Тёмный

"ኣለኹ ክብል እንተኾይነ ኣደይ ክትህሉ ኣለዋ" ስነጥበበኛ ዮሃና ጸጋይ - Interview With Eritrean Artist Yohana Tsegay - Part 1 

ARARAT Entertainment
Подписаться 216 тыс.
Просмотров 189 тыс.
50% 1

Welcome to Ararat Entertainment Official RU-vid Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #eritreanmusic #eritreanmovie #YohanaTsegay Subscribe : / @araratentertainment Face Book : / ararat-entertainment-1... 2nd : / wedieri.esu Twiter : / esseyt WhatsApp, Viber , Telegram : 0046729083046 email : essey.tesfagabr1@gmail.com

Развлечения

Опубликовано:

 

13 фев 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 650   
@tureyYouTube
@tureyYouTube 2 года назад
ዓይኒ ኣባይኪ ይደፈን ዮሃና ሓፍተይ ኣጆኪ ንዓኪ ዕድመን ጥዕናን ነዴኪ ምሕረትን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ኣጆኪ ህዝቢ ኤርትራን ፈጣርን ኣሚንኪ ታይ ከይትኮኒ
@aloniabo7466
@aloniabo7466 2 года назад
Ajoki ዮሃና ሓፍተይ ኩሉ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ዘይስገር የለን ቀዳመይቲ ኣድናቂትክን ጸሓፊትን አየ። ብዉዑዩ ከሎ gofundme ኪፈቱላ በጃኹም። ( ኣደ♥ ማለት ዘይትስገር ጸሓይን ወርሕን አያ ኣደ♥ ዶ ትምኖ 😘)
@zeraykiflemichael5320
@zeraykiflemichael5320 2 года назад
Ade halal zeytimno ak
@user-bx1cu4ys1q
@user-bx1cu4ys1q 2 года назад
ኣጆኪ የውሃና ሓብተይ ኣምላኽ ኣሎ ሕማማ እዩ ብ ሓንሳብ እምበር ምሕረት ግን በብ ቁሩብ እዪ እሞ ነዴና ድማ ምሕረት የውርደላ 😙!!!
@asmaraeritrea9243
@asmaraeritrea9243 2 года назад
አጆኪ አምላክ ምሳኪ እዩ” ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@biniamtesfahiwet9564
@biniamtesfahiwet9564 2 года назад
ኣጀኺ ሃኒ ኣምላኽ ንመን አልዎ
@user-wk9lp8xj8p
@user-wk9lp8xj8p 2 года назад
ኣጆኪ ዮውሃና ሓፍተይ ህዝቢ ኤርትራ ተሓጋጋዚ ኢዩ ክንሕግዘኪ ኢና ኣብ ትሕቲ እግዛብሄር ኣዴኺ ሙሉእ ጥዕና ክትረክብ ኢያ ኣጆኺ!!! ኣደ ብርሃን ገዛ ኣደ ሓቀኛ ኣፍቃሪት ኣደ ዘይተሓገዘት ኣደ ዘይከበረት መን ክትከብር ኣጆኺ ዪሃና ሓፍተይ!!!!
