Тёмный

"አታ ደቂስካ ዘለኻ ተበራበር" ብ ዲ አስመላሽ ገ/ሕይወት 

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Подписаться 111 тыс.
Просмотров 52 тыс.
50% 1

አብ ዳግማይ ትንሣኤ ስፍሕ ዝበለ መብርሒ ተዋሂቡ አሎ፡ ሰናይ ምክትታል ከምቲ ልሙድ ሓናጺ ርእይቶኹም አይፍለየና። like share and subscribe

Опубликовано:

 

15 май 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 144   
@lidzet1660
@lidzet1660 5 лет назад
ኣንታ ናይ እግዝኣብሄር ሰብ። መፍቀሪ ድንግል ወላዲት ኣምላኽ። ውሉድ ናይታ ሓንቲ. ቅንዕቲ. ጽንዕቲ. ተዋህዶ እምነት። ቃለ ሂወት የስመዓልና።
@AmanAman-uy3uh
@AmanAman-uy3uh 5 лет назад
ሕቶ ንደቂ ተዋህዶ ኣየናይ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ኢዩ ንዝሞቱ ቅዱሳን ስእልን ምስልን ታቦትን ቀሪጹ ሰገደ ? ? ? ናይ ዳዊት ናይ ኣብርሃም ናይ ኢዮብ ናይ ሚኪኤል ናይ ገብርኤል ናይ ማርያም ናይ ኢሳያስ ናይ ኤርሚያስ እነበለ ታቦታት ሰሪሑ ዝሰገደን ኣብ ርእሱ ዝተሰከመን ነብዪ ወይ ሃዋርያ ወይ ጻድቕ ሪኢኹምን ኣንቢብኩምንዶ ትፈልጡ ? ( ኣበደን)?) ናይ ቅዱሳት ቤተመቅደስ ሰሪሑ በዓላት ናይ ሙሴ ናይ ዳዊት ናይ ኤልያስ ናይ ኢሳያስ ናይ ማርያም ናይ ገብርኤል ናይ ሚካኤል እናበለ ንቤተመቅደስ ዝሰገደን በዓላቶም ዘኽበረን ዝኽሮም ዝዘከረ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ሪኢኹም ወይ ኣንቢብኩም ዶ ትፈልጡ? ? ? (ኣበደን) ንስኻትኩም ኸ ኣየናይ መልኣኽ ኣየናይ ጻድቕ ርኢኹም ኢኹም ዳኣ ኢኹም እትሰግዱ ዘለኹም ? ? ? ቅድስቲ ማርያም ገድሊ መከራ ከተሕልፍ እንከላ ብኣካል ኔርኩም እንተትኮኑ ሞ መሕደሪ ስኢና ክትጭነቕ እንከላ ኣብ መብልዕ ማል ክትሓርስ እንከላ ፡ ናብ ግብጺ ስደት ከርተት ክትብል እንከላ ተቀቢልኩም እንተተኽብርዋ ጣሳ ማይ እንተተስትይዋ ቅዱሳን ወንጌል ክሰብኩ ከርተት ክብሉ ከለዉ ተቐቢልኩም እንተተኽብርዎም ጣሳ ማይ እንተተስትይዎም ዓስቢኹም ኣይምሰኣንኩምን ። ጣሳ ማይ ሲ ነቶም ኣብ ስብከት ወንጌል ከርተት ዝብሉ ቅዱሳን ኢዩ እምበር ነቶም ኣገልግሎቶም ፈጺሞም ዝሓለፉ ቅዱሳን ስዋ ምጽማቑ ኣይኮነን ። እዚ ኣብ ተዋህዶ ዝግበር ዘሎ ኣብ ፍጡራት ምውካልን ምእማንን ተስፋ ምግባርን ብስእልን ብምስልን ብታቦትን ጌርካ ምስጋድን ካኣ ንፈጣሪ ዘሕዝን ትእዛዝ ኣምላኽ ዝጠሓሰ እምነት ኢዩ ። ብዘይካ ኣብ ኢትዮጲያን ኤርትራን ኣብ ካልእ ዓለም ዘየለ ዋላ ኣብ እተን ኦርቶዶክስ ዝባሃላ ሃገራት ዘይግበር ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ፍንፉን እምነት ኢዩ። ደብተራታት ተዋህዶ ምሂዞሞ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተለመደ ተለሚዱ ተለሚዱ ተለሙዱ ከምዚ ወልፊ ኮይኑ ናይ ኣቦታትና ሃይማኖት ተባሂሉ ርስቲ ኮይኑ ተሪፉ ፡ ሓጥያት እንተተዳጋገመስ ጽድቂ ይመስል ዝበሃል ምስላ እኮ ነዚ ኢዩ ተመሲሉ ። እጾም ናይ ጸጋ ስግደት እናበሉ ንህዝቢ ናብ ስእልን ምስልን ሓወልትን ዘስግድዎ ዘለዉን ህዝቢ ኣብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝውከልን ከም ዝኣምንን ጸሎቱን ተስፉኡን ትጽቢቱን መብጹዑን ኣብ ፍጡራት ከም ዝገብር ዝሰብኩ ካህናትን ሊቃውንትን ግን ኣብ መዓልቲ ፍርዲ መልሓሶም ክትቁረጽ ኢያ ።
