Тёмный

#ኣቡነ_ኣንድርያስ 

Gedam media- ገዳም ሚድያ
Подписаться 35 тыс.
Просмотров 81 тыс.
50% 1

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,4 тыс.   
@DingileMaryam
@DingileMaryam 2 месяца назад
ተጋሩ አሕዋተይ አበይ አለኹም ንዑ አሕዋትና ንሓግዝ ሼርርርርርርር ላይክ እናገበርና ንትሓጋገዝ
@deradubai1754
@deradubai1754 2 месяца назад
ተመስገንካ ለካ ሓጎስውን የንብዕ እዩ ኣብ መጠረሻ ብሓጎስ ነቢዐ እንቋዕ ማይ ፀሎት ወሰድኩሞም ታሪክ ክልወጥ እዩ ብሓቂ ተመስገን ክብሪ ይግበአኩም አቱም ክቡራት ገበርቲ ሰናይ መጋቤ እላፍ መ/ር ጸጋይ ምስ መሳርሕትካ❤❤❤❤🙏🙏 ጎይታ ታይ ይሰአኖ ሙሉእ ድሕነት ይግበረሎም ኣብ ቀረባ ግዜ ዶሞ ባዕሎም ክምስክሩ ፍቃድ እግዚአብሔር ይኩን
@Welete.Maryam.21
@Welete.Maryam.21 3 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብፀሎት ኣቡነ እንድርያስ ኣቦና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኩም😢😢❤
@Sameera-fk3ho
@Sameera-fk3ho 2 месяца назад
አሜን አሜን አሜን
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam 3 месяца назад
ኣብ መጨረሻስ ከመይ ድዩ ደስ ኢሉኒ ኣብ ሓደ ማዓልቲ ከምዙይ ምርኣይ ማለት ታኣምር እዩ ኣምላክ ሓያል ኩሉ ዘይሳኣኖ ልቃደመ ተመስገን👏👏👏
@AaAa-xk3qo
@AaAa-xk3qo 2 месяца назад
ሕሱም ታሕጓስ ዝብሎ ጠፊኡኒ ብሐቂ አምላኽ እንታይ ይሰአኖ ሙሉእ ይግበረሎም
@assass8589
@assass8589 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 3 месяца назад
አሰይይይ አምላክ ታይ ይሳአኖ ምሉእ ምሕረት የዉርዶሎም መዳሃኒአለም አቦይ
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 месяца назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋት❤❤❤
@selamGbrkurstos
@selamGbrkurstos 3 месяца назад
Amen meary kmy diye tehaguse
@ZayedEtay
@ZayedEtay 3 месяца назад
❤❤❤❤
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom 2 месяца назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ቅዱስ ቁርባን ከኣ እተዝዉስኹሉ ኣብ ልዕሊ ፀበል ብድሕሪኡ ድያብሎስ ኮነ ናይ ደፍተራ ርኹሳን መናፍስቲ ሙሉእብሙሉእ ይሰዓሩ ካብ ዘለኒ ናይሂወተይ ተመኩሮ መጋቢ ኣእላፍ መምህር ምስ መሳርሕትኻ ምስጋና ይበፃሕኩም🙏🏽
@HhBb-it7xh
@HhBb-it7xh 3 месяца назад
በአነት ካማይ ዶ ነቢዕኹም ሓጥያትና ሓዲጉ አሰ ምሕረቱ ልአኽ ኣብልሎም ተመሰገን😭😭😭😭
@hierantekle3091
@hierantekle3091 2 месяца назад
ወላ ኣነ ሓቂኪ
@rozar227
@rozar227 2 месяца назад
@@HhBb-it7xh ዋላ ኣነ 😥
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ
አሰይይይ እግዚአብሔር ታይ ይሳኣኖ ምሉእ ምሕረት የዉርዶሎም መድሃኒአለም ኣቦና🙏🥰
@Kidane16mhret
@Kidane16mhret 3 месяца назад
መምህረይ ብጣዕሚ ኢየ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ቅዱስ ቅንኢ ዝቐንእ፡ኣምላከ ቅዱሳን ምሕረቱ ይልኣኸሎም በሓቂ፡ንዓኹም ካኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ዓስቢ ቅዱሳን ዝኸፈል ይኽፈልኩም ፈጣሪ፡ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ
@JonMan-w5o
@JonMan-w5o 2 месяца назад
ፃዲቅ ኣቡነ እንድርያስ ብኣማልደቱ ምሕረት ይልኣከሎም ዞምኣሕዋትና
@fitsumhaile5052
@fitsumhaile5052 3 месяца назад
ብሂወተይ ዝሀዘንኩሉን ዝፀለይኩሎም መአልቲ ለቅዱስ ኡራኤል ተማፃቢኤሎም እየ ድቃስ ስኢነ ሰለስተ መአልቲ ህጂ ግን ደስ ኢሉኒ ምህረት ከውርደሎም እዩ
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 2 месяца назад
ኣቡነ እንድርያስ ኣቦይ በረከቶም ይብፅሐና🙏🙏🙏
@gedamtube
@gedamtube 3 месяца назад
#please #share_bsubscribe #like እንዳገበርና ዛ ቻናል 50 ሽሕ follower ነእትዋ እንዶ
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 3 месяца назад
እሺ ብሩከይ ነብፀሐልኻ ኢና
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 3 месяца назад
እሺ አይዘካ ፀግሸይ ኢዚይ ብዚሒካ ፅብቅ ዝይፉትየልና ኮነ እምብር
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
@እየሩሳሌም-የ9ጸ 3 месяца назад
እሺኒ ፀጋይ ሓዉና
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@rozar227
@rozar227 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@mesghenetseyoum526
@mesghenetseyoum526 2 дня назад
ሙለእ ጥዕናን ምሕረት ብጌታ የሱሰ ሰም የውርደሎም ንዓካትኩም ከአ ጽንዓት ፀጋን በረከትን ይሃብኩም። ጌታ ይችላል በእምነት ንዝልምንዎ ጌታ ይምልስዩ።
@yordanosghebrebrhan295
@yordanosghebrebrhan295 3 месяца назад
Aseyyyy amelak mehretu yelaklom 🙏🙏🙏🙏🥲🥲🥲🇪🇷
@سلام-س6ف
@سلام-س6ف 2 месяца назад
ባዓል ቡዙሕ ታኣምር ኣቡነ እንድርያስ ኣቦይ ከምቲ ናዓና ዝሃበና ምሕረት ንኩሉ ይሃቦ 🙏🙏🙏
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
ተመስገን ብሓጎስ ነቢዐ😢😢ኣምላከ እንድርያስ ምሕረት ይኣዝዘሎም ❤🙏
@MiliLilik-ge9jn
@MiliLilik-ge9jn 2 месяца назад
ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ አለም እልልልልልል ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም 🙏🙏
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 3 месяца назад
ተመስገን ፈጣሪ እንኻዕ ናብ ማሕበርና ኣባሰላማ ካሳትየ ብርሃን ወሰድክምዎም ፍረ ምናጥስ መሐብሐቢ ኣረጋዉያን መሐብሐቢ ህፃናት እና ቃለ እግዝያብሔር ስለ ልስበክ ቀልጥፏም ክሓዩእዮም በቦና ኣባ ገብረመድህን ደደመት ተልበጅን ይመሓላለፍ እዩ ኩሎም ኣብኡ ለለዉ ደጉተራት ፈቃድኡ በረካ ልከዱ ንነበሩ እዮም ኣምላክ ይመስገን ምሕረት ገይርሎም ፈጣሪ ልምስክር በቅዖም ልህዝቦም የገልግለዊ እና ኣነ ልባዕለይ ምስክር እየ ልብና መርምርና ኣብ ኣምላክ ነመለስ እትብል መዝሙር ሰምዐ ናብ ኣምላክ ተመልሰ ሰላም ኣለኩ ኩሉ ጭንቂ ኩሉ ሕማም ምሕርኒ ኣቦዋይ መድሃንየ ኣለም ይመስገን ሀዚ ኣብ ፅብቅ ደረጃ ኣለኩ ስለ ኩሉ ወዕለቱ ኣምላክ ይመስገን ኩሉ ግዘ ፈጣሪ ኣብ ልመረፆም ሰባት ሓድሩ ይምሕረና ኣነ ልባዕለይ ኣብ ኣቦና ገብረመድህን መዝምር ገይሩ ምሕርኒ ልብና መርምርና ኣብ ኣምላክ ንመለስ ልትብል ሰምዐ ተመልሰ ኣብ ኣቦና ሓድሩ ልመሓረኒ ፈጣሪ ይመስገን ከም ሓጥያተይ ተይኮነስ ከም ዓብዪ ምሕረቱ ሰላም ሰላም ሰላም ኣለኩ ሻላ ሰላማዊ እየስስ ክርስቶስ ተመስገን መድሃንየ ኣለም ልዘልዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
