Тёмный

ኣቡነ ብፁዕ ኣምላኽ eritrean orthodox tewahdo church 

Mahberemariam Israel
Подписаться 144 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ዝተዳለወ ብምኽንያት ክብረ በዓል ዓመታዊ ዕረፍቶም ናይ ኣቡነ ብፅዕ ኣምላኽ ዝተዳለወ ሓጺር ገድሊ

Опубликовано:

 

15 май 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 169   
@simrets5434
@simrets5434 4 года назад
Amen Amen kail hiwet yesmialna🙏✝️🙏✝️🙏✝️
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 Год назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጋን በረከትን ናይ ኣቡነ ብፁእ ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ፀግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓወይ
@user-qp3sk1re9b
@user-qp3sk1re9b 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ጸለቶምን በረክቶም ናይ ኣቡነ ብፁዕ ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩብ
@genetzerom7163
@genetzerom7163 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና በረኸቶም የካፍለና ኣሜን
@yakovtekle1579
@yakovtekle1579 4 года назад
ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ደቂ እመ ብርሃን!!! በረኸት ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ብፁዕ አምላኽ የካፍለና!!!
@dimeynatey1935
@dimeynatey1935 4 года назад
Amien amien amien
@hadishamahadari2864
@hadishamahadari2864 3 года назад
ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ደቂ እመ ብርሃን በረኸት ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ብጹእ ኣምላኽ የካፍለና ኣሜን
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 года назад
Amen Amen Amen
@robelkuflu5308
@robelkuflu5308 3 года назад
Amen Amen Amen
@user-xo7ll7dr3n
@user-xo7ll7dr3n 2 года назад
Amen amen
@mymathermaryam812
@mymathermaryam812 3 года назад
ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጋ በረኮቶምን ፀሎቶምን ናይ ኣቡነ ብፁእ ኣምላክ ኣይፈለየና
@user-hz2hf8qs2d
@user-hz2hf8qs2d 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐና ክቡር አቦና ናይ አቦና አብነ ቡፁእ አምላክ ፀለቶም ፀጋ በረከቶምን አብ ልዕሌና ይሕደር አሜን አሜን አሜን ✝️ 🤲
@arontekia3555
@arontekia3555 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum.⛪🙏🙏🙏
@merimeri267
@merimeri267 4 года назад
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኣቦና ጸጉኡ የብዘሐልኩም በረከቶም ረዲኤቶም ናይ ኣቦና ብጹእ ይሕደረና ንኹላትና ይኩን ብጾሎቶም ይዘኩሩኒ ኣቦና አሜን አሜን አሜን ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@crossisourpowerembrhanmrhn6647
@crossisourpowerembrhanmrhn6647 4 года назад
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmealna bereket nay abune bxue amlak ayfeleyena.
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 4 года назад
ጸሎቶምን ኣማላዲነቶም በረከቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ብጹዕ ኣምላክ ምሳና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Merhawi-rn3go
@Merhawi-rn3go 5 месяцев назад
Amen amen amen ❤❤❤
@merryfani6403
@merryfani6403 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmialna berketin redietni nay abona buxue amlak ayfeleyena diki eme birhan🙏🙏🙏
@adhanetkidane3089
@adhanetkidane3089 3 года назад
Amen Amen amen xolotamen berkotomen mes kulatena hezbi kirstyan yekun AmenAmem amen ✝️✝️✝️❤️😍🌹
@hagostesfa2416
@hagostesfa2416 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና በረኸት ናይ ጻድቕ ኣቡነ ብጹእ ኣምላኽ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Год назад
ኣምላኽ ይባርካ ብሓቂ ካብ ማዓርን ጸባን ዝጥዕም ገድሊ ናይ ኣቦና ብጹእ ኣምላክ ኣስሚዕካና ኢኻ ሞ ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና ብሓቂ መሳጢ ገድሊ ናይ ኣቦን ስሚዕና ደስ ስ ኢሉና። ባይ መዋእል ዘመንካ ጎይታ የንዋሓዮ ተባረ ኽ !!!!