@emeelohe
@emeelohe 5 лет назад
@@AmanAman-uy3uh ሰላም ንዓኻ ይኹን ክቡር ሓው ብቀዳምነት ክቡር ሰላምታይ ናይ ልዑል እግዚኣብሄር ጎይታ ሰራዊት ኢየሱስ ክርስቶስን ጸሎት እመ ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ኣይፈለኻ፡ ፡ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ነገር እንተ ሃሊዩ እዚ ዝህበካ ቃል ክመርሓካ ኢዩ (ማቴዎስ 10 ፡ 40፤ ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚቕበሎ። 41፤ ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ። 42፤ ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ስለዚ እዚ ቃል እዚ ዋላ እካ ጸሓፊኡ ሃዋርያ ወ፡ማቲዎስ እንተኾነ ፡ነዚ ቃል ዝተዛረቦ ግን እቲ ንስለይን ስሌኻን ክብል ካብ ሰማይ ሰማያት ወሪዱ ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነፍሳ ነፍሲ ወሲዱ ኣብዚ ዓለም ተወሊዱ ፡ ብዕለተ ዓርቢ ኣብ ቀራንዮ(ጎልጎታ) ኣብ መስቀል ተሰቂሉ በጃና ዝሓለፈ ኢዩ ዝተዛረቦ ። (ዕብ፡6፥10) ከመይ እግዚኣብሄር ነቲ ምእንቲ ፍቅሩ ኢልኩም ነቶም ቅዱሳን ዘገልገልኩሞምን እተገልግልዎምን ዘለኹምን ዚርስዕ ገፋዒ ኣምላክ ኣይኮነን ፡ እዚ ቃል እዚ ኸ እንታይ ክትብሎ ኢኻ ። ስማዕ ፍቁር ሓው ንሕና እነገልግሎም፡ንዓና ክጥዕመና ደኣ እንበር ንሶም'ሲ ቅዱሳን ኢዮም። ግን ብጸሎቶም መታን ክድግፉና ናብኦም ንልምን። (1ይ ነገስት 17 ፡10፣24) 16፤ ከምቲ ቓል እግዚኣብሄር ብኤልያስ እተዛረቦ፡ እቲ ሓርጭ ካብ ዕትሮ፡ እቲ ዘይቲውን ካብ መቐርሰሚቶ ኣይጐደለን። 17፤ ኰነ ድማ፡ ድሕሪ እዚ ነገር እዚ ወዲ እታ ሰበይቲ፡ እታ ብዓልቲ ቤት፡ ሐመመ። እቲ ሕማሙ ኸኣ ትንፋሱ ኽሳዕ ዚሰአን በርትዖ። 19፤ ንሱ ግና፡ ወድኺ ሀብኒ፡ በላ። ካብ ሕቑፋ ወሲዱ ኸኣ ናብታ ዝነበረላ ደርቢ ኣደየቦ እሞ ኣብ ዓራቱ ኣደቀሶ። 21፤ ኣብ ልዕሊ እቲ ቘልዓ ሰለስተ ሳዕ በጥ ኢሉ ድማ፡ ዎ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ፡ በጃኻ፡ ነፍሲ እዚ ቘልዓ እዚ ናብ ውሽጡ ምለሳ፡ ኢሉ ናብ እግዚኣብሄር ተማህለለ። 22፤ እግዚኣብሄር ከኣ ደሃይ ኤልያስ ሰምዔ፡ ነፍሲ እቲ ቘልዓ ድማ ናብ ውሽጡ ተመለሰት እሞ ህያው ኰነ። እዚ ነገር እዚ ኸ ደኣ መን ብመን ተሰሪሑ ክትብል ኢኻ ክቡር ሓው ልቢ በል እሞ ኣሰውዕሎ። (እዮብ 42፡7፣10) 7፤ እግዚኣብሄር ንእዮብ እዚ ምስ ተዛረቦ፡ ንኤሌፋዝ ቴማናዊ በሎ፡ ብዛዕባይ ከምቲ እዮብ ባርያይ ዝገበሮ ጌርኩም፡ ቅኑዕ ስለ ዘይተዛረብኩም፡ ኣባኻን ኣብ ክልቲኦም መሓዙትካን ኲራይ ተቓጺሉ እዩ። 8፤ ሕጂ ኸኣ ሾብዓተ ዝራብዕን ሾብዓተ ድዑልን ሒዝኩም ናብ እዮብ ባርያይ ኪዱ እሞ ብናይ ርእስኹም መስዋእቲ ምሕራር ኣዕርጉ። እዮብ ባርያይ ኪጽልየልኩም እዩ፡ ንእኡ ክቕበሎ እየ። ከም እዮብ ባርያይ ጌርኩም ብዛዕባይ ቅንዕና ስለ ዘይተዛረብኩም፡ ምእንታኡ ኢለ ኸምቲ ንዕሽነትኩም ዚግባእ ኣይክገብርን እየ። 