ናይ ዝቅፅል እባ ኣምፀአልና መምህር ፀግሸይ ሃሪርና ድሕነቶም ናብ ገዝኦም ምስ ተመለሱ ንገረና
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 3 месяца назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ትከድዎ ትረግፅዎ ትሓስብዎ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን መምህረይ ምስ መሳርሕትካ ንአሕዋትና ከዓ ከምቲ ን38ተደኒሱ ዝነበረ ሕሙም እግዚአብሔር ዝመሓሮ ንዐኦም ከዓ እግዚአብሔር ይፈዉሶም ፀሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለይኩም መምህረይ❤❤❤❤❤
@selamhaile8324
@selamhaile8324 3 месяца назад
እግዚኣብሔር ንምሕረት ይግበረሎም እቶም አገልገልቲ ከአ ጸጋይ ምስ ብጾትካ አብቲ ዘይሐልፍ ዓንደ ወርቁ ይጽሐፈልኩም🙏
@fhfg6051
@fhfg6051 3 месяца назад
ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏🙏🙏ኣነስ ቃላት ሲእነልካ ክብር ሓወይ ኩሉሻዕ እየ ዝካታተለካ እም ዕድመን ጥዕናን የሃብካ 🙏🥰ተጋሩ ግና ናይ በዓልና ሚድያ ኣይነዕቢን እስቲ ሓቦ ንበል ኣብ ናይ በዓልና ሚድያ 🥰🥰🥰🥰
@ሉላጓልማርያምኵሓ
@ሉላጓልማርያምኵሓ 2 месяца назад
እልልልል ተመስገን ማርያምን ብደስታ ውን ትብኪ ኢኻ ለካ ንመጀመርያ ግዜ ብደስታ ብኽየ ተመስገን ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም❤❤❤
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 3 месяца назад
ተመስገን እግዚኣብሔር ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም
@መድሂንጓልቅዱስጊውርግስ
ዕልልልልልልልልልልልልልልልል አሰይይይይ ተመስገን አምላከይ 👏👏👏 እግዚአብሄር ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ
ሰለ ሁሉ ናይ እስራኤል ቅዱስ ይመሰገን ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም ❤❤❤
@Berhan367
@Berhan367 2 месяца назад
እግዛብሄር ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም🙏🙏🙏💐💐 ንስኻትኩም ለ ተባረኹ
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 3 месяца назад
ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ ብሓይሊ ፈጣሪ እዩ ኩሉ ብቶም ፃድቅ ኣቦና ፀሎት እዩ ብናትካትኩም ደማ ቅንዕና እዩ ክቡራት ኣሕወተይ ይመሰልኩም❤❤❤❤❤❤
@سلامةبشتك
@سلامةبشتك 2 месяца назад
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤ቅዱስ ገብርኤል ምሕረት የውርሎኩም❤❤❤
@BrhaneMehari-lk6mc
@BrhaneMehari-lk6mc 2 месяца назад
እስመ ኣቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ሓውዮም ዝምለሱ ይግበሮም
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 3 месяца назад
በዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣምላኽ የቅንዓልካ ዝሓወይ ንዕኦም ድማ እግዝኣቢሄር ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም😢😢😢😢
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
እልልልልልልልልልልልል ኣምላከ ቅዱስ እንድርያስ ንዓናዉን ኣምላክና ስሙ ይክበር ይመስገን ኩሉ ንፅቡቅና እዩ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ተመስገን ጥራሕ።
@fdg761
@fdg761 3 месяца назад
እግዚአብሔር ታይ ይስኣኖ ተመስገን ክሐሽም እዩ ኣብ ፈጣሪ ዓውዪ ተስፋ እንሀኒ እልልልልልል❤ተመስገን
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 месяца назад
እግዝአቢሄር ምሕረት የውርደሎም ናብ ንቡር ሂወቶም ክምለሱ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ገበርቲ ሰናይ አሕዋትና ብዝወፀ ይተክእ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@Th-si7zn
@Th-si7zn 3 месяца назад
መድሃኒኣሎም ኣቦይ ኣልቦ ዘይሳኣኖ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ምልኡ ምሕረት ድማ የዉርደልኩም ምቅራት ኣሕዋትና
@mearzenebhemen8602
@mearzenebhemen8602 2 месяца назад
ኦ አምላክ ታይ ይሳአነካ ፈጣሪ ኩሉ አለም ፀጋካ በረከትካ ይሕደሮም ነዞም የሕዋትና እዉን ኩሉ ዝፃዓርው አስምረሎም አይተስታሓፍሮም አ/ር አምላክ አቦይ 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@HaytBarhu
@HaytBarhu 3 месяца назад
ፀግሸይ ዓብዪ ሰብ ሴሮ እንዳባሃደራ ኣዝዩ ፁቡቅ ማይጨሎት እዩ ግን ናይ ሰብ እንተኮይኑ ብሚስጥር እዮም ክዉሰዱ ዘለዋም ዛም ኣሕዋተይ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎም ንኩሉ ወዲ ሰብ ሰላም ጢዒና ይሃብኩም
@hfu2800
@hfu2800 2 месяца назад
አሰይይ ናፍቆተይ አብነ እንድሪያስ አቦይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ እንኳዕ አብ በትኡ ረገፅኩም እምበይ ኩሉኩም ዘርአዘርእኩም ክባረኽ እዩ ተመስገን ገይታየ ፍቃድካ ኮይኑ ንዙይ ዘርአካኒ ፀግሸይ እንድሬስ አቦይ ብከድካዮ ምሳካ ይኩን ዝሓዎይ ብዝከድካዮ ፃዕዳ ይፅናሕካ ዝሮ ንአካ ዝከውን መግለፂ ይሓፅረኒ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
ተመስገን❤ቅዱስ❤እግዚኣብሔር❤መድሃኒ ኣለምዕልልልልልል❤ ናበልኩም❤ይምለስኩም❤መድሃኒኣለም ❤ምሳኩም ይኩን❤ድንግል❤ማርያም❤ቅዱሳን❤መላእክቲ❤ኣማላድነቶም❤ፀሎቶም❤ኣይፈለኩም❤ኣይፈለየና❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤❤❤
@tseganeshnegash3134
@tseganeshnegash3134 3 месяца назад
አሞላክ ሙሉእ መሐረቱ የዉርደሎሞ ተመስገን ናይዱካሞካ ውፅኢት ንሞርአይ የብቅዕካ መ/ህር ፀጋይ 🙏🙏🙏🙏
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 3 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍውሲ ምሕረት ይልኣከልኩም ሓዊኩም ከኣ ንምስክርነት የብቅዕኩም የሕዋተይ ንእስነትኩም ይርእየልኩም መድህናኣለም ❤❤❤
@TeheshMahari
@TeheshMahari 2 месяца назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክና ዝሳኣኖ የለን ንፍጥረቱ ሙሉእ ምሕረት ድማ ይግበሮሎም ንዓካቱም እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም 👏💞