@filmonmehari9775
@filmonmehari9775 4 года назад
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸሎትን በረከትን ኣቡነ ብፁእ ኣምላክ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
@Look-forward_97
@Look-forward_97 3 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏 ደብረ ምዕዋን እወ ፥ ንኣቡነ ቄርሎስ፥ ንበዓል ኣቦይ ዘራጽዮን ኣቦ ትሕትናን መንህር ናይቲ ገዳም፡ኣባ ነየታ ተኬኤ ምመ ገዳም፡ነብሶም ይምሓር ኣባ እንድያዉ፡ኣባ ጣዓመ፡ኣባ ዑቅባማሪያም፡ኣባ ተክሉ፡ኣባ ላከ፡ኣብ ሃይለማሪኣም፡ኣባ ይስሓቅ፡ኣባ ላኣከ፡ኣባ ሰመረ፡ኣባ ሃይለሚካኤል፡ ወዘተረፈ ብሰላም ሓልወልና ምሰ ቅዱሳን ኣዴታትና🙏
@medamedameda5141
@medamedameda5141 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ጊዘኹም ይባርኽ በረኸቶም ረዲአቶም ኣማላድነቶም ናይ ኣቦና ቡጹእ ኣምላኽ ምስ ኩልና ደቂ እመ ብርሃን ይኹን እሜን
@yordanostsfay5201
@yordanostsfay5201 4 года назад
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna
@genettesfay4254
@genettesfay4254 2 года назад
Amen kal heiwat yasmalna ezgabher amlak xage yabzahalkm amen
@helenyemane2698
@helenyemane2698 4 года назад
Kale hiwet yesmealna Egziabiher nay agelglot zemenkum ybarkelkum ahwatey 💚❤️💛💙🇪🇷 Nay abona bereket rediet tselot amaladnet ms kulu hzbe christian hzbe alem ykun amen🙏🙏🙏 egziabiher n abona bziatewelom kalkidan ezi hmam yetfialna sle abona ilu ymharena amen amen amennn
@teametewelde5671
@teametewelde5671 3 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና በረኸት ረዲአት ናይ ኣቡነ ብጹዕ ኣምላኽ ምስኩላትና ይኹን።
@kelatiesak4917
@kelatiesak4917 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣልና በረከት ኣቡነ ብጽእ ኣምላክ ኣይፈለይና
@yonasngasge4329
@yonasngasge4329 4 года назад
Amen amen amen kale hewet ysmailna tsloten brketen ayflyna
@user-sy6es4oj4f
@user-sy6es4oj4f 3 года назад
_አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰማልን_ _ኣቡነ ብፁዕ አምላኽን በረከት ረዳእቱኡ_ _አይፈለየና አሜን/3/_
@seliewedigash6967
@seliewedigash6967 2 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet ysemalena 🙏🙏🙏
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna, nay agolugulot zemen edmeka ybark
@amittesfamarian5194
@amittesfamarian5194 2 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@aziebabraham5586
@aziebabraham5586 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብረከቶም ረዲ ኤቶም አይፈለየና
@angosomsahle9641
@angosomsahle9641 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኤቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ ኣይፈለየና።
@segesege5226
@segesege5226 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna xolotom bereketomn ayfeleyena💓💓💓💓💓