@zeraykiflemichael5320
@zeraykiflemichael5320 2 года назад
Nay bihaki ade kebira tinber nizelalem
@taz3739
@taz3739 2 года назад
ምሕረት የውርደላ አዴኺ
@eriloveforever5723
@eriloveforever5723 2 года назад
ኣጆኪ ዮዉሃና ሓፍትና ንማማኪ ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕና የሓበን ከም ቀደምና ደቂ ኤረይ ኣጆኪ ንበላ
@Yemane419
@Yemane419 2 года назад
Ajoki
@eriloveforever5723
@eriloveforever5723 2 года назад
@@Yemane419 ተላግጽ ኣለኻ ንሳ ግን ኣብ ጸልማት ኣላ ኣይተላግጽ ጽባሕ ናባካ okay
@demalomedia
@demalomedia 2 года назад
አጆኺ ፡ ዛ ፡ ጓለይ ፡ አዴኺ ፡ ክትህልወልኪ ፡ እያ።
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 года назад
Egziabher Amlak mulue mihretu yewurdela nweladitki Yohanna haftey
@user-em1tm7cs6x
@user-em1tm7cs6x 2 года назад
ኣጆኪ ዮሃና ሓፍተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ንማማለ🙏😥
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 2 года назад
Ajoki kulu eitreawi ab gonki alo ade kulatena eya mheret ywrdlen 🙏🏽♥️🙏🏽♥️🙏🏽♥️🙏🏽♥️🙏🏽
@user-js6jw2ov2z
@user-js6jw2ov2z 2 года назад
ኣጆኪ ዝሃብተይ መኣረይ ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምሳኪ እዩ : ነኣዴና ካኣ ምህረት ከውርደላ እዩ 🙏🙏🙏
@samharamen6278
@samharamen6278 2 года назад
አጆኺ ዮሃና ሓፍተይ አብ ጎንኺ አለና 🙏🏾 ን ማማኺ ሙሉዕ ጥዕና ይምነየልኪ 🙏🏾🙏🏾
@mibrakhagos
@mibrakhagos 2 года назад
ተደጋጋሚ ትገብሩዎ ጌጋ እንተሊ ጎፉንድሚ ምስቲ ቪዲዮ ዘይምዝርጋሕኩም እዩ። ሰብ ርእይ ኣቢሉ ክሕግዝ ዘለዎ ስምዒትን ዳሓር ደዊሉ ክሕግዝን በበይኑ እዩ። ተስፋኣ ከይኩለፍ ክንሕግዛ ። ንወላዲት ካኣ ምሉእ ምሕረት ይምነ
@myqueen7150
@myqueen7150 2 года назад
Nay behaki xebku aleka arku
@gw4841
@gw4841 2 года назад
በሐቂ ኢንነተርቢ ክገብሩ ከለው ሐቤሬታ መልእክቲ በሐንሳብ ከሎ ጎፋን ሚ ዘይትፍንውዋ ሽዑ እንዳሰማዕካዮ ክትሕግዝ ሲመመዕት ከለዎ አብ ሰዓተለ ንሕግ አብርሃም ሐወይ ትገብሮ ነመስግነካ ዮውሃና አጆኪ ምሕረት ክህባ እዮ ፈጣሪ መን ኢልዋ በጃኩም ጎፋን ሚ ክፊቱ ምስታ ኢንተርቢ እነዳገበሩ ከለው ።❤❤❤💞💞🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 года назад
Yassss👍
@searewedihagresebsmart7000
@searewedihagresebsmart7000 2 года назад
Deqi Eri bejakum mehret yewredla terayy ekul aykonen pls idey ideka nebel nehageza ab tehti amlak 🥺💔🙏
@awetfitsumtv
@awetfitsumtv 2 года назад
ኣጆኺ ዮሃና ሓብተይይ ኣምላኽ ኸኣ ሙሎኡ ምሕርት ይግብረላ ኣጆኺ። ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 2 года назад
Ararat please እቲ ኦዴንስ ምእንቲ ንኹሉ ባሓንሳብ ክርእዮ ንኩሉ ባሓንሳብ part 1 part 2 ወዘተ ኢልኩም ዘርግሑዎ ወይ ኤዲት ጌርኩም ክሳብ ትውድኡ ኩሉ ይጽናሓልኩም ምኽንያቱ እዚ ተኸታታሊ ፊልም ኣይኮነን።
@Mulue844
@Mulue844 2 года назад
ናይ ባሓቂ በላሕ መንእሰይ ሃኒ ሓፍተይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንኣደና ድማ ኣምላኽ ምሕረት ይውርደላ ንስኺ ከኣ ዳግማይ ኣብ ስነ ጥበብ ክንረአኪ ብተስፋ ንጽበ ::
@azmerayosief859
@azmerayosief859 2 года назад
