አይተ ካሕሳይ ኢልቪስ እየ ነረ Kahsay ELVIS eye nere interview
ኣቦይ ካሕሳይ ከም ኢልቪስ ጉታና ሰንታሪ እየ ኔረ ናበሉ ክፃወቱልና እዮም ምስኦም ፃኒሒት ንግበር
ኢልቪስ (Elvis) ማለት ጉታና ሰንታሪ ግኑን ኣሜሪካዊ ደራፋይ እዩ ኔሩ ::
ነዞም ኣቦና ሓገዝ እትገብሩ ናብዚ ዝስዕብ ባንኪ ቁፅሪ ብሽሞም ምልኣኽ ይከኣል
ካሕሳይ ተስፋይ ገብረ
ንግዲ ባንኪ ኢትዮጽያ
Account Number: 1000 281 144905
Swift Code: CBETETAAXXX
ኽብረት ይሃበልና
25 апр 2019