Тёмный

ኣበሳሪ ብ ኣወል ስዒድ / ABESARI BY AWEL SAID 

Hidmona
Подписаться 158 тыс.
Просмотров 302 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

10 фев 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,3 тыс.   
@trussom647
@trussom647 Год назад
ንዘላኣለም ወይሉኡ ነዛ ዘውዲ እዚኣ ዝትንክፍ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣት ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️✝️✝️✝️💟☪️☪️☪️
@user-bc2tw1dv4c
@user-bc2tw1dv4c Год назад
ዋውዋው አወሎም አብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ይምነየልካ አምላክ ሀገርናን ህዝብናን ሰራዊትናን ክቡር መራሒና ወዲ ርፎም ይባርክ
@MohamedIbrahim-qz7gn
@MohamedIbrahim-qz7gn Год назад
اللهم آمين 🤲
@bestfriendsplayz1711
@bestfriendsplayz1711 Год назад
Aminnn Aminnn Allahuma Aminnn
@ermiyasmedhanie5198
@ermiyasmedhanie5198 Год назад
Nice 👍👍👍👍👍👍
@ermiyasmedhanie5198
@ermiyasmedhanie5198 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@danielm402
@danielm402 Год назад
I'm proud to be Eritrawi ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌍
@amahadariamine6488
@amahadariamine6488 Год назад
Sebay sebuet nbereley
@anbessa91
@anbessa91 Год назад
እንቃዕ ኣብጸሓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወል ጀግና🇪🇷🎉
@jembereharere6385
@jembereharere6385 Год назад
ጅግና ኣወል ስዒድ ንስኻ ልኪዕ ከምቲ ይከኣሎን ዋርሳይን መንደላይን ዘመዝገቡዎ ዓዋታት ልኪዕ ካብኡ ዘይንእስ ውዕሎ ኢኻ ውዒልካ ናይ ብሓቒ ጅግና ወዲ እረይ ኣጆኻ ኣብ ጎንካን ጎኒ ሰራዊትናን ጎኒ ማራሕትና ኢና ዘለና ስለዚ መርሽ ንቕድሚት ዓወት ናትካ ኢዩ !!!"
@elaridebesai671
@elaridebesai671 Год назад
በሎም ግበረሎም ኣስመዓኒስከ ጂግና ወዲ ኤረይ ኣወል ሰዒድ ዛዚምካዮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mahmudali7181
@mahmudali7181 Год назад
@@Danitesentertainment ajoka
@abelsherifo7859
@abelsherifo7859 Год назад
@@Danitesentertainment taye eki hiskelna ketmexi mewde aleki du temherti semitawi aleki du melsley mo tay kem degbrlki kengerki
@genetgenet669
@genetgenet669 Год назад
❤❤️❤️ ❤️🇪🇷❤️ ❤️❤️❤️ I'm very proud to be Eritrean!!
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 Год назад
Proud To Be An Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ 💪🏽🇪🇷💪🏽
@teksteaskalu1197
@teksteaskalu1197 Год назад
Wawwwwww🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Год назад
መርሓባእ 🤗🤗 ደሃይካ ኣይትሓባእ ኣወሊኖ : ሰንዶም ደአ ነዞም ክርዳድ ሃገር : : proud to be Eritrean 🇪🇷♥️🇪🇷
@hannaberhane2904
@hannaberhane2904 Год назад
I have no word to describe i will say just I'm proud to be Eritrea God 🇪🇷❤ bless my beautiful ♥ country ♥ ❤ 🙏 💙 Awelino jigna keep up long life to our beloved wedi afa
@rozinaghebreabr7702
@rozinaghebreabr7702 Год назад
I’m proud to be Eritrean 🇪🇷👏🏾 ኣምላኽ 🙏🏾ኤርትራን ሕዝብን ሰራዊታን መንግስታን ይባርኽ። ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና💪🏾🇪🇷
@amanuelandeberhan126
@amanuelandeberhan126 Год назад
GOD'S EYES IS ALWAYS ON ERITREA🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏❤🤲🤲 THANKS TO HER CHILDREN'S PRAYER🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲
@salehabdu9319
@salehabdu9319 Год назад
Aweley missed you well done.To be Eritrean is dignity 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷…
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
