Тёмный

ኣሸንዳ ብድሮን - Best Ashenda Music 2019 with Drone 

Lele Entertainment
Подписаться 200 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

Best Ashenda Music 2019
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika....
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.co...
Instagram: / lelemusika
#Ashenda #Ashenda2019 #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 57   
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
ኣሰይይይ ትግራይ ዓደይ ክስካብ ዝሪአኪ እምበር ሃፂፀ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምን ቅሳነትን ኣብ ዘለክምዎ 💋👍🙏🙏
@tesfutesfa5006
@tesfutesfa5006 5 лет назад
ደቂ ትግራይ ርሑስ ባዓል ኣሸንዳ ይግበረልኩም ካብ ሓውኹም ወዲ ኤረ !
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
ኣሜንንን ዛሓወይ ዓቢ ሰብ ኢካ
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዛሓወይ ማዓረይ ዝያዳይ መኽሰብ ወዲ ኤረ
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет назад
አሜን አሜን አሜን ክብረተይ
@degneshtades9752
@degneshtades9752 5 лет назад
Amen Amen Amen BuruK Hawey Wedi ኤረና
@selamberhe6059
@selamberhe6059 5 лет назад
Amen hawena shekor
@rina9706
@rina9706 5 лет назад
ትግራይ ዓደይ ከመይ ድል ዝፍተወኪይ እንካዕ ብስላም አብፀሐኩም ትግራይ ዓደይ ዓዲይ ጀጋኑ
@ዓባይትግራይንቅድሚት
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ምቁራት ደስ ባሃልቲ ርሑስ ባዓል ኣሸንዳ ይግበረልና ትግራይ ዓደይ ብኩፉእ ዙሪኡኪ ፀላእቱኩም ዓይኖም ይፈሰስ ።
@merebanatv22
@merebanatv22 5 лет назад
ብትግራዋይነትኩም ትሕበኑ ጥራሕ ሰብስክራይብ ኣገራጭውኒ
@jossij4147
@jossij4147 5 лет назад
Kedemmm archiwwwwww abileyoo eye tegaru yehwatna long life love u that’s it
@mesigaltigray9778
@mesigaltigray9778 5 лет назад
ኣሰይይይ ደስ ባሃሊ ደቄ ዓደይ ሚሱዪ 💋💋💋💋
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
እስቲና ኩሓላና እስቲና ቀብኣና ስቲና ልኸያና እስቲና ኣፀብቃና እስቲና ከሀርቫርድ ደናና እስቲና ቆንናና እስቲና ሸልማና እስቲና መርቃና እስቲና ብፍቅሪ ኣፋንዋና:: ዕልልልልልልልልል ናዓመታዶ ክትመፃኽን እወ ክንመፅእ ኢና ብሓባር የፅንሐና !!!!!:::: ኣዋልደየ ኪዳ ዝላላ ላዕላይ ሰማይዶ ኣለዎ ማይዳ ኣውላድ ስኒ ፀባየ ምሰላ ዕንበባየ ምሰላ::::!!! ዕልልልልልል:::!!!
@ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ
ርሑስ በዓል ይግበረልና ፈጣሪ ደቂ ትግራይ ኩሑሎ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
ትግራይ ዓደይ ንበርለይ
@abihile4642
@abihile4642 5 лет назад
Wowwwwwww
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
ካብ ዓይኒ ሓሳድ የውፅእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ሽኮሪናታት መክበርቲ ባህሎም ሩሕስ ብዓል ኣሸንዳ ይግበረልኩም/ና
@streritube1948
@streritube1948 5 лет назад
አንቃዕ ናብ ኩቡር ብዓል ኣሸንዳ ኣብቃዓኩም ደቁ ሩባይ
@selamberhe6059
@selamberhe6059 5 лет назад
Aseyyyy deki tigray xebukat enqa abxhakn ne ashenda
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ናዓመታዶ ክትመፃኽን እወ ክንመፅእ ኢና ብሓባር የፅንሐና !!!!!:::: ኣዋልደየ ኪዳ ዝላላ ላዕላይ ሰማይዶ ኣለዎ ማይዳ
@genetbirhane817
@genetbirhane817 5 лет назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@godblessforall1481
@godblessforall1481 5 лет назад
Tgrawaynet KUBUR Mennet!!!!!!!!!
@ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
ዕንበባ ኢለንየ ዕንቦባ ኢለንየ ኣውላድ የ ዕንቦባ ኢለን ኣትን ኣዋልድ ታይኮይንክንየ ሕዝም እናበለ ዝርያ ጋማክንየ ኣውላድ ሰኒፀባየ ምሰላ ዕንበባየ ምሰላ ኣዋላድየ ኪዳ ዕበዳ ላዕላይ ሰማይዶ ኣለዎ ሜዳ መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕንበብ መፀት ንማርያየ ንማርያየ ድርብ ኮበሮ ሓዛለይ የ ደቂ ትግራይ ዓይነይ እንካን ነባዓል ኣሸንዳ ማርያ ዓይኒዋሪ ብሰላም ኣብፀሐክን ኣብፀሐና
@ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ
ኣዋልደይ ስንክን ጸባየ ኣሸንዳ ኮይና አበባየ አበባ ኮይና አበባ ደቂ ሓላል መሬት ቡሩካት ሰብ ላዛ እንኳዕ ብሓጎስ ናብ ሓዱሽ ዓመት ብዓል ኣሸንዳ ኣብጸሐክን ኩቡራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፍቅርን ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ዝመልኦ ዓመት ይግበረልና ትግራይ ዓድና ትቀስነሉን ትለምዓሉን ኣብ ስደት ዘለና ደቃ እውን ናብ ክብርቲ መሬትና🇻🇳🇪🇹 ንምለሰሉ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏. ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ክርስትናን እስልምናን ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም ይግበረልና ይግበረልኩም 🙏🙏🙏.
@zd6493
@zd6493 5 лет назад
ትግራውነት፣ማለት፣ፍልይዝበለ፣መንነት
@ዓባይትግራይንቅድሚት
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ምቁራት ደስ ባሃልቲ ርሑስ ባዓል ኣሸንዳ ይግበረልና ትግራይ ዓደይ ብኩፉእ ዙሪኡኪ ፀላእቱኩም ዓይኖም ይፈሰስ ።
@ጋልዞምተጋሩ
@ጋልዞምተጋሩ 5 лет назад
መቐለ ዓደይ ኹሉ ግዚ ትናፍቕኒ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
እስቲና ኩሓላና እስቲና ቀብኣና ስቲና ልኸያና እስቲና ኣፀብቃና እስቲና ከሀርቫርድ ደናና እስቲና ቆንናና እስቲና ሸልማና እስቲና መርቃና እስቲና ብፍቅሪ ኣፋንዋና:: ዕልልልልልልልልል
@jossij4147
@jossij4147 5 лет назад
Tegaru yehwatna ashenda yebelu nhina kea bezi lekbat sirat shigrna nebelll abett modiba
@selamberhe6059
@selamberhe6059 5 лет назад
Ajukum ehwat nekulu amlak EU zabreho
@fmhabeshawit5079
