Тёмный

ኣሰቃቂ ስደት ናይ ሲና በረኻ (tewahdo zebeaman) 

Tewahdo zebeaman
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

ካብ ስድራ ቤት ናብ ገዳም ደብረቢዘን ካብ ደብረቢዘን ናብ ሲና በረኻ ዝነበረ ጉዕዞ ምስ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተነጻጸረ ናይ ስደት ጉዕዞ፡፡

Опубликовано:

 

2 ноя 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 64   
@rahwaghirmai1297
@rahwaghirmai1297 3 года назад
ቅድስት ድንግል ማሪያም መከራ ስደት ዝወረደኪ ኣብ ህሮርማ ጸሓይ ምድረ በዳ ድንግለይ ብርክቲ ልዋህ ንብዓትኪ ዘፍሰስኪ ምእንቲ ወድኪ ስቃይ ዝወረደኪ ሎሚ ድማ ንዓና ኣብ ስደትና ባርክና ኣሜን።እግዛልኣብሄር ኣምላክ ይባርኩም ኣሕዋትና
@mihretefremand0m773
@mihretefremand0m773 3 года назад
ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጸሎታ ረድኤታ አማላድነታ ምስ ኩላትና አምንቲ ይኹን አሜን። ልዑል እግዚኣብሄር አምላኽና ካብ ባሕርን ሳህራን አውጺኡ ብህይወት ውዕለቱ ክንምስክር ዘብቅዐና ክብርን ምስጋናን ንዘለአለም ይብጽሓዮ። አሜን!!!
@user-ji5rd2fb2h
@user-ji5rd2fb2h 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ፆሎታን ሬድኤታን ኣይፈለየና
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 года назад
ኣሜን, 3+✝️💒💖🤲🙏ኣሰይይይይይ እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ኩቡራት ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ዝሰምዓናዮ ቁዱስ ቃሉን ቃልኩምን ኣብ ልብና ኣሜን, 3+✝️💒💖🤲🙏ጸጋ ን ጥበቡን የብዝሓልኩም ብነብስን ስጋን ትሓልኩም ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ከምኡ እውን ስለ እቲ ቁዱስ ኣገልግሎትኩም ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ይጽሓፈልኩም ብሓቂ ክስማዕ ዝግብኦ ቁዱስ ትምህርቲ ኣብየት እወ ምእንቲ ንሕና ድኩማትን ሓጥኣንን ክትብል ካብ ህጻንነታ ጀሚራ ቡዙሕ መከራ እያ ኣሕሊፋ እዛ ረህራህ ቅድስቲ ኣዴና ሎሚ እውን ብምሕረታን ጸሎታን ኣማልድነታን ምስ ኩልና ደለይቲ ምሕረታ ኦርተደጉሳውያን ትኩን ንዘልኣለም ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏የሕዋተይ እዋይ እወ ስደት ሕሱም ስደት እኳ ተባሂሉ 💔😭ተመስገን ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ብዓል ዓብይ ውዕለት ተመስገን እንኳዕ ናብዚ ኣብጸሓኩም ንቁዱስ ስሙ ክተመስግኑ እንኳዕ ኣብቅዓኩም 🙏እውይይይ እዛ ብርኽቲ ኣደ ኩሉ ዓለም ዘሕልፈቶ ጸገም 💔😭😭😭
@teametewelde5671
@teametewelde5671 3 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ንውዕለቱ ውሬታ ክንመልሰሉ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና
@hanetsaembaye5108
@hanetsaembaye5108 3 года назад
Amen kaley hiwet yesmalna tsegue yebzahalikaum fetary!
@lemlemgoitom1831
@lemlemgoitom1831 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብጣዕሚ መሳጢ ጸጉኡ። የብዛሓልኩም
@gedamaxqku1451
@gedamaxqku1451 4 месяца назад
amen amen amen qali hiwet yesmaelina ankae bselam mexkum abana
@dawithabtemariam6677
@dawithabtemariam6677 3 года назад
Qalehiwet yesmaalna ezgabiher edmen tienann yhabkum
@tesfuoqubay6385
@tesfuoqubay6385 2 года назад
ቃል።ሂወት፡የስማዓልና
@et.2257
@et.2257 3 года назад
Amen Amen Amen Ezgabieher Kbrn msganan ykuno
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 2 года назад
Qale Hiwet yesmalna.