Ajoki mearey amlak mhret yewrdela
@siemmedia
@siemmedia 2 года назад
ኣጀኪ የውሃና ሓፍትና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ክንሕግዘኪ ኢና ብጾሎት ኣዲኪ ክኣ ምሕረት የውርደላ ኣጀኪ ጋል ኤረይ
@biriktitesgay643
@biriktitesgay643 2 года назад
ኣጀኪ ዮውሃና ጓለይ ንማማኪ ከኣ መሕረት የውርደላ
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 2 года назад
ቴለፎን ናይ ኣስመራ ይኩን ናይ ሱዳን ንምርካባ ተትህቡና ኣብርሃም ንስለ እቲ ትገብሮ እንዳእይመስገንኩ ነዛ ንእስቲ ዕንባባ ሽኮር ሓፍትና ዮሃና ካኣ ኣጆኺ ኩሉ ካብ እግዚአብሔር እዩ ንማማኺ ካኣ ምሕረት የውርደለን ክትብርትዒ ንኩሉ ብጽንዓት ብተስፋ ክትሓልፎ ይምነየላ
@araratentertainment
@araratentertainment 2 года назад
+249113086575 Yohana
@kij435
@kij435 2 года назад
@@araratentertainment kemey kemey u tehawawisna eko abrham dyu sudan mexiu weysi nsa eya eritra keyda
@user-dh3xn7vw1e
@user-dh3xn7vw1e 2 года назад
@@araratentertainment Ararat kulu zerghwo film dyu hagez mrdae yabyena alo kfalat gerkum seb ayteselchwu bwuyu seb riu khgza kmzi nay henipas nay yonas bwuyu zthageze kthgez pls bzterefe gbu
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 2 года назад
@@kij435 ንሳ እያ ኣብ ኣስመራ መጽያ ዘላ ወይ ነራ
@andetseiengebremical3674
@andetseiengebremical3674 2 года назад
ኣጀኪ ዝሓብተይ ኣደ በይንኪ ኣይኮነትን ናይ ኩሉና ኢያ።
@zufanasmalash8012
@zufanasmalash8012 2 года назад
Very sad I hope your mother is okay God bless your mother🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 2 года назад
ብልጽቲ አርቲስት፡ ወላዲት አደ መዋዳድርቲ ተካኢት ዘየብላ ፍጥረት እያ እሞ ልዑል ፈጣሪ ምሕረት የውርደላ።
@marymakle3281
@marymakle3281 2 года назад
ኣጆኺ ሓፍተይ ምሕረት የውርድላ ን ወላዲት 🙏
@joniermi
@joniermi 2 года назад
እግዚብሄር ወላዲትኪ ምልእ ጥዕና ይሃብ ንስኪ ከኣ ብሰላም ናብ ጥበብኪ ክትምለስና እግዜኣብሄር ሰናይ ፍቓዱ ይኹን🙏🙏🙏😘😘
@user-qp7vi6is3t
@user-qp7vi6is3t 2 года назад
ኣምላክ ምሕረት የውርደለን ንማማ 🙏💓💓💖💗💘
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 2 года назад
ኣየ ተጋሩ ኩሉ ከማኹም እንተ ዝኸውን ❤❤❤
@tekiebereket710
@tekiebereket710 2 года назад
ኣቲ ኽሉኡ ዘካኣሎ ኣግዛቢሄራ ኣምላኽ ምሕረት ይወራደላ
@biniamhabtom7786
@biniamhabtom7786 2 года назад
ንወላዲትና ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይሃባ! ዮሃና ድማ ከም ቀደምኪ ኣብቲ ዝነበርክዮ ብቅዓት ተመሊስኪ ምስ ምሉእ ተስፋ ክትሰርሒ ተስፋ ይገብር።
@eridem7289
@eridem7289 2 года назад
ንዩቱብ ናትኩም ዲኩም ኣምጺኢኩማ ዋላ ሓሊኩምላ ኢኩም ናይ በሓቂ ሓሊኩምላ እንተትኮኑ እቲ ጎፋንድሚ ሹዑ ሰብ ምስ ስሚዒቱ ከሎ ምሓገዘ ሰብ ምስ ዘሓለ ግን ቱርጉም የብሉን ከምቀደሙ ኣይከውንን ኢዩ ንድሕሪ ሕጂ በሓንሳብ የእትውዎ
@missufamily28
@missufamily28 2 года назад
Ja xbuk aleka hawey gn eti atawitat kbezihala elom eyom mesleni haweyy
@johnferejay6574
@johnferejay6574 2 года назад
be strong hani ,your mother will be fine as god willing .
