[ ግብሪ ሓዋርያት 1 ] 11 “ኣቱም ሰብ ገሊላ፥ ስለምንታይ ኢኹም ናብ ሰማይ ኣማዕዲኹም እናጠመትኩም ደው ኢልኩም ዘሎኹም᎒ እዚ ኻባኻትኩም ናብ ሰማይ ዝዓረገ ኢየሱስ፥ ከምቲ ናብ ሰማይ ኪዓርግ ከሎ ዝረአኹምዎ፥ ከምኡ ገይሩ ኸኣ ኺመጽእ እዩ” በልዎም።
10 янв 2024