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 3 месяца назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይውርደሎም ሓውናውን ምስ መሳርሕትካ አብ ዓምደ ወርቂ ይፅሓፍልኩም ❤❤❤❤❤
@حياةحياه-و3ت
@حياةحياه-و3ت 2 месяца назад
ኣሰይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ ለአካትምለ ኣምላክ ይመሰለልኩም መምህረይ❤❤❤
@genethagos9547
@genethagos9547 3 месяца назад
ምሉእ ምሕረት ረኪቦም ዓዶም ክምለሱ ይአምን❤❤❤❤
@mahrrat1866
@mahrrat1866 2 месяца назад
ወይ ታአምር ብታሕጋሰ ነብዕ ተመስገን ተመስገን ተመስገን ሰማይን ምድርን ዝፈጠርካ አምላክ ምስጋና ይብፃሕካ ❤❤❤❤❤ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም ❤❤❤
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 3 месяца назад
ብጣዕሚ ተሓጉሰ ቃላት ስኢነሉ አቱም ኩለኩም አብዚኦም ልተሳተፍኩም አምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም😢❤❤❤🎉🎉🎉ብሓቂ ተስፊ አለኒ ሓዊዮም ክምለሱ❤❤❤
@tekletekle8711
@tekletekle8711 2 месяца назад
እሰይ ብደስታ ነቢዐ መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡራት ኣሕዋተይ ድማ ምሕረት የውረደልኩም እዛም ሓተይ ❤❤❤
@lilimulu5020
@lilimulu5020 3 месяца назад
ተባረኹ ምሕረት የለአኸሎሞ ፈጣሪ👍🙏
@abab-cg8ym
@abab-cg8ym 3 месяца назад
ለእግዚአብሄር የሚሳነው ነገር የለም! ይክበር ይምስገን ጌታችን አምላካችን መድሃኒታችን ኢየሱስ ክርስቶስ አሜን!
@MebartMehari
@MebartMehari 3 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምልኡ ምሕረት የውርደሎኹም ❤❤❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 2 месяца назад
ተመስገን እግዛብሄር ኣባይ ሙሉእ ምሕረትኻ ድማ ኣይትስስዕን እሞ ብምሕረትኽ ዳብሶም ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤ቅድስቲ ቤተክርስትያና ድማ ንዘላኣለም ትንበር 💒💒💒💒💒እንታይ ይሳኣኖ ፈጣሪ ኩሉ ብናቱ ሓይሊ እዩ ዝኸውን
@Brhan-u1s
@Brhan-u1s 3 месяца назад
እግዚኣቢሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም ንዝረዳእክምዉም ኣሕዋትና እውን ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 2 месяца назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም ንዓካትኩም ከዓ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣሕዋተይ
@ስሌናTube
@ስሌናTube 3 месяца назад
እግዚአብሔር መሓሪ እዩ ተመስገን ከምዚ ኢሎም ምርአይ ዓቢይ ነገር እዩ.ሕጂ እውን ነዛ ቤት ምሉእ ምሕረት የውርደልና.ኩሎም ልቦንኦም ተመሊሱ እዛ ቤት ፍሰሃ ኮይኑላ ኣቦና ክሕጎሱ ምርኣይ እዩ ፀሎተይ 🙏
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 2 месяца назад
ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ መሓሪ እዮም ተኣምራቶም ሓያል እዩ እሞ ንዞም ኣሕዋትና ምሉእ ምሕረት የውርደሎም🙏
@ZadaHabshi
@ZadaHabshi 2 месяца назад
ሂወት ኣበይ ከባቢኸ ይርከብ ዓሰርተ ዓመት ዝተሳቀየት ሓፍተይ ኣላትኒ ሒዘያ ክኸይድ ነይረ ምስ እግዚኣብሄር ፍቃድ እና መዓረይ ተገድስኪ መልስለይ