9፤ ሽዑ ኤሊፋዝ ቴማናዊ፡ ቢልዳድ ሹዋዊ፡ ሶፋር ናዕማዊ ኸይዶም ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞም ገበሩ። እግዚኣብሄር ከኣ ንእዮብ ተቐበሎ። 10፤ እዮብ ምእንቲ ፈተውቱ ምስ ጸለየ፡ እግዚኣብሄር ንምርኮ እዮብ መለሶ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ንእዮብ ኣብ ልዕሊ እቲ ቐደም ዝነበሮ ዕጽፊ ገይሩ ወሰኾ። ኣብዚ ውን ኣስበህል እሞ ኣቦና ኢዮም ብቅድስና ካብቶም፡ኣዕርኹቱ ናብ እግዚኣብሄር ስለዝ ቀረበ እግዚኣብሄር ኣምላክና ድማ ነቶም ኣዕሩኽ ጻድቅ ኢዮም ፡ንሱ ክጽልየሎም ምኻኑ ነገሮም። ስለዚ ኢና እንበኣር ናብ ቅዱሳን እንምሕጸንን እንጽልን ንከመልዱልና ድማ ብምሉእ ተስፋ ንጽበዮምን እቲ ዝደለናዮ'ውን እንረኽቦን ። ግን ነብስኻ ተመሊስካ ፈትሽ እሞ ሽዑ ምለሲ ክትህበካ ኢያ ።ማለት መን ኢየ ኣነ ብዛዕባ ቅዱሳን ዝዛረብ በል ኣስተንትን ኣስቆርቁር እሞ ክበርሃልካ ኢዩ። እንበኣር እዚ ድያቆን ሃውና ዝሰብኮ ዘሎ ስብከት ውን ነዞም ከምዚ ከማና ድኽም ዝበልና ኢዩ ።ፍቁር ሓው፡
@letishmajor4761
@letishmajor4761 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeana ezgabihier amlakna xegeu yebzehalkum nay agolgulot edmekum ybrkelkumn yqedselkumn
@yonasokbazghi6801
@yonasokbazghi6801 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህር ዲያቆን ኣስመላሽ ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና እግዚኣብሔር ኣብ ተዋህዶ የጽንዕኻ ከምኡውን ኣጎልጉለትካ ይቀበለልካ።
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
@makdaweyni4743
@makdaweyni4743 3 года назад
ቃል ሂወት የስመኣልና ናይ ዘመን እድሜኩም ይባረክ ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ፈጣሪ
@freweyniwelday5526
@freweyniwelday5526 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወትሰ የሰመዓልና ንሐዉና ነዓና ከአ ልቦናና የሰፍሐልና ጌታ የሕዋተይ
@ghenetghile3642
@ghenetghile3642 3 года назад
Amen amen amen qal hwet yesmalna Nhawunan memhrnan diyaqon egzabhier amlak xegu yebzhaka
@selmselm9212
@selmselm9212 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓና ኣምላክ ፀጉ የብዘሐልካ
@user-jj9kd7ig3p
@user-jj9kd7ig3p 3 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@kudsantewelde7170
@kudsantewelde7170 3 года назад
Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen
@merrytube2228
@merrytube2228 3 года назад
Ame Amen Amen Kale hiwet yesmealna memhr Egzabhier xegau ybzehalkum
@danielneguse3363
@danielneguse3363 5 лет назад
