Тёмный
No video :(

ኣቓልቦ ዝሰኣነ ውሽጣዊ ኩነታት ኤርትራ 

ADMAS FORUM
Подписаться 46 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @admasforum

Опубликовано:

 

27 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 91   
@YemaneTYohannes
@YemaneTYohannes 2 месяца назад
Mr. Khalid, You’re not only journalist and politician,but you are also a wise man and philosopher. Very well put!!!
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 Месяц назад
Thankyou Khalid you nailed it,I wish if everyone could listen to this important message. You are a great journalist and great analyst.
@Tsegaye-xm1iv
@Tsegaye-xm1iv 2 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ሓው ካልድ ከምቲ ዝበልካዮ ጉዳይ ሃገርና ብኹሉ ሸናኻቱ ክትሪኦ ከለኻ ኣሰካፊ እዮ ከምቲ የማነ ባርያ ዝበሎ እምቲ መሲሉና ዓፍራ ኢና ንረግጽ ዘለና ብርዲኢት እምበር ብስሚዒት ዝመጽእ ለውጢ የለን። ተሃዊኸን ይደፍኦኦ'ሞ ተመሊሰን ይሓፍሰኦ እዩ ነገሩ። ባዕልና ንፈጥሮም ዘለና ጸገማት ተመሊስና ክንሓፍሶ'ውን ዘሸግር እዩ ዝመስለኒ። ብዝኾነ ቀጽሎ ውዑይ ማይ ምስ ዝሓለ እዩ ዝጸሪ❤❤❤❤❤❤
@genettekle8928
@genettekle8928 2 месяца назад
ብሉጽ ከምቲ ኩልሻዕ❤🔥💖🌹🎊🌷🍁🌺🌻💞🙏
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 2 месяца назад
ስለም ምገሻ ይምነየልካ ካልድ ይግባኣካ ኢዩ ክብሪ ብስለም ተመለስና ካልደ ሓወይ ብጃካ ዓሊ ዓቡድ ቃል ምሕተት, ግበረሉ ኢካ ስራሕካ ኣይትረስዕ ሓደራ ብስላም ተመለስ
@bkt2781
@bkt2781 2 месяца назад
Thank you , that was analysis.
@esuali2818
@esuali2818 2 месяца назад
Thanks Brother Kalid
@M-vr7zo
@M-vr7zo 2 месяца назад
ብልጽቲ ኣስተምህሮ ብሓቂ። ኣንበሳ ካልድ ነዚ ድፍረት ዝትሓወሶ ኣስተምህሮ ምቕራብካ።ገና ወረ ግለጾ እቲ ምጉርራሕ ዘሎ ናይ ኣውራጃን ሃይማኖትን ብግልጺ። ነዚ ከየዐረና ሕጂ ጽባሕ ድሓን የለን።
@1995mwa
@1995mwa 2 месяца назад
Thank you brother Khalid. We need more of you.
@anditk.f1470
@anditk.f1470 2 месяца назад
That was a good spotlight mr Kahlid… wise discussion as usual.
@mulugetajegher1961
@mulugetajegher1961 2 месяца назад
Thanks memehir Khaled Abdu! kemakha ebzuhu.
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 месяца назад
Thank you Admasforum.
@sarahaile4326
@sarahaile4326 2 месяца назад
We love you god bless you with your family 👪 🎉🎉🎉
@truealwaystrue4875
@truealwaystrue4875 2 месяца назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ካልድ ❤❤❤
@letinak4559
@letinak4559 2 месяца назад
ዕድመ ይሃብካ ሓው ኻልድ 🙏
@amanbrightfuture6502
@amanbrightfuture6502 2 месяца назад
Keep shining kalid you Are doing Great job.
@fretayohannes2346
@fretayohannes2346 2 месяца назад
Thanks Kahlid ❤
@samuelfissahaye2242
@samuelfissahaye2242 2 месяца назад
Thank you haw Kalid Abdu
@kiduberye8648
@kiduberye8648 Месяц назад
You are very amazing person and you are very talented of giving speeches!! Keep it up your good work!!!
