Тёмный

ኣላማጣ ብስጉምቲ ተኸፊቱ| ሑመራ፣ ኣብይ ምላሽ ሂቡ | ፃውዒት ህወሓት ንህዝቢ| 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 60 тыс.
Просмотров 43 тыс.
50% 1

#ጌታቸው #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 56   
@GideyMekonen-vf2hk
@GideyMekonen-vf2hk 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ በዚሒዎም እሽርሩ
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 3 месяца назад
ብወገን ጊዚያዊ መንግስቲ ወለም ዘለም ካብዝግበኦ ንላዕሊ በዚሑ።
@soraenatie4116
@soraenatie4116 3 месяца назад
🙏🏻Ket belu Tegaru👍👍👍🙏🏻🙏🏻
@aqree-sr1vm
@aqree-sr1vm 3 месяца назад
ግን ድምናታይ እዮም መረሕት ትግራይ ንአብይ ኣሕመድ ድአሙንዋ ህንደይ ግዝ እዮም ድዕሾዩ ድዋዕላቶም ትሾዉዶም ከለ ድህዝብ ኣሾዉዶሞ ጀጋኑ ሰራውት ትግራይ ድምንታይ ዶሙ ዘይሕፈስ ኤረ በጃኹም ሓዶኡ ግዎሩና ኹሉ ግዝ ዘና ሪእስናኮ ትበፅብፅናኤረ በጃኹም ሰላም ትግራይና አሰሙዑና ኣይይይ😢😢😢❤❤🙏👏
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 3 месяца назад
እናንተ ግን መቸ ይሁን ከኢትዮጵያ ችን የምትጠፉልን
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 3 месяца назад
💛❤️
@meressameressa5837
@meressameressa5837 3 месяца назад
ምስትዉዓል የዲሊ መንጊስቲ ፊድራል ዝፃወተዘሎ ፀወታ ብውነ ምትንታን የዲሊ ንባዕሉ ሰላም ክሕሉ ዘይኻእለ መንግስቲ ንትግራይ ሰላምን መሬትን ክመልስ እዩ ማለት ዝበት እዩ እኳድአስ ኹሉና ንትሓመስ ዝመስል ተግባራት ይገብር አሎ ትግርይ በዝሕዚ ናብ ውግእ ዘገድ ድዋ እንተኾይኖም ታራካዊ ግዝአት ትግራይ ዘምልስ ክኽውን አለዎ ክሳብ ለማሊሞ ውድብ TPLF ብዝዕባ ጉባኤ ብዛዕባ ስልጣን ይዋጠጥ አሎ ግዚ እዩበር ከም አረጊት ርዖ ከምትድርበ አያም በል
@ዓደይብልየንዓይይነይ
@ዓደይብልየንዓይይነይ 3 месяца назад
ከም ኣምሓራ ምዃን የደሊ ኣሎ
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 3 месяца назад
መርሓትና ደናቁር እየም ተሰፈ ቆሪፃና ኢና
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 3 месяца назад
እታብ መፈጠሮም ዝሞቱ እዮም። አመራርሃ ወያነ ሽሙ እዮ ዘሎ እምበር ካብ ዝሞቱ ነዊህ ገይሮም እዮም። አብዚ እዋን እዙይ መጻወቲ አቢይ እየም ኮይኖም ዘለዉ ዝገብርዎን ዝሰርህዎን አየፈልጡን ኩሉ እዮ ዘታልሎም ዘሎ።
@fisshadesta
@fisshadesta 3 месяца назад
ኣታክልቲ ሃይለስላሰ ብዘጥፈኦ ጥፍኣት ክሕተት ኣለዎ።
@KidaneHagosHealthcare
@KidaneHagosHealthcare 3 месяца назад
great idea from stalin! time is the best answer for many questions! give time for the tigray,s new unstable status of politics.
