Тёмный

አብ 70ታት ንቃልሲ ወፊሮም ዘይተመልሱ 5_5 

Voice of beserat
Подписаться 2,7 тыс.
Просмотров 34 тыс.
50% 1

እዚ ታሪኻዊ ቃል ማሕተት ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት 2020 ኣብ መዓልቲ ነጻነት ዝፍኖ ዘሎ ቃለ ማሕተት ። እዚ ኮሪዕና ክነስተማቅሮ ዝግባእ ነጻነት ናብ ባርነት ዝተቀየረሉ መኽንያት መፈለምታ ውልዶ ኣረሜናዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ መዓስን ክመይን ክም ዝፈለመ ዝገልጽ ጭልፋ ተረክቦታት ኢዩ ። ብሓደ ሽነኽ ዝኽርን መብጽዓ ስውኣትና ንምዕቃብ ብኻልእ ሽነኽ ድማ ንዝመጽእ ወለዶ ዝመሃሩሉ ውርሻ ንምውራስን ንዘልኣለም ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ ክነብር ዝዓለመ ኢዩ ። ብትገዳስነት ክትክታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም ሰናይ ምክትታል ።

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 96   
@berhaneweldeselassie5281
@berhaneweldeselassie5281 4 года назад
አቶም ንመስፍን ክዛርብ ኢልኩም ትጽበዩ ገመል ከም ብዓይኒ መርፍአ ከም ምሕላፍ፡ውሰድዎ፡ መኮነንን ግን ካብዚኦም አንቓዕ ብሰላም ውጻኻ፡ ዕድለኛታት ኢና፡ሓደ ሰነድ ዝይጠፋአካና፡ዝተረፈ ዕድመኻ፡ምሉአ ትዕና ይምነየልካ። ሳራ መኮነንን ብድሕሪኡ ናብ ጸላኢ ሰሊማ ይድረፈላ 'ውን ነይሩ ብዛዕባዚ ስለምንታይ ሓበሬታ ኣለካዶ?
@awetwedkeshi7605
@awetwedkeshi7605 4 года назад
መንካዕ ተረሺኖም ኢሉ ዛሓምም እንተልዩ ገመድ ይስቀል እንድይ ኢሉ እዚ ውሒጣ ደም ሰብ ቀለቡ።
@kibrish8433
@kibrish8433 4 года назад
Shabia killed her at Addis Ababa, Ethiopia right after independence.
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 года назад
Awet Wedkeshi men ieu
@hadishghebreyesus9890
@hadishghebreyesus9890 4 года назад
ካብ 1-5 መወዳታ ክፋላት ተኻታትለያ ናይ ብሓቂ ጽፉፍን ንጹሩን ቃለ መተየቕ ካልኦት መራጎዲ ዝከውን እንተ ዝዛረቡ ጽቡቕ ምኮነ
@merhawi1991
@merhawi1991 4 года назад
ተኽለ ማንጁስ ኣምጻልና፡ንሓቂ መስክር በሎ፡ካልኦት እቶም ሸፋቱ በዓል ዓብደላን መስፍንን።ከምኡ ዉን እቲ ኣብ ባሕሪ ዝተሓርደ መን እዩ፡መን እዩ ሓራዲኡ ኸ፧ ከምቲ ዓሊሰይድ ረሺኑ ዝበካዮ፡ነቲ ሓራዲ ዉን ስሙ ጥቐሶ፡መኮነን፧
@efremtecle4234
@efremtecle4234 4 года назад
መኮነን ምስ በዓል ኤሪሳትን ኣሰናን ቃለ መሕተት እንተ ትገብር ጽቡቅ ይመስለንን::
@ሃገረይኤርትራዩ
@ሃገረይኤርትራዩ 4 года назад
ሓሳብካ ጽቡቅ እዩ: እንታይ ኢሎም ከቅርብዎ እዘን ትብለን ዘለካ ደኣ ካብቶም ገበነኛታት እንድዮም እቲ ለውጢ ዝጽበይዎ ዘለዉ
@wadiasmera3420
@wadiasmera3420 4 года назад
Assena. Eri sat nay hzbawey genbar Media eyan. Entay elom kakerbwo anxarom kezareb.
