
@menenettigirnamedregeez1052 Месяц назад
@rufalawet5658.በጃካ ተምሃር ። ኣኮሎጉዛይ ዝብሃል መንነት የለን።
@aronhidray69
@aronhidray69 Месяц назад
​@@menenettigirnamedregeez1052 Hamasen zebhal alo deu Akelguzay zebhal endher zeyle Hamasen zebhal dma yelen?
@bigsami5410
@bigsami5410 Месяц назад
ኪድ ተሓነቅ ወዲ ሾርሙጣ
@menenettigirnamedregeez1052
@menenettigirnamedregeez1052 Месяц назад
@@aronhidray69 ሓማሰን ዝብሃል ሃገር ኔሩ ። እዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ።
Далее