Тёмный

ኣመስዩ ዝተሰመዐ ዘደንግጽ ሓበሬታ!/ ጀነራል ዮሃንሰ ጥንኩር መጠንቀቕታ/ስርቂ ንዋየ ቅዱሳን መቐለ-ዓዲግራት/ቀዳማይ ሚኒስተር ትእዛዝ ማእሰርቲ ወጺእዎ! 

Tigray Horizon
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

#Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

20 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 25   
@isurafelkif
@isurafelkif 12 дней назад
ጀነራል ጆን መዲድ አንበሳ አያ ተጋሩ ኢዩ ፁኑእ ወያናይ የኢስስስ ዘበል❤❤❤❤❤❤
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 12 дней назад
😢😢😢❤
@ABRASH362
@ABRASH362 11 дней назад
አሕዋተይ ማአረይ ጽንአት ንስድራ ግዳያት አንታ ወይ አምላኸይ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 12 дней назад
ንመጀመርታ ጊዜ ትግራዋይ እንትጭፍጨፍ ኣለኹልካ ዝብል እንተቃላሕ ሰሚዕና።
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 12 дней назад
ያዒስ ወዲ ህዝቢ ጆን !!💪✊✌️ ናይ ብዕልግና ተላኣኣክትን ቆራዲድን አብ መቀለ ነቁጦም ብተቃወምቲን ሚዲያን ስም ሓድነትና ሸርሽሮም ዘሪጎምን ኒሓራግፅ ክቡና ዝህቅኑ ዘለው ዃሓሎ መሲሎም ከንቁሩና ብእንዳ ብዕልግና ገንዘብ ሓጢሮ መን ከማና ዝብሉ ዃኹቶታት ዘየዳግም ስጉምቲ ይወሰዶም ? ቀይሕ መስመር የሓልፉ አለዉ እዞም መርገም ስንቆም እሞ ደቂ ህዝቢ ወየንቲ ብትሪ ተቃለስዎምን እታ ወያናይ በትሪ ሓቂ አዕርፉሎም አዝዮም ሓንቂቆም እዮም ዞም ስልጣን እበር ህዝቢ ዘይንታዮም ተበለፅትን ንኸብዶም ሓደርትን። ኩሉ ውግንናና ንህዝብናን ሓድነትናን ክብሪታትናን ስለ ዝኮነ ። ✍️🤝💪✊✌️✌️✌️
@AronTeklehaimanot
@AronTeklehaimanot 12 дней назад
ኮይሶም❤❤❤❤
@TanaKuta-ok8np
@TanaKuta-ok8np 12 дней назад
This is the work of Abiy. The only solution is that TDF should remove the fascist Abiy!
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 11 дней назад
ጓሓፋት ቃላት
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 12 дней назад
H......... Tigary.......... Horizon.......... Media..........Tg....... Citly.,....... Country
@burnlies
@burnlies 12 дней назад
The killing of seven cattle shepherds of Tigray by temporarily unknown group came from the Afar region of ethiopia might have a political agenda by frustrating Tigray region and invoking Tigrai to get involved into another round of war. This barbarian act up on civilians should be investigated by the federal government of ethiopia and other legal bodies and bring those actors of crime to legal justice.
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 12 дней назад
ዓለም ፍትሒ ትፈልጥ ተኾይና መጀመርታ ንባንዳ ኤርትራ ዝኾነ አብይ አሕመድ ናብ ሕጊ ተቕርብ?
@MenikaziTv
@MenikaziTv 12 дней назад
Aye tegaru gudamegnatat 😂😂😂😂😂
@user-ft6wd9wx4q
@user-ft6wd9wx4q 12 дней назад