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 года назад
ስለምንታይ ኣብ ኤሪሳትን አሰናን ብፍላይ ተመረጽቲ ዝኾና: አነ ንውልቀ ዝክታተልን ናይ ዩቱብ ቻነላት አይኮናን: እንተ'ደኣ ፍቃድኛ ኮይንካ ሸየር(share) ኣይትሕመቅ::
@awetwedkeshi7605
@awetwedkeshi7605 4 года назад
"መርሒነት ህዝባዊ ግንብር ዳዕሽ ዮም ኔሮም ዮም" ኢልና ሓደ ተጋዳላይ ኣብ መዓስከር ዓዲሓሩሽ።
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
ስርሖም ኢዩ ክንደይ ሓዳር ዘይተበተነ እታ በዓልቲ ቤትካ ግን ዘሕዝን 💔😭ሚዛን ዘይብላ ንዓካ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏼💙👋💖✝️💜🥛🌝💕🏆
@nolawi30com88
@nolawi30com88 4 года назад
ይገርም፡እዩ ካብ ብጸላእ ዚሞተ በቲ ውዱብ ዚተቀንጸሉ ይበዝሑ፡ኣብ ዚቅጽል ግን ዓመተ ምሕረት ክጠቅሱ ኣለዎም፡ምኽንያቱ መጽሓፍ ይኹን ካልእ ንምጽሓፍ መወከሲ ክኸውን ሰለ ዚኽእል።
@asmeromtekle7547
@asmeromtekle7547 2 месяца назад
ናይ ብሓቂ ዘሐዝን እዩ መኮነን ብጣዕሚ ጅግና ኢካ ብጣዕሚ ግን የሕዚንካኒ ዘሕለፍካዮ መከራ❤❤
@eritreanone5496
@eritreanone5496 4 года назад
ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝሰብር ታሪኽ። እዚ ቃለመጠይቅ ብመንገዲ ASSENA or Eri Sat ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣትወሉ ዝኽእል እንተዝፍጠር ጽቡቅ ምኾነ።
@searetes8533
@searetes8533 4 года назад
እዘን ጠቂስካያን ዘለካ ድኣ ሓደ እንዲየ ምስ Eri-Tv
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 4 года назад
ጽቡቕ ሓሳብ እዩ
@yakobsibhat3541
@yakobsibhat3541 4 года назад
Kkkkk ንሶም ናይ ሻዕብያ ታሪኽ ይዉድሱ እምበር ናይ ሻዕብያ ኣየቃልዕን ዮም::
@adhanomkeshi4029
@adhanomkeshi4029 4 года назад
ኣነስ እባ ናብ ERI TV እንተ ዝሰዶ ምበልኩ፡ካብዘን ትብለን ዘለኻ፡ድኣ ማለተይ መፍለዪ፡የብለንን ኩለን ሓደ፡ኢየን ንምባል፡ኢየ
@yonasabrha4461
@yonasabrha4461 4 года назад
keamu eintea zigibear b tamis sibuk nearu
@abdulhamididris2335
@abdulhamididris2335 4 года назад
ካብ ብዙሓት ተቆናጪሉ ከም ዝስማዕኩዎ ዘረባኻ ሓቂ እዩ ንሚንታይ ኪሳብ ሕጂ ዘይተዛረብካ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ጃጂኻ ክብል ኣይደፊሪን ካብ ናጺነት ጀሚርካ ኣብ ዝግበር ኣኽባታት ካብ ሚዝራብ ዓዲ ኣይወዓልካን ኣብ እዝኒ ስማዒ ክበጸሕ ኣይከኣለን ሕጂ ዉን ማይ ኣይሓለፎን ከምዚ ከማኻ እንተለዉ ክዛረቡ ኣተባቢዕካዮም የቀንየልና ኩቡር ኣቦ🙏
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 4 года назад
ብኢንተርነት ኩሉ ጽሒፈዮ ኔረ ብ2012ዓም
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 года назад
@@mokonenbrhane8992 ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን፡፡ ኣጆኻ።
@احمد-ض6ط8ل
@احمد-ض6ط8ل 2 года назад