ኣሰይ ደስ ዝቡል ቃል ሂወት የስማዕልና መምህርና ዲያቆን ኣስማላሽ ሓውና እግዝኣቤሄር ኣምላክ ዕድመ ቁድሳን ዝባረከ ዕድሚካ ይባርክ ።
@yohans3237
@yohans3237 4 года назад
Amen qale hiwet yesmealna memhrna dyaqon Ashmelash
@samirh.70sir19
@samirh.70sir19 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልናን
@binimilli788
@binimilli788 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 3 года назад
Kalehiwet yesmalna, Amen.
@samuabraha6019
@samuabraha6019 11 месяцев назад
Amen Amen Amen 🙏kal hiwet yesmalna 🙏
@abr.gabraha9765
@abr.gabraha9765 5 лет назад
Amen amen amwn kale hiwet yesmealna memhrna diyacon Asmelash egziabhier aezizu xegueu yebzehalka Nay eme brhan amaladnetn Bereketn Rediaitn nay kulom kudusann huryat egziabhier msaka ykun
@user-ef6yx9cn4x
@user-ef6yx9cn4x 5 лет назад
ኣሜን(3)ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ ተባዕ ናይ ዘመናት ሃዋርያዊ ኣገልጋሊ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትምህርትካ ንብዙሓት ሰባት ናብ ሂወት ዝመለሰ እዩ
@user-ko9nz1os4r
@user-ko9nz1os4r 4 года назад
ኣሜን, ❤️🤲🙏ኣሜን, ❤️🤲🙏ኣሜን❤️🤲🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኡን ጥበቡን ኣብዚሑ ይዓድልካ ልዑልን ኩቡሩን ዝኮነ እግዛብሄር ኣምላክና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@user-th4oe9mj8j
@user-th4oe9mj8j 5 лет назад
ዲ፡ሃውና አግዝኣብሄር ጸጋ የብዝሃልኩም ኣበይ ድዮም ዘለዉ ሓውና ዲ፡ ኣሽመላስ
@user-ip9wi4qv4w
@user-ip9wi4qv4w 5 лет назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዐልና ፀግኡ ይብዘሐልኩም ድያቆን ኣስመላሽ አሜን አሜን አሜን እንማሃሮ ቃለ እግዚአብሔር አብ ልቦነና ንክሓድር ናይ እግዚአብሔር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና እሜን
@tesfaytsegay3194
@tesfaytsegay3194 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏻❤💒ቃለ ህይወት የስማዓልና
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 5 лет назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሃወት የስመአልና !!!
@meharimaesho5900
@meharimaesho5900 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ክል ሂወት የስምዓልና
@egziabihairgasayyeyeyu5752
@egziabihairgasayyeyeyu5752 4 года назад
Kalhiwet yesmalna Diyakon hawey.