@freweynimedhanie2390
@freweynimedhanie2390 2 года назад
Mehrheit ywerdala Ezgabehir Amlak
@user-bw9pp2gu1f
@user-bw9pp2gu1f 2 года назад
ቴሌፎን ኣብ ቅድሚት ጽሓፉልና ሰብ ዓቅሙ ክሕግዝ ነዴና ከኣ ምሕረት የውርደላ ዮውሂነይ ከኣ ኣጆኪ
@lidiyalidiya1290
@lidiyalidiya1290 2 года назад
Nay behaki hawey tel mesdad yehayshi
@user-ou1wc9xj8p
@user-ou1wc9xj8p 2 года назад
ኣጆኪ ዮውሃና ሓፍተይ ረቢ ንማማኪ ሙሉእ ጥዕናኣ ክመልሰላ ናብ ፈጣሪ ንልምን 🤲 ካብተን ቀዳመይቲ ድሰርዓን ሓንቲ ኢኪ ከምቲ ማማ ርግኣት ዝበለቶ ምጥፋእኪ ይገርመኒ ኔሩ ለካ ዓቢ ሸከም ተሸኪምኪ ኢኪ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና ❤🇪🇷❤
@girmaykahsay9161
@girmaykahsay9161 2 года назад
ብመጀመርታ ነዴናን ሓፍትናን ምሉእ ጥዕና ንምነ ንሓፍትና ዮውሃና ኣጆኺ ምሕረት ካብ እግዛብሄር እኳ እንተኾነ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኣብ ጎንኺ ኣለና::
@banute121
@banute121 2 года назад
Anta eza Helen betami nefeti eya 😍😘haney kea ajoki
@dawittesfaslasie4220
@dawittesfaslasie4220 2 года назад
አጆኺ ዮሀና ብሐይሊ ፈጣሪ ማዘር ክትሐዊያ አብሪሂሞ ካአ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሰሰናዮ
@lemlemnetsere1242
@lemlemnetsere1242 2 года назад
Amlak mhret yewrdela Yowhan haftey ajoki
@yeheyisghebremariam5466
@yeheyisghebremariam5466 2 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ህሞት።ኣነስ ኣበይያ ጠፊኣ ይብል ነይረ። ሕጂ ግን ጽቡቅ ጌርኩም ኣሎኹም ።ኣድራሻኣን ቴሌፎንን ኣይትረስዑ። ኣደኺ ድማ ምሕረት ይሃባ ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኣሎና።ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን።
@temesgenamlakey250
@temesgenamlakey250 2 года назад
ዝሓፍተይ ኣምላክ ንክመሕራ ናብ ማጮሎት ውሰድያ ኣምላክ መሓሪ እዩ ስለዚ እዚኣ እየ ዝመክረኪ ሓድራ ማጮሎት ውሰድያ ንግዚኣቢሔር ከኣ ለምንዮ ዝደለክዮ ኪገብረልኪ እዩ ኣምላክ ዘይብሉ ናብራ እንዲናና ንነብር ኮይንና ንኣምላክ ረሲዕና መሓሪ ምካኑ ተንበርከኪ ኢድኪ ሓፍ ኣብሊ ናብ ኣምላክ እመ ብርሃን ወላዲተ ኣምላክ ትሓግዝኪ
@awetgebreab7536
@awetgebreab7536 2 года назад
መርሓባ መርሓባ መርሓባ ጋሻ ምጺኣ ኣላ ሃብዋ ማይ ብራሕባ ብሓባር እግራ ንሕጸባ ተቐበልዋ ኣንጽፊላ ፍርናሽ ምስ ተንኮባ ቀርቡላ ብጓጉድ ጸባ ዮውሃና ጂግና በዓልቲ ሓንቲ ብጄካ ጠስሚ ዘይትጸብሕ ዘይቲ ብጀካ ማይዘይትሰቲ ዊስኪ ንስኽስ እምበር ዶ ትውውሊድኪ ካብ ሰበይቲ ። ሃኒ ሓብተይ ኣጆኺ ኣምላኽ ኣሎ ምሳኺ ።
@berhaneberhe6891
@berhaneberhe6891 2 года назад
yohana you are talent artist .god with her mother
@futureflower5979
@futureflower5979 2 года назад
ኣጆኪ ሓፍተይ ኣምላክ ምሕረት የውርድ
@wt2187
@wt2187 2 года назад
ንወላዲትኪ ሙሉእ ምሕረት ይምነ! ንዓኺ ድማ ወላዲትኪ ሓውያ ናብቲ ተፍቅርዮ ስነ-ጥበብ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክትምለሲ ተስፋ ይገብር!!!!!