>>>>>>ተኸታተልቲ Hidmona ክፈልጥዎ ዝግባእ። እዚ ዶክተር ኢብራሂምን መሰልቱ ልሂቃን ኣዝዩ ውሱን ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ጥራይ እዩ ዘለዎም። እዞም ከምዚኣቶም ንዝሓለፈ 40 ዓመታት ነዚ ጸቢብ ሕልምታቶም ከተግብሩ ዘይፈሓርዎ ጕድጓድን ዘይፈንቀልዎ ሽርሕን ኣይነበረን። ነዚ ሕልምታቶም ከተግብሩ ናብ ጥሩፋትን ሃብታማትን ሃገራት ዓረብ ክንደይ ዞኽዞክኽ ኢሎም እዮም። ቅድሚ ሰብ ናብ ስርዓት ኢትዮጵያ ወያነ ናብ መቐለን ኣዲስን ፣ ናብ ሰንዓ ፎረም ዝበሃላ ናብ በዓል እስላማዊትን ዓረባዊትን ሱዳን የመን ተማላሊሶም ፡ ክንደይ ገንዘብን ንብረትን ተዋሂቦም። ካብቲ ዘገርም ኣብዚ ኩሉ ልዕሊ 40 ዓመታት ዘሀውተትዎ ሰንፈላል ጉዕዞ ፡ ይትረፍ ንኤርትራ ክቕይሩ ፡ ነቶም ንውክሎም ኢና ዝብልዎም ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣብ ሓደ ኣምጺኦም ፡ ሓንቲ እትረብሕ ውድብ ብስም ኣስላም ክምስርቱ ኣይከሉን። ሎሚ ዶክተር ሲራጅን መሰልቱን ሓንቲ ውሑዳት ኣብ ዙርያ ሃይማኖት ኣስላም እተጠርነፈት ፣ ብዙሕ ሰዓቢ ዘይብላ ጉጅለ ወይ ማህበር ናይ ዑቕብ እትመስል ፡ ንሽሙ ኣላትና ይብሉ። እዚ ኩሉ ከንቱ ሕልምታቶም ንኤርትራን ህዝባን ብግቡእ ስለዘይፈልጥዎ እዩ። በቲ ናቶም ኣዝዩ ድሑርን ቀቢላውን ኣተሓሳስባ ንኤርትራ ልክዕ ከም ሱዳን ወይ ስዑዲ ዓረብ ፣ ብዓይኒ እስላማዊ ሃይማኖት ጥራይ እዮም ዝርእይዋ። እዚ ከኣ ኣብ ጀብሃን ቅያዳ ኣል ዓማን ተፈቲኑ ቀደም ዝፈሸለ እዩ። እዚ ኩሉ ሕልምታቶም ከንቱ ኮይኑ ስለ ዝፈሸለ ፡ ቀደም ውን ዝነበረ ሎሚ ሓዲሽ ታክቲክ ያኢ ተባሂሉ ፡ ሒዘምዎ ዘለዎ ኣብ ውሽጢ ብሄረ ትግርኛ ንሳቶም "ክርስትያን ከበሳ" ዝብልዎ ሰሊዅካ ኣቲኻ ፡ ከፋፋሊ መርዛም ፖሮፓጋንዳ ምፍናው እዩ። ነዚ ንምትግባር ኣቐዲሞም ሓለይቲ ናይ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ መሲሎም ቀሪቦም ፡ ንሓማሴን ኣብ ምጽላም ኔሩ። ደሓር ውን ቀጺሎም ነቶም ሰራየ እዮም ዝብልዎም ኣብ ምንጻል ከቢድ ናይ ጸለመ ዘመተ ኣካይዶም። ድሕሪ እዚ ውግእ ናይ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ ሓለይቲ ናይ ሓማሴን ተመሲሎም ፡ ኣብ ኣንጻር ኣውራጃታት ሰራየን ኣከለጉዛይን ሓደገኛ መርዝታት ይነዝሑ ኣለዉ። ኣብዚ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ፡ ኩሉ ሃይማኖታውን ዓረባዊ ኣጀዳታቶም ብዓይኒ መንእሰያት ኤርትራ ተቃባልነት ስኢኑ ስለ ዝፈሸለ ፡ ናይ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆል ፡ ዘመተ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ፡ ዝኾነ ፡ ንኹሉ ለካሚ ናይ ቀቢጸ ተስፋ ፕሮፓጋንዳዊ ስጕምቲ ይወስዱ ምሃላዎም ፡ ኩሉ ሰብ ክፈልጥ ይግባእ። እቲ ምኽኒያት ንልዕሊ ኣርብዓ ዓመት ሃውቲቶም ፣ ኮብሊሎም ፣ ዓጢቖም ፣ ብዙሕ ሃተፍተፍ ኢሎም ሓንቲ እኳ ንስም ፍረ ናይ ማሕበር ኣየፍረዩን ፡ ነቲ ናትና ዝብልዎም "ኣስላም ናይ ኤርትራ" ውን ዋላ ኣብ ሱዳን ከይተረፈ ክጸልዉዎ ወይ ክዉድብዎ ኣይበቅዑን። ስለዚ ፡ መንእሰያት ኤርትራ በዚ ከንቱ ናይ በዓል ኢብራሂም ሲራጅን መሰለቱን ናይ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ዓዶኽዶኽ ፡ ከም ናይ ጥርሑ ፊስቶ ገረውረው ስለዝኾነ ብዙሕ ግዜ ኣይተጥፍኡሎም።
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 Год назад
ወትሩ ህዝባዊ ግንብባር ዘለልኣላማዊ ዝክርን ክብርን ኒሰማታት ኣወት ኒሓፋሽ❤️🇪🇷❤️🌹👍
@godalwayswithme28
@godalwayswithme28 Год назад
Im proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷❤️❤️❤️
@naduabaaba9585
@naduabaaba9585 Год назад
Wawwww aweli wedi eri ambesaye dongikana endka embah bel wedi eri 🌺🥰❤🇪🇷🕌💘⛪🇪🇷❤🥰🌺💝💝💝💝👍👍👍👍💪💪💪💪
@galere1670
@galere1670 Год назад
ሰራዊትና ሲዒሩ መጺኡ አሎ 💪🙏ዓወት ንሐፋሽ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyobhabtom8285
@eyobhabtom8285 Год назад
ተጋሩ ጓሓፍት ምሳኩም ኣከለ ሰላም የለን ሕውነት የለን ኣከለ ኣውል ሲዒድ miss u
@ahmedabdurrezak9702
@ahmedabdurrezak9702 Год назад
Awel, words fail to express my feelings towards your presentation of today. You created an atmosphere of brotherhood among true Eritreans. May Allah guard you and all Eritreans from our enemies.
@regatzeray9547
@regatzeray9547 Год назад
🇪🇷 ሰራዊትና ስዒሩ መጽአሎ!!💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኽብሪ ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsatesfa8519
@elsatesfa8519 Год назад
አወል ጅግና💪 እንኳዕ ብድሐን መጻኻ 🇪🇷🇪🇷👍👍
@ed2821
@ed2821 Год назад
We miss you our hero, welcome voice of Eritrea dear Awel, and I 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🕌⛪️🙏🇪🇷❤️❤️
@galeritra6083
@galeritra6083 Год назад
Proud to be Eritrean 🇪🇷 ❤️ 😍
@papihadgu6224
@papihadgu6224 Год назад
Proud to be Eritrean ❤️❤️❤️🫶🇪🇷🫶✌🏻👍🙏Thanks Awel 👏👏👏💪keep up !!!!!!!