@@mokonenbrhane8992 Selam kubur abona moknen abzelakayo selam kthlu enda temneku .heto Amawuta sied Saleh ab Kessela kemay neyru. And zkone Bodyguard aynberon dyu? Thank you kebri nmenti Hagern hzbn zhalfun zserahkumn::
@BhHb32
@BhHb32 4 года назад
ኣታዝታሪኽዚስ በዘን ዓበይቲ ቻነላት ናብህዝቢ ክመሓላለፍ ተዝግበር ክንደይ ኣገዳሲ ኔሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ሞከነን ክብረት ይሃበልና ወላ ንዓኻ ኣቅራቢ
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 года назад
ተወሳኺ ብ Latin ኢንግሊሽ ግበረሉ ኣብቲ ኣርእስቲ ሲርች ኢልካ ከይሰኣን።
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 4 года назад
ጀብሃ ግብረ ሽበራዊ ትብሉና ዳኣ ኣይ ህዝባዊ፡ግንባር እንድዩ፡ግብረ፡ሽበራዊ ጀብሃ ፍትሓዊትን ናይ ህዝብን ከምዝነበረ ተረዲእና ከምዚ ገርኩም ኣፍሉጡና እቶም፡ዝወዓልኩም
@embasoyrafenqil6575
@embasoyrafenqil6575 4 года назад
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ
@fethawifesshaye1739
@fethawifesshaye1739 2 года назад
Ata intay meat eu ezi widib Hizbawi ginbar zibehal Nifat widub eu Mekonen jigna inqae biselam wetsaeka kebziom........
@kibrish8433
@kibrish8433 4 года назад
ኩቡር ኣቦና ተጋዳላይ ሞኬ (መኮነን)፡ ኣባኻ ዘለኒ ኣቢ ኣድቆት እናገለጽኩ እዚ ታሪኽ ኤርትራ ስለዝኾነ መታን ህዝቢ ኤርትራ ክሰምኦን ክመሃረሉን ብቲቪ ኣሰና ክትዝርጋህ ፈትኑ ።
@gezeheygezehey8099
@gezeheygezehey8099 4 года назад
ጅግና ወዲ ጀጋኑ እንቃዕ ፈጣሪ ን ምስክር ብጾትካ ክትሪክ ኣብቅዓካ
@efremtecle4234
@efremtecle4234 4 года назад
ህህህህህህ እንታይ ዝበለ እዩ እዚ ናይ ዓድና ሕሰም:: ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ንስሓን ዕርቅን የድልያ እዛ ሃገር:: ከቢድዩ!! ይትረፍ ክትሓልፎ ከም ዛንታ ክትሰምዖ የስደምመካን ሰቐጥቅጥ የብለካን:: ሓሙሽቲአን ክፋላት ሰሚዐየን ታሪኽና ተጠማዚዙ ገደል ኣጽዲፉና:: ንዝበለጸ ሚዛናዊ ክኸዉን መስፍን ሓጎስ: ኣድሓኖም ገብረማርያም: ዓብደላ ኣደም: ብቅንዕና ከዘንትዉ እንተኺኢሎም ምሕታቶም:: ናይ ኮረኔል ጸጉ መጽሓፍ'ውን መወከሲ ትኸ'ዉን እያ:: እዚ ብልሹዉ ጉዕዞ ሰዉራና ብዝግባእ ተሰኒዱ: መምሃሪ ክኸውን ይግብኦ:: ጽቡቅ ክንመሃረሉ ኣይኮነን ግን ዝኾኑ ስርዓታት ክንጥንቀቀልም ይግበኣና::
@yoseftsehay6862
@yoseftsehay6862 4 года назад
ኣየ ክንደይ ሃዳር ብደገፍቲ ህግደፍ ዘይተበተነ፥ ክንደይ ህጻውንቲ ብዘይ ኣቦታት ዘይዘክተሙ ህግደፍ ሃገር ከኣኑ ከሎ ሰድራ አዩ ዝብትን ኣብ ኢሮፓ ይኩን ኣብ ኣመሪካ ኣብ ካናዳ አዞም ርኩሳት ኢዶም ኣይስኣኑ አተን ባሃማት ደቂ ኣንስትዮ ሰብኣይኪ ፍትሂዮ ተባሂላ ኣቦ ደቃ ትፈትህ ናይ ብሃቂ ዝገርም አዩ፥
@zeraitesfai8916
@zeraitesfai8916 4 года назад
Dear mokonnen please explain to me .how easy has got scholarship to China while he was new to E. L .F .