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 2 месяца назад
@@ZadaHabshi ዓዲ ግራት ሕልፍ ኢልካ ጥቃ ዳኣቡነ ኣረጋዊ እዩ
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 2 месяца назад
@@ZadaHabshi ዳኣቡነ እንድርያስ ሴሮ ኢልካ ኣብ መነሃርያ ኩሉ እዩ ዝፈልጦ ብጣዕሚ ተኣምረኛ ፀበል እዩ። ናይ እየሱስ ክርስቶስ ቃል ዝተኣተወሎም እዮም ኣቡነ እንድርያስ። ለምፃማት የንፅሁ ,ዝሞተ ሬሳ የልዕሉ እዚ ኩሉ ተኣምር ዝተገበረሎም ሰባት ኣብቱ ገዳም ብኣካል ኣለው እዮም።
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 2 месяца назад
@@ZadaHabshi ብርግፀኝነት ክትሓዊ እያ ውሰድያ
@ZadaHabshi
@ZadaHabshi 2 месяца назад
@@HiwotGebretsadik-lc1gh እሺ ክብረት ይሃብለይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ምስ እግዚኣብሄር ፍቃድ ክወስዳ እየ
@Tsriti-l8q
@Tsriti-l8q 3 месяца назад
እሰመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚአብሔር ተመሰገን መሊኡ ምሕረት የውርደሎም❤
@azebtareke1362
@azebtareke1362 2 месяца назад
ኣብ ፅቡቅ ውዒልኩም ኣሕዋተይ ፀዲቅኩም ብደውኩም እዞም ገዛ ታለንት እዮም እልፍነሽ መማህርተይ እያ ነይራ ምሕረት የውርድሎም ኣቡነ እንድርያስ።
@AliA-yh5ql
@AliA-yh5ql 3 месяца назад
ኣስይይይይይ ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ምሉእ ምሕረረት የውርዶሎም መዳሃኒኣለም ኣቦይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@saragebru4077
@saragebru4077 3 месяца назад
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎም
@Selam1-xn6zm
@Selam1-xn6zm 2 месяца назад
ምሕረት የዉርድለኩም እዞም ኣሓተይ😢😢😢
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 3 месяца назад
መድሃኔአለም ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም❤❤❤❤
@HadasMhari
@HadasMhari 2 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብፀሎት ኣቡነ እንድርያሰ ኣቦና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኩም😢😢😢😢😢❤
@SelamLife-sz6yl
@SelamLife-sz6yl 3 месяца назад
እግዚአብሔር ቅዱሳን ይግወርኩም ብሓቂ ፀጋኡ ያብዘሐልኹም ናይ አቦና ቃል ኪዳኖም ይሓልዮም ተመስገን
@የኪዳነምህረትልጅወለተገብ
አቤት ናይ እግዚአብሔር ምሕረቱ አታ አምላኽ አቦይ ክንደይ ዝትጥዕም አቡነ እንድርያስ አቦይ በረኸትኩም ይሕደረና ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩ ዞም የሕዋተይ ማዓረይ
@hayawe2767
@hayawe2767 3 месяца назад
ድንግል ማርያም ምሳኹም ትኺን ኣሕዋተይ😢😢
@ጓልወየንቲ-መ4በ
@ጓልወየንቲ-መ4በ 2 месяца назад
ምሕረት የዉርደሎ ፍጣሪ መምህር ፀጋይ ብዝትገብሮ ኩሉ ሰናይ እዩ ሞ ሓሳብልብካ የሰምርልካ ዝሓወይ 👏👏
@Saamrhaamad
@Saamrhaamad 3 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምልኡ ምሕረት የውርደሎኹም ኣሕዋተይ❤
@bisrigmichael6934