@wt7061
@wt7061 Год назад
በሉ ይሕዋት ጀጋኑና ጅግንነቶም ኣርኦምና ንሕና ኸ ሀየ ንምህናጽ ሀገርና መዓንጣና ሸጥ ኣጆኹም ኣጆና ዓዓቅምና ንግበር ኣይንዛነ እዩ ደሎ ሰዓቱ ኣወሊኖ ንኺድ ጥራይ ብርሃን እዩ ቅድሜና። 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Год назад
ጂግና አወል ሲዒድ መግለጺ ሲኢነልካ ዕድመን ጥናን ይህቢኩም ሚስ ጀጋኑና ዓይኒ አባይኩም ድፍን ይበል። 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helenormike8338
@helenormike8338 Год назад
I am proud to be eritrean God bless you good job amazing peace to all eritreans more blessings to all heros. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mariamdearit7665
@mariamdearit7665 Год назад
ኣወለይ ጅግና፡ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል፡ ተደቢረ እግርኹም ይስዕም ኣለኹ፡ ዕድመ ንመንግስትና፡ ህግደፍ ንዘልኣለም፡ ዓወት ንሓፋሽ
@omeraliabdu7353
@omeraliabdu7353 Год назад
Salam salam awalino welcome
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 Год назад
እንቃዕ ብዳሐን መጻእካ አወል ልብና መቅሰን። ዕ ዲመን ጥዕናን ይሀብካ ሐየት ወዲ ሐላል መረት። 🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾
@jimihd4379
@jimihd4379 Год назад
Woooooooow ብጣዕሚ ዘኹርዕ ጅግንነት አዩ ኩራዕ ኤርትራዊ 👉🇪🇷👈
@ayubahmed6414
@ayubahmed6414 Год назад
Awel is an extraordinarily talented guy I have no words to say except to say I’m very proud of you !!!!!
@almaznguse1076
@almaznguse1076 Год назад
I'm so proud to be Eritrean God bless Eritrea 🇪🇷 ❤️ 🙏
@varfay771
@varfay771 Год назад
Awel isn't an ordinary artist he's extremely extraordinary I have no words to describe him we love you ❤️ Eritrea
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
mmmm @Ali bin Ali ዝኸበርካ ዓሊ ቢን ዓሊ፡ እዚኣ ናትካ ቀንዲ መልሲ እያ። ናተይ ብድሕሪኣ ትስዕብ። "እቲ ኣስላማይ ግን ዓረበኛ ሃገራዊት ኮይና ኣይኮይና ካብ ምምሃራ ዓዲ ኣይወዕልን እዩ ምኽንያቱ ነቲ ቁዱስ መጽሔፉን ከቡር ቃል ነቢዮን ብዓረብ ስለ ዝኾነ።" ክቡር ሓው ፡ ዝሃብካዮ መልሲ የቐንየለይ። እዚ ኮይኑ ትሕዝቶ መልስካ ኣብ ሃይማኖት ዙርያ እዩ ዝምርኮስ። ነዚ ንምግላጽ መሰልካ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ፡ ኤርትራ መሰረታ ኣብ ሃይማኖት ኣይኮነን። ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይኮነትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ህዝቢ ፡ ከምዚ ዝገለጽካዮ ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ። ንኣብነት ንበል ፡ ሓደ ኣባል ብሄረ ኩናማ ወይ ብሌን ወይ ዓፈር መግለጺኦም ሃይማኖት ዘይኮነ እንታይ ደኣ ብሄሮም እዩ። ስለዚ ፡ በቲ ናይ ብሄሮም ባህሊ ፣ መንነት ቋንቋ ወዘተ እዩ ዝግለጽ። ሃይማኖት ናይ ብሕትኻ እዩ ፡ ኣብ ገዛኻ ወይ መስጊድካ ወይ ቤትኽስያንካ ብሕጊ ቀኖና ድላይካ ግበሮ። ቁርኣንካ መጽሓፍ ቁዱስካ ብዓረብ ኣንብቦ ብፋርሲ ወይ ብግእዝ ወይ ብላቲን ፡ ንመንግስቲ ኣይምልከትን እዩ። ብሰንኪ ሃይማኖት ዝኾነ ሓደ ቋንቋ ብእምነት ኣሳቢብካ ፡ ብሕጊ ናብ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ናብ ሓደ ወዲ ብሌን ወይ ንጓል ዓፈር ክትጽዕኖ ፡ ኣነ ወይ ንስኻ ሕጋዊ መሰል የብልናን። በዚ ኤርትራ ብሰላምን ርግኣትን ክትቅጽል ትኽእል እያ። ካብዚ ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖት ተመስሪታ ቀጻልነት የብላን። ሃይማኖት ካብ ገዛኻ ወጺኡ ኣብ መንግስቲ ኣትዩ ከማሓድር ምስ ዝፍትን ከም ዕጫ ናይ ሶማል ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ኣፍጋኒስታን ፣ ኢራን ፣ ኣልጀርያ ፣ ዒራቕ ፣ ናጀርያ ፣ ማሊ ፣ ፓኪስታን ፣ ሶርያ ወዘተ ኣቲኻ ፡ ካብ ዘይውዳእ ነውጽን ዕግርግርን ኣይትወጽእን ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ 85% ናይ ህዝቢ ኤርትራ የጠቓልል። ኣብ ትምህርቲ ከኣ እንግሊዝኛ ቀንዲ ናይ ሳይንስን መራኽብን ቋንቋ እዩ። መንነቱ ክብሩ ቋንቋታቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ከመይ ኣቢሉ እዩ እትረብሕ ሃገር ክምስርት ዝኽእል፧ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈላልዩ ክርእዮ ኣለዎ። ኤርትራ ከም በዓል ስዑድያ ፣ ሱዳን ፣ ፓኪስታን ወዘተ ኣይኮነትን። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ፣ ጣልያንኛ ወይ ዓረብኛ ኵወርስ ኣይተጋደለን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክነብር ወይ መንነቱ ከኽብር ኣለዎ ወይ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብሓባር ክነብር ኣይክእልን እዩ። ብናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት እትምስረት ሓንቲ ሃገር የላን። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ክልተ ወይ ሰልሰተ ሃገር ተመቓቒላ ክተርፍ እያ።
