Тёмный

ንደያኑ ገሬ እሙን ብሰሓቅ ዘንበዐት ካልአይቲ ቤቲ ሃይላይ ኮሜድያን ተወዳደሪት መኣዲ ሚድያ 1ይ ዙር መበል 12 ሰሙን 

Meadi Media
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 67 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 223   
@kiresaraya7120
@kiresaraya7120 Год назад
ቀደማይ በዓለይ ብሽም ገሪ እሙን Likeረግፅ አብልኒ😂
@selam801
@selam801 Год назад
መን አሎ ሰደት ዝመረሮ😢 ቸሩ ሰንበት❤
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
Me to😢
@ዕባይወጀራት-ሰ9ጐ
me too😢
@selamawitseyoum5884
@selamawitseyoum5884 Год назад
ኣለና ቡጭንቀትን ናፍቖትን ሓንጎለይ ዘይርን😢😢😢😢😢😢
@selam801
@selam801 Год назад
አይዞና ዘን የሕዋተይ ኹሉ ክሓልፍ እዩ😢❤
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Год назад
Kulna 😢😢
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብጣዕሚ ደስስስስስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤ ድምፂ ግን ትሕት እዩ ዘሎ አስተካክሉ
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
ላዛ ራያ💚💚 ኮ እንኳዕ ድሓን መፃእኩም❤
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
❤❤❤ፅርተይይይ ተጋርዋኒ
@ቅሱዕባይትግራይ
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ንቀፃሊ ግን ኣመሓይሹ ብጣዕሚ እዩ ድምፂ ቱሑቱ እኒኦ❤ ኣያይ ኣይስማዕ በውሊዓ ከምፅኣ እዩ ያ አረ ሞይተ😂😂😂😂
@ytr5543
@ytr5543 Год назад
እንዳ(ግ/ኡ&ን❤❤❤❤❤
@cbffhf1567
@cbffhf1567 Год назад
ተጋሩ ሸኮራት እንካዕ ብዳሓን ምፃእኹም🎉❤❤
@ggfhgggh3018
@ggfhgggh3018 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋርዋይ ሸኮሪናታት
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
ወይኒ ይመችኪ ስጋነይ❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ Год назад
ወይኒ (ሃረግ ሓፍቲ ገብረህወት ወዲ ቐሺ) ካብ እዚ ዲያ ተመሪጻ ናብ እንዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ ንፍዕቲ እያ።
@TheCritic101
@TheCritic101 Год назад
ንፍዕቲ ጓል ራያ!❤
@Wedimamaa
@Wedimamaa Год назад
ሓንቲ ዘይበርሀትለይ ክሓቲ ዝደሊ ኣላ ተወዳደርቲ በቲ ሒዞሞ ዝመጹ ስራሕ ድዮም ዝፍረዱስ ወላ ብብቅዓቶም ከመይ ማለተይ ዩ ገለ ገለ ዝገርም ብቅዓት ኣወሳስኣ ናሃለዎም እቲ ሒዞሞ ዝመጹ ስራሕ ወይ ድርሰት ግን ዘየዕግብ ኮይኑ ይጸንሕ ሞ በቲ ዘምፅእዎ ስራሕ ይተርፉ ለው እና ድርሰት ድዩ ዘድልስ ብቅዓት ? ብዝተረፈ ቀፅልሉ ጎበዛት❤
@raheltechane2605
@raheltechane2605 Год назад
ራያወይቲ ሽኮር❤
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
Ajekumu❤❤❤
@ሕጂከናበይ
@ሕጂከናበይ Год назад
በዉሊዑ ከምፅኣ ያ ክክክክክ ስሓቅ ቲላትና 🤣🤣🤣🤣🤣
@meryemm2193
@meryemm2193 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤
@ksaksa5291
@ksaksa5291 Год назад
ናበይ ከይዱ ገሬ እሙን
@letaykalay1893
@letaykalay1893 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣማራርሓ ጎወዛት ቀፅልሉ ዕድመን ጥዒናን ይሓብኩም ፈጣሪ
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Год назад
Enkae dahan mexakum tegaruway ❤❤❤
@SlamAlekm-j1y
@SlamAlekm-j1y Год назад
❤💛❤💛❤💛❤💛
@trhasss7328
@trhasss7328 Год назад
ድምፂ ትሕት እዩ ዘሎ
@ፍረወይኒ-ሸ7የ
@ፍረወይኒ-ሸ7የ Год назад
❤❤❤❤❤
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
ሰላም እንዃዕ ዳሓን መፃኹም ወይኒ ሽኮር ፅቡቅ ሶራሕ ቀፅልሉ ናይ ደቂ ገጠር ህያብና ኢኺ 😋😂😂😂
@besthubushttk
@besthubushttk Год назад
ፍርዲ ናይ ደረስቲ ድዩ ወላስ ፍርዲ ናይ ተዋሳእቲ እቲ ስነሓሳብ ባዕሉ ይፈልጥ ት ዝድለ ፈጠራ ተዋሲኣቶ ኣላ ጓል 7 ዓመት ትምበር ጓል 30
@yeshimebetbtniniu6942
@yeshimebetbtniniu6942 Год назад
እንኮዓ ብሰላም መጸእኹም
@ትግራይኩሕሎ-ሠ1ኸ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrahtomgebru8459
@mebrahtomgebru8459 Год назад
Weyni jigna comedian, she did a geat act!!!
