Тёмный

ኣባላት ብርገድ ንሓመዱ ካብ እስርበት ይወጹ ፥ ሱሉሳዊ ርክብ ኤርትራ ሶማል ግብጺ 

TEFETAWI TALKSHOW
Подписаться 146 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

ኣባላት ብርገድ ንሓመዱ ካብ እስርበት ይወጹ ፥ ሱሉሳዊ ርክብ ኤርትራ ሶማል ግብጺ

Опубликовано:

 

9 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 7   
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow Час назад
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 ru-vid.com/show-UCSMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@ቶሚወዲገብሪሂወት
@ቶሚወዲገብሪሂወት 53 минуты назад
እንቃዕ ብሰላም ወጻኻ ቱፓክ ዓርከይ ....ነቶም ዝተረፉ ካኣ ከማኻ የማስሎም ከም ብዓል ጆን ብላክ💙💙💙💙🤳🤴🤴🤴
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 Час назад
SELITENE HAWENA PLEASE BRING ERITREAN CHILDREN WHO LIST THEIR PARENT IN Eritrea prison 😭😭😭💙🇱🇷🇱🇷🇱🇷
@OgbaiZera
@OgbaiZera 54 минуты назад
ሰላም ደቂ ህዝቢ፡ ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ከመይ ይሕዝን ክመይ ንጽላእተይ ዝብሎም መጀመርያ ከምይ ቲቮዙ ሒዙ ናይ ሓሶት ጸለም ፕሮፖጋንዳ'ዩ ዘካይድ። ቀጺሉ እቲ ናይ ጸለመ መዳባቱ ምስ ዓንተረ፡ ቅድሚ ኣብ ከበባ ምእታዉ፡ ዝኮነ ሓገዝ ደግፍ ንከይርክቡ ይገበር። እግረ ምንገዱ ድማ ንሰራዊቱ ኣብ ርእሲ ጸላእትና ዝብሎም ኣብ ምጽልስሞም ክሳብ ዓንቀሮም ምስ መልኦም። ኩናት ይክፍተሎም ብተወሳኪ ነቲ ናኣሽቱ ድክመታት ጸላእቱ ዝብሎም ኣብ ውሽጦም፡ ሰሊኩ ብምእታው ግርጭታት ይፈጥረሎም። ኣብ መውዳእታ ብኩሉ ከባቢ ኩናት ይከፍተሎም። ንኣብነት ንጅብሃ ክሃርም ኣብ ውሽጦም፡ ምስ ህዝቦመን ክጽልኡን ክጋራጨውን ስልካታትን ብግሉጽን ስዉርን ልምባ ክዕይሎም፡ ቀጺሉ ምስ ወየንትን ሱዳንን ኣብኢስዎም ድሕሪኡ ኩናት ከፊትሎም። ንወየንቲ ነቲ ዝነበረ ልፍትን ዝምድናን ብምታክ ኣብ ውሽጦምን ኣማሓርስን እሮሞን፡ ኣፋርን፡ ብዓብይኡ ድማ ምስ ብልጽግና ሸሪኩ ኣብ ክበባ ብምእታው ኩናት ከገትሎም። ሳላ ፕሮትርያ ውዑላት ድማ ክጭርሶም ካብ ሃገር ከውጽኦም ተኮሊፉ ኣሎ። ሕጂ ድማ ምስ ብልጽግና ተቐይሙ ምስ ሶማልያን ግብጽን ካልኦት ዘይተጋህዱ ክም በዓል ቱርክን ካልእ ናይ ዓረብ ሃገራት፡ ክምኡውን ቻይናን ሩስያ እንዳከደ ንኢትዮጵያ ኣብ ከበባ ክእትዎም ይስርሕ ኣሎ። ህዝብና ዋላ ኣለዋ ዝባሃላ ወድባትና ንህዝብን ክጥርንፋ እካ ኣብ ውሽጢ ሓይልታትስ ይትርፍ ኣብ ርእሲ ህዝብናውን ስልካ ንከይገብራ ብኩሉ ርግጥግጥ ኣቢሉ ክእከባን ክብተናን ይነብራ ኣለዋ። ህዝበይ ካብ ጽላኢካውን ኪማሃራ ኣይካኣላን። ክሳብ ምስጢራትን ኣቃውማ ጸላኢካን ዝጥቀመሎም ዓቅምታት ኩሉ ትሕዝትኡ ከይጽናዕካን ንጹር መድብ ዕዮ ከይሓዝካ ኪትስዕሮ ከቢድ ኮይኑ ይርከብ።
@Idferi525
@Idferi525 Час назад
ኣጆኹም ምስ ኢትዮጵያ ዝህሉ ኲናት የለን። ምኽንያቱ ኢሰያስ ንሃገሩ ዝኾነት ኢትዮጵያ ክሳብ ሕጂ ብደገ ኮይኑ ይሕልዋ ኣሎ። ምኽንያቱ ኩሉ ናይ ኢሰያስ ድራማ ኢዩ። ኢሰያስ ሙኻስ ኢዩ ስርሑ ክሳብ ሕጂ ድማ የኹስ ኣሎ። ኢሰያስ ክሳብ ዘሎ ሃገርና ኮነ ካልኦት ቀርኒ ኣፍሪቃ ክሰልጠን ኣይክእልን ኢዩ። ምኽንያቱ ኣሜሪካ ኣብ ጎድኒ ኢትዮጵያ ኢያ፡ ተወሳኺ ግብጺ ናይ ኣሜሪካ ግዝእቲ ኢያ። ኣሜሪካ ኢያ ትውስን። እንተኾነ'ውን ኢትዮጵያ ምስ እስራኤል ሓቢራ ክትሰርሕ ትኽእል ኢያ።
Далее
نترس تو برق نبود😅😅
00:17
Просмотров 1,6 млн
БЕРЕМЕННА В 16 - 5 ВЫПУСК (МАМА В 16)
1:53:50
World‘s Strongest Man VS Apple
01:00
Просмотров 24 млн