@eyueltekelu
@eyueltekelu Год назад
Wawww enqa bdhan mexaka edmen tenann yhabka aweley enqa kabakum teweledku
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
.... @Ali bin Ali ዝኸበርካ ዓሊ ቢን ዓሊ፡ እዚኣ ናትካ ቀንዲ መልሲ እያ። ናተይ ብድሕሪኣ ትስዕብ። " ... እቲ ኣስላማይ ግን ዓረበኛ ሃገራዊት ኮይና ኣይኮይና ካብ ምምሃራ ዓዲ ኣይወዕልን እዩ ምኽንያቱ ነቲ ቁዱስ መጽሔፉን ከቡር ቃል ነቢዮን ብዓረብ ስለ ዝኾነ።" ክቡር ሓው ፡ ዝሃብካዮ መልሲ የቐንየለይ። እዚ ኮይኑ ትሕዝቶ መልስካ ኣብ ሃይማኖት ዙርያ እዩ ዝምርኮስ። ነዚ ንምግላጽ መሰልካ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ፡ ኤርትራ መሰረታ ኣብ ሃይማኖት ኣይኮነን። ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይኮነትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ህዝቢ ፡ ከምዚ ዝገለጽካዮ ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ። ንኣብነት ንበል ፡ ሓደ ኣባል ብሄረ ኩናማ ወይ ብሌን ወይ ዓፈር መግለጺኦም ሃይማኖት ዘይኮነ እንታይ ደኣ ብሄሮም እዩ። ስለዚ ፡ በቲ ናይ ብሄሮም ባህሊ ፣ መንነት ቋንቋ ወዘተ እዩ ዝግለጽ። ሃይማኖት ናይ ብሕትኻ እዩ ፡ ኣብ ገዛኻ ወይ መስጊድካ ወይ ቤትኽስያንካ ብሕጊ ቀኖና ድላይካ ግበሮ። ቁርኣንካ መጽሓፍ ቁዱስካ ብዓረብ ኣንብቦ ብፋርሲ ወይ ብግእዝ ወይ ብላቲን ፡ ንመንግስቲ ኣይምልከትን እዩ። ብሰንኪ ሃይማኖት ዝኾነ ሓደ ቋንቋ ብእምነት ኣሳቢብካ ፡ ብሕጊ ናብ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ናብ ሓደ ወዲ ብሌን ወይ ንጓል ዓፈር ክትጽዕኖ ፡ ኣነ ወይ ንስኻ ሕጋዊ መሰል የብልናን። በዚ ኤርትራ ብሰላምን ርግኣትን ክትቅጽል ትኽእል እያ። ካብዚ ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖት ተመስሪታ ቀጻልነት የብላን። ሃይማኖት ካብ ገዛኻ ወጺኡ ኣብ መንግስቲ ኣትዩ ከማሓድር ምስ ዝፍትን ከም ዕጫ ናይ ሶማል ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ኣፍጋኒስታን ፣ ኢራን ፣ ኣልጀርያ ፣ ዒራቕ ፣ ናጀርያ ፣ ማሊ ፣ ፓኪስታን ፣ ሶርያ ወዘተ ኣቲኻ ፡ ካብ ዘይውዳእ ነውጽን ዕግርግርን ኣይትወጽእን ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ 85% ናይ ህዝቢ ኤርትራ የጠቓልል። ኣብ ትምህርቲ ከኣ እንግሊዝኛ ቀንዲ ናይ ሳይንስን መራኽብን ቋንቋ እዩ። መንነቱ ክብሩ ቋንቋታቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ከመይ ኣቢሉ እዩ እትረብሕ ሃገር ክምስርት ዝኽእል፧ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈላልዩ ክርእዮ ኣለዎ። ኤርትራ ከም በዓል ስዑድያ ፣ ሱዳን ፣ ፓኪስታን ወዘተ ኣይኮነትን። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ፣ ጣልያንኛ ወይ ዓረብኛ ኵወርስ ኣይተጋደለን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክነብር ወይ መንነቱ ከኽብር ኣለዎ ወይ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብሓባር ክነብር ኣይክእልን እዩ። ብናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት እትምስረት ሓንቲ ሃገር የላን። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ክልተ ወይ ሰልሰተ ሃገር ተመቓቒላ ክተርፍ እያ።
@asmeromghebrezgaabher1290
@asmeromghebrezgaabher1290 Год назад
መርሓብ ኣወል እምኩዓ ብሰላም መጻካ ክንጽበየካ ኢና ጸኒሕና እምኩዓ ብሰላም መጻካ ቀጽሎ ሃንቀው ኢልና ኢና ንጽበየካ ሓበን ኩርዓት ድማ ይስማዓኒ ሓውና ምካንካድማ ንሕጎስ በርትዕ፡
@anesemnetabotateyg1816
@anesemnetabotateyg1816 Год назад
You are an extraordinary person. U you tell great stories with an amazing voice. Proud of you ወዲ ኤረይ. 👏👏👏👏👏💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsigetesfaye2690
@tsigetesfaye2690 Год назад
I am proud to be eritrean God bless 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 Год назад
ሎሚ ትሓጊሰ ኣለኩ::ዕግርግር ቤት ክርስትያን ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብሰላም ተፈቲሑ::ኣወሊኖ ጅግና ወዲ ህዝባዊ ግንባር::ዕድመን ጥዕናን ንሰራዊት ሻዓብያ ይኩን::❣️🙏🇪🇷❣️🙏🇪🇷❣️🙏🇪🇷🕊🕊🕊
@filidc6314
@filidc6314 Год назад
ዘሐርቅን ዘሐጉስን ጽሕፈት ብሓንሳብ ጽሒፍካ ኣብታ ናይ ኦርቶዶክስ ሓጎስ ኣብ ናይ ኣወል ፍቱሕ ከልቢ ከኣ ጓሂ ልኢኽካ
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho Год назад
I am proud of you my love brother 👍🇪🇷☪️💐✝️🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@nigistybana6849
@nigistybana6849 Год назад
Proud to be Eritrea 🇪🇷❤ enkae hagosena deki erey 🇪🇷❤
@rahelrahelina4684
@rahelrahelina4684 Год назад
Proud to be Eritrean!!! Proud of our defense force!!! Thanks Awel Jgna for your works !!!!