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 2 месяца назад
Thank you Khalid 💙 i love your program every minute keep going for good job 💙
@smilesmile2096
@smilesmile2096 Месяц назад
GOD BLESS YOU 🙏 BROTHER
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 месяца назад
Thank you......
@1990selina
@1990selina 2 месяца назад
Thanks khaleda 💙
@pawlostesema1303
@pawlostesema1303 Месяц назад
Always noble minded soul.....
@becool4344
@becool4344 Месяц назад
I like your awareness!!!!
@teklemariamgebrekiristoc1228
@teklemariamgebrekiristoc1228 2 месяца назад
Thank you kald brother good Eidya
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 месяца назад
በዓል ሰማር ኣዝዮም ንፉዓት ጅርጋኑ ሓቀኛታዮም። ናይ ህግደፍ ፈጺሞም ኣጻር እምበር ተማሳስልቲ ኣይኮኑን፡ እዚ ዘረባ ደገፍቲ ህግደፍ ኣይኮኑን ምባል ምሕዞ ሸልጠነን ስዓብቱንዩ ኣይንስምዓዮም ጎዳኢናን ጸላኢናን ንፍለጥ፡ ሰልጠነ ነዛ ቃልሲ ክብትዩ ዝጽዕር ዘሎ ንለብም ሓደራ።
@Senicho
@Senicho 2 месяца назад
ሕብረተሰብ ምቁሻሽ ጅግንነት ትቆጺሩ😂😢
@Gira1995
@Gira1995 2 месяца назад
Tack Khaled! Mycket bra program och viktiga ämnen som som du tar upp. Du är distinkt och saklig. Du himlar inte med de problem vi tampas med. Det finns inga ämnen som är tabubelagda längre. Tack!
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 месяца назад
የቐንየልና ኻልድ ሓውና ተባረኽ።
@samtikokesete180
@samtikokesete180 2 месяца назад
Bhaqi memhr kald tmsgen seb eka 🥰
@mikalhaile7923
@mikalhaile7923 2 месяца назад
Btaemi tsbuq hasab n tmrtn👍👍👍💐🩵💐🩵
@samialabrha1121
@samialabrha1121 2 месяца назад
❤❤Admas kelid Abdou
@AmineMehari-ky4fx
@AmineMehari-ky4fx 2 месяца назад
Dear brother Khalid well done ✔️ 👍 you just continue.
@rigatheyle359
@rigatheyle359 2 месяца назад
Amlak admen tienan yhabka kemaka yebzahalna wedey haderakum atom werazut habirkum gele gberu🎉❤
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 2 месяца назад
You are definitely right Khaldom. Thank you like always. My opinion on the ongoing misunderstandings in the media is due to Seltene's misbehaviors of superiority complex. he has done many more harm than assist our march to Justice.
@mikalhaile7923
@mikalhaile7923 2 месяца назад
Ajoka eziy tmhrtka qexlo ❤❤❤❤🩵💐🩵
@gatogato2852
@gatogato2852 2 месяца назад
ጉድዩኮ ተረኺቡ ብብዓል ሰልጠነ ግርማይ ምዓትዩ ዘይተጸበናዮ መከራ የምጽኡልናሎዉ ፈጣሪ ይርዳእ ዘብልዩ።
@kiduberye8648
@kiduberye8648 Месяц назад
እንታይ ተረኺቡ ድማ ብበዓል ሰልጠነ?