@ed2821
@ed2821 2 года назад
You are very eloquent young lady, you have big heart, I hope your mom will be okay soon, and see you smile. You are not only smart you are also very beautiful 👌🙏
@trhastewelde7873
@trhastewelde7873 2 года назад
ኣጆኪ ዮሃና ኣምላክ ምሕረት የዉርደላ ወላዲኡ ዘክብር ኩሉ ግዜ ክቡር እዩ እሞ ኣምላክ ክምሕራ እዩ
@hannagebris9886
@hannagebris9886 2 года назад
Ajoki Yohana galey 🇪🇷❤🇪🇷💐💐💐
@blm5287
@blm5287 2 года назад
ኣጆኪ 5 ሚሊዮን ኤርትራዊያን ኣሕዋትኪ ኣለው እንታይ ክንሕግዘንኪ።
@Ruta0922
@Ruta0922 2 года назад
Kabten alewana eilna nmkhalen Artist hagerna eiki hani habtey Amlak kulu kekllo eyu,nhna kea ab gonki alena.Abrham hawey bweyu kelo gofoundme ente zkfet kulu aakmu mhageze ybl.
@asmeraasimerinounosko9901
@asmeraasimerinounosko9901 2 года назад
Ajoki yewhana haftina amlack nimen eluwo nibiatiki xebel Nay adeki geru kemxaki eyu adena adu kuluna eya egzaber amlack ka mihireteu yefisela hawiya biselam nabita mamuk gezia ymilesa amen
@azmarinofqri9468
@azmarinofqri9468 2 года назад
ናይ ብሓቂ የሕዝነካ ኣጀኪ ዮውሃና ሓብተይ፣ መብዛሕቲኡ ህዝብና ብሕማቅ ዝሳቀ ህዝቢ እዩ፣ ብፍላይ ኣብ ከበሳ ዝቅመጥ እቲ ምክንያት ድማ ኣብ ኣመጋግባ እዩ፣ ዝጥቀመሎም ቀረባት መግቢ መብዛሕቲኦም ዕሉቱ ዝሓለፈ ስለዝኮነ እዩ፣ ከም ዘይቲ ዝ ኣመሰሉ፣ ካብ ሱዳን ብኩሮቶማንዲ ስለ ዝ ኣትዉ ዝቃጻጸሮም ኣካል የለን፣ እተተረክቡ እውን ብላዕ ወይ ጉቦ ሂቦም ስለ ዘእትዉዎ ንህዝብና ብሕማም ካንሰርን፣ብካሎት ሕማማትን ክጥቃይ ይገብሮ ኣሎ፣ ከሙውን ኩዱባይ ዝመጽእ ንብረት እውን ኣብ ወደባት ተዊሕ ስለ ዝዕሸግ፣ ኤኪስ ባየር ማዓልቱ ምስ ሓለፈ እዩ ናብቲ ሕብረተሰብ ዝበጽህ፣
@wedimengsteab5347
@wedimengsteab5347 2 года назад
ኣጆኺ ክብርቲ ሓብትና ተስፋ ዘይምቁራጽ ነዴና ኣምላኽ ብዓይነ ምሕረቱ ይርኣያ ቁስላ ቁስሊ ከልቢ ይግበረላ ንዓኺ ፍረ ጻዕርኺ የርእይኺ ሕማም ኣዴኺ ተፈዊሱስ ኣብዚ ብሓጎስ እንዳተሰራሰርኪ ክትዕልልና ክንርእየኪ ብምሉእ ተስፋና ንጽበየኪ ህዝቢ ኤርትራ ብጣዕሚ ተማቃላይዩ ብዕቅሚ ገንዘብ ኣብ ዝሓጸረ ክተኣኻኸልኪ ተስፋይ ምሉእ ዘይጉድልዩ ብዝያዳ ክትምዝገኑ ዝግበኣኩም ስነ ጥበባብውያን የሕዋትና እዚ ኣብ ጽጉማት ሕሙማት የሕዋትና ትግብሩዎ ዘለኹም ስራሕ መዳርግቲ ኣልቦዩ ኣምላኽ ንልበናኹም የዕብዮ ንፍረ ጻዕርኹም ከኣ ብዓወት ይዳብሮ ንስኹም ሽም ንህቢ ኮይንኩም ንሕሙማትናን ጽጉማትናን ቆልሓታ ገይርኩም ኣብ ማስሜድያ ኣውጺኹም ንክሕገዙ ምስ ህዝቦም ዝራኸቡሉ መንገዲ ፈጢርኩም ሓገዛት ለይትን መዓልትን ተጣራቅብሎም ዘለኹም እቲ ዝዓበየ ዓስብኹም ካብቲ ሉዑል ገይታ ይብጻሓኹም ህዝብኹም ዝምነየልኩም ውን ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ራህዋን ዓወትን ኣሳሉጦንዩ ኩሉ ግዜ ከኣ እቲ ለዋህ ህዝብኹም ይሰምዓኩም ኣሎ ኣብዝሃለወ ይሃሉ ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብ ወጻኢ ካብታ ዘላቶ መቂሉ ኣየሕፍረኩምን ኣሎ ብዙሓት ኣይሮምኻ ብዙሓት ይትኮብልካ ዝበሃል ኣሎ ኣጆኹም ቀጽልዎ ዋላ ውን ክሳብ ምስላዕ ክትውስኑ ኣለኩም ነዞም ኣብ ደገ ዘለና ሰብ ብመንገዲ ማሕበረኮም ገይርኩም ወከልቲ መርጽኩም ከምኡ ውን ነቲ ብዓል ጉዳይ ሰቡ ሕውስ ኣቢልኩም ብኢምባዲሳታት ጨንፈር ባንኪ ኤርትራ ገይሩ ዝኸይድ እሙናት ሰብ ወከልቲ ክትገብሩ ኣለኩም ኣጆኹም የዕቢዋ እዛ ንሕሙምን ጽጉምን ምርዳእ ኣምላኽ ጻዕርኹምን ቁዱስ ተግባርኩምን ርእዩ ሓሳብ ልቡኹም የስምረልኩም ሕልናኹም እናሳዕ የሕይሎ ፈጣሪ