@b.t7164
@b.t7164 4 года назад
VERY SAD to HEAR FROM part 1 to 5 😭😭😭 THANK YOU for YOUR GREAT JOB AND INFORMATION 🙏 Can YOU do interview with ASSANNA and ERISAT please
@sahlesolomon7233
@sahlesolomon7233 Год назад
6 kifal bejaka ghiberelna Bzaiba sarà mokonn tesewia do Al AB alem tarik wedi andela Sile Mintay n melaken qetiluwo selam zete weki Ke. Yeililena bejaka ilalka Kitiiim
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 года назад
Wow kubur haw Enquae kabzikulu nay Enkliln tsegemn mekeran bselam wetsaeka Enquea kea nezi tarik ezi kitneger Abkeaka. Nber kiber kulatna habirna Nrahwan selamn higin fithin nkales Kibleka yfetu.
@kuflomkesete7021
@kuflomkesete7021 4 года назад
Ane zgerimens entay ayneti hayli neriwo kemiz geru dizewawurom genizbi dues walas firhi ane lkia kemiz amerikan filim koynu eu dismeani
@AngelMichael386
@AngelMichael386 4 года назад
የቐንየልና ሓርበኛ ክቡር ኣቦናን ኣያናን ተጋዳላይ መኮንን ከምኡውን ኣዳላዊ እዚ መደብ ክስነድ ዝግብኦ ታሪኽ ማፍያ ውልቀመላኽን ስርዓቱን።
@emen862
@emen862 4 года назад
ብጣዕሚ የቐንየልና ክቡር ሓውናን ኣቦናን፡ ሃብታም ተመኩሮ እዩ፡
@beyenetekle8429
@beyenetekle8429 Месяц назад
ተኽለ ማንጁስ ትብሎ ዘለኻ፡ ተኽለ ኪዳነ ወዲ ኣኸርያ ድዩ ?
@michaelgebre4522
@michaelgebre4522 4 года назад
ዘረባ ሓደ ስሚዕካ አይትፍረድ ኢዩ መኮንን ትፈልጦም አውኡ ዝዋዓሉ ተልዮም ሓብር ዝቀርብሉ ቃሎም ክንሰምዕ ከምኡውን ብሂወት ዘለዉ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስን ተጋዳላይ አድሓኖምን ገብረማርያም ተዝሕተቱ ጽቡቅ ኢዩ ባሃላይ ኢየ ንሓታቲ
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 4 года назад
ኣብ ጀርመን ወልደማርያም ኣብርሃ ዝስሙ ረኺብካ ሕተቶ
@ወዲ78ኣስመራ
@ወዲ78ኣስመራ 4 года назад
ኣቶ ተስፋይ ተምነዎ ዝጸሓፍን ኣቶ መኾነንን ዝዛረቦ ዘሎን ዳርጋ ኩሉ ሓደ እዩ፡
@efremghebresilasie5554
@efremghebresilasie5554 4 года назад
ገርሂ ኣይትኹን : ንሶምከ ሕራይ ኢሎምዶ ቃለመጠይቅ ዝገብሩ ይመስለካ :
@hadishghebreyesus9890
@hadishghebreyesus9890 4 года назад
ናይ ብሓቂ ኣቦና ሞኮነን ነዚ ንእሽቶ ወለዶ ከምኡ ገርኩም ክትገልጽሉና ዘብቓዓኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካልኦት ከኣ ከምዚ ናትኩም ገረሮም ዝገልጽዎ ትብዓት ዘሕድሩ እንተ ዝርከቡ እሞ ነዚ ንእሽቶ ወሎዶ ጽቡቕ ትምህርቲ ምኾነ ኩሉ ኤርትራዊ ውን ምነቅሓሉ እንበር ናይ ህግደፍ ደኣ ኣብ ኣቦታትናን ኣያታትናን ጥራይ ኣይኮኑን ተጻዊቶም ነዚ ንእሽቶ ወሎዶ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልደ ውን ከይተረፈ ኣብ ኡስርበት ከምዝበሊ ናብ ሰደት ፋሕ ከምዝብልን ኣብ ሳህራን ባሕርን እቲ ካብ ኩሉ ጸገም ዝሰገረ ኣብ ስደት ካብ ንፈትዎም ሃገርናን ዓድናን ፋሕ የትዮምልና ግን ናይ ኢዶም ኣይስኣኑ
@anmeb6220
@anmeb6220 4 года назад
Nezi jelfaf mesfun Hagos ember miszi sebiay terakibo. Kindey dem setyus ab adi selam yinebir alo.