@fishalegebreyosus862
@fishalegebreyosus862 2 месяца назад
❤❤❤❤ካልድ ሓወይ እዚ ትብሎ ዘለኻ'ሞ እንታይ ይወጽኦ -ሰማዒ ዝሰኣነ ኮይኑ ምትራፉ-ኢዩ😂😂😂😂ዘሎ እሞ እቲ ህዝቢ ዝሰምዕ ኣይኮነን🎉🎉🎉🎉እዝጊሂር ይስማዕካ ጥራየ ዝብል።
@rttr3992
@rttr3992 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔Hegedef. 000000000❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓❓❓❓❓
@user-uj4ye3ws4u
@user-uj4ye3ws4u 2 месяца назад
Don’t worry Khalid we will teach them when the time come
@user-hy2mn8uq1s
@user-hy2mn8uq1s Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gimjaamare509
@gimjaamare509 2 месяца назад
Thanks Kalid Abdu. Italy must be accused for our grandfather's, fathers killed in Libya, Ethiopia and Somalia. Give Ransome.
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 2 месяца назад
ሰላም መምህር ካልድ ከመይ ቀኒኻ ከመይ ትኸውን ሰናይ ናይ መገሻ ቅነ ክገብረልካን ብሰላም ናብ ዓድኻ ክትምለስ ኣምላኽ ፍቃዱ ይኹን ኣሜን። እምበር ኣብዚ ሎሚ ዝሃብካዮ ሓሳብ ንእሽቶይ ሪኢቶ ኣለኒ ሞ ወስ ክብል ሰላም ምምህር ካልድ ኣብዚ ሎሚ ብዛዕባ ኣብ ውሽጥና ኣጋጢሙ ዘሎ ምስሕሓብ ከም ሪኢቶን ሓሳብን ጌርካ ኣቅሪብካዮ ኣለኻ ግን ከኣ ሪኢቶን ሓሳብ ኣይኮነን እቲ ዝተበህለ እቶም ንመምር ውፉይ ከጥቅዑ ዝተኣኻኸቡ ሰባት ዋላዃ ገሊኦም ናይ ትማሊ መማህራና እንተነበሩ ግን ብሓሳብ ዘይሰማምዑ ክንሶም ንሓደ ተቃላሳይ ከምኦም ንምህራም ግን ኣብ ሓደ መጽዮም 3 ሰዓት ምሉእ ኣስታሕቃር ብዝመሎ ክምጅርጥዎ ኣምስዮም እዝይ ከኣ ፈጺምካ ካብ ሓደ መቃልስትኻ ብኸንዚ ዓይነት ትሕተት ክትህረም ጉቡእ ኣይኮነን፡ ኣብዚ ሓንቲ ነቐፌታ ንዓኻ ዘለኒ ግን ነቲ ንሶም ዝበልዎ ኣይሰማዕኩዎን ኣብ መገሻ ስለዘለኹ እንዳበልካስ መሊስካ ሪኢቶኦም እዩ ሓሳቦም እዩ ኢልካ ከተቃልሎ ፈቲንካ እሞ ሰሚዕካ ኣብኡ ዘለካ ሪኢቶ ተትህብ ዶ ኣይምሓሸን ተስፋ ይገብር ኣብ ዝቕጽል ክትምልስ ብዛዕባ እዚ ወሪዶ ዘሎ ሃጐፍ ክዕበስ ብዕቱም ክትሰርሓሉ ሰላም ቀኒ ኣብ ላይፍ ስለዘይረኽበካ የ ሕጂ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ይቕሬታ ።
@samialabrha1121
@samialabrha1121 2 месяца назад
Tikikl
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@AfwerkiRussom
@AfwerkiRussom Месяц назад
Meares. Asheuki
@gatogato2852
@gatogato2852 2 месяца назад
ኣንታ ኻልድ ንመን እሞ ክርድኦ ኢልካዮ ኢኻ። ምናልባሽ ሓደ ክልተ ተረኽቡ ግን ከይሰልከኻ ምሃር ሓይሊ ይሃብካ ፈጣር።
@Taezaz
@Taezaz 2 месяца назад
Welcome to Australia 🇦🇺 Khaled.
@tim582
@tim582 2 месяца назад
I hope seltene media learn from you.