@lulrbahri
@lulrbahri 2 года назад
ምጭዋት ደቂ ዓደይ ንፋቀር ንተሓላለ እስከ ከምዚ ጌርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 2 года назад
ኣጆኺ ዮሃና ሓብተይ ነዴኺ ኻኣ ምሕረት የውርደላ ፈጣሪ
@leleygilay3002
@leleygilay3002 2 года назад
ንወልዲት ኣምላክ ምሕረት የዉርድ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረላ ናዓኪ ዉን ዓወትን ሳልጦን ንፍዕቲ ኢኪ በሓቂ ኣበይ ኣላ ንብል ኔርና እሞ ኣጆኪ
@user-jn2ic9mm2y
@user-jn2ic9mm2y 2 года назад
ኣጆኺ ዮዉሃና ሓብተይ ኣምላኽ ይፈልጥ ንማማኺ ኣምላኽ ምሕረት የዉርደላ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤
@abieddientertainment5182
@abieddientertainment5182 Год назад
Ajoki Sister , Abraham you are very Enteligent man and empati person ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 2 года назад
Ajoki yowa haftina alona ab gonki yehwatki kulatna, amlak kiea mihretu yeridelen n mama. Telephon ena sidedulna Nay yowhana 🙏❤️
@user-ku9dg1zq5o
@user-ku9dg1zq5o 2 года назад
ኣጆኺ ምቅርተይ ነዴኺ ምሕረት የውርደለን❤🙏
@hiyabnatey563
@hiyabnatey563 2 года назад
gofoundme kifetu plc kulu seb kihgeza n yohana hftina ajoki keia n bela kulna amlke mulu mihret yiwred🙏🙏
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 2 года назад
Uffffff 😭 💔 ajoki ade berhan geza n mamitey mehret yewrd fetari ❤️
@yohannesgebretinsae9712
@yohannesgebretinsae9712 2 года назад
May God be with your mom!!!
@yowhans9berhe435
@yowhans9berhe435 2 года назад
የውሃና ሓፍትና ኣጆኺ ኩልና ኤርትራዊያን ኣብ ጎንኪ ኣለና
@godenafltet3871
@godenafltet3871 2 года назад
ኣጆኺ ዮውሃና ሓፍትና ንወላዲትኪ ከኣ እዝጋቢሔር ምሕረት የውርደላ።
@semharasli7538
@semharasli7538 2 года назад
xoriki nab amlak derbeyo anitum xori zelekum nueu nabay ane kieirfekum u zebelena🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@misghinafissehaye7472
@misghinafissehaye7472 2 года назад
Ajoki yowhana habtna kulu abthi fetri eu nmamaki mhret yewurdela
@tekilutezare4783
@tekilutezare4783 2 года назад
ዮሃና ሃፍተይ አጀኺ አብ ጎንኺ አለና ንዝግሃርያ ካአ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደላ አጆኺ
@anbesatesfay1716
@anbesatesfay1716 2 года назад
ዮሃና ንወላዲትኪ ምሉእ ምሕረት ይግበረላ። አጆኪ ሰላምን ምሕረትን ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ይግበረልና ደሓዘነ ዝሕጎሰሉ ዝሓመመ ምሉእ ምሕረት ዝወርደሉ ዝተሰደደ አብ ምጭዉቲ ሃገሩ ዝምለሰሉ አብ ዉሽጥን ደገን ዘለና ንትሓቋቆፈሉ ይግበረልና ዮሃና ሓፍተይ
@user-hl1fn7iz1v
@user-hl1fn7iz1v 2 года назад
ኣጆኺ ዛሓፍተይ እግዛብሄር ጾርኪ የቅልለልኪ. ጋዜጠኛ ድማ ብዛዕባ ክዳናን ካልእን ምጥቃስ ኣይነበረካን.