@ShishayAkli
@ShishayAkli 3 месяца назад
ጌታቸው እዩ እቲ ፀገም። ኣብ ኣጀንድኡን ዘይኣጀንድኡን ብዝተረኸበ ኣጋጣሚ ማይክ ብዝሓዞ ቁፅሪ ኣነ እንዳሃለኹ ውግእ ዝበሃል ኣይህሉን ውግእ ኣይመርሕንዶ ምስራሕ ከሊኦምኒ ዶ ገለ ዶ እንዳበለ ክንነዓቕን ክንድንደንን ጥራሕ ዘይኮነስ ክንካፋፈልን ኮነ ኢሉ ቀላቢ ፀላኢ ኮይኑ ሰሪሑ። ሕፅር ብዝበለ ጌታቸው ረዳ ንናይ ትግራይ ሞራል ቀቲሉ ንናይ ፀላእቲ ሞራል እዩ ኣልዒሉ።
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 3 месяца назад
ኣነ ብወገነይማ እዙይ ናይ ኣላማጣ ከንትባ እታ ብዝሓለፈ ዘሕለፋ መልእኽቲስ ብስሩውን ንህዝብ ትግራይ ንዕቀት እዩ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 месяца назад
ብጣዕሚ ከመይ ከመይ እዩ ዝኮን ዘሎ
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 3 месяца назад
ብናይ ወያነ ድኹም አመራርሃ ትግራይ ህዝቢ ክንዓቅ ገይሮምዎ እዮም።
@GezaHayal-ih9ze
@GezaHayal-ih9ze 3 месяца назад
ህውሓት ን ጌታቸው ኣደብ ክሕዝ ክትገብር ኣለዋ ወይ ካዓ ካብ ቲ ፀወታ ወፃኢ ክትገብር ኣለዋ እቲ ዓብዪ ፀገም ኣብ ጌታቸው እዩ ዝንሆ ህልክ ምስ ህውሓት ሐጂ እውን እቲ መንገዲታት ኣፂቢቁ እንከይሓዞ ክእለ ኣለዎ
@TadesseKIdanemariam
@TadesseKIdanemariam 3 месяца назад
መንግስቲ ትግራይ ብግልፅይ ሥሩሑ ይስራህ ወይም ሥሩሑ ይልቀቅ ህዝብና ብፋሉላት አይተጨሩሱ ግዜ እንዳወሰዱ ህዝብና ይባሳበስ አሎ መጨረሹኡ ከቢድ ክከውን እዩ
@SelemunAlfaGslasie
@SelemunAlfaGslasie 3 месяца назад
ኣይንደልየኩምን እንተላትና እታ ኢ/ያ እትብሃል ዓዲ እንታይ ኢና ኣውርድ እንብል ዘለና ዓፋር ምዕፃው ዓዲ 3 ከምኡ
@birhanetekleab8471
@birhanetekleab8471 3 месяца назад
Tegaru west tgray ktmlesu thasbu ente lekum only dream tray kkewun zkel
@dn2091
@dn2091 3 месяца назад
Ewo beka yakil betaemi bezihu
@GTesfa-yj9cd
@GTesfa-yj9cd 3 месяца назад
ዝበስበሰ "መሪሕነት ህወሓት ዓርሱ ከምዝብሎ በስቢስና እና":: ዝበስበሰ (ድኹዒ) ሓዱሽ ንኽጥጥዕ ከብቅል አስተዋፅኦ ይህልዎ ; እምበር ካብ ምስባስ ከወፅእ ተኽእሎ የብሉን:: እዚ ናይ በስቢስና ኢና ገምጋም 8, 9 ዓመት ገይሩ አሎ ዝመፀ ለውጢ ግን የለን:: ምእነተምንታይ ዝበስበሰ እንትእለይ ሓዲሽ ወለዶ ዕድል ምስዝረክብ ጥራሕ ለውጢ ስለዝመፅእ እዚ ወድዓውን ባዕላው ሐቂ እዩ:: ካብዚ ወፃኢ ህወሓት ሽሕን ሚኢትን እተዋጠየት ለውጢ አይተምፅእን::
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 3 месяца назад
ደለይቲ ዕግርግርን ህውከትብ ብ3-4 ካርታ ቁማር ምጽዋት ይኣክል ውዕልን ፌርማን ይተግበር !!!