@yosephmichael3165
@yosephmichael3165 Год назад
ክላ ቡእነት ኣወል ኣደ ውሊዳ ትምከን ሐየት መግለጺ ይብለይን ብኣኻ❤
@Saba-bv7xb
@Saba-bv7xb Год назад
Awel you are very talented and creative. I am so proud 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤❤❤❤❤
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Год назад
Sabi gaul Erey Subscribe eba hagzni
@lulyo50
@lulyo50 Год назад
Proud to be Eritrean 👌💯🇪🇷, Awet nhafash! nkud tray deki erey 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dendennakfa5463
@dendennakfa5463 Год назад
proud to be Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@user-wh1jy4bt7t
@user-wh1jy4bt7t Год назад
አወለይ ክፅበየካ ቀንየ እንቁዕ ደሓን መጻእካ ክቡር ጀግና ወዲ ኤረይ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fm1qr2pg4t
@user-fm1qr2pg4t Год назад
انا كمان كنت علي انتظار
@tsep5647
@tsep5647 Год назад
Thank you , for providing us an outstanding poem about our storical victory , against all the attacks of Eritrea's Enemies . AWET NEHAFASH AND HGDEF ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍
@sinatekle7846
@sinatekle7846 Год назад
ዓዱ ዝፈቱ ኩቡር እዩ።ዋላ ጅግና አይትኹን ንጀጋኑ ክብሪ ሃብ።ከዳዕ ክውለድ የብሉን።ስለዚ አወል ሲዒድ ወዲ ሐላል መሬት ተባረኽ ንበረልና ጥራሕ እየ ዝብል አምላኽ ይኣክለኩም ይበለና።
@abelnegasi1828
@abelnegasi1828 Год назад
Thank you, Awel Seid. You put it exactly the way it's, I'm so proud of you.
@ami_su
@ami_su Год назад
አወለይ እንኻዕ ሓጎሰና ኤሬና አኹሪዕናያ ብደምና,ብቀለምና, የውሃና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@weinidesta4221
@weinidesta4221 Год назад
ወሰደ ኣወል በዓል ስረ።ጅግና ሰራዊት ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@seidfthi3473
@seidfthi3473 Год назад
Ata lkebat
@ruiofyioo5205
@ruiofyioo5205 Год назад
ሰብኣይ ብሓቂ
@adhanomtekeste1286
@adhanomtekeste1286 Год назад
ኣወልሊኖ ሰብኣይ
@sdet-id3oc
@sdet-id3oc Год назад
Gal gash deki
@scanescane5974
@scanescane5974 Год назад
Love is a wealth
@mehari4521
@mehari4521 Год назад
So proud ወዲ ሓጎሰ 👏🇪🇷 ሰላምኩም ይስስን ደቂ ኤረይ
@fevenberhane83
@fevenberhane83 Год назад
Wow Awelino I have no words u are Genius I'm so proud to be Eritrean ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🙏
@Josephsol55
@Josephsol55 Год назад
Awel seid is not an ordinary artist he is extraordinary! I have no words to describe him. He say exactly what every Eritrean wants to say. What a man ! ❤❤❤
@senchoele4899
@senchoele4899 Год назад
Welcome simi junta wesede awel beal sire wesede shaibya beal sire proud to be Eritrean🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Год назад
Wedi rimey Subscribe eba hagzeni
@2006blaines
@2006blaines Год назад
Eritrea ForeverThank you for the powerful voice🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@mohammedtaher6268
@mohammedtaher6268 Год назад
Welcome awel legend...proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jemanejemane91
@jemanejemane91 Год назад
Proud to be an Eritrean ♥️🇪🇷
@shiroshiro4920
@shiroshiro4920 Год назад
I missed my brother so Koop up 🇪🇷🇪🇷 proud to Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@barud7769
@barud7769 Год назад
proud to be your brother and proud to be an ERITREAN . Long life to you bro keep it on .
