Тёмный

ኣባላት መሪሕነት ብ/ን ፡ኣቶ ተስፉ መዓሾ፡ኣቶ በራኺ ሰመረ፡ኣቶ ኢሰያስ ዘረኣብሩኹ፡ምድላው ህዝባዊ ዋዕላ ከመይ ኣሎ? 

Rtie Media ( Feven Gidewon )
Подписаться 7 тыс.
Просмотров 2,3 тыс.
50% 1

ኣባላት መሪሕነት ብ/ን ፡ኣቶ ተስፉ መዓሾ፡ኣቶ በራኺ ሰመረ፡ኣቶ ኢሰያስ ዘረኣብሩኹ፡ምድላው ህዝባዊ ዋዕላ ከመይ ኣሎ?

Развлечения

Опубликовано:

 

1 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 17   
@Delayiselam.
@Delayiselam. 2 дня назад
ዋጓ ዝኸፈሉ ዮም ን ኢሰያስ ኣብ ጊሰን ኣብ ሽወደን ርእየዮ ተባዕ ዩ ከምዚ ኢሎም ሓሪቖም ክርእዮም ከለኹ ይርደኣኒ ዩ ኣጆኹም ኣብ ሓደ ክንመጽእ በብዘለናዮ ንስራሕ ።
@gatogato2852
@gatogato2852 2 дня назад
ኣጆኹም ጀጋኑ ቀጥ በሉ ንኹሉ ብኢሳያስ ዝተሰቓየ ጸላኢኡ ምዃኑ ዝፈልጥ ሕቖፉዎ ኣይትነጽሉ ኣይትጎጃጅሉ ኩሉ ኤርትራዊ ሓውኩምዩ ሕቖፉዎም፡ ዋላ ንሰልጠነ ተመጺኡ ይሳተፍ ግደፉዎ ሕቖፉዎ ስዓብቱ ኣኸቲሉ ይምጻእ ይምሃር። ኩሉ ኤርትራዊ ጻት ብጻት ክትሓቑፉዎ ኣሎኩም ከም ትገብሩዎኳ እኣምነየ ሓሳበይ ክህብ ኢለ እየ እምበር ኣሰር ኣቦታታኩም ኣጽንዑ ኣቦና ወልኣብን ቢተወደድን ዓቢ ትምሳሌት ኣጽኒዕኩም ዓትዒትኩም ሓዙ ሓደራ እዞም ደቀይ ፈጣሪ ይሓግዝኩም።
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 3 дня назад
ኣናብሰ ኢሱን ወዲ ሰመረን።
@ntmtvnatishowtube710
@ntmtvnatishowtube710 3 дня назад
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ንዕውት ጉባኤ ሓድነትኩም ይምነ
@gatogato2852
@gatogato2852 2 дня назад
ሰልጠነ ርእሰ ተኣማንነት ዝጎደሎ መጸግዒ ሃሰው ክብልዩ ዝነብር ውጹዕ ፍጥረትዩ፡ ንዴኹም ኤልሳ ጭሩምን ንፌቨን ባዕላን ተመስገን ካሕሳይን ኣቦና ኢንጅነር ፍጹምን ረድኢ ኣለናንሲ እንታይ ዓይነት ኣጻራዊ ጎስጓስን ጸርፍን ድዩ ኣስሚዑና ባዕሉን ብስዓብቱን። እዚ ሰብዚ ሰልጠነ ኣነ ልኡኽ ህግደፍ ኢዩ ኢለ እየ ዝኣምን ቃልሲ ዘዳኽም ጥራይዩ ዝሰርሕ ዘሎ፡ እቶም ደቂ ዓዱ እንተ ምዓድዎ ጽቡቕ ምኾነ እብል።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 дня назад
Thank you very much appreciated.
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 дня назад
Go a head you're heroes.
@gatogato2852
@gatogato2852 2 дня назад
ንዓይ ዝመስለኒ ከምቲ ኢሳያስ ስልጣኑ ክሳዕ ዘደልድን ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ክጥፍእን ካብ ወክድባ ንተጋደልቲ ንበረኻ ሳሕል መልኢሱ ን16 ዓመት ዘኸርተቶምን ዘወድኦምንዩ ሰልጠነን ስዓብቱን ዝገብሩዎ ዘሎዉ፡ ምኽንቱ ምስዚ ናይ ብርገድ ንሓመዱ ምልዕዓልዮም ቃልሲ ንድሕሪ ክመልሱን ከዳናጉዩን ተበጊሶም፥ ኣየቕንዓሎም ፈጣሪ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 дня назад
Seltene and his followers you tuber men are business men. They don't mind of the suffering of Eritreans population.
@zera1464
@zera1464 3 дня назад
Bejakum awraja gediklum hade koinkum tekalesu unless our struggle will not win
@gatogato2852
@gatogato2852 2 дня назад
እሞ ነቶም ጠንቂ ብኣውራጃ ባእሲ ዝጉስጉሱ ዘሎዉ ንብዓል ሰልጠነን ስዓብቱን ኢኻ ትሓቶም መንዩ በደለኛ ተረድእሞ ንበዳሊ ኢኻ ግደፍ ባእሲ ደው ኣብል ኢልካ ትምዕዶን ትወቕሶን ክቡር ሓው።
@asly6954
@asly6954 3 дня назад
thank u xbuq medeb💙💙💙💙💙💙
@Ioveumam
@Ioveumam 3 дня назад
Forsa 💚💙💪👈🤙
@Aman80770
@Aman80770 3 дня назад
💊💊እስኹም ,አብ ቐረባ ግዜ ተጸበዩ ዜግነት ዝተዋሃወኩም ክትምጠሉ ምኻንኩም ፡ፍለጡ ቖዳፋት 💊💊💊💊💊👈
@gatogato2852
@gatogato2852 2 дня назад
እስኻን ሰልጠንን ዲኹም ክትምንጡሉዎም እስኻኸ ከም ዘይትንምጠል ብኸመይ ተረጋግጽ፧ ብሕማም ኣውራጃ ትሳቐ ካብቶም ናይ ሰልጠነ ስዓብቲ ዲኻ እዚ ትምነን ትጽሕፍን መስኪናይ፧
Далее
Куда Анджилиша снова летит???
00:16
КРУТОЙ ФОКУС С ШАРАМИ
00:35
Просмотров 349 тыс.
Четыре тормоза
00:53
Просмотров 50 тыс.