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 3 месяца назад
ናይ መራሒ መዐቀንታት ዝጠፍኦ ወለዶ!! መጥፋእቱ ዘምልኽ ወለዶ መራሕትና እዩ ዝብል!!! እተን ኣብ TDF ዝነበራ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፈቖዶ ፅርግያታት ኣዲስ ኣበባ ተደርብየን ይረኣያ ኣለዋ:: ዓይንኹም ዘይርኢ ርእስኹም ዘይሓስብ ድዩ ኾይኑስ ምሽጥር እዩ ኾይንኩም መፍትሒ ይገበረለን ዘይትብሉ::
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 3 месяца назад
ህዝቢ ትግራይ ዝድሕ እኮ ናብ ገዙኡን ግራቱን ከይዱ ሰሬሑ እንትነብር እምበር ኑሱ አብ ተንዳን አብ ጥምየትን እነዳነበረ ናይ ካሎኦት ድሕነት ንህዝብና ዋግኡ እንታይ ኢዪ
@isurafelkif
@isurafelkif 3 месяца назад
እዚ ምሰ አብዪ አህመድን ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ኢዩ ዳገባር ደቂሱ ናዋኣለ ዝነበረ ጌታቸው ብሰዉኣት አሸላት አህዋትና tdf ህዉሓትን ክብትን ህድ ከተማታት ትግራይ በክትራን በሀንጊን አዋልድናን ዝዕፍን ዘሎ ጉጅለ ጌታቸውን ውስናት ካብኔ ን አብዪን ዝሰርሆ ዘሎ
@marcelllyewsang5485
@marcelllyewsang5485 3 месяца назад
እቲ ህዝብ ኽሻብ ሎማ ናብ ቦታኡ ኽምለስ ዘይምግባር ባዕሉ እቲ አካል ቀጻላይ ጽንተት ምዃኑ ብግልጺ ኽንግር ይግባእ
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 3 месяца назад
ምስ ይቕርታ እዚ ጊዝያዊ መንግስቲ ዝባ ሀ ውልቀ ሰብ ብዋይን ከብዱ ሓቢጡ አእሙሩኡ ስሒቱ ብዘይ ኩይናት ዝብለና ዘሎ ሓሳዊን ሎቕማጽ ዶን ቆሮ አእሙሮ ይውሓጦ ንነብሱ እንተዘይኮነኸ ኢለ ማሓተትክዎ እቲ ዘሎ ምኽንያት መግለፂ አላማጣ ዝኸውን ዘሎ መርኣያ ኢዩ ወይከ ብሰላም አይወጽኡን እዚ ሰብ ግና ከዘናገዕና ኢዩ ዝፍትን ዘሎ ጉሒላ በልዎ ዘፍጣጥ ኸሽዔ
@healthmedia148
@healthmedia148 3 месяца назад
ናይ fb post ዝኮነ post copy paste እዚ ዜና
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 3 месяца назад
ብግምት ዝምለስ መሬት አይህልውን
@wedibelay3677
@wedibelay3677 3 месяца назад
እቶም ስደተኛታትናብ መረቤቶ ንምምላስ ሕምስምስ እናፈጠረ አብይ ጊዜ ንምግዛእ ዘገብሮ ዘሎ ሰበ ስልጣናትና ናብ ዓለም ሪፓርት አቕሪቦም ናብ ስጉምቲ ከኣቱ አለዎ እሽሩሩ የኣክል የኣክል የአክል።
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 3 месяца назад
ህዝቢ ትግራይ ጥበራዊ ዜና መግለጺ ካብ ዝኮነ አካል አየድሊዬን ህዝብና ዝደሊዬ ጸገሙ ዝፍተሐሉ ግልጺ አማራጺ ጥራሕ ክንደይገረዜ አብ ሸፍንፍን ክነብር ካልእመራሕቲ ትግራይ አብ ወድብ ይሀልው አብ ግምት እታዘላ ከምታዘለታ አቀርብዋ አይሸፋፍንዋ ዘይወግሕ መሲልዋ አብ ቦኩራ ዲዩ ዝተባሀለ
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 3 месяца назад
ዓሰርተ ግዜ ኣላማጣ ኣይትብሉ ሰልቺና ሕጅሰ ዋይ
@tamutafu528
@tamutafu528 3 месяца назад
Aneko. Zegeremene. Neze. Kemye. Yeamenewo.negeho. Zetezarebo. Meshete. Eko. Ayedegemone.