ኤርትራ ዘሎ ሰላም ኣብ ዓለም የለን ።ገዛ ለይትዓጽወ እዩ ዝሓድር።ሕዉሓት ስሪቖም ፎቅ ሰሪሐም ። መለስ ስርቂ ስራሕ እዩ ኢሉ ስርቂ ምሂሩ።ኤርትራ ግን ሰብ እያ ሃኒጻ
@isurafelkif
@isurafelkif 12 дней назад
መን ዱዩ ሰራቂ ሰብ ተይዘኮነ መንግሰቲ ህግደፍ እንበር ካብ ትጋሩ ጀሪካን ዝበለየ ከዳውንቲ ኮቦርታ ህፈር እንዶ አእዱግ ዋዕ ብህግደፍ ሐፊርና ዋዕ ርእሰና አዲኒንና አብ ጎጉል ዶ አቲካ ረእዮ ህፈር ካብ ሱዳን ከሙኡ ከምቱ አብ ተጋሩ ዝተገበረ አይትሓፍርን ዶ በጀኻ ትም በል አደድ ዋእ አለም ዘፈለጦ ወይ አትንብብን ኢካ ንሰካሰ ፎእ ትም በል ሓረሰታይ ዝክዶነ ኮቦርታ ዘይረብህ አህፊሩና ህግደፍ ኤርት ተተባሒሉ አቁሁት ቆፂሮም ናሱሩሁና ገደፍ እሰካ ካብቶም ባያሩ ኢኻ መሰለኒ እቲ ናትካ አለም ዝፈልጦ አሰከ ትምምምም በል ሀላይ
@user-ft6wd9wx4q
@user-ft6wd9wx4q 12 дней назад
@@isurafelkif ካብ ቤተክርስትያን ።ካብ ገዛ ኣምላኽ መስቀልወርቂ ዝሰርቕ ህዝቢ።ክክክክክ ፎእ። ሽዕብያ ታንክን ሚሳይላትን መዳፍዕን ኣጽዋርን ማካይንን ማሽነሪታትን ኩለን ማሪኽወን እዚ ጅግና ሻዕብያ። ዉዒጊንሲ እንታይ ማንካን ፋርኬታን ትበልዓ።ፓስታ ዘይትፈልጣ። ሓደሓደ ፓስታ ዝበልዓ ዉዒጊን ብኢደን ምስ እንጀራ እየን ዝበልዓ እዚ ሎሚ ሎሚ ኣዲስ ኣበባ።ፓስታ ሓሰኻ ኮይኑ እዩ ዝስምዓክን ዉዒጊ። ክክክክክክክክክ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 12 дней назад
ብኸመይ እዩ ትግራይ ስርቂ ብስርቂ ትኸውን ቁሩብ ዶ ካብ ኤርትራ ዘይትማሐሩ ሕግደፍ ፍሽሽቲነት ገዲፍካ ስርቂ የለን አጢፊኣቶ እያ.
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 12 дней назад
ፋሽሽትነት ኮነ ስርቂ, ሓሶት, ሕስድና, ተንኮል ,,,,,,,,,ወዘተ ኩሉ ገንዘብኩም እዩ ኣቱም ሰባት!!!!
@user-ft6wd9wx4q
@user-ft6wd9wx4q 12 дней назад
ኣሰር ኤርትራውያን ምስ ሰዓብኩም ካብቲ ሕሱም ግፍዒ ወጺኹም መሰልኩም ኣውሒስኩም ኔርኩም። ግን ጥልመት ኣመል ኣቦታትኩም ስለዝኾነ ነቲ ካብ መከራ ዘድሓነኩም ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ጠሊምኩም ንምጥፍኡ ኣሎ ዝብሃል ገበን ፈጺምኩም።ህዝብ ኤርትራ ዓቃልን ንመሰሉ ሂወቱ ስለዝኸፍል ግን እቲ ንኤርትራ ዝጸሞቕኩሞ ዕረ ኣመንጊጉ ኣስይትኩም። ሕጂ ድማ ለብሙ።ጥልመት ገዲፍኩም ኣብ እግሪ ኤርትራዊ ወዲቕኩም ተነስሑ።ካብ ልቢ ምስትናስሑ ሽግር ኣይክህልዉንዩ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 12 дней назад
@@user-ft6wd9wx4q አታ ወዲ ሰበይቲ ጾማቂት ስዋ ዘይትፈልጦ ታሪኽ አይትዛረብ ኢለካ ኤ ካን ባርነት ድዩ መቂሩካ እንታይ ትፈልጦ አለካ??
@MenikaziTv
@MenikaziTv 12 дней назад
​@@toyotaw2500 Haqui negirka alo wahata. Werfi srqui, hassot, qtlt kulu ab tigray eu..... zenatka mdlay Ab Eritrean d Jgnnet, haqui, tbatat, zeynatka zeymdle
@toyotaw2500
@toyotaw2500 12 дней назад
@@MenikaziTv ኖ ትጋገይ አለኺ ን ጌጋ ጌጋ ንበሎ ንሐቂ ሐቂ ንበሎ ጓል ብርኽቲ ዘሪኢ እዌ ስርቂ አጥፍእው ክንብል ይግባእ ን ሕግደፍ ድማ ዲሞክራሲ ግበር ሐገር ሰላም ግበር ሰብ አይትእሰር አይትቅተል ሕጊ ልእሊ ክሉ ልእሊ ሰበ ስልጣን ክኸውን ይግባእ አብ ትግራይ ዘሎ ናጽነት ዲሞክራሲ ልብኻ ገትሪካ ትዛረብ ትነቅፍ ተምሕር ትማሐር አብ ሐደ ከተማ 2 አበይቲ university አብ ክሉ ከተማታት መብራሕቲ ክሉ ነገር Capital systems ምሕደራ ትግራይ ብጀካ እዚኦም ሰረቅቲ ምጥፍእ ዝሐሸት ትግራይ እያ ሐቂ ንዛረብ 🙏🙏🙏🙏
Далее
🎙Пою Вживую!
2:59:56
Просмотров 1,2 млн
REALLY LOVES CHIPS
00:19
Просмотров 2,6 млн
🎙Пою Вживую!
2:59:56
Просмотров 1,2 млн