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 месяца назад
Welcome AF
@salomongabriel5945
@salomongabriel5945 2 месяца назад
Bravo kalid hawina💙💙💙👍🙏
@arayakidane2102
@arayakidane2102 2 месяца назад
Ab hasab ztezarebu abey alewu kab maasyu bhelekopter keydu kdan geremulu kurkur hizun kalan kemey gerka hasab tblo ?
@mikalhaile7923
@mikalhaile7923 2 месяца назад
👍👍👍👍👍👍👍💐🩵💐🩵🩵🩵
@zenebenuguse4072
@zenebenuguse4072 2 месяца назад
ንባዕልኻ ሙቅሉል ኢኻ ወዲ ዓበይቲ❤
@romodanbarq1757
@romodanbarq1757 2 месяца назад
ንኢስላምን ምስልምናን ንክጢፊእ ዓርባዕተ አንስቲ ክንሚርዖ አሎና ዝብሉ ሰባት ፊቲሒ ክምፅኡ ይኽእሉዶ
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 2 месяца назад
Khaled, why are people getting distracted by so many petty issues. I hope you're NOT a lone VOICE to focus on what matters most for Eritrea.
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 месяца назад
💙💚💙
@eumungueush7209
@eumungueush7209 2 месяца назад
ናይዝኮነ መሰሉ ክሕሎ ቁቡል እዩ ግን ኣፍራሲ እንበር ሃናጺ ምስ ዘይኮነ ካብ ፖሎቲካ ናብ ከምኦም ተቃላሳይ ጸርፍን ንዕቀትን ሕብረተሰብ ውን ጉቡእ መልሲ እንተ ሃቦም ኣበይ እዩ እቲ ጌጋ ትብሎ የቀንየለይ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 месяца назад
With all respect brother wufuy shouldn’t answer because those who are complaining not political issues it’s a child complain about his hair clothes do the best way to Eritreans are ignoring and continue your work against the evil dictator.. bro you don’t know ezi hazbi
@eumungueush7209
@eumungueush7209 2 месяца назад
መምህር ካለድ ሃናጻ ሪኢትኦም ይኩን ነቀፈታ መሰል ናይ ኩሉ ሰብ እዩ እንተዘይኮነ ከም ሃይለስላሴ ካባ ተኸዲኑ ካልእ ማልእ ምባል ፖሎቲካዊ ሓሳብ ኣይኮነን ስለዚ ኣንጻር ንዕቀቶም ህዝቢ ውን ንሓሳቦም ውዱቅ ክገብሮ ሙሉእ መሰልን ሓላፍነትን ኣለዎ ምክንያቱ ጽቡቅ ጎስጋስን ሓበረታን እንዳ ማህርካ ኣብ ኮሞንቲ ክጸርፍካ ከለው ክሳብ ክንደይ ከም ዝስማዓካን ዝስማዓናን ከም ደለይቲ ፍትሒ ይርዳኣካ እዩ ስለዚ ተስፋይን ሰማርን ጸርፍን ብድዐን ኣንጻር በርጌድ ንሓመዱን ፍርሒ ራዕዲ ዘይ ምዕዋት ዝህብዎ ጎስጋስ ተመሊስካ ስምዓዮ ተቃለስቲ መሲሎም ኣንጻር ቃልሲ ዝጉስ ጉስዎ ተቃለስቲ ውን ሙሉእ ሓላፍነትን መሰልን ኣለዎ ንጎስጓሶም ውዱቅ ክገብሮ መምህር ካለድ ተመሊስካ ስምዓዮ እሞ ፍትሓውን ርትዓውን መልሲ ደጊምካ ክትህበሉ ብተስፋ ንጽበየካ
@futurandom1604
@futurandom1604 Месяц назад
ጃሃድ ኣል ኢስላሕ እስላም ኤርትራ ነዚ ፍልልይ ፈጢሮሞ ንሳላሳን ሸውዓተን ዓመት ጃሃድ እስላም ኤርትራ 1989 ኣብ ከተማ ከሰላ ምብራቅ ሱዳን ተመስሪቱ፡ኤርትራ እስላማዊ ሃገር ኢሉ። ኣግኣዝያ 2011 ተፈጢሩ
@russomgebremikael1110
@russomgebremikael1110 2 месяца назад
ኣኽ እዋይ ኣነ ብዓል ሓው ካልድ ዮናስ ሰምሃርን ተስፋይን ምመራሕኲምና እንበር ዝተረዶኦን ዝተወድኦምን እንዳ በሉ ባ ይጻወትልና ኣለው
@natantubehabesha5655
@natantubehabesha5655 2 месяца назад
Selam kald hawna eza kab diktator nab dimokrasi ab mqyar zelo shgr zelkaya MexHaf diya??????????? Bkemey knrekba nkel??????