@selambekru4589
@selambekru4589 Год назад
Awle 100 by 100 God bless you and oll Eritrea 🇪🇷🙏people 🙏❤I love Eritrea 🇪🇷
@eri_ayt
@eri_ayt Год назад
The amazing Awel, thanks God you are WEDI ADEY, WEDI HAGEREY, WEDI EREY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea for Eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea has prevailed 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@girmawitwelde4579
@girmawitwelde4579 Год назад
Happy Anniversary fenkil 33 years 🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 Год назад
ክብር መጎስን ንሰራዊትና!!❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritreaforever64
@Eritreaforever64 Год назад
Awel Said you are exceptional. I am speechless 😶 proud proud Eritrean🇪🇷❤️🇪🇷
@naxiertrawit3404
@naxiertrawit3404 Год назад
We miss you awelino I am proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤️
@hayatahmed9992
@hayatahmed9992 Год назад
ጀግና ኤርትራዊ ድምጺ ህዝቢ ድምጽካ አይተጥፍእ ድምጽካ ብሃረርታ ኢና ንጽበዮ አጆኪ ሃገረይ እዚ ጊዜ ጊዜናዩ ጸሓይና በሪሁ መሬትና ክልምልም እዩ ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ዘላአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ክቡር ሞጎስ ንጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
@teameberhe8240
@teameberhe8240 Год назад
ከመይ፧ እስከ ንገረኒ ከመይ ጌሩ ኢዩ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ዝኾነ፧
@hayatahmed9992
@hayatahmed9992 Год назад
@@teameberhe8240 ንኤርትራዊ ምንጋር አየድልዮን እዩ ኤርትራዊ እንተዘይ ኮንካ ድማ ንኤርትራውያን እዩ ዝምልከት
@arsiema2
@arsiema2 Год назад
@@teameberhe8240 ayeee tm mbal do aymhashekan
@teameberhe8240
@teameberhe8240 Год назад
@@hayatahmed9992 ይሓተካ ኢየ ዘለኹ ብሩኸይ፧ እቲ ዘኹርዓካ ዘሎስ እንታይ ኢዩ፧ ተሰዲድና ዓለም ስለዝመላእናያ፧ ኣብ ፈቐድኡ ስለዝሞትና፧ መንነትና ክብርታትና ስለዝሰኣና፧ ኣሕዋትና ኣቦታትካ ብዘይ ድሌቶም ስለ ዝተጋደሉ፧ ኣብ ጎሬበት ዓዲ ኬድና ስለዝዘመትና/ዝሞትና፧ ቤተክርስትያናት ስለ ዝባደመ፧ ሃገርና ገዛና ስለዝዓነወ፧ ወለድና ገንዘብ ተተርኢሶም ኣስቤዛ ዝገብረሎም ሲኢኖም ኣብ ገዝኦም ተዓጽዮም ዝለዝሞቱ፧ እንታይ ኢዩ እቲ ዘኹርዓና፧ በጃኻ እባ መልሰለይ!፧ ኣወል ኣብዚ መጽዩ ብሑሉል ቓላት እንተዘመረ ደድሕሪኡ ክንፍክር ኣለና!፧ በቓ ካልእ የለን፧
@nahom1628
@nahom1628 Год назад
እዚ ትትንትኖ ዘለካ ናትካ ፍርሕን ድካም ዘምጽኦ እምበር ምስ ኤርትራውነት ዝተኣሳስር ኣይኮንን : ንስካ ንሓደ ኣረጊት ስብኣይ ፈሪሕካ ስለ ዝሃደምካ ናትካ ሩሙስ ምኮን ምስ ናይ ኤርትራዊ ኩርዓት ኣይተኣሳስር : ዝሓለፈ ወልዶ ካብ ሽግሮም መስተንክር ፈጺሞም ዝደልዎ ገይሮም እዮም : ናይ ሎሚ ድማ ናብ ስድርኦም ሚሳይላት እሳት ክደርብዮም ስቅ ኣይበለሉን ነቲ ኣስመራ ኣይስመዕን እየ ዝብል ዝነብረ ኣብ ካምፒ ዶጊኖሞ ኣጽዋሩ ማሪኮሞ መጽኦም ኣለው : ስለዚ ኤርትራውን ነቶም ዝልሕጸጽሉን ዝደክምሉን ዘለው ክርዓት እዮ : ንዓካ ግና እንዳ ሃደምካ እንዳ ተስደካን ክርድኣካ ኣይክእልን እዮ : ኤርትራውን ናይ ተባዓት ኣብ ሃገሮም ዘለው እዮ እሞ ውድሓንካ
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 Год назад
Awelino you are awesome Amazing I admire you and I have no words to describe you,💪👍🏾💯🇪🇷🇪🇷🙏
@seni2749
@seni2749 Год назад
I am proud to be Eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷❤️ thank you Awelino jgna ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@sms8733
@sms8733 Год назад
ኣወል ጅግና ስሚ ጸላእቱ proud of you 👏 🥰 💛
@Zenatat
@Zenatat Год назад
አወል ፈውሲ ሕማም ትሕቲ ሃገራዊ ስሚዐት, ናይ ዘላ ኤርትራን ትመጽእን መርአያ ኢካ አጆካ ወዲ ሓቦይ ንኪድ ጥራይ
@fevenhaile4089
@fevenhaile4089 Год назад
I am proud my lovely country Eritrean ❤️
@biniamgebrehiwet
@biniamgebrehiwet Год назад
ጸሎተይ ከም ኣወል ክትበሑልና የ ዝደሊ ።proud to be Eritrean.