@selemeyachemfeshazion8026
@selemeyachemfeshazion8026 3 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmalna
@evramhreteab7124
@evramhreteab7124 Год назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ በረከቶም ኣይፈለየና
@berhaneteklehaymanot5721
@berhaneteklehaymanot5721 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልኩም ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ይቀድሰልኩም በረኸቱን ረዲኤቱን ናይ ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ ኣይፈለየና ።
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 4 года назад
ጸሎት ናይ ኣቡነ ብጹዕ ኣምላኽ ኣይፈለየና ንዓኹም ድማ ፈረ ጻማኹም ይሃብኩም።
@dimeynatey1935
@dimeynatey1935 4 года назад
Amien amien amien
@ghebremeskeltesfaldet2392
@ghebremeskeltesfaldet2392 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና።ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ጻድቕ ኣቡነ ብጹእ ኣምላኽ ኣይፈለየና።
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Год назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር መምህርናን ሓውናን ደስ ዝብል ገድሊ ኣቡነ ቡጹእ ኣምላክ የመስግነካ ስብከትካ ኣዚዩ ማራኺ ጸጋ ዝተመላእካ ኢኻሞ ካብቶም ንናይ ኣቦታትና ገድሊ እናጠማዘዙ ንገድሊ ኣቦታትና ቅዱሳን ካብ ዘይተወልዱሉ ዓዲ ሃገሮም እናቐየሩ ዜና ገድሎም ናታቶም እናገበሩ ነዛ ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ ቅድሚ ካሎኦት ምብራቕ ኣፍሪቃ ሃይማኖት ዝተቐበለት ብሃይማኖት ውን ጸኒዓ ትነብር ዝነበረት ታሪኽ መጻሕፍቲ ቅዱሳን ኣቦታትና ናብ ስም ሃገሮም ቀይሮም ኣጽሓፎም ቅድሜኩም ኢና ኔርና ክብሉኳ ከለው እቶም ተሳኣቱ ቅዱሳን ምድረ ኣጋኣዚት ኤርትራ ብደብረሲና ከየዕረፈ ዝሓለፈ ቅዱስ ከቶ ኣይነበረን ኣብ ኤርትራ ኣዕሪፎም ምድሪና ብቕድስና ዝሃብተመት ቡሩኽ ህዝቢ ትውንን ብምንባራ ብትግራይ ጌሮም ናብቲ ብጥንቁልና ተባሒቱ ዝነበረ ዓደምሓራ ብፍላይ ካኣ ጎጃም ክፍሊ ሃገር ኪሓልፉ መል ኣከ ኢግዚ ኣቢሄር የመልክተሎም ስለ ዝነበረ ናብ ኡ ይሓልፉ ነበሩ ንስኻትኩም እዞም መንእሰያት ነቲ ገድላት ከተዕሪዩዎ ኣለኩም ። በዛእቲ ነቦታትና ክህናት መጻሕፍቱ ብገድሊ ሃገሮም እናቐየሩ ገድሊ ቅዱሳን ኤርትራውያን ክሃስ ስ ጌሮሞ ኢዮም!!! ኪድ ገድሊ ምጽሃፈ ደብረ ሲና ኣምብብ ንመጀመሪያ ጊዜ ግእዝ ወንጌላት ብ ኣቦና ምስ ሊቃውንት ካህናት ኤርትራውያን ኮይኖም ብግእዝ ምስ ናይ ኣቴንሳዊ ግሪኽ ኣሳማሚዖም ኣብ ኤርትራ ንመገመሪያ ብብራና ከም ዝተጻሕፈ ካብ ግብጺ ተቐቢኦም ምስ ምጹ ድማ ታቦታት ኣልባሳት ኩሉ ንዋየ ቅዱሳን ሒዞም ብጃልባ ብማርሳ ተኽላይ ጌሮም ንምድረ ሳሕል ሃገረ ናግራን ከም ዝ ኣተዉ ኣብ ኡ ኣዕሪፎም ድማ ናብታ ዘቕመጡላ ዝነበሩ ደብረ ሲና 323 ዓ / ም ደብረሲና ተመልሱ ኣብ ደብረሲና ስርዓተ ጥምቀትን ቅዱስ ቁርባንን ከም ዝሰርዑ ካብ ቡዙሕ ቦታታት መጺኦም ኣብ ኡ ከም ዝቖረበን ከም ዝተጠምቁን ድማ ንሪኢ። ካብቶም ካብ ሩሑቅ ዝመጹ ኤዛናን ሚናናን ነገድታት ኣክሱም ህጂ ኣብራሃ ወ ኣጽባሃ ተባሂሎም ዘተሰምዩ ኔሮም ሕጂ ኣግ ኣዝያን ኢና ዝብሊ ምባኣር በታ ኣብራሃን ኣጽባሃን ቅ ቁርባን ኣብ ደብረሲና ዝወሰዱዋ ኢዮም ነዚ ዝብሉ። ኢቲ ሓቂ ግን ምስ ኣቡነ ስላማ ከሳቴ ብርሃን ኮይኖም ግእዝ ቛንቛ ኤርትራ ስለ ዝነበረ ኣቦታትና ኢዮም ብናትና ቛንቛ ኪጻሓፍ ዝገበሩ። ካብ ኡ ሓሊፎም ዊን ኣብ ዛግር ብስሞም ቤተ ክርስቲያን ተሃኒጹ ይርከብ። ኤርትራ ሃገርና እምባኣር ፈላሚት ግእዝ ብራና መጻሕፍተ ቅዱሳን እንኮን ናይ መጀመርይን ከም ዝኮነት ክስመረሉ ደሎዎ ጉዳይ ምኳኑ ይላቦወካ። ካብ ኡ ሓሊፋ ውን ቅድሚ ኣኽሱም ክፍለ ዘመን ናይ ኣዱሊስን ዙላን እምባ መጠራን ኣረጊት ድባሩባን ቀደምት ስልጣኔ ከም ዝነበሩ ታሪኽ ይሕብር ዩ ።