@eyobek1496
@eyobek1496 3 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna egziabhier amen yehabkum amlak
@liyabeyine7103
@liyabeyine7103 3 года назад
Amen Amen Amen...kalehiwot yasemalen
@fekededesta511
@fekededesta511 3 года назад
Egziabher redaina eyu Eza sahra tbehal sma ksema mara eye zxela
@dggf3570
@dggf3570 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና
@rahwarahwa9513
@rahwarahwa9513 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታን በረኸታን አማላድነታን ምስለ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ከቡር ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ አሜን አሜን አሜን
@mehrettesfaldet3078
@mehrettesfaldet3078 3 года назад
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmaln zegbhre Amlak xegeu yebzhalkum xelotan berktan nye Adena kedsti marjme Ayfalyena
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና ይቅርታ ስልኮም ደልየ ነይረ
@mesganselase8548
@mesganselase8548 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna amlak xegu Dyakon hawey
@danielgebrihiwet1498
@danielgebrihiwet1498 3 года назад
Amen amen kale hiwet yesmelna edmen tinan yhabkum amlak
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 3 года назад
Kal hiwet yesmalna amen amen amen!!!!🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@kibromaraya178
@kibromaraya178 3 года назад
Amen Amen Amen yehwatna amlak admen tanan yhebkum
@merhawizereslasie4059
@merhawizereslasie4059 3 года назад
Amen amen amen qale hiwet yemalna egziabhier exfn drbn geyru xegu yebzhalkum bhaqi abi tmhrt
@almazghaber9632
@almazghaber9632 3 года назад
Kale HEwit yesmaln Amen Amen Amen ✝️🙏✝️🙏🇪🇷
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ር ከምኡውን ዲያ ኣሕዋተይ እቲ ሽግር ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ ናትና እኳ ነዚ መዓልታትን ካብ ወርሒ ዘይሓልፍ ዝከበደናስ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ግን ብቃላት ናትና ክግለጽ ዝከኣል ኣይኮነን ከምቲ ዝገለጽኩሞ ምስ ብዙሕ ሻቅሎትን ከቢድ ሃሩርን ጽምእን እንድዒ ከመይ ኪኢላቶ እሞ ጓል 15-17 ዕድመ ኢያ ኔራ ንስደትና ክባርክ ስለ ዝኮነ ግን ኣክኢልዋ እሞ ክሳብ ሃገርና ዘሎ ብእግሮም እሞ ንሕሰቦ ንሕና እኮ ብመጎዓዝያ ኢና ኬድናዮ: ኣብቲ ናይ ስደትና እኳ መርጌታ ኣማኒኤል ኣብ መወዳእታ ኢለሞ ኢዮም ዋላ ደኣ ኣመንትን ተመላለስቲ ቤተክርስትያን ይኩን ህዝብና ንብዙሓን ቅዱሳን ከም ነብያት ኮይኖም ኣቐዲሞም ንዝተተንበይዎ ከም ንስደድን ከም ንጠፍእን ብዙሕ ዝዓይነቱ ትንቢት ብዛዕባና ዓንገረር ኢሎም ኢዮም ንሕና ግን ሸለል ብምባል ካብቲ ናይ ቀደም ኣካይዳና ስለ ዝወጻእና ፍቅሪ ጠፊኡ ሓው ምስ ሓው ስድራቤታት ፍቅሪ ዘይብለን ክካሰሳን ክዋናጀላን ብህልኽ ፈቐዶ ቤትፍርድን ጉቦን ሕኸኸኒ ክሓከካን ኣያን በያን ኣብ ክንዲ ብመንገዲ እግዚኣብሄር ብገዛእ ርእስካ ተመኪሕካ ሃገር ብሓይልና ኣምጺናያ እንዳተባህለ ብዝላን ዳንኬራን ሆይሆይታን ኪዳነምህረት ተረሲዑ 24 ግንቦት እንዳተባህለ ዝግበር ጽውጽዋይ ኣብ ፈቐዶ ባራትን ናይ ጥፍኣት ዳንኬራን ኣብ ክንዲ ንዝተሰውኡ ዘኪርና ብግብሪ ንስድራኦም ንሕግዝ ብስም ስውእ ምሽቃጥ ልብና ብፖለቲካ ተመሊኡ ሕጊ እግዚኣብሄር ተረሲዑ ምዕባለ እንዳተባህለ ዘዝመጸ ንፋስ ምቅባል ኣየናይ ዘርዚርካ ኣየናይ ክትገድፎ ብዙሕ ኢዩ ንእግዚኣብሄር ዘጉሃናሉ ንሱ ግን ምእንቲ እቶም ቅዱሳን ተዓጊስና ግና ኣይተመለስናን ክቐጽዓና ከኣ ኢዩ ነዚ ኣውሪድልና ናብኡ እንተተመለስና ግና መመሊስና ደኣ ንገድድ ከምቲ መርጌታ ዝበልዎ ብዓድይ ዓድካ ብዓሌት ብረብሓ መሊስና ካብ ዝገደደ ናብ ዝበኣሰ ኮንና ከምዚ ከም ንከውን ኣቀዲሞም ቅዱሳን ተተንቢዮሞ ኢዮም ከምኡውን ኣብ ኣፍደገ ምጽኣት ከምዘለና ምስትውዓል የድልየና ኣሎ ንኩልና ኣሜን።