@kibromwelay3360
@kibromwelay3360 Год назад
Welcome
@hailenteklen
@hailenteklen Год назад
Deyanu 👍👍👍
@dyykejtkj
@dyykejtkj Год назад
ወይኒ ሽኮር 🥰🥰🥰🥰🥰
@حبشيسلامه
@حبشيسلامه Год назад
👍👍👍👍😍😍😍
@cbffhf1567
@cbffhf1567 Год назад
ዛ ናይ መጨረሻ ቆልዓ ሳሓቅ ቃትላቲኒ😂😂
@lulbahri
@lulbahri Год назад
Sound please 🙏
@rttr1478
@rttr1478 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahelhabtugebreger7704
@rahelhabtugebreger7704 Год назад
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@temesgen1422
@temesgen1422 Год назад
😍😍😍😍😍😍😍😍
@freweynitsegay-rd2gn
@freweynitsegay-rd2gn Год назад
♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@YfGsf-zv9tt
@YfGsf-zv9tt Год назад
♥️♥️♥️♥️🥺🥺🥺
@ጋልትግራይ-ጀ4አ
@ጋልትግራይ-ጀ4አ Год назад
💋❤❤❤❤
@milimili2419
@milimili2419 Год назад
❤❤❤❤
@dove8289
@dove8289 Год назад
weyni wow
@ሳምሪዬፍቅር
@ሳምሪዬፍቅር Год назад
🌹🌹🌹❤️
@emugalsele4920
@emugalsele4920 10 месяцев назад
❤❤💛💛💛💛❤️❤️
@slamh
@slamh Год назад
ፊታሃነገስ አዲኒቀኽ አነዉን አብምንታይ አዩ ትጭኽነ ምርዳአ አብዩኒ ነሩ ቆልዓ አያ ነራ ኽብኡ ኽዓ ናይ ጭኽነ ነገር አየተረደአንን ነሩ
@ፈልፋሊማይሕይወት
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie 11 месяцев назад
ጓቦዛት በርትዑ. መጀመርታ ከተማ ክኣትው ገልፃትለይ 😂😂😂😂😂😂
@sooqusabya4890
@sooqusabya4890 Год назад
❤❤❤❤ሸኮር
@fg7tf468
@fg7tf468 Год назад
❤❤❤❤💋💊💖💗
@mindtest2722
@mindtest2722 Год назад
ድምፂኹም ትሑት እዩ
@sltanmehari1720
@sltanmehari1720 Год назад
ጓል ራያ ዓሳዲ ባህልኽን ቋንቋኽን አገላልፃ ዝወፆ የብሉን ንቐፃሊ ብኻሊእ ዝበለፀ ከስርሐኪ ዝኽእል script ሒዝክን ካብ ናይ ሎሚ ልምዲ ወሲድክን ተመፂኺ ጎበዝ ተዋሳኢት ከምትኾነ እምነተይ እዩ። ወይኒ ሓፍትና ዋና መስሓቂት ብልፅቲ ተዋሳኢት ኮመድያን ኢኺ ብኡ ቀፅልሉ። ብሓፈሻ ኩሉኹም ተሳተፍቲ ንፉዓት ኢኹም ንቀፃሊ ናይ ትግራይ ፊልሚ ኢንዳስትሪ ሓፍ ከምተብልዎ ተስፋ ይገብር። ክቡራት ደያኑን መዳለውቲ እዚ መድረኽን ዝኾንኩም እነኽብረኩም ተዋሳእቲ ገሬ እሙን ናይ ትግራይ ፊልሚ ኢንዲስትሪ ትንሳኤኡ ዘበስር እምኒ ኩርናዕ አቐሚጥኩም አለኹም የቐኒየልና። ክሳብ ሐዚ ከምዚ ዝበለ ዕድል ስለዘይረኸቡ ክንደይ ኮኾባት ፈቐዶ ስደት እናኸዱ ከምዘምለጡና ምግንዛብ ይከአል። እዚ ዓብዪ ተስፋ እዩ ንጥበብ መፍቀርቲ ተጋሩ 🙏
@hgyy2926
@hgyy2926 Год назад
ወይኒ ጎል ገዛወተይ😂😂😂😂😂😂
@zahrazahra4839
@zahrazahra4839 Год назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@aotali8812
@aotali8812 Год назад
ናይ ወይንስ በይኑ እዩ😂😂😂
@yute2286
@yute2286 Год назад
😍❤😍❤❤😍😍❤
@ሳምሪዬፍቅር
@ሳምሪዬፍቅር Год назад
4 ትይ ባዕለይ
@FilimonTewelde-m3k
@FilimonTewelde-m3k 11 месяцев назад
Tkikil tgrawayy kilimin kihisu tray eu zikieil
@ELIAS533.