@xiaominite1377
@xiaominite1377 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና
@andomabreham732
@andomabreham732 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስመኣልና ሃውናን መምህርናን ዲያቆን ጸጉኡ የብዝሃልካ ፈታሪ
@zenawimebrahtu4165
@zenawimebrahtu4165 3 года назад
ከምዚ ከማይ ብትምህርቲ ዲኣቆን ኣሽመላሽ ዝምሰጥሲ ኣሎዶ እግዚኣቢሄር ሰማዕቲ ደይኮናስ ተግበርቲ ክንከውን እግዚኣቢሄር ይደግፈና
@user-cg1ku6sr5z
@user-cg1ku6sr5z 3 года назад
ኩቡር ኃዋርያ ኢካ። ዕድመን ጥዕና ፍቅሪ መመሊሱ ይየብዛሓልካ ክትፍተወኒ።
@mariamadeyyared7831
@mariamadeyyared7831 4 года назад
kal hiwet yesmealna
@maekeleteklay3915
@maekeleteklay3915 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና ዲያቆን።
@lidzet1660
@lidzet1660 5 лет назад
ከም ኣብ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ዝሓደረ ቃል ኣምላኽ ኣባኹም ሓዲሩ ኣሎሞ. ንጉዕዞና ቀይርዎ እዩ።💖💒🔑።
@godisgoodallthetime.326
@godisgoodallthetime.326 5 лет назад
Zemen ageliletka Amlak ykebelelka agelglot hawariyat ykunelka buruk hawey tebarekeley kindi shih million bzah ❤️
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 2 года назад
Qale hiwet yesmalna
@merhawitgoiteom8896
@merhawitgoiteom8896 3 года назад
Kale hiwet yesmalna kubur hawna
@Mebr196
@Mebr196 5 лет назад
ኣሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና
@kokobxibah9070
@kokobxibah9070 4 года назад
Aman kale hiwet yesmeana
@godisgoodallthetime.326
@godisgoodallthetime.326 5 лет назад
Amlak neakum kibil niana yzkirena and God bless you D. Asmelash you are so blessed 🙏🙏🙏♥️
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 2 года назад
Amen amen amen🌹🌹🌹🌹
@almazbereket2020
@almazbereket2020 2 года назад
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
@user-dm8vp5vc7e
@user-dm8vp5vc7e 5 лет назад
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓውና ዲያቆን - ኣሽመላሽ ገብሪሂወት፡ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ እግዚኣቢሀር ይባርከልካ፡ ነታ ብሓደራ ብክርስቶስ ኣቢላ ናብ ሃዋሪያትን ሰማእታትን ቅዱሳንን ኣቦታትናን ኣቢላ ዝተረከብናያ ቤትና ቤተክርስቲያና ከምዚኦም ዘበሉ ትጉሃት ኣገልግልቲ እግዚኣቢሄር ክሰደልና ናይ እግዚኣቢሄር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና፡ ፡ በረከት ረዴኤትንናይ እግዚእነ ማሪያም ኣይፈለየና ኣሜን ደቂ ተዋህዶ keep,up
@samiali5936
@samiali5936 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@merhawittedros394
@merhawittedros394 Год назад
qale hiwet Yesmalna 🙏🙏🙏
@shimendiamsalu162
@shimendiamsalu162 5 лет назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna nay zemen agelglotka ybarkelka Egziabhier amlak
@habtetsionbrhane4392
@habtetsionbrhane4392 5 лет назад
Amen Amen Amen qal hewet yesmalna deykon Asmelash hawena
@tesgeg6055
@tesgeg6055 4 года назад
ቃለህይውት የሰመዐልና መምህር ና ሙሉእ ዕድመን ጥዕናንንን ይሀብካ እግዚአብሔር አምላክ። አነሰ ክፍተዎ አብዚዘሎ መምህር ብሓቂ ሓንቲ ከይሓበአ እዩ ዝምህረና ንአና ደካማት ትትት
@mahratmahrat4058
@mahratmahrat4058 5 лет назад
ቃለ ህይወት ያሰማልን
@ABRAM-ni1og
@ABRAM-ni1og 4 года назад
Amen amen amen
@emeelohe
@emeelohe 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓውና ፡ንሕና ድኹማት ኣሕዋትካ ድማ ካብ ድቃስና ንክንትንስእ ልዑል እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና።
@merryt6119
@merryt6119 3 года назад
Kalehiwet Yesmealina
@abebaberhane9852
@abebaberhane9852 3 года назад
Amen amen amen god bless
@ferawinnie4996
@ferawinnie4996 2 года назад
amen amen amen
@tomasalay4157
@tomasalay4157 5 лет назад
Amen Amen Amen kale hiwate yesmalina Amlak xigeu yebezih
@user-oh7gm1tm8r
@user-oh7gm1tm8r 5 лет назад
Kalhiwet yesmalna nay agelgulot zemenkum ybarek amen amen amen
@amanueltesfay1365
@amanueltesfay1365 5 лет назад
Kale hiwetu yesmealna tebarek diakon asmelash
@yonaskesete6812
@yonaskesete6812 5 лет назад
Amen (3) qalie hiwet yesmalna diakon Asmelash hawna .