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 года назад
I really appreciate you dear intelligent educated papa moka
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 года назад
Kemaka ybzuhulna Metan kihalfelna
@helentekle2822
@helentekle2822 4 года назад
መኮነን ን ሃወይ ናይ ብሃኪ አድለኛ ኣኢኻ ኣምላክ አድመን ተናን ይሃብካ ኝህና አድለኛታት ኢና አቲ ሃኪ ኩሉ ነጊርካና ኣጆካ ክነወት ኢአኢናና
@andutsegay4050
@andutsegay4050 4 года назад
በቃ ኣፋንይዎ፣ ሓሪድዎ፣ ቀቲልዎ ምግራመይ እኮ ወዲአ።
@yakobsibhat3541
@yakobsibhat3541 4 года назад
Kkkkkkkkkkkk kkkkkk
@yakobsibhat3541
@yakobsibhat3541 4 года назад
ሶዳን ኣፋኑዎ ዲካ ትጽበ ካብ ሽዕብያ
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 года назад
Father Mokonann, it’s very sad Tarik. but please you need to write a book. This’s is our history. All Eritrean people need to know. God bless you father Mokonann. I hope you will get Interview by father Redie Mehari. please contact him 🙏🏽
@yonasabrha4461
@yonasabrha4461 4 года назад
Mesfin Hagos eizi kulu gebean gearu b selam ab selam zelewo adi yineabis alo
@abduyassin
@abduyassin 3 года назад
By all means. The best interview I have ever watched in the past 10 years. Can somebody write the interview script to be used as reference for future generations. A lot of names mentioned which I never heard about, who gave this country their precious life and age.
@adikeyhwedi8011
@adikeyhwedi8011 4 года назад
Long live tegadalay hawna many have being killed under the current eritrean leadership respect to u and RIP to those who surcrificed their lives for Eritrea .
@abrhatflsseha3007
@abrhatflsseha3007 4 года назад
Mekonen biteami xibuq hebereta eyu eti andom zibehel seb Gina adu alo diyu kebihiwetu miheberka do .
@mussieteklezhgi9283
@mussieteklezhgi9283 4 года назад
Eway ezi resah wedi medhen btemi tesawitlkum kuburat ayatatna emo dma klet yehwat ktwagu btemi ysmaka eti zegeremeni ksab kndey akli aleka kubur ayana moke agoka tkbrelu gize kmesa eu
@saraselmawe3111
@saraselmawe3111 4 года назад
Wede Medehene berade hada reshe eiyu
@samialabrha1121
@samialabrha1121 4 года назад
Ana htolani bkamai krakbaka ykell moka
@kibrish8433
@kibrish8433 4 года назад
THANK YOU harbrga abona Mekonen for true information you feed us. Would u please tell us about Abreham Tewolde you mentioned him but u forgot and passed it. GOD bless you! GOd bless ERITREA!!