@dejenghrmay8013
@dejenghrmay8013 2 года назад
ኣጆኺ ዮውሃና ሓብተይ ንማማ ድማ ምሕረት ይውርደላ ፈጣሪ
@helentadesse8346
@helentadesse8346 2 года назад
Ajoki Yohana nedeki Egziabher Amlak bmhret aynu ytemtelki. Kulu dlietki zebele ymelalki, Hawyatlki dma kemzia metsieki tebesrina ygberki 🙏
@snitghebremedhn9981
@snitghebremedhn9981 2 года назад
ኣጆኪ ዮሃና ሓፍተይ ኣምላክ ኣሎ
@abrahamnerayo4842
@abrahamnerayo4842 2 года назад
Great commitment our Eritrean artistis to helping each other
@Elshaday692
@Elshaday692 2 года назад
Ajoki yohana haftey edimen tinanan yhbin mhret yewurdelen nimamam ka🙏🙏🙏🙏😘😍😍❤❤💋
@qendelfilmproduction5225
@qendelfilmproduction5225 2 года назад
ኣጆኺ ሃኒ ሓፍተይ እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ኣሎ ንማማ ከኣ ምሕረት የውርደላ
@sailncermedia7904
@sailncermedia7904 2 года назад
Ajoky xebekti haftei amlake alo kulu hezbi Eritera misaki u zelo kulu zekeil fetari amlake mehertu yewrdela ajoki ...
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 2 года назад
ምሕረት የውርደላ የውሂን ሓፍተይ
@moninayyesus5442
@moninayyesus5442 2 года назад
ጸላእኪ ይኒባእ ኣጆኪ ጎይታ ይፈፍሳ ምሉእ ምሕረት ይጊባረላ ኒማማ
@miriam-g6546
@miriam-g6546 2 года назад
ኣጆኺ ሓፍተይ ማማኺ ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ክህባ ኣይሳኣኖን ኢዩ ፡ ኩሉ ጾርኪ ናቡኡ ደርብይዮ ።
@Eritreanmars154
@Eritreanmars154 2 года назад
ኣጆኺ ኣለና ኣብ ጎድንኺ
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 года назад
ፍቕሪ ኣደ ሓያል'ዮ ዮሃና ሓብትና ጓልና ንፈትወኪ ንህበነልኪ ኢና ኣጆኺ ንማማ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምታ: ጻማኺ ርኸቢ 🙏🙏🙏::
@messikahsay3562
@messikahsay3562 2 года назад
ይውሃና ጽብቅትይ ።ዓባይ ሰብ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃብኪ ኣምላኽ ን ማማኺ ምሕሪት ይውርደላ ኣምላኽ ኣጆኺ
@ablelmesele422
@ablelmesele422 2 года назад
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ ኣምላክ ኣሎ ነኣደና ምሉአ ምሕረተ የውርደል
@loveforever1167
@loveforever1167 2 года назад
Ewayy haftey natey ajoki bertiai amlak xilalu yenbrelki ajoki ades ba aytihmem ade ko kaliayti yeblan ade blen ayni ya bejaka ajoki niesti haftey.