@Naighikiflu
@Naighikiflu 5 лет назад
ድያቆነይ ብሩኽ ኣንበሳ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርኽካ
@Naighikiflu
@Naighikiflu 5 лет назад
@YONI 10 ኣባህላኻ?
@Naighikiflu
@Naighikiflu 5 лет назад
@YONI 10 ተግባሩ"ንዳ"ዩ"ሞ ኣቢልዎ ብሩኸይ
@sebkbur
@sebkbur 5 лет назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna nay agelglot zemenkum ybarkelkum
@yonasfisshaye2619
@yonasfisshaye2619 5 лет назад
Amen Amen Amen kalehiawit yesmalna amlak edemen tinan yahabka nay agelegelet edmeka yibarikaleka
@angishnorway2080
@angishnorway2080 5 лет назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna deyakon hawuna Egzabher Amlke xegu yebzhalka 🙏🙏🙏❤️💒
@bsratfeshaye4475
@bsratfeshaye4475 5 лет назад
Amen (3) kal hiwet ysmalna Abotatna edmen tenan yhabkum
@amanuelbeyene652
@amanuelbeyene652 5 лет назад
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kab ezgiabiher rkebo asbka diyacon hawuna
@misakkibrom0740
@misakkibrom0740 4 года назад
Kal hiwet yesmalna Memhr Dyakon Hawna🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷🙏🙏
@Bamnet-fy6jv
@Bamnet-fy6jv 5 лет назад
qale hiwet yesmalna memehr ,D: ASHMELASH mewalka ybzah zhawey .
@martakidane3893
@martakidane3893 3 года назад
Amennn amennn kle hewte ysmalne zbnke ybreik
@user-np9eo3rx8b
@user-np9eo3rx8b 5 лет назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Diakon Ashimelash hawnan memhrnan Egziabhier Amlak xegau yebzehalkum. Bhaki desss zebl tmhrty. fetary ab lbna yehdrelna.
@samirobiel1402
@samirobiel1402 5 лет назад
Qale hiwet yesmaelna
@danielgirme288
@danielgirme288 5 лет назад
Amen kale hiwet yesmealna Dikon hwenan memhrnan ny agolgulot zbenka Fetari ybarkelka.