@awetkelaty4748
@awetkelaty4748 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna
@selmselm9212
@selmselm9212 3 года назад
ቃል ህወት የስመዓና ኣሜንን ኣሜን ኣሜንንን
@tesfaldetbrhane7745
@tesfaldetbrhane7745 Год назад
ቃል ህይወት የሰማዓልና ጸጋኡ የብዘሕልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣቦና ብፀእ አምላክ ጽሎትን በረኽቱን ኣይፈለየና አሜን
@samihaile2124
@samihaile2124 4 года назад
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረኸት ብፁዕ ኣቡነ ብፁዕ አምላክ ምስ ኩላትና ኣመንቶም ይኹን
@dimeynatey1935
@dimeynatey1935 4 года назад
Amien amien amien
@bananteame7655
@bananteame7655 4 года назад
ኣሜን ቃል ህወት የስመዓልና በረኸት ናይ ኣቦና ብጹእ ኣምላኽ በረኸት ይክፈለና
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 4 года назад
በረከትቶ ናይ ቅዱስ አቦና ይሕደርና
@samisami-br3kx
@samisami-br3kx 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጋ አግ/ሄ ከኡ ውን ጸጋ ኣቦና ን ኩሎም ቁድሳን ኣይፈለየና
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 4 года назад
ቃል ሕይወት የስመዓልና፡ጸሎት ኣቡነ ብጹዕ ኣምላኽ ምስ ኩልና ሕዝበ ክርስትያን ይኹን።
@kibromwelday928
@kibromwelday928 4 года назад
Amen amen amen bereket nay abona buxea amlak ayfeleyena
@tirhastesfamariam5687
@tirhastesfamariam5687 11 месяцев назад
Amen Amen Amen, kalehiwat yesmalna, barakat nay kuds abona yehabana🙏🙏🙏💒💒💒
@medhanietesfamariam7768
@medhanietesfamariam7768 4 года назад
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
@missiewediemebrhan378
@missiewediemebrhan378 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኩሎም ጻድቃናት ኣቦታትና ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና
@Filipos610
@Filipos610 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ጸሎቶምን ረዲአቶምን ናይ ቅዱስ አቦና ብፁእ አምለኽ ምስኩላትና ይኹን።
@sabaatye530
@sabaatye530 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna bereket nay Abune bxeamlak ykaflena
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃላ የስምዓልና እመ ብርሃን ጸጋ ይብዝሕልና
@bsratmen2102
@bsratmen2102 3 года назад
ኣሜን ጾሎቶም በረኸቶም ናይ ኣቡነ ብጹእ ኣምላኽ ኣይፈለየና
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ብረክት ናይ ኣብነ ብጹኡ ኣምላክ ምስ ክሉና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን
@saronkonjo3714
@saronkonjo3714 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምአና ጸሎቶምን በረከቶምን አይፈለየና
@emebrhadey-xv7hm
@emebrhadey-xv7hm Год назад
Amen amen amen qale hiwet yesmealna bereketomn xolotomn Ms kulatna ykun amen.