@TeklayAbraha-nl1ex
@TeklayAbraha-nl1ex Месяц назад
Yekenyelna sle hluf tarik
@berhanetewelde5577
@berhanetewelde5577 4 года назад
ወይ ጉዳምምም ኣቱም ሰባት ፖውውው
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 4 года назад
በጃኩም ናብ ሀገርና ህዝብና ክሰምኦ አለዎ
@teddyoog3013
@teddyoog3013 4 года назад
Thanks
@testttest9012
@testttest9012 4 года назад
Enqae ezi keyewuxaka ayterefka km mensey hdri haqenay jeganuna kliel dluw aloku
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 4 года назад
WONDER-FULL
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 года назад
Please can you avoid any background music, it’s a distraction. It serve no purpose. You can play music during the break.
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 4 года назад
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ክሳብገሎሚ ሚዘሐኑ ዘሓለወን ካብ ኩሎም ድሕረታት ሕብረተሰብና ድማ ነጻ ዝኾነ ብብስለቱን ኣቀራርባ ጭብጥታቱን ዘወዳደሮ ሰብ ክሳብ ዋላ እቲ ኣብ ተጋደልቲ ጀብሃን መሪሕነቱን ዝሃቦ ርኢቶ እቲ ዝሓሸን ዝበለጸን ሰብ ተስፋይ ተመኖ ጥራይ እየ ሪኤ ዘለኹ ክሳብ ዝተረፍኩም ሓሲኹምን ትፈልጦዎን ዘይትፈልጦዎን እናሓወዋስኩምን ትምኒትኩምን ጥራይ ኢኹም ዓንገረር እትብሉ ዘለኹም እስኻሞ ኸኣ ዝገደድካ ሓሳውን መላኽዕን ኢኻ ዘይገበርካዮን ዘይትፈልጦን ትም ኢልካ ዓጀውጅው ልክዕ ንኣይስ ግርማይ ገድም ዝብሃል ነይሩ ዘይረብሕ ግደፍ ሓይሊ ክመርሕ ነብሱ ከመርሕ ዘይክእል ሰብ መቀባበሊ ሓሶት መራሕቲ ጀብሃ ስለዝነበረስ መራሕ ሓይሊ ኢሎም ኣምጺኦምልና ሓንሳብ ነታ ሓይሊ ኣብ ውግእ ገዲፍዋ ይሃድም ሓንሳብ ባዕሉ ብሽጉጡ ገይሩ ከንፈሩ ይበስዕ ኣብ መጨረሽታኡ ድማ ኣብቲ ውግእ ዓዲ ተኽላይ መታን ከይኣቱ ባዕሉ ኢዱ ወቒዑ ካብታ ውገረእ ይተረፍ ንስኻውን ካብኡ እትሓይሽ ሰብ ኣይትመስልን ኢኻ እንታ ናይ መስፍን ሓጎስ ፖለቲካዊ መርገጹ ምስ ኢሰያስ ዝወገነ ሰብ ምንባሩ ኣብቲ ግዝየቲ ብዙሓትዝገልጽዎ እዩ እንተ ነቲ ወተሃደራዊ ብቕዓቱን ጅግንነቱን ግን ብኸማኻ ወሽላኽ ዝኽልከል ኣይኮነን ኩሉኸለም ንመስፍን ሓጎስ ዝገበሮን ዘይገበሮን ሽሙ እተካፍኡ ዕላማኹም ሓንቲ እያ ንሳ ድማ ቀዳማይ በቶም ናይቀደም ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ፍቱው ስለ ዝኾነስ ሽሙን መልክዑን ምድዋን ስለ ምንታይ ዝብል ጽልእኹም ወዲ ካርነሽም ስለ ዝኾነ ጠረራይ እዩ እምበር ኩሉምላዕለዎት መራሕቲ ህ ግ ጌጋ ገይሮም ካብቶም ዘይተኣሰሩ መራሕቲ ነበር ለይትን መዓልትን ክንደዚ ሽሙ ዝጽልም ዘሎ መስፍን ጥራይ እዩ እንታይ እዩ ፍሉይ ሓጥያቱ ሓጥያቱ ዓዱ ጥራይ እዩ እስከ ሐሰቡ እዝ ህዝበና ንሓዋሩስ በብሓንሳብ ሓቡሩ ከይቃለስን ከይነብርን ዘይጠፍእ እሾኽ ትተኽልሉ ከምዘለኹሞዶ ይርድኣኩም ብዓል ርእሲ ኣልቦ።
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 года назад
Mesfu abotatna adatatna jeganu zehared eiu 90%100
@mahmoudismail1443
@mahmoudismail1443 4 года назад
هذا الرجل مناضل محترم، لكنه دفع ثمن غالي، تبا لك يا أسياس أفورقي تلاعب بتأريخ إرتريا وشعبها
@neameno
@neameno 4 года назад
እቲ ፍጻመታት ምስ ንጹር ግዜ ወይ ዓመተ ምሕረት (እንተዝከኣል ወርሒ) እንተዝተሓሓዝ ከመይ ምሉእ ምኾነ:: ብዝኾነ: ነመስግን
@amanueltesfay3757
@amanueltesfay3757 4 года назад
Kubur Mokonen, eza Worku Zeray zibelkaya si Work Tesfamichael do tikewn ab mejmeria natsenet minister tourism zinberet?