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 5 лет назад
Ykreta btaemi tsbuk tmrti neru gn mkursts bezihwo brukey tebareku
@selamaraya3732
@selamaraya3732 5 лет назад
Kal hiwet yesmalna Egziabiher Amlak edmen tenan yahabka nay agolgulet edmeka ybark
@awetwulud1483
@awetwulud1483 5 лет назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna diyakon hawey
@amawitghebrehiwet
@amawitghebrehiwet 5 лет назад
Amen Amen Amen Thanks
@widaseamaniel7924
@widaseamaniel7924 5 лет назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmeana
@user-td3nk4yt3b
@user-td3nk4yt3b 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና
@mebgeb4740
@mebgeb4740 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 5 лет назад
Kal hiwet yesmalna
@habtomhawita3699
@habtomhawita3699 5 лет назад
Amen amen qale hiwet yesmalna hawuna
@zeritbeyene1788
@zeritbeyene1788 5 лет назад
Kale hiwet yesmealna
@selamzeray8498
@selamzeray8498 5 лет назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
@mussieteklit2258
@mussieteklit2258 5 лет назад
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ድይቖን ሓውና ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና
@selamkisanet46
@selamkisanet46 5 лет назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna
@onelove6247
@onelove6247 5 лет назад
Amen amen amen kali hiwet yesmaelna kibur abona
@robeltekle1596
@robeltekle1596 5 лет назад
Amen Amen kalehiwet yesmealna
@simretgebre1445
@simretgebre1445 5 лет назад
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmealna
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@sabaghumbot5485
@sabaghumbot5485 5 лет назад
ቃለ ህይወት የስማአልና
@bireynatey7662
@bireynatey7662 5 лет назад
Amen kal hiwet yesmealna
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 5 лет назад
Kbur Diakon hawna kalehiwet yesmalna sbketka mechem abet nebsi ye erf
@user-pg2mt6lv4w
@user-pg2mt6lv4w 5 лет назад
ቃል ሂወት ይስመዐልና ሓወና ድያቆን
@user-tw6qh8cq2k
@user-tw6qh8cq2k День назад
🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️❤️👑🥰
@maezemussie627
@maezemussie627 5 лет назад
Amen (3)❤❤❤❤
@tirhasaraya541
@tirhasaraya541 5 лет назад
Asey dyakon hawna semen agelglotka ysesn
@user-np7co9ko2b
@user-np7co9ko2b 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤✝️🥰🥰🥰
@user-xy7sj1ip8q
@user-xy7sj1ip8q 5 лет назад
ሰላም ክቡር ሓው ዲያቆን ኣስመላሽ , ዝገበርካዮን ትገብሮ ዘሎኻን ብሕጂ ንትገብሮን ኣስተምህሮ እግዝኣብሄር ይሓግዝካ . ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ ,ጉዳይ ፓትርያሪክ ቅዱስ እንጦኒ ዮስ ሐቀኛ መግልጺ እንተትህበና ጽቡቕ ኮይኑ ይስምዓኒ
@abelabrham931
@abelabrham931 4 года назад
Amen Amen A Amen
@mdreagazit6794
@mdreagazit6794 5 лет назад
Abiet dn asmelash teberaber, baboka astemhr
@lidzet1660
@lidzet1660 5 лет назад
መልሲ ን Aman Aman ፍቅሪ ናይ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ኣብ ልበይ ኣትዩ የቃጽለኒ ኣሎ። እተን 1997 ንኦሮታ ዘምርሓ የእጋረይ. ሎሚ ግን ኣብዛ ጽንዕቲ ተዋህዶ እምነት። ቅዱሳን ክጽልዩልካ ሓደራ ክብሎም እየ። ብሓባር ኣብዛ ተዋህዶ እምነትና 💒።
@AmanAman-uy3uh
@AmanAman-uy3uh 5 лет назад
ኢሳይያስ 49 (Isaiah) 14፤ ጽዮን ግና፡ እግዚኣብሄር ራሕ ኣቢሉ ሐዲጉኒ፡ ጐይታ ረሲዑኒ፡ በለት።
@lidzet1660
@lidzet1660 5 лет назад
መልሲ ኣብ ኮመንት ኣሎ።
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 5 лет назад
Abona admen tanan yhbkom
@amanuely.3667
@amanuely.3667 5 лет назад
ዝኣረገ መሳርሒ ጨኮኖ ስርዓት መሳፍንቲ ዩ
@shishaytesfamariakm879hbnb8
@shishaytesfamariakm879hbnb8 5 лет назад
Ata ataliluni hakeia keshi mesiluni amet mlue share eloio
@frezghiwxaemeatlampodusaa5548
@frezghiwxaemeatlampodusaa5548 5 лет назад
Eihi da tay sle zgebere kemu tbl. Sle zgesexena diyu?
@frezghiwxaemeatlampodusaa5548
@frezghiwxaemeatlampodusaa5548 5 лет назад
Deacon Asmelash hawna kalehiwet yesmalna Amlak nay agelglot zebenka ybark.