@WediWeldab
@WediWeldab 3 месяца назад
እረ በይዛካ ኣይትሓሹ
@JonNati
@JonNati 3 месяца назад
ነጠፍቲ ምድያ ተጋሩ በጃኹም እናመጽእኹም ብትግርኛ ዓገግ ኣይትበሉ ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ መእንተ ክሰምዑዎ ናይባዕሎም ሓላፍነት ንክወስዱ ኩሉ ህዝቢ ክሰምዖ መእንቲ በኣምሓርኛ ተዛረቡ ኣለበለዚያ እናመጻእኹም ኣይተጸሙና እንታይ ዝገበረ ህዝቢ ኢዩ ደኣ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ል ዕሊ ጥሜቱን ሽግሩን እናመጽ ኹም ተሕርሩዎ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 месяца назад
ኣብይ ሓመድ ንግምት ይፃወቶ ኣሎ እናታለለ ንሱ ሰላም ደላይ መሲሉ ልኡኻቱ እናሰደደ ፀፅታ ትግራይ ይሕምሶ ኣሎ 😢
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 месяца назад
እዚ ምክባር ሰማእታት ታይ እዩ ትርጉሙ ጥዋፍ ብምውላዕ ጥራይ እንድሕር ሰለ ሰማእታት ንክብሮም ንሓስብን ተኮይና ሰለ ሰማእትነቶም ነቶም አብ ጭቃን ቁርን ዘለው ህዝብና ናብ መረበቶም መሊሱልና ሽዑ እዩ ሰማእታትና ዝክበሩ ብሂወት ዘሎ ዘይ ሰራሕካ ንዝሞተ እንተሓሰብካ ታይ እዩ ፍሪኡ እባ 😢😢😢😢
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 3 месяца назад
ንአለማጣ ከተማ ነገራት ዝፍሕፅር ዘሎ ብልፅግና አብይ አህመድ ዩ ። ሓይልታታት አማሓራ ብሰላማዊ መንገዲ ከምዝወፅኡ ዝፍለጥ ዩ ።
@merontadele70
@merontadele70 3 месяца назад
ዓብይ ዘአመነ ማይ ዘዓቆረ ሓደ እዩ ምስ መራሕቲ አምሓራ እንዳሰረሐ ከመይ እዪ ውሰዱ ዝብል ካብ መጀመረኡ እውን አቋም ዘይብሉ ሰብ ስለዝኾነ ናይ ባዕልና ውሳነ ምውሳድ እዩ ዝበልፅ።
@petrosabraha7220
@petrosabraha7220 3 месяца назад
ወረ FB ካብ ምዝርጋሕ'ባ ተቆጠቡ😮
@tesfayleul2887
@tesfayleul2887 3 месяца назад
እንድሕ ኣቲኻ ምውፃእ ኣበደን!
@FrehiwotAlelege
@FrehiwotAlelege 3 месяца назад
እዚ ፀገም ናይ ኣብይ እዩ
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 3 месяца назад
ናይ ስታሊን ዘረባ እናሰማዕኹም ዜና አይተሕልፉ። ጌጋ እዩ።
@actttig9753
@actttig9753 3 месяца назад
ፈሰፋሳት መላኻዕቲ ሐንቲ ሕቂ ተዛሪብኩም ዘይትፈልጡ
@habtom90
@habtom90 3 месяца назад
ኣቢ ወዲ👡👠👠ሸርሙጣ
@gezahegnmiteku5801
@gezahegnmiteku5801 3 месяца назад
በስጉምቲ ወያኔ ዝተኸፈተ አምሲልኹሞ ምድንጋር ልማድኹም እዩ። ኃላፊነት ዘሎ መኸላከያን ፌደራልን ይኾዉኑ እምባር መንምአይኾዉነንእዩ። ወያኔ ኢና በኃልቲን ኃይል አምሓራ በኃልቲ ራያን ወልቓይትን አይትአተዉንኢኹም።
@kingjo7100