@bisrigmichael6934 2 месяца назад
እግዚአብሔር ይመስገን ናይ አቦና አቡነ እንድርያስ ቃልኪዳን የድሕነልና አምላኸይ ንኹሎም አብ ፀገም ዘለው ደቅኻ ብዓይኒ ምሕረትካ ተመልከቶም አሜን።
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 3 месяца назад
፣ፈጣሪ እንታይ ይሰአኒ ሙሉእ ምህረት ይግበረሎም ጎይታና ኩሉ ዝከል እግዚአቢሀር እዩ
@cutebaby2638
@cutebaby2638 2 месяца назад
ተመስገን መድሃኒ ኣለም ኣቦይ ሙሉእ ምሕረት የዉረደልኩም ኣሕዋተይ😢😢
@mmmmm2701
@mmmmm2701 3 месяца назад
ተመስገን ኣምላክ እታይ ይሳኣኖ❤
@21marta
@21marta 15 дней назад
እግዚብሔር ምሕረት የውርደሎም😢 ናዓኻ ንምግላፅ ቃላት ያሓፂረኒ ኣብ ዓብይ ደረጃ ያብፅሕካ ወድናዋ❤🙏
@edelehagaz
@edelehagaz 3 месяца назад
ኣሰይ ተመስገንካ ኣምላኬ ምሉእ ምሕረት የዉርደሎም
@tigrayadey9587
@tigrayadey9587 2 месяца назад
እስመ አልቦ ዘይሰአኖ ለእግዚኣብሔር በረከት ኣቦና ይሕደረና ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም😢
@norahabashi6554
@norahabashi6554 3 месяца назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደለም አሕዊተይ ❤❤
@ኣደዋ
@ኣደዋ 2 месяца назад
ምሉእ ምሕረት የውርደሎም መምህር ፀጋይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏
@سارهمحمد-م9ل
@سارهمحمد-م9ل 3 месяца назад
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት ይግበሎም ፈጣሪ❤❤🙏🙏
@TigistMekonen-x2x
@TigistMekonen-x2x 2 месяца назад
ፀገይ ሀወይ እድመን ጥእናን ይሀብካ ቃላት የብለይን ገና እቲ ገዛ ምስተሀደሠሲ ቀሺ ማይፀለት ይንፀጉሉ ፈጣሪ ምህረት የውርደሎም።
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 3 месяца назад
ቃላት የለን ናአካ ዝኮን ፀግሸይይ ምስ መሳርትካ ❤❤ ን ምሕረት ይግበረሎም
@AaAa-p8m
@AaAa-p8m 2 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብፀሎት ኣቡነ እንድርያስ ኣቦና ምሕረት ይግበረልም🎉🎉❤
@ChdjdhhdHdbxxjxj
@ChdjdhhdHdbxxjxj 3 месяца назад
እሰይ ተመስገን እንካዕ ናብዚ በቅዑ እሰመ ኣልዎ ነገር ዘይሳኣኖ ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎም ኣንቱም ነዚ ሰናይ ግብሪ እትገብሩ ዉዕለታኩም ካብ ኢድ ኣምላክ እዪሞ ተባረኩ ኣሕዋተይ መምህር ፀጋይ ባዓል ሙሉእ ሕልና ንበረልና ኣቦ ፅጉማት ማእገር ዉፂዓት
@senaytberhane5927
@senaytberhane5927 2 месяца назад
Amlak mihiret yewrdlkum
@KhanKhan-ys9yk
@KhanKhan-ys9yk 2 месяца назад
ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም ፈጣሪ እስመአልቦ ነገር ዘይስአኖ ለእግዚአብሔር መ/ር ፀጋይ ፃማካ ካብ እግዚአብሔር ርከቦ ንኩልኩም❤
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube 3 месяца назад
እግዚአብሔር እንታይ ይስኣኖ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም 🤲🙏አረ ተጋሩ አበይ እኒአኩም ብ ሳብስክራይብ ላይክ ሼር ነተባበዕዮም እቱ ሰናይ ተግበር ዝሰርሕ ዘሎ መምህርና 🙏❤️🥰
@meseretabate5774