@kiflomberaki3006
@kiflomberaki3006 5 лет назад
ቃለ ህወት የስማልና፡ ድያቆን ሓውና። አንተኮነ ድያቆን ሓውና ፡ ስለ ህልው ኩነታት ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ጥፋአት ደቂ ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ምእሳር ኣቦታት፡ ስለ ስደት ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ሓቂ ፡ ስለ ምፍልላይ ዘይትዛረብ ፡ ሎሚ orthodox eritrea ሳኣን ሕጊ ወንገል ኣይተፋእናን ፡ አንታይ ዳኣ። መማህራና ትምህርዎን ትከድዎን በብይኑ ኮይኑ፡ ሓቂ ጠፊኡና ፋሕ አንዳበልና ኮሎና (1) መምሀር ወይ 1 ኣቦ ወይ ድያቆን ፡ ሲኢና ንጠፍእ ኣሎና እሞ ፡ ሃየ ዳኣ እቲ ዝጎደልና ብሓደ ንኩን ። ንድፈረትይ ይቅረታ፡
@AmanAman-uy3uh
@AmanAman-uy3uh 5 лет назад
ኣታ ደቂስካ ዘለኻ ዲያቆን ኣስመላሽ ካብ ድቃስካ ተባራበር እሞ ኣጋንንቲ ደብተራታት ዝደረስዎም ጽውጽዋያት ምስባኽ ገዲፍካ ወንጌል ስበኽ ንስሽልን ንምስልን ምስጋድ ገዲፍካ ንፈጣሪ ብመንፈስ ስገድ። እግዚኣብሄር መንፈስ ኢዪ ብስእሊ ብምስሊ ኣይምለኽን
@luliya11gebremariam46
@luliya11gebremariam46 5 лет назад
Aman Aman ewuy marey mhret yewrdelka kabti rukus menfes hzka zelo Egzabher mewatsati yfterelka eber ezi da Hiwet zhb tmhrti eyu menafkan gin aemrekum tatskum ekum
@luliya11gebremariam46
@luliya11gebremariam46 5 лет назад
Aman Aman ktfelt ortodox Hakin bdem Krustos ztemesrete nayzelalem emnet eya entay eka ke abotatka txaref kbret nay SEB yhalkum atom menafkan aganont eska nbalka emnetka shetkayos SEB trbsh nebska shetka malet eyu
@Mebr196
@Mebr196 5 лет назад
1ይ ህዝ 41፣ 17-20 አንብቦ ኢኻ ብሩኽ ሓወይ ኪሩቤል ውን ረቀቕቲ መናፍስት ዶ አይኮኑን
@Mebr196
@Mebr196 5 лет назад
Kab nay pasterat xiwxway wxae bruk hawey
@AmanAman-uy3uh
@AmanAman-uy3uh 5 лет назад
@@Mebr196 መጽሓፍ ግን ንኩሩቤል ስገዱ ኣይበለን ኣይተጻሕፈን ኣይተነበበን ። ኣየተሰገደን ካኣ ንኩሩቤል ዝሰገደ ኣይነበረን ። ስለምንታይ ግን ንስኻ ነቲ በዓል ስልጣን ፈጣሪ ኣምላኽ ዘይትሰብኽ ስለምንታይ ሰባት ኣብ ብዙሓት ኣማልኽቲ ፍጡራት ክኣምኑን ክውከሉን ትሰብኽ ኣለኻ ። ስለምንታይ በረከቶም ረዲኤቶም ኣማላድነቶም ኣይፈለየና ብእትብል ሰይጣናዊት ቃል ጌርካ ልቦምን ቀልቦምን ናብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝኸውን ትገብሮም ኣለኻ ። ፈጣሪ ኣምላኽ ከ በረከቱን ረዲኤቱን ከሊኡኩም ዲዩ ወይስ ኣትሰምዕን ኢሉኩም ዲዩ።
Далее
አርጋኖን የሰኞ - Arganon Monday
45:08
Просмотров 851 тыс.
ፍቓድኻ ይኹን """" ሜቴ 6፥10
20:42
Просмотров 2,4 тыс.