@lidiarussom8549
@lidiarussom8549 3 года назад
Mehari Amlak kem tegbarna zeikones kem mihretu yegberelna Amen
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 3 года назад
@@lidiarussom8549 ኣሜን ኣሜን ኣሜን እወ ከምቲ ወላዲ ንውልዱ ዝቐጽዖ ዝቐትሎ ዘይኮነስ ካብ ጌጋኡ ክመሃር ክምለስ ኢሉ ከምኡውን እግዚኣብሄር ዝቐጽዓና ዘሎ ናብኡ ክንምለስ ኩልና ኢሉ ኢዩ እንበር ጨኪኑልና ኣይኮነን ኣብ እብ12፥5-11 ዘሎ ብፍሉይ ነንብቦ እቲ ቀንዲ ሂወት ዝኮነ ቃል ብዛዕባ እዚ እግዚኣብሄር ንምንታይ ከም ዝቐጽዕን ምስዚ ዝጸሓፍክዎ ናይ ስጋውያን ኣቦታትና ኣቀጻጽዓ እና ኣመሳሰለ ሃዋ ጳውሎስ ጺሒፉልና ኣሎ። እንተተካኢሉ ከኣ ኩላ እታ ምዕራፍ ነንብባ ብከምኡ ኢያ ትዛረብ ሰላም እግዚኣብሄር ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን።
@jesusisthelightoftheworld5780
@jesusisthelightoftheworld5780 2 года назад
My god I can not believe this. God is good
@helenkahsai1824
@helenkahsai1824 3 года назад
Amen Amen Amen
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 3 года назад
ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ፁሎተ በረከተ ኣፍላየይና ኩበር ኣሕዊተየይ ።
@tesfyusnkey9742
@tesfyusnkey9742 3 года назад
Amen
@kidstyemariamlijh8h842
@kidstyemariamlijh8h842 3 года назад
AMEN AMEN AMEN 🙏
@selinahailetecle5564
@selinahailetecle5564 3 года назад
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena 🤲🤲🤲⛪⛪⛪❤💚💛
@SweetgvanStar
@SweetgvanStar 3 года назад
Amen amen amen qalhiwet yesmealna sdetna yehxirelna
@mu4ty114
@mu4ty114 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ መሳጢ ታርክ እዩ ቃለሂዎት የስመዐልና
@teamehaile9355
@teamehaile9355 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
@jesusisthelightoftheworld5780
@jesusisthelightoftheworld5780 3 года назад
Wow this is miracle. God is good
@abititewelde36
@abititewelde36 3 года назад
Amen Amenn Amenn Egziabher xegau yebz zebenkum ybark
@godoliasyermiahu9249
@godoliasyermiahu9249 3 года назад
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡ቃለ፡ህይወት የስምዓልና
@gromtekle6606
@gromtekle6606 2 года назад
Dmsi thitu kudusan abotatna bzkone gn kalehiwet yesmaalna
@mharengasi2033
@mharengasi2033 3 года назад
Bereketan rediatan nay adiena qdst qdusan dngl maryam ayfeleyena nabotatnan memharanan kea egzabhier xegeu yebzhalkum
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 3 года назад
Amen Amen kele Hiwet yesmalna 🙏🏜Amen Amen Amen
@habtemicheal4048
@habtemicheal4048 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@ghirmainegash6075