@meseretabate5774 2 месяца назад
ዕዕዕልልልልል ኣሰይ ኣብነ እንድርያስ ኣቦይ ምሉእ ምሕረት ኣውርደሎም ተመስገን ንዚኣ ዘርኣኻና ትምስግንክ🙏🙏🙏
@ድግልማርያምኣደይ
@ድግልማርያምኣደይ 3 месяца назад
ከምለማዕንቲ ታሓጉሰ ኣይፈልጥን እግዚአብሔር ይመስገን ኣቦና እንድርያስ ክምሕርዎም እዮም እንካዕ ኮዱ ናብ ማይ ፆሎት ኮዱ❤❤
@mebritmebrit1605
@mebritmebrit1605 2 месяца назад
እግዚአብሔር እኳ ኩሉ እብ እድ እዩ ተመስገን
@brktitkabo2588
@brktitkabo2588 3 месяца назад
ምሉእ ምሕረት የወርደልኩም እሐዋተይ 🙏🙏🙏🙏🙏
@Tseguteklit119
@Tseguteklit119 2 месяца назад
ኣሰይ ተመስገን ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ነዚ ሰናይ ተግባር ዝገበርኩም ካዓ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ሓልዩ ዓስብኩም ይክፈልኩም🙏🙏🙏
@MaryMm-h1m
@MaryMm-h1m 3 месяца назад
ናይ እግዚአብሔር ተአምርስ ክንደይ ድንቂ እዩ መድኃኒ ኣለም ኣቦይ ታይ ሰኣነካ መሊእኻምሕረትካ ልኣኸሎም❤🙏
@fr6gg858
@fr6gg858 2 месяца назад
ውይይይይ አምላክ አቦይ ምህረት አውርደሎም አብዚ ዝትሳተፍኩም አሕዋትና ታአዲልኩም❤❤❤👏👏👏
@jucf4669
@jucf4669 3 месяца назад
ተመሰገን አምላክ እግዚአብሔር ይባርኽኹም ብጣዕሚ ካብ ዝሓዘንኹ ብዘም ስድራ እዘም ዎኡ እግዚአብሔር ሃምድምሕሮም ልበ ያትሰመዐን ፀንሑ ሐዚለ ምልእ ተስፋ እንአን ትምሕሮም ባዕሎም ኪናገሩ ታርኽ ኪቅየር አምላክ አብነ እንድርያስ ምሳኹም ይኹን ምልእ ምሕረት ያርእየን
@MeriLove-h4t
@MeriLove-h4t 3 месяца назад
አምላክ ምሉእ ምሕረት የዉርዶሎም መደሃአለም አቦይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 3 месяца назад
ንእግዚአብሔር እንታይ ይስኣኖ ተመስገን ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም🙏“እግዚኣብሄር ንዘለአለም ይባረኽ። ኣሜን፣ ኣሜን።” - መዝሙር ዳዊት 89፥52🎚🙏 ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ መምህረይ ብሓቂ ዓስቢኻ ካብ ጎይታ ርኸቦ🙏
@aziebtadesse3411
@aziebtadesse3411 2 месяца назад
እግዚአብሄር ምሕረት የውርደሎም ብምሕረት ይርአዮም
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 3 месяца назад
ተመስገን ኣምላከይ ምልእ ምሕረት የወርዶሎም ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ማቃደማይ ምስ ረእክዎ
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 2 месяца назад
ብሓቂ ብታሕጓስ ነቢዐ😢 ስራሕ እግዚአብሔር ምሕረቱ ዘይውድኣ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኩም መምህረይ ምስ መሳርሕትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 3 месяца назад
ውይይይ አንታ ፈጣሪ አቦይ ተመስገን ሙሉእ ይኩነሎም መድሃኒአለም አቦይ ታይ ይሳአነካ ንዓካ ተመስገን😢😢
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ 2 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ እግዚአብሔር ምሕረቱ የዉርደሎም ንዓካትኩም እዉን ፀጉኡ የብዝሕ ፉቁራተይ❤❤❤❤
Далее
Outsmarted 😂
00:20
Просмотров 6 млн
ОТПРАВЬ СВОЕЙ ЛП/ЛД
00:10
Просмотров 250 тыс.