@milliontareke4574
@milliontareke4574 2 месяца назад
Nice one bro
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 2 месяца назад
👌👌👌👌👌
@MikealAsefa-xn7wu
@MikealAsefa-xn7wu 2 месяца назад
ፅቡቅ ኢኻ ገሊፅካዮ ካሊድ ሐወይ እቶም ኩናማ አብ ሸራሮ ዘሎን አብ በረንቱ ዘሎን እቶም ዐፋር አብ ፎሮ ዘሎን አብ አፅቢ ዘሎን ሐደ እዮም እቶም ሣሆውን ከምኡ አብ ትግርኛ ክትመፅእ ከለኻ ግን ይፍለ ካልእ ሐጎፅጎፀ እዩ ንስኹምባ ንስኽንባ እዩ ሞ አብ መንነትናን ሕውነትናን አቃልቦ ሂብና ንስርሐሉ
@eumungueush7209
@eumungueush7209 2 месяца назад
መምህር ካለድ እቲህቦ ዘለካ ንሰብ ሓሳቡ ክህብ መሰሉ እዩ ምባልካ ቁቡል ኮይኑ ብተደጋጋሚ ዘቅርብዎ ኣንጻር ቃልስን ኣንጻር ሕብረተሰብን ውልቅን ዝተፍእዎ መርዚ ተስፋ ዘቁርጽን ተጻዋርነት የቡሉን
@tesfaldettesfay4013
@tesfaldettesfay4013 Месяц назад
Nothem dtsarfu bejaca I tgedeselon
@afomia3521
@afomia3521 2 месяца назад
ካልድ ለባማ አካ አም ነቶም ዝጻሮፍ ኣገብ ፡በሎም ኣልማማ ኣይትግበሮ ምስ ሰናይ ኣክብሮት
@user-ci3so7gf4u
@user-ci3so7gf4u 2 месяца назад
ኣታ ካልድ ሓወይ ከማኻ ዓሰርተ እምተዝህልዉናስ እዚ ሽግርና ቀደም ምተወደአ። ነዞም ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሚድያ ዝነጥፉ ንስኻን ኣብርሃምን ሓፈሻዊ ስልጠና እንተትህብዎም ዝብል ሓሳብ ኣለኒ። ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ንስኻ ብሩኽ ኢኻ።
@Senicho
@Senicho 2 месяца назад
ጀበርቲ ኮተሉኽ ኢልካ ምጽራፍ እዩ ትብዓት ድዩ ንዓኻ ተስፋይ ሰማርን ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ከ ሕብረተ ምጽራፍ ድዩ ዘጠቃልል ዋላ ነዚ ንእሽተይ ወለዶ ሕብረተ ሰብ ምዝላፍ ምቁሻሽ ከም ጅግንነት ጌርኩም ተረድእዎ ኣለኹም እዚኣ ንስኻ ውን ኣብ ናይ ጸጋም ዕንክሊል ኣቲኻ ኣቲኻ ከይትኸውን ነብስኻ ፈትሽ
@user-pl1xj2yf3y
@user-pl1xj2yf3y Месяц назад
ንስኻን፣ተመስገን፣ተመንን፣ሐደ፣ኢኺም፣ንኤረትራውነት፣አጥፊእኩም፣ዓባይ፣ትግራይ፣ክተምጽኡ፣ኢኹም፣ትቃለሱ፣ዘለኹም፣እዚ፣ከአ፣ዘበት፣እዩ፣ሱቅ፣ኢልካ፣አይትለፍልፍ
@Senicho
@Senicho 2 месяца назад
ካልድ መምህር እንዳ በልናካስ ነቶም ሕብረተሰብ ዝጸርፉ ተስፋይ ሰማርን ተደንቅ ሰሚዕርካ እቲ ሕስረትርሰብ ዝጸርፍዎ ስውኣት ዝጸርፍዎ ብውሽጥኻ ከም ትቅበሎ እየ ክርዳእ ክኢለ ኣእዚ ድፍረት ወይ ሓሳብካ ምግላጽ ኣይኮነን ስድነት ከኣ ኩልይ ሕልና ዘይብሉ ይኽእሎ ተስፋይሰማርን ላቅዋን ጎጆን ዝብሃሉ ስድታት ቆልዑ ቶክቶክ ኣልርው ካብኦም ፈሊየ ኣይርእዮም እይር ንስኻ ውን ኣብታ ናይ ቅንእ ሕስድናን ጭቃ ኣሪኻ ኣለኻ መስለኒ
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 2 месяца назад