@ghirmainegash6075 2 года назад
ካብ ገዳም ወጺኦም ናብ እዚ አስካሕካሒ ጉዕዞ ዘምረጾም ጠንቁ እንታይ ምኳኑ ዘይምሕታትኩም እተሕልፉዎ መልእኽቲ ሓቅነት ዝጎደሎ ኮይኑ ንሓቂ ዘይትሰርሑ ምዃንኩም የብርህ። ንሓቅን መንገድን ዝኾነ እግዚአብሔር ተገልግሉ አይመስለንን። ስደትናን መከራናን ክውዳእ እቶም ጠንቂ ዝኾኑ ይወግደልና ምባል እዩ እታ ሓቂ። ሽፋፈንቲ ኢኹም አምላኽ ይቅረ ይበልኩም።
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 3 года назад
amen amen amen qale hiwet yesmalna abona
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 3 года назад
amlak kemaku yebzhalna yhwatey
@besemayyhalulbkumu830
@besemayyhalulbkumu830 3 года назад
ቃል ሂወት የስማዕልና
@MMdjb-fl8im
@MMdjb-fl8im 3 года назад
ናይ ኣዴና ቅድስቲማርያም ጸሎታንበረከታን ኣይፈለየና
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 3 года назад
Amen. Qual hiwot yesmaalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-mw9fy7cj9t
@user-mw9fy7cj9t 3 года назад
አሜን አሜን፡አሜን
@ngstingsti2566
@ngstingsti2566 3 года назад
አሜን አሜን አሜን አሜን ቃልህይወትየስመዐልና
@mmn964
@mmn964 3 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልናክብር ኣበና
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 года назад
ነዚ ኩሉ መከራ ሓሊፍካ ከተንቱ ዝበቓዕካ ክቡር ሓው እንቋዕ ሓጎሰካ።ፍቕርን ስኒትን የውርደልና። ነቲ ዝተገብረልና ሰናይ ነገር እንዳዘከርናክንጉዓዝን ነዚ ከቢድ ምፍልላይ ብሓድነት ክንቅይሮን እግዚኣብሄር ሰናይ ፍቓዱ ይኹን። ክብሪ ይሃብኩም።
@tewahdozebeaman9147
@tewahdozebeaman9147 3 года назад
ሰላም ኩም ይብዛሕ መ ሓ ዘኣማኒኤል እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ጸገኩም የብዛሓልኩም ኣሕዋት ንድሕሪ 5 ዓመት ኣዛካኪርኩምና ምንቃጽ ጎሮሮ ሂወት ብሰከድ ክትሓልፍ ሰም ከም ሃመማ ክቁጸር ሓመድ ኣዳም ከይለበሰ ካብ ጎንካ ይፍለ ኣሎ እናበልካዮ ፡ስደታ ለእመ ብርሃን ከቢድ ዩ ስደታ ካብ ብቃል ብግብሪ ተራእዩ ፡እግዚኣብሄር ግን ኣውጺኡና ብሕረቱ በረከት ኣደ ኣምላኽ ምስ ኩሉና ይኩን ስለ ደዛካከርኩምና የቀንየልና.
@wehazitkesete359
@wehazitkesete359 3 года назад
Amen Amen Amen 💒💒💒🙏🙏🙏
@sanaisanai4947
@sanaisanai4947 3 года назад
ቁሩብ ድምጺ
@rezanhagos2841
@rezanhagos2841 3 года назад
Aye ewe amdey mariym sdeta mekera kemey kelikiyo mhaki kale hiwet ysmaelina kubur yhwatey
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 3 года назад
ድምፂ ብዙሕ የብሉን ናይ ሓውና ዳቆን
@asefbizen9013
@asefbizen9013 3 года назад
እታ መረጌታ ኣማኑኤል 99 ኣተየ ንገዳም ዝበልካያ ንስካን ኣይነኣለምን (ኣባ ፍቕረ ማርያም) ኣብ ጥቅምቲ 21/ 2000 ዓ,ም ,ፈ እዩ ነይሩ ። ዲያቆን ተወልደ እውን ንቢዘን ዚኣተኻ ኣብ ጥሪ 28/2001 ዓ,ም,ፈ, እዩ ። ኪትድይብ ኮለኻ ምስቶም ኣብ ነፋሲት ንግደት ኣቡነ ፊልጶስ ዝቐነዩን ካብ ገዳም ዚወረዱ ኣርድእትን ድማ ኒገዳም ዕለተ ሰኑይ ደይብካ ። ብዝኮነ ጽቡቕ ተዘክሮ እዩ
@AmAm-wo2pz
@AmAm-wo2pz 3 года назад
Amen Amen Amen
@sfhgdssgbfds7941
@sfhgdssgbfds7941 3 года назад
Amen Amen Amen
@user-uk2qm3ru5z
@user-uk2qm3ru5z 3 года назад
Amen Amen Amen
Далее
小天使和小丑离家出走#short #angel #clown
00:36
ዮአዳን (ክፍል 14)
30:20
Просмотров 23 тыс.
(2ይ ክፋል) ወድካ ምማት ኣብዩና
36:57
小天使和小丑离家出走#short #angel #clown
00:36