@S19-word
@S19-word Год назад
Welcome aweley❤🙌😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ኣለና'ዶ ዋርሳይ ተረከብቲ ሕድሪ እዚ ናይ ወለዶ ዕዮ እዩ ። እወ ሕድሪ ሰማእታትና❤
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 Год назад
Proud to be Eritrean now,always and forever. God bless this beautiful country and her kids ❤❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
ዝኸበርካ ዓሊ ቢን ዓሊ፡ እዚኣ ናትካ ቀንዲ መልሲ እያ። ናተይ ብድሕሪኣ ትስዕብ። "እቲ ኣስላማይ ግን ዓረበኛ ሃገራዊት ኮይና ኣይኮይና ካብ ምምሃራ ዓዲ ኣይወዕልን እዩ ምኽንያቱ ነቲ ቁዱስ መጽሔፉን ከቡር ቃል ነቢዮን ብዓረብ ስለ ዝኾነ።" ክቡር ሓው ፡ ዝሃብካዮ መልሲ የቐንየለይ። እዚ ኮይኑ ትሕዝቶ መልስካ ኣብ ሃይማኖት ዙርያ እዩ ዝምርኮስ። ነዚ ንምግላጽ መሰልካ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ፡ ኤርትራ መሰረታ ኣብ ሃይማኖት ኣይኮነን። ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይኮነትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ህዝቢ ፡ ከምዚ ዝገለጽካዮ ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ። ንኣብነት ንበል ፡ ሓደ ኣባል ብሄረ ኩናማ ወይ ብሌን ወይ ዓፈር መግለጺኦም ሃይማኖት ዘይኮነ እንታይ ደኣ ብሄሮም እዩ። ስለዚ ፡ በቲ ናይ ብሄሮም ባህሊ ፣ መንነት ቋንቋ ወዘተ እዩ ዝግለጽ። ሃይማኖት ናይ ብሕትኻ እዩ ፡ ኣብ ገዛኻ ወይ መስጊድካ ወይ ቤትኽስያንካ ብሕጊ ቀኖና ድላይካ ግበሮ። ቁርኣንካ መጽሓፍ ቁዱስካ ብዓረብ ኣንብቦ ብፋርሲ ወይ ብግእዝ ወይ ብላቲን ፡ ንመንግስቲ ኣይምልከትን እዩ። ብሰንኪ ሃይማኖት ዝኾነ ሓደ ቋንቋ ብእምነት ኣሳቢብካ ፡ ብሕጊ ናብ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ናብ ሓደ ወዲ ብሌን ወይ ንጓል ዓፈር ክትጽዕኖ ፡ ኣነ ወይ ንስኻ ሕጋዊ መሰል የብልናን። በዚ ኤርትራ ብሰላምን ርግኣትን ክትቅጽል ትኽእል እያ። ካብዚ ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖት ተመስሪታ ቀጻልነት የብላን። ሃይማኖት ካብ ገዛኻ ወጺኡ ኣብ መንግስቲ ኣትዩ ከማሓድር ምስ ዝፍትን ከም ዕጫ ናይ ሶማል ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ኣፍጋኒስታን ፣ ኢራን ፣ ኣልጀርያ ፣ ዒራቕ ፣ ናጀርያ ፣ ማሊ ፣ ፓኪስታን ፣ ሶርያ ወዘተ ኣቲኻ ፡ ካብ ዘይውዳእ ነውጽን ዕግርግርን ኣይትወጽእን ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ 85% ናይ ህዝቢ ኤርትራ የጠቓልል። ኣብ ትምህርቲ ከኣ እንግሊዝኛ ቀንዲ ናይ ሳይንስን መራኽብን ቋንቋ እዩ። መንነቱ ክብሩ ቋንቋታቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ከመይ ኣቢሉ እዩ እትረብሕ ሃገር ክምስርት ዝኽእል፧ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈላልዩ ክርእዮ ኣለዎ። ኤርትራ ከም በዓል ስዑድያ ፣ ሱዳን ፣ ፓኪስታን ወዘተ ኣይኮነትን። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ፣ ጣልያንኛ ወይ ዓረብኛ ኵወርስ ኣይተጋደለን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክነብር ወይ መንነቱ ከኽብር ኣለዎ ወይ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብሓባር ክነብር ኣይክእልን እዩ። ብናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት እትምስረት ሓንቲ ሃገር የላን። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ክልተ ወይ ሰልሰተ ሃገር ተመቓቒላ ክተርፍ እያ።
@legstgebrmiram1588
@legstgebrmiram1588 11 месяцев назад
😊😊Üü😊ü😊üü😊üü😊😊😊ü😊😊😊😊~😊😊😊😊
@Adonayshow
@Adonayshow Год назад
Proud to be 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrean ❤
@awetashtekeste8136
@awetashtekeste8136 Год назад
Proud to be Eritrean well done ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏
@fevenabraham1300
@fevenabraham1300 Год назад
ናሓደርካ ዘሕብን ኤርትራዊ መንነት ኣወለይ ጅግና
@eritreabest4834
@eritreabest4834 Год назад
Awelino ambesa Ambesa thanks I hope if we can hear your voice every month, your voice and your thoughts gives us energy and motivation because we love so much our country eritrea 🇪🇷, specifically who lives out side eritrea including me many challenges social media so when you gives information and truthful thoughts about our country gives us a big hope so thanks bro ❤️, and I want say thanks and big respect eritrean hero's leaders and soldiers peace ✌️ ❤️ to our country eritrea 🇪🇷.