@kingjo7100 3 месяца назад
መራሕቲ ትግራይ ካብቲ ከቢድ ዋጋ ዘክፈለና ሶሻሊስት ፖለቲካ ወፂኦም ናሽናል ሊበራሊዝም ወይ ኒዉ ሊበራሊዝም ብምቅያር ምስ ምዕራባዉያን ኢድን ጓንትን ኮንካ ብድፊኢት ምዕራባዉያን መሬትካ ምዉሓስ ጥራሕ ዘይኮነስ እቶም ጨፍጨፍቲ(ጆኖሳይደራት) ናብ ሕጊ ቀሪቦም ናይ ኢዶም ዝረክብሉ መንገዲ ከቀላጥፍ ዝክእልን እዩ☝️
@tesfitokubay7040
@tesfitokubay7040 3 месяца назад
ጆኖሳይ ድኣ ወይን እውን ጌርኪ ተብሓይላ እያ ሐወየ
@kingjo7100
@kingjo7100 3 месяца назад
@@tesfitokubay7040 እሞ ትሕተት መንዶ ክምሕራ እዩ ንዓኣስ
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 3 месяца назад
ኣየ መራሕትና ደቂሶም ኮ?😌😌😌
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 3 месяца назад
ትዉሸጥካ ሕርረ ብትክ ዘበል እዙይ እዩ ኩሉ ፅዋታ ብግዚኡ ተዘይኮይኑ ዘክፍሎ ዋጋ ከቢድ እዩ አፅባዕትካን ክሳድካን ተሐሚመን ቀዲመን ክሕከማ ዘለወን መኒኤን ይኮና
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 3 месяца назад
እወ ናይ ፈደራል ሓይሊ ካብትግራይ ወፃኢ ዓደምሓራ ኾይኑ ፀጥታ ይሓሉ: ናይትግራይ ምምሕድዳርን ፀጥታን ትግራይ ይቆፂፀር: ነዚ ናይአብይ ምኽንያት ተቐባልነት ከምዘይብሉ: ዘእምን እውን አይኾነን: መከላከያ ድንበር ይሕሉ እንበር አብ ኸተማ ትግራይ አየድልን: ንመሸማገልቲ ይነገሮም : አብይ እትውዕል ከምዘየፈፅምን ባዕሉ ዕንቅፋትውን ስለዝኾነ: ቀጥታ ምስአብይ ዝግበር ዝርርብብዛዕባ መሬት ትግራይ አይጠቅምን: ዲያስፖራውን ብደገ ድፍኡ: አብ ኽባ እትዮም የጥምዩና አለው: አብይ ንምውራድ ካብ ወፃኢ መሳርያ አየድልየናን: ዝጠመየ ሞት ዝሰክሐ ናብ ውግእ ክኸይድ ዝግደድ መንእሰይ ሰላም ዝስአነ ሕብረተሰብ ብሕልፊ ሰብ ሀፍቲ ሆ ኢሉ ከውርዶ እዩ: ነተን ናይውግእ ድሮን መቃወምያ ክልላት ከእትዋ ይኽእላ : ናይመከላከያ ነፈርትውን ብOLA ወይ ብፈኖ ክድምሰሳ ወይ ክትሓዛ ይኽእላ እየን: ህዝቢ ተፀሊኡ ስልጣን የለን:
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 3 месяца назад
" ብስጉምቲ ? " ብሓይሊ ።
@petrosabraha7220
@petrosabraha7220 3 месяца назад
ንሓብረታኹም ቤተክርስቲያን ካቶሊክ ንልዕሊ 77,000 ገባራት ዞባታት ምብራቅ ደቡብ ምብራቅን ወረዳታት የጭላ ኣበርገለን ጣንቋምላሽን ካብ ዞባ ማእከል ሙሩጽ ዘርኢ ኣብ ምሃብ ትርከብ ከምዘላ ክገልጽ ይፈቀደለይ 😮
@TeklemichaelKidane
@TeklemichaelKidane 3 месяца назад
ጋዜጠኛ "ንምንታይ" ዝብል ገዲፍኪ "ስለ ምንታይ" እትብሊ ዘለኺ ሚዲያታት ኤርትራ ከይኸሳኪ ድየን?
Далее
Ozoda & Dilime - Lada
00:36
Просмотров 1,4 млн
А Вы за пластику?
00:31
Просмотров 12 тыс.