@tesfamhretgebrekristos5627
@tesfamhretgebrekristos5627 Год назад
ኣቦይ ሞኮንን ፅዕዳ ልቡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@michaelmeharena9964
@michaelmeharena9964 4 года назад
Well said but you should have put date and year coz if some one wonna write they need date and year on it thanks for letting us know this history thanks bro dma
@habenmulue5163
@habenmulue5163 3 года назад
N tekle manjius eba akirubulna bejakum baba mokiye wixae meat eka bhaki nska sened tariki amlak admen tianan yhabka fetari
@elabereddenada669
@elabereddenada669 3 года назад
hasawi aibi zibehal tigrina yelen . abbi bel.
@habtomzeweldi7059
@habtomzeweldi7059 3 года назад
You are hero. Ambsa wdwero jgna. Waww akrikna
@yonasabraham4532
@yonasabraham4532 4 года назад
eza bandera dekinet bandera federation aytereyuna bejakum guhafuwa, mis jebha kab tiguhaf 40 koynu
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
Yonas abraham ብዛዕባ ነብስካ ካብ ህግደፍ ሓራ ከተዉጽኣ ዘይካኣልካስ ነታ ናይ ኣቦሓጎታትና ግርማ ዝዓሰላ ባንዴራ።(ቀይሕ,ቢጫ)ኢሳያስ ዝሳኣላ ንበይኑ??ጂ 15,ኣብ ሳሕል ከለው ክንሶም ንበይኑ ሲኢሉዋ?? ናይ ኢትዮ። ታሪክ ሕተት ሸየጥቲ (ኩሊት) ባንዴሪኦም ሒዞም ይዉጽኡ።????????????😭💔
@yonasamanuiel9813
@yonasamanuiel9813 4 года назад
Abete hikomum eyom eba ezom bruhi mexey shefato keblwom zesdamem euo amlk alka elka embar ezom do
@artzhaye759
@artzhaye759 4 года назад
I know enda Tuluk, Murobat. Beal dawit tuluk
@saraselmawe3111
@saraselmawe3111 4 года назад
Kesiabe heje eiyome zektulu zelwu resihate hegedfi
@filmonteklehaymanot7020
@filmonteklehaymanot7020 4 года назад
Emo bright future hakom alewu
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 года назад
ሲርች መበሊ ኢንግሊሽ ግበረሉ
@MohammedAhmed-lu6ht
@MohammedAhmed-lu6ht 4 года назад
Ab Eritat qaribka yaret way assenatv qalamehtet intezegebir
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 года назад
Erisat nay mafia hizbawi genbar enda no way
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 года назад
ሲርች
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 года назад
ሲርች
@fisahagebru2059
@fisahagebru2059 3 года назад
Edimen.tina.yhbka
@abeldagm9225
@abeldagm9225 4 года назад
ኣልቦ ዘይእትነገር
@kuflomkesete7021
@kuflomkesete7021 4 года назад
Begaka eba nezi tekile manjus amixealina
@somita2t.berhane468
@somita2t.berhane468 4 года назад
ክክክክክክ ደሮና በዚሑ።
Далее
МАЛОЙ ГАИШНИК
00:35
Просмотров 225 тыс.
Beriray part 1-5
1:04:42
Просмотров 5 тыс.