@ELIAS533. Год назад
መአዲ ይሜጥን እዩ
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 Год назад
😮❤❤❤❤ ዋይ ዛናይ መወዳእታ ብጣዓሚ ፅቡቅ ሰሪሓ በርትዒ ❤❤ ብስሓቅ ግን ቆሲለ 😂😂😂😂
@ድንግለይዋሕሲልበይ
❤❤❤❤
@LemLem-v2s
@LemLem-v2s Год назад
ፍታሃነገስ ብጣዕሚ መስተዋዕሊ እዩ ሓያል ሰብ እዩ❤
@MotivationAHSahs
@MotivationAHSahs Год назад
ወይኒ ሽኮር ❤100%
@jiko7911
@jiko7911 Год назад
🤣
@arsemasis5738
@arsemasis5738 Год назад
የኔ ማሮቸ
@ፍሬዩቱብየወንቅእሽቱቅዱስ
😂😂😅😅ወይኒ ይመችኪ በእውነት በሳሓቅ ቀትልክና በእውነት አውልዕ ይሽየጥ 😅😅
@girmayaberadesta
@girmayaberadesta Год назад
ዳይና ፍትሃነገስ ኣብ ኣጠቓቕማ ቃላት ዝሃብካዮ እርማት ቀፅለሉ የቐንየልና!
@ابراهيمعبدالرحمنابراهيم-ر5ب
ድምፂ ግን እስፒከር ገይና ኢና ሰሚዕናዮ👌 እምበር ትሑት እዩ ዘሎ ኣስተኻኽልዎ የሕዋት ሰናይ ስራሕ♥️♥️♥️
@lunaa.entertainment
@lunaa.entertainment 11 месяцев назад
😮😂😅
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne Год назад
ወይ ወይኒ ሳሓቅ ቀቲላትኒ😂😂😂😂 ካብ ጉሎምኻዳ ግድእያ መፅያ ኣዘራርባኣ ከፍ ዓድና ዋዕሮ👍👍👍❤❤
@MotivationAHSahs
@MotivationAHSahs Год назад
ጉሎምካዳ
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne Год назад
@@MotivationAHSahs እወ
@agamawit
@agamawit Год назад
እያ እወ😂 ቤትስ ዘይ ጉሎምኻዳ እያ😅
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne Год назад
@@agamawit ይፈልጥ ንሳማ ሽሻይ ገብረሂወት እውን ናይ መልሲ ድራማ ደራሲ
@agamawit
@agamawit Год назад
@@haregtewelemedhin-zr7ne ሽሻይ ወዲ ኣበይ ድዩ 🙄
@ለሚጓልተዋህዶfhf-d
ተጋሩዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም 💜
@Hareg675
@Hareg675 Год назад
ጓል መምህረይ ብጣዕሚ ጎበዝ❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Год назад
ዋይ ሞይተ በዉሊዐ ከምፅኣ ናብዚኣ ያ 😂ይመችኪ ጓል ዓደይ shkor❤️💛👸 ደያኑ ለ ትፍለዩ ኢኩም❤️👑
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 Год назад
በውሊዓ ሒዘያ ክመጭእ እየያ😮😂😂😂ይመቸኪ ያዓክ
@hintsagmeskel3907
@hintsagmeskel3907 Год назад
ዋው ወይኒ ጀግና ንፍዕቲ ተዋሳኢት ኮፍ አቢላ ኢያ አምፂአታ ካብ ሃገረሰባት ዝአቱ ሕብረተሰብና አክሽናት ዝዛረቦ ደስበሃሊ አነ ንባዕለይ ብሰሐቅ እየ ሞይተ🙏😍
@fanafani2638
@fanafani2638 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ❤❤ናይ ቤቲ ሽራብ ኣለቂሕታ ቃቲላትኒ ሳሓቅ በውሊዓ ከምፃኣያ😂😂😂😂😂
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Год назад
jonewani handsome man 😍😍😍please keyetergude zakebdye tewetete ela love you all❤❤❤❤
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይይይይ💛💛💛❤❤❤
@rttr1478
@rttr1478 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@ds3zs9
@ds3zs9 Год назад
ኣውሊዕ ሃበኒ ነኣይ ዘጋጠመትኒ ኣጋጢማታ ንዛ ናይ መወዳእታ 😀
@mreset2100
@mreset2100 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@alemm6719
@alemm6719 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Aklil-o8f
@Aklil-o8f Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ds3zs9
@ds3zs9 Год назад
ድምፂ የብሉን ቲሒቱ ደሓር ከዓ ዋላ ንዘይምጥን ይምጥን እዩ ኣይትበሉ