Why moslems from all over the word do their pilgrimages by going to Mecca, and Christians do the same, i.e., go to Jerusalem, clarifies the Religious Identity of people from different countries. Most of the time, people are not semantically qualified enough to discern the meanings of such technical words as Identity.
@welde9662
@welde9662 2 месяца назад
ሰላም ሰላም መምህር ካልድ እንጀራ ዓለም ብላዕ ። ጠበቓ ከምዝተቖጽሩ ንከለ ስለምንታይ ትወቅሶ ኢሎም ሽምጦም ገቲሮም ይማጎቱ። ንኻልኦት ከኣ ከንጠልጥልዎም ትርኢ። ነዓኻ ኩሉ ነውሪ ዝበሃል ኣሰኪሞም ንነብሶም ከኣ ዘሎ ዝበሃል ጽቡቅ ይወስድዎ። ፍሉይ ሓሳብ ክንቅበል ኣለና ይብሉ ካብናቶም ንእሽቶይ ፍልይ እንተኢልካ ከኣ በኣኻ ውዒሎም ይሓድሩ። ብዘካና ፍትሓዊ የለን ኢሎም ዓው ኢሎም ይዛረቡ። ኣነ ብሓሳብ ምስኹም ኣይሰማማዕን ምስ ህግደፍ ግን ምድንጋጽ ዝበሃል የለን እናበልካ ህግደፍ ኢኻ ይብሉኻ። ፍሉያት ተጣበቅቲ መንእሰያት ኮይኖም ይቐርቡ ምስኦም ዝሰማማዕ ኣምጺኦም ሃናጺ ነቐፌታ ክንዲ ዝህቡ ርእሲ የብሎምን፡ሓሳብ የብሎምን ፡።ባዕሎም ዘየማእዘንዎ ነዚ ቃልሲ ኢዮም፡ይብሉ።ንስኹም ከ እንተኢልካዮም ከኣ ልክዕ እታ ነቶም ዝነቅፍዎም ሰባት ዝብልዎም ድልየቶም ኮይና ትረኽቦም። ነቲ ቃልሲ ገዲፎም ኣብ ሕድሕድ ኩናት ኢዮም ቀንዮም።ህግደፍ ከኣ ከምዚትብሎ ዘለኻ ክገብር ቀንዩ። ከምቲ ንሓሳቦም ዝድግፍ ከምዘሎ ዝነጽጎ ከምዘሎ ከኣ ዘይርድኦም። ነቶም ዝነቅፍዎም ዘለዉ ከኣ ዝድግፎም ከምዘለዉ ዘይርድኦም። እዚ መንእሰይ ስሙ ስለዝጸውዑ ኩሉ ምስኦም ዝሰማማዕ ከምስሉ መመሪጽካ ምሳኻ ዝሰማማዕ ሃሰስ ኢልካ ቪድዮ ኣምጺኻ ክትጻረፍ ትሓድር ደሓር ከኣ እስለ እንተብሉኻ ንብምልኡ ብርጌድ ንሓመዱ ዕስለ ኢሉካ ኢሎም ኡይ ይብሉ። እቶም ንበርጌድ ንሓመዱ ዝነቅፉ እኮውን ኣብላት ናቲ በርጌድ ንሓመዱ ኢዮም።
@fsehayeteklay7563
@fsehayeteklay7563 2 месяца назад
Busul zereba,b flay ta mkri n ab qdmit alewu zbahalu sebat netom b hawri zseubwom seabtom hasebti ,mermerti neqefieta teqebelti ,n zneqefu neti hasabom b qnuna msmaun gbu melsi mhabn,sle zteneqefka unsubscribe wey ktkunen kem zeyblka kmhrwom alewom tbl..abay netbi eya..b usle mhsab aunawi enssawi bahri mkuanu nbalomn seabtomn krdewo alewom.
@yordag9538
@yordag9538 2 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-pl1xj2yf3y
@user-pl1xj2yf3y Месяц назад
ካልድ፣ፈሊጥናካ፣ናይ፣ኤርትራ፣ሐላዪ፣አይኮነን፣ኤርትራን፣ኤረትራውነትን፣ተዓዊቱ፣እዩ፣ንስኻ፣ተረድኦ፣ኤርትራዊ፣የለን
@fitsumhabtom2572
@fitsumhabtom2572 2 месяца назад
You deserve it ❤❤❤❤❤
@user-pl1xj2yf3y