@wedikeshi5191
@wedikeshi5191 4 года назад
Amen Amen Amen qele hiwet yesmalna 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@yonatanyonatan2273
@yonatanyonatan2273 3 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን (3)
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 4 года назад
Amen amen amen xelotomn bereketomn ayfeleyena
@aziebabraham5586
@aziebabraham5586 3 года назад
አሜን አሜን አሜን በረከቶም ረዲኤቶም አይፈለና አብነ ብጽዕ አምላክ አቦይ
@user-vi4ki1iw4g
@user-vi4ki1iw4g 10 месяцев назад
ቃለሂወት የስመዐልና ፆሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ቡፁእ ኣምላክ ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏 ምእንቲ ቶምቅዱሳን ኣቦታትና ሃገርና ምድሪ ኣግኣዚት እግዝአብሔር ፍፁም ሰላሙ ይልኣከልና ኣሜን🙏 ምድሪ ኣግኣዚት ሃገረ ቁድሳን 🙏
@gebreyesussolomon6357
@gebreyesussolomon6357 4 года назад
Amen amen amen 💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏💓💓💓💓
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 3 года назад
እግዚአቢሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩካት ተባረኩ በረከትን ጸሎትን ናይ አቦና ብጹእ አምላክ ምስ ኩልና ይኩን ዕለት 26 መጋቢት ወርሐዊ ነክብሮ ካብ ስላሴ ዝዓቢ የለን .ስም ስላሴ ይባረክ
@cugxhv4310
@cugxhv4310 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmeana
@smmesmme3108
@smmesmme3108 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶሞ ምስ ኩሊና ይኩን
@Taemo767
@Taemo767 2 года назад
ቃል ህይወት የስምዐና በረከቶም ይሕደረና
@tirhastewolde3695
@tirhastewolde3695 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna!!!God bless you and keep you safe in his loving care!!! ☦️💒❤️☦️💒❤️☦️💒❤️☦️💒❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@yohannesasmerom7090
@yohannesasmerom7090 4 года назад
Amen Amen Amen
@hidattesfahiwet9211
@hidattesfahiwet9211 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna berket nay abnu bxu amlak berket ms klatna ykun
@qqwwerslkiygnv3719
@qqwwerslkiygnv3719 3 года назад
ቃለ ህይወት ያሰመዕልና ፀጋኡ ያብዝሐልኩም አሜን
@ucucyxobucgogic9g686
@ucucyxobucgogic9g686 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና
@nenujermen8397
@nenujermen8397 Год назад
Amenn xeletomin bereketomin ayfeleyena
@yordaabraha8916
@yordaabraha8916 4 года назад
Amen amen amen
@mbembe3572
@mbembe3572 Год назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
@tirhastewelde3216
@tirhastewelde3216 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna bereketomn redietomn ms kulatna ykun
@anditzeregaber3695
@anditzeregaber3695 4 года назад
Amen bereketom ayfeleyena
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@user-vb1bk2xk4z
@user-vb1bk2xk4z 4 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ኩቡራተይ
@angosomkflay4672
@angosomkflay4672 4 года назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@gnn3488
@gnn3488 2 года назад
አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን
@selinahailetecle5564
@selinahailetecle5564 3 года назад
AMEN AMEN AMEN🤲🤲🤲⛪⛪⛪❤❤❤
@user-ej1nh3oh3w
@user-ej1nh3oh3w 6 месяцев назад
Amen (3)qal hiwet yesmana xega bereketom nay abune bxuhu amlak ayfeleyena hzbe krstiyan ✝️❤️
@lidyaokube1400
@lidyaokube1400 Год назад
ኣሜን በረከት ኣቡነ ቡጹዕ ኣምላክ ኣቦይ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን።
@dimeynatey1935
@dimeynatey1935 4 года назад
Amien amien amien 💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@maekeleweldehaymanot2214
@maekeleweldehaymanot2214 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@AdamAhmed-sv6tj
@AdamAhmed-sv6tj 3 года назад
Amen amen amen qaly hiwet yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@madinamad6663
@madinamad6663 4 года назад
ኣሜን።ኣሜን።ኣሜን
@yordi1683
@yordi1683 4 года назад
Amen 🙏🏾
@sabaatye530
@sabaatye530 4 года назад
Amen Amen Amen kle hiwet yesmalna berektom nay abune bxue Amlak yekaflena
@merhawizereslasie8862
@merhawizereslasie8862 4 года назад
Kale hiwet yesmalna abune bxue amlak mes kuluna hzbe krstyan ykun
@wahezitabrham7800
@wahezitabrham7800 5 месяцев назад
Amen 🙏 kale hiwet yesmalna
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 года назад
ተባረኹ ኣሕዋት የቀኔልና።
@seginabadra4346
@seginabadra4346 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmana nay abune busui amlak solotom bereketom redetomn ay feleyena
@medhanietewelde9755
@medhanietewelde9755 Месяц назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
@miletegebermedhin4540
@miletegebermedhin4540 4 года назад
Amen amen Kale hiewt yasmelna
@freweynighebremariam7770
@freweynighebremariam7770 2 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher xeletam nay abona box amlak ayfelyena Nay agelgulet zebnka egizabher yebarkum edmen teinan yebarkum egizabher kebratey
@yohans3237
@yohans3237 4 года назад
Amen bereket nay abune bxui amlak ayfeleyena
@danielzeru
@danielzeru 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@zewdiaraia3500
@zewdiaraia3500 Месяц назад
Amen Amen Amen kale hiwot ysmaelna
@kedawitgebremariam
@kedawitgebremariam Год назад
Amen kal hiwet yesemealey
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 647 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,1 млн