@user-by7cs4vx4
@user-by7cs4vx4 Год назад
❤❤❤ ኣነስ ተጋነይና ትብለውስ ክከድ ነረ እየ😂😂
@danigaltigray4992
@danigaltigray4992 Год назад
ወይኒ❤❤❤❤👍👍👍👍
@HhsVvv-j4u
@HhsVvv-j4u Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@ShaSha-v3b
@ShaSha-v3b Год назад
❤❤❤❤❤
@vedikitto2315
@vedikitto2315 Год назад
❤❤❤❤
@SamiraSamira-gz7zl
@SamiraSamira-gz7zl Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@WTM6136
@WTM6136 Год назад
'ፍትሓነገስት' ቅድሚ ምእታውካ መግቢ እንተዘይትበልዕ ይምረፅ ወይ "ጋዝ ዘለዎ ማይ ዘይምስታይ" ምኽንያቱ ከም ከያኒ ኣብ ትዳንየሉ ግዜ ናብ ትዕቢት ገፁ ዝኸደ ስኽራን ዝመስል ባህርታት ይርኢ ኣለኹ። ጥንቃቐ ግበር ዝሓወይ ምስ ኣኽብሮት!!😊
@solomonkfle2831
@solomonkfle2831 Год назад
tegagika aleka arku zeynsu ke menal xbuk geru zgelx keman emkot hasabat alewo xbuk eu ztntn
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Год назад
ርኢቶ ተቀበሉ ሓደ ዘብራአብሩኽ ንጓል ራያ ናራያ ቋንቋ ደስ በሃሊ ትብላ ነይርኻ ናይ ራያ ላህጃ እዩ ዝበሃል እምበር ቋንቋአ ድአ ትግርኛ ካልአይ ፍትሓውያን ኹኑ እዙይ እዙይ አይብልን ግን ክርደኦኹም አለዎ ግድን ድዩ ንስኻቱም ምእንቲ ክተመስግኑዎ ብዘይዓበየሉ ላህጃ ክወዳደር ጓል ራያ ፅቡቅ እያ ሰሪሓቶ ብደንቢ እንታይ ንምባል ከም ዝደለየት ብግልፂ ይርደአኻ እዩ ኮለል ግደፍዎ
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr Год назад
selam meadi sne tbeb ezi tgebrwo zelekum Tigrina nmbay eka entekone nayti rabaykum gn nmntay eyu shmu bemharina geriwo seare kolo shmu ashenafi slezi shmka btigrina nmntay yhfreka
@almazgiday9935
@almazgiday9935 10 месяцев назад
ወይኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትውህቦ ታዓወቲ ።
@jdhz3600
@jdhz3600 Год назад
ኣብ ቀፃሊ ድምፂ ይስተኻኸል❤
@abrhamesfin7205
@abrhamesfin7205 Год назад
ድምፂ ብጣዕሚ ትሒቱ አብ በይነይ ድዩ😮😮
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 Год назад
ጎበዛት ❤️💛❤️
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ❤❤😊😊
@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
ኣነሲ ክገጠር ንከተማ መቐለ ከይደ ካብኡሲ ኣበይለኺ ይብሉኒ ለውማ ኣብቲ ነዊሕ ፉቕ ያ ክክክክክክ
@ጓልሃገረትግራይ
😂
@brhanugebre9344
@brhanugebre9344 Год назад
ብናይ ተዋስኦስ ኣይሓፈርናን ዘኩርዑ/ዓ ዘኩርዑ/ዓ ተዋሳእቲ ይርከቡ/ባ ኣለው/ዋ።ኣፍቲ ደርፊ ኣይዶል ግን ኣይግድን እዩ።ብተዋስኦ ግን ዘኩርዕ እዩ ብሓቂ።
@MohammadMohammad-x3k
@MohammadMohammad-x3k Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@ZozoZozo-vj8mn
@ZozoZozo-vj8mn Год назад
እሰይይይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃኡኹም ትግራዋይ❤❤
@معاذالمقري-ب8ح
@معاذالمقري-ب8ح 11 месяцев назад
bsum andia gere msgana yekrbelukum ketluluuuu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrehitsweet4230
@mebrehitsweet4230 Год назад
❤❤❤❤❤❤
Далее
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
Просмотров 910 тыс.
КАК БОМЖУ ЗАРАБОТАТЬ НА ТАЧКУ
1:36:32
Witch changes monster hair color 👻🤣 #shorts
00:51