እዘን ትርእይወን ዘለኹም ኣደይ ህንፃ ወ/ገብርኤል ምስ ስነኣእምሮኣዊ ፀገም ዘለዋ ጓለን ብሰንኪ ፍፁም ድኽነት ኣብ ዑና ተረሚሰን ከርፋዕ ናብራ ዝደፍኣ ዘለዋ ወላዲት እየን።ከምቲ ኩሉ ግዘ እትገብርዎ ነዘን ወላዲት እውን ተሓኪመን ጥዒናአን ክምለስ ዝኸኣልኩምዎ ተወከሱወን።
25 июн 2020