@selamkidane9827
@selamkidane9827 2 года назад
Ajoki hebibti tana kab amlak eu mather ka ab tihti fetari kthewi eya 💕💕❤❤
@samridani253
@samridani253 2 года назад
Aseyyyy hanitey shukor gal erey ❤️😍😍😍❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mussiebrhane595
@mussiebrhane595 2 года назад
ዮሃና ሓብትና ኣጆኺ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ንማማ ከኣ ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ ::
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 года назад
ካብቶም ነድንቆምን ንፈትዎምን ተዋሳእቲ ሃገርና ሓንቲ ኢኪ ብዓቅትኪ ላዕልዩ ኣጆኪ ዮሃና ሽኾር ኣጆኪ ኩሉ ህዝብኪ ኣብ ጎንኪ ኣሎ ንክብርቲ ወላዲትኪ ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረለን ተስፋ ኣይትቁረጺ ኩሉ ክሓልፍዩ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን!!!
@hiwatgotha275
@hiwatgotha275 2 года назад
Amlak Mhret yewrdela nmamaki yewhiney🙏🤲
@mlat9280
@mlat9280 2 года назад
ምሕረት የዉርደለን ንወላዲትኪ መዓረይ
@nebyatteklom9972
@nebyatteklom9972 2 года назад
Amlak mhret yewurdela yowuhana haftna ajoki mhret kab amlak eiu Emo hzbna kea lewah eiu ajoki 🙏🙏🙏
@seimweldekieal9113
@seimweldekieal9113 2 года назад
Amlak mhret yewurdela yowuhana haftna ajoki mhret kab amlak eiu Emo hzbna kea lewah eiu ajoki
@johntsegay3384
@johntsegay3384 2 года назад
Kem degeftan adnektan meten beakal knrekba sle zeynkiel Gofund me ente zkfet mo hlnna zeksin akmna mgeberna, Ab thti fetari ade yohana kithawyelna kea tesfa ygebr.🙏 🇪🇷Abayki ybke gual Erey halal ajoki alena hji wn ab gonki ::💪
@romabayre1617
@romabayre1617 2 года назад
ኣጆኺ ዮውሃና ሓብተይ ኣብ ጎንኪ ኣለና ዘድሊ ኩሉ ክንገብር ድሉዋት ኢና 👍👍
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 2 года назад
#ኣራራት እዛ ጉዳይ ብውዕይታ ከላ ኣካውንት ክኽፈተላ ኔርዎ #ግዜ እንተወሲዱ ኩሉ ተረሳዓይ ስለዝኾነ#
@Rahel248
@Rahel248 2 года назад
ሓፍትይ ኣጆኺ ነደኪ ከኣ ምሉአ ምሕረት የውርድርላ ❤️❤️🙏
@debbieventer9031
@debbieventer9031 2 года назад
Ajoki hani haftey ne mama ka ezgabhir mhrat ywrdela amen
@tsegaykidane2110
@tsegaykidane2110 2 года назад
ኣጆኪ ዮሃና ሓፍተይ : ምሉእ ምሕረት የውረደላ ኣምላክ ነዴና
@aradomkahsay5018
@aradomkahsay5018 2 года назад
ብቀዳምነት ንክብርቲ ንክብርቲ ወላዲትኪ ምሕረት የውርደላ ብምቅጻል ድማ ዮሃና ሓብትና ንግስቲ መድረኽ ኣብ መድረኽ ተመልስኪ ክንርእየኪ ብተስፋ ንጽበየኪ
@queenshiba49
@queenshiba49 2 года назад
She is in God’s hand, keep trust in him. God bless
@yonasmebrahtu4565
@yonasmebrahtu4565 2 года назад
Ajoki yowhana haftey eti kulu zkalo fetari nadeki mulue mhret yewrdela
@peacetoworld1516
@peacetoworld1516 2 года назад
Ajoki abgonki alena Hani haftey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@erina6917
@erina6917 2 года назад
Ajuki yohana haftey. Alnaki deki 🇪🇷ni adena ka milu mihret yewrdela 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@momismyeverything7799
@momismyeverything7799 2 года назад
Ajoki yowhana hafti egziabher amlake kea neadeki mlue mihret yewrdlin🙏🙏🙏
Далее
УРА! Я КУПИЛ МЕЧТУ 😃
00:11
Просмотров 674 тыс.
Базовый iPhone 16
00:38
Просмотров 377 тыс.
Ах как прекрасно
0:17
Просмотров 13 млн
Всегда проверяйте зеркала
0:19
Ещё и в кредит
1:01
Просмотров 1,4 млн
МЫ ПОХОДУ ЧТО-ТО НАПУТАЛИ
0:20
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
Просмотров 157 млн