@hawisamru4195
@hawisamru4195 Год назад
እንካዕ ብሰላም መጻካ ጡዑም ድምጺ ብስራትካ ኣይታሓባኣና ኣወል ሲዒን ጂግና ጸረ ተቃሞርቲ
@meronteklu5410
@meronteklu5410 Год назад
Proud to Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awel ambesa wedi erey
@yordasegid9416
@yordasegid9416 Год назад
Proud to be Eritrean ❤❤❤ Thanks Awel ❤❤❤❤❤
@user-mi2zu4jg8j
@user-mi2zu4jg8j Год назад
ንጉሰይ እንቃዕ ብሰላም መጻካለይ 🇪🇷💪💪
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Год назад
Asev Asey Asey Amlake Eritrea 🇪🇷 ykber ymesgen Amen Awel. AWEL AWEL. AWEL MALET WEDI HALAL MERET AMLAK YBARKA ELLLLLLLLL TEMESGEN AMLAKE ERITREA 🇪🇷 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@awetashberhane7195
@awetashberhane7195 Год назад
Wow, wow Awelino you are extra Ordinary , well talented, a master peace as always , proud of you. Well come home our Heroes.❤💯💥👌🙏🌹❤❤
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 Год назад
Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro Aweley jigna Wedi jeganu 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷::''
@aronhenok6131
@aronhenok6131 Год назад
Proud to Eritrea 🇪🇷✊🏽🇪🇷
@azebtesfaye7000
@azebtesfaye7000 Год назад
I'm proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤️ ✨️ ♥️ 💖
@hanaasmerom1051
@hanaasmerom1051 Год назад
I'm glad he mentioned Aregay Hagos, he deserves to get recognized 👏 great job 👏
@fn7619
@fn7619 Год назад
አወለይ አበሳሪ ጥዑም ወረ እንቋዕ አብዚ አብቀዓና ሰማእታትና አብ ዘለዉዎ ይቅሰኑ ክብርን ሞጎስን ንመንግስትን ህዝብን ሐይልታት ምክልካልን።🙏🙏🙏🙏💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helengmichael457
@helengmichael457 Год назад
Awel Said one of our heroes. Thank you for existing and fighting for Eritrea 🇪🇷 I admire you ❤
@heruy8274
@heruy8274 Год назад
He is fighting for his master.
@matirobel
@matirobel Год назад
Proud to be Eritrea ❤❤❤
@degolyohannes542
@degolyohannes542 Год назад
WOW, I am always proud to be Eritrean ❤❤💯💯💪💪
@esayastesfamariam6931
@esayastesfamariam6931 Год назад
'M proud of you Awel nefsi, u r a Conquer son of Eritrea ❤️ . Proud to be Eritrean 🇪🇷🐪😘🙏.
@eritree9794
@eritree9794 Год назад
🌴🇪🇷Eritrea🇪🇷🌴 Beautiful Presentation ZU 23 { Awel Said } Truth and Eritrea Always Prevail. ✌Eritreanizm 4 Ever✌
@beautifulday7502
@beautifulday7502 Год назад
@EriTree Habibi 💕 Congratulations my lovely we Eritreans have Done it again 💕 wishing you all the best health and wellbeing 🌻🌻🌻🌻See you in Eritrea 💕 💕 💕 💕
@yeshijimma2210
@yeshijimma2210 Год назад
🌴🌴🇪🇷🇪🇷🌴🌴@ EriTree ኤሪትራ ያሆ🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💒💒🕌💒✊🏽✊🏽🐪🐪🐢🐢
@eritree9794
@eritree9794 Год назад
@@beautifulday7502 Likewise Shanet , All the Best Maero. 😍😍😍🌹🙏
@eritree9794
@eritree9794 Год назад
@@yeshijimma2210 Merhaba HafteY NateY. 🌹😍😍ክበርለይ😍😍🌹
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 Год назад
አት ኣቦ መትከልን ኣቦ መከተን ኣቦ ልምዓትን ብልጽግናን ዘይሕለል ምዑት ኤርትራዊ ሰራዊትና ስዕሩን ንክሉ በርሃዉሃዉ ኣብልዎ ኣብታ ደሴት ሰላምን ደሴት ፍቕርን ሕዉነትን ኣደ 9ስድራ ኤረና ተመሊሱ ኣሎ ሰራዊትና የዉሃና ንበሎ ደቂ ኤረይይይይ thanks more Awelino forever.
@senayselemun1665
@senayselemun1665 Год назад
Aweley edmen tienan. Wedi hzbi, haben hizbn hagern. Kibrn mogosn n hayltat miklkal Eritrea. Zelalemawi zikrn kibrn n semaetatna wetru awet nhafash!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍❤️❤️👍💕💕💕😍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@rahelghirmay7555
@rahelghirmay7555 Год назад
Yesss indeed! Serawitna sieru hageru temelisu proud of them 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪💎👑✌️👌
@semsem4563
@semsem4563 Год назад
ሰራዊትና ሰራዊት ሓቂ ።ሰራዊትና ሰራዊት ህዝቢ ።ሰራዊትና ንህቢ ክበር ን ዘልኣለም ዓወት ን ሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Год назад
Wedi rimey Subscribe eba hagzeni 🙏🇪🇷🙏
@gezaiberhane7856
@gezaiberhane7856 Год назад
Wow አወል ስዒድ መመሊሱ ዘዝበለጸ መልእክትታት እንዳቕረበ ሎምውን ከም ቀደምካ አዝዩ ደስ ዘብል መደብ ምቕራብካ ምስጋናይ ወሰን የብሉን:: ሰሚዕካ ዘይጽገብ እዩ መልእክትኻ:: ቀጽሎ ንዓና ክጥዕመና መታን:: 🇪🇷✔️❤🎉❤🇪🇷🙏✔️🎈
@selomonberhe2316
@selomonberhe2316 Год назад
We are very proud you!!! Aweley jegnna 🤗🤩🤩🤩🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪🤴🤴🤴
@Helen-om4gn
@Helen-om4gn Год назад
God bless our country 🇪🇷
Далее
Обзор мощной ГАЗЕЛИ🔥
00:22
Просмотров 610 тыс.
ስርሒት GAME OVER/ኣወል ስዒድ
45:31
Просмотров 420 тыс.
Лавров настучал на Соколова!
1:00
Умная кошка
0:20
Просмотров 4,1 млн