@fmhabeshawit5079 5 лет назад
ኣናፊቅምና እምበር ደቅ ዓደይ እንዃዕ ኣብፀሓና ድማ ደቅ ትግራይ መዓረይ
@عليعلي-ف1ط8ق
@عليعلي-ف1ط8ق 5 лет назад
ትግራይ ዓደይ ወርቂ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kchnhafteybselamadamlesele8122
Tgray adeysi temelise do krea ykewn effff sdet
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
እንቋዕ ን ኹሮኹሮ ቤተይ ወይ ድማ ን ኣሸንዳ ብሰላም ብሓባር ኣብፀሐና ኣሜን ፫::: ኹሮኹሮ በይተይ እና ኣሸንዳ ሓደ እዩ! ኣብ ከተማ ኣሸንዳ ይባሃል ኣብ ገጠር ድማ ኹሮኹሮ በይተይ ይባሃል:: ግን ዝዳለወሉ ጊዜ ይራርሓቅ እዩ እናም እቲ ኣደራርፋኡን ኣዜማምኡን ንእሽተን ይፈላለ እዩ:: ኹሮኹሮ ቤተይ ይቅድም ካብ ኣሸንዳ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ወይ ኣርባዕተ ወርሒ ንድሓር ኣሸንዳ ይመፅእ ድሕሪ ኹሮኹሮ ቤተይ:: ኣሸንዳ እና ኹሮኹሮ ቤተይ ዘመሳስሎም ነገራት ብዙሕ እዩ! ባህላዊ ኽዳን ሰለስተ መስቀል ኣብ ክሳድ ብደረጃኡ፥ብሩር ዝተፈላለየ መጋየፂ ኣብ ኢድ ኣብ ክሳድ ኣብ እዝኒ ወዘተ ኹሕሊ ወቂጠን ተኻሒለን ፀቢቀን ይወፃ! ተኣኪበን ፈለማ ናብ ቤተኽርስትያን ተሳሊመን ዘሚረን ካብኡ ናብ ኩሉ ገዛ ብቢ ኣከባቢኤን ገዛ ገዛ እና ዞራ ይደርፋን ዝዋሃብ ነገር ወይ ድማ ቅርሺ ይሓታ፥ኩሉ ገዛ ብሓንቲ ማዓልቲ ዜረን ምስወዳኣ፡ካብኡ እቲ ዝኣከባኦ ቅርሺ ብማዕርነት ይካፈላኦ: ካቡ ብቢ ጉጅለአን ብቢ ማሕበረን ናብ ሓንቲ ገዛ ብዕጫ ኣቀዲመን ዘዳለዋኣ ገዛ ተኣኪበን ይኸዳ ዘዋፅኣኦ ምግብታት ኩሉ ክሻዕ ዝውዳእ ክሳብ ሓደ ወርሒ ኣብ ማሕበረን ይቅንያ ለይቲ ምሉእ ኸቦሮ እናወቅዓ እናደረፋ እናተፃወታ እኽለን ክሳዕ ዝውዳ ብሕብረት ን ሓደ ወርሒ ይቅንያ:: ካብኡ ምስወድኣ ናብ ግገዛአን ይብተና ይኸዳ !::: ብውሕዱ እዙይ ይመስል ናይ ኣዋልድ ኹሮኹሮ ቤተይ: እቲ ደርፊ ከምዚ እናበላ ይዞራ ገዛ ገዛ!: ኹሮ ኹሮ ኹሮ ቤተይ! ይብላ ፍርቀን: ካብኡ ተቀበልቲ ክዓ: ንዓለሜ ኢለን ይምልሳ፥ ካብ እተን ካልኦት ክዓ፥ ሸው ንዓለም ኢለን ይጥቅልላኦ: ማለትም ብሓፂሩ እዙይ እዩ: ኹሮ ኹሮ ኹሮ ቤተይ ንዓለሜ ሸው ንዓለም × 2 ... ኣትን እንበይተየ ወዞሮ ዝኹሉ ሽሻይ መንከራይ ዳዕሮ ንዓለሜ ሸው ንዓለም ከምዚ እናበላ ብዙሕ ይደርፋ! ኣዋልደየ ኪዳ ዝለላ ላዕላይ ሰማይዶ ኣለዎ ማይዳ! እናተባህለ ናይ ኹሮኹሮ ቤተይ ደርፍታት እናደረፋ ገዛ ገዛ ይዞራ ልክዕ ከም ኣሸንዳ ማለት እዩ::: ካብ ማርያ ዝባሃል ብዓል ይኣቱ ናይ እመቤትና ማርያ እዩ ትውደሰሉን ትምስገነሉን ዕለት እዩ ምስቲ ኣሸንዳ ዝተተሓሓዘ ባህሊ እዩ:: ማርያ ማለት ናይ እመቤትና ትንሳኤ ማለት እዩ!: ባህልና ጠንቂቅና ክንፈልጥ ኣለና ኣሸንዳ እና ኹሮኹሮ ቤተይ ምስ ማርያ መንፈሳዊ ዝተትሓሓዘ እዩ እና ብመንፈሳዊ መዝሙር ተዝቀርብ እውን ተዝቀርብ ፅቡቅ እዩ ግድን እዩ ደግሞ ክኾን እውን ዘለዎ ነገር እዩ! መንፈሳዊ እውን ስለዝኾነ :!: ትማሊ ንባዕሉ ማርያ እዩ ነይሩ ሎሚ ናብ መወዳእታኡ ገፅ እዩ:: እና ርሑስ ማርያ ዓውዳዓመት እና ርሑስ ኾሮኹሮ ቤተይ ዓውደዓመት እና ርሑስ ኣሸንዳ ዓውደዓመት ይግበረልና ሉዋም ሹሻይ ብዓል ይግበረልና ንኹላትና ናይ ድንግል እመቤትና ቅድስቲ ማርያም ኣማላድነት፥ፍቅሪ፥ሰላም፥በረኸት፥ረዲኤት ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ናይ ማርያ ኣሸንዳ ብመንፈሳዊ ሓፃር መዝሙር ክዝምረልኩም እንትፈቱ:: + ኣዋልደየ ኪዳ ዘምራ ላዕላይ ሰማይ እኮ ኣለዎ ማይዳ (፪) ኣዝ===== ኣዋልደየ ንኺድ ተስኣ ንእመቤትና ኽነወድሳ ኣዝ==== ናቤተኽርስትያን ንኺድ ኑውፈር፡ ተበርኺኽና እውን ንስዓም ብኽብር፡ ኣዝ===== ማርያመይ መፂአ ኣለኹ፡ ባርኽኒ ኣቤትኪ ኣለኹ፡ ኣዝ====== ርግበይ ማዓረይ እተዊ ናብ ልበይ: ሓደራኺ ናብ ፍቁር ወድኺ ለምንለይ :: ርሑስ ማርያ ይግበረልና ኣሜን ፫ ::::!!! ናይ ኣሸንዳ ወይድማ ናይ ኹሮኹሮ ቤተይ መዝሙር: + ኣ ሸንዳ ኣሸንዳውየ ኣነ እማ ንማርያም ኣሸንዳ ክዝምር እየ ኣሸንዳ ብጉልበይ ኣሸንዳ ተንበርኺኸ ኣሸንዳ ክሰግደላ እየ ኣሸንዳ ኣነ እማ ንፅዮን ኣሸንዳ ከወድሳ እየ ኣሸንዳ ኣደይ ማርያም ፅሓየ መፂአ ኣለኹ ከመፅባዐየ፡ ኣኽሱም ፅዮን የ ሓደራኺ ዓደይ ሓልዊ (2) ኣነ እማ ንኣቦይ እዝጊ ኣሸንዳ ክዝምር እየ ኣሸንዳ ብግንባረይ ተደፊአ ኣሸንዳ ክሰግደሉ እየ ኣሸንዳ ኣነ እማ ንኣማኑኤል ኣሸንዳ የፍቅሮ እየ ኣሸንዳ ኣነ እማ ንፈጣርየይ ኣሸንዳ የምልኾ እየ ኣሸንዳ ኣነ እማ ንቅዱሳናት መላእኽት ኣሸንዳ የፍቅሮምን የኽብሮም እየ ኣሸንዳ ንፃድቃናት ኩሉ ኣሸንዳ የፍቅሮምን የኽብሮም እየ ኣሸንዳ ናይ ኩሎም ቅዱሳናት መላእኽት መላእኽት ከምኡ እውን ናይ ኩሎም ሰማዕታት ፃድቃናት ፃድቃናት በረኸቶም ይእቶ ብኹሉ ገዛ ብኹሉ ገዛ (2) :::::; ወዘተ እናበለ ይቅፅል ኣድላይ እንተኾይኑ ይውሰኸሉ::::
@ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
ሓቅካ ኣለካ ኩሮኩረቢተይ ደብረዘይቲ እዩ ዝበዓል ካብኡ ድማ ተዘይተጋግየ ብዛላንበሳ ብኡ ገፅ ጫፍ ኤርትራን እዩ ዝክበር ብኣንፃሩ ድማ እዙ ሙዚቃ ብኣብዛካ ብዛላንበሳ ዘሎ ህዝቢ እዩ ዝጥቀመሉ ማርያ ተባሂሉ ድማ ይፍለጥ
@ምስጋናለእግዚአብሔርይኹን