@user-pl1xj2yf3y Месяц назад
አስጋኢ፣ንኤረትራ፣እቶም፣ናይ፣መንነት፣ቅልውላው፣ዘለኩም፣ብስም፣ኤርትራ፣ትሽቅጡ፣ተወልጀ፣ጥራይ፣እኹም፣አርባዕቲ፣ነጥቢ፣
@mgm4286
@mgm4286 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@BiniamTeklemariam1
@BiniamTeklemariam1 Месяц назад
No one can learn from your words because too late to fabricate lies
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 2 месяца назад
Kalid ety shiger media kefitom MIs sebat kibiasu yewlu ab kindi MIs hasabat
@kibromnega1947
@kibromnega1947 2 месяца назад
brother Khalid, i think you are still in Jet lag mood, because you cannot differentiate between constructive criticism and insulting, ሰማር and ተስፋይ are insulting ethnics individuals and leaders. their opinion is not constructive criticism. Their opinion is inflammatory , dividing, and upsetting- I understand you are entitled to your opinion but as a journalist and someone I look up to also one of the best teachers on media I was very disappointed to hear that You agree with those two idiots. you should have a balanced opinion instead of taking side. Have a good day.
@Admasforum
@Admasforum 2 месяца назад
Dear Kibrom, As. i. said ido. lways defend people. expressing thier. opinionsa nd. you. can. agree. of. disagree. with. them. but if i have heard what they said let me. clarify. that i. never heard. of what they. said. abot what. you. are raising but still. we. should. not stop. people. from expressing their ideas. toknow how. to. respond. for that would. be. our. collective role.
@habteghebre785
@habteghebre785 2 месяца назад
Kihaldsi ezi chanelka kiabi subscribe giberu EBA belom tuhztoka abi chanelka him kiabi ayikealen kemti zdle
@jonasand9thkafel256
@jonasand9thkafel256 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mikalhaile7923
@mikalhaile7923 2 месяца назад
❤🩵🩵🩵💐💐💐💐💐💐
Далее
ምስ ስርዓት ዘይውዳእ ኣበሳ
59:59
Просмотров 10 тыс.