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ እታ ሓላል መሬት ብርዕኻ/ኪ ይሰስን እግዚአብሔር ይባርኻ/ኺ ፅቡቅ
@amanpoor1976
@amanpoor1976 5 лет назад
Ruhus beal Ashenda yegeberelkum deqi tigray
@የጎጃሟአማራነኝደብረማርቆ
ዋዉ መልካም በአል ❤,ሀገራችንን ሰላም ያርግልን😭
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ 5 лет назад
ብናፍቆት እባ ተቃፀልኩ መን እዩ ዝዋሓሰኒ😢
@ጋልዞምተጋሩ
@ጋልዞምተጋሩ 5 лет назад
ኣነላ
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ 5 лет назад
ጋልዞም ተጋሩ ግን ክሳብ መአዝ ይኾን ክብረተይ ናተይ💓💓💓😢
@ጋልዞምተጋሩ
@ጋልዞምተጋሩ 5 лет назад
@@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ ..ኣጆኺ መዓረይ .
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ 5 лет назад
ጋልዞም ተጋሩ እሸ ሓፍተይ ናተይ የቀንየለይ💓💓💓
@rina9706
@rina9706 5 лет назад
አየኺይ ሓፍተይ ማዓርይ ጥዒና እንበር ክሓልፍ እዩ
@ምስጋናለእግዚአብሔርይኹን
ብሽም ጭራ ተክላሃይማኖ ላይክ
@abeaabea7968
@abeaabea7968 5 лет назад
😍😍😍😍😍
@ጓልቶምወየንቲብውሕዶምዝሰ
ትግራዋይነት ክቡር መንነት
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 5 лет назад
💖💖
@top-rentertaiment9840
@top-rentertaiment9840 5 лет назад
ashenda des zibil bahli tigrai (tigrawunet bi kuriat ninebirelu meninet) zisimaemela like
@fdsazxcv9942
@fdsazxcv9942 5 лет назад
ስደትሕሱም
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ኣሸንዳ ብቀደም !!!!:::
@yrgalemgtr1355
@yrgalemgtr1355 5 лет назад
👂👂👂👂👂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ደሰደሰደሰ ስኳር ትግራይ
@ميريفقر
@ميريفقر 5 лет назад
ከመይ ከመይ ከመይ ከመይ ዕልልል
Далее
እውነታው ይሄ ነው.ዳኒና ሩታ😱
22:22
Сколько стоит ПП?
00:57
Просмотров 145 тыс.
ዮአዳን (ክፍል 32)
37:43
Просмотров 65 тыс.
THE BEST ERITREAN BRIDAL SHOWER
6:52
Просмотров 346 тыс.
Сколько стоит ПП?
00:57
Просмотров 145 тыс.