Тёмный

ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ተጋዳላይ ኣለም ገብረዋህድ ኣብ ዋዕላ ህዝቢ ከተማ ኣኽሱምን ወረዳ ላዕላይ ማይጨውን 

woyen
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Subscribe Woyen Newspaper
-------------
©Copyright: Woyen Newspaper
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
E-maiL: woyengazeta@gmail.com
www.Facebook.com/woyen

Опубликовано:

 

24 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 147   
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Час назад
ኣለም ገ/ዋህድ ጅግና ወዲ ህዝቢ ካብ ብዘይ ተግባር ዝዛረብ ከይተዛረበ ዝትግብር!!! መርዕድ ሓይልታት ክሕደት በርትዕ!!!
@LetayTadesse
@LetayTadesse 2 часа назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 2 часа назад
Welcome our beloved hero GOD bless you 🙏. Long life Tplf no more banda place in Tigray done.
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 Час назад
Thank you our hero Alem ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ninaabay2140
@ninaabay2140 2 часа назад
Thank you Woyne!
@TeklehaimanotLilay
@TeklehaimanotLilay Час назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ንስኻ ጀግና ንህዝቡን መርዐዲ ፀላእቱን ኢኻ።
@Honest-d8u
@Honest-d8u Час назад
TPLF FOR EVER ❤❤❤
@Honest-d8u
@Honest-d8u Час назад
STAY STRONG ALL TIGRIYANS PEOPLE
@TeklehaimanotLilay
@TeklehaimanotLilay Час назад
ኩሎም ዋዕላታት ግዜ እናሃብኩም ልቀቅዎ ኩሉ ክስማዕ ምእንታን።
@NatiEndrias-rz3mm
@NatiEndrias-rz3mm Час назад
አለም ጀግና በርትዑልና።👌👌
@Honest-d8u
@Honest-d8u Час назад
HEZBI AXUM ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 часа назад
አለም ገብረዋሂድ አብ መሬት አዱ ምሲ ሂዙቡ እናካየደ ጂግና ሐቀኛ ትግራዊይ እና አጀውጀው እተሸከመ ❤❤❤❤❤❤❤
@meazafesseha8132
@meazafesseha8132 2 часа назад
@Honest-d8u
@Honest-d8u Час назад
ALEM G/WEHAD HAYALEN KENDAY TETSINO FETARI SEB MEKHANKHA TELAMA HEZBI TIGRAI WACHWACH KULA ALEM . JIGENA ❤❤❤🎉🎉🎉
@All-w9s
@All-w9s 2 часа назад
አለም ገ/ዋህድ “እቲ ዓብይ ስእሊ፣ እቲ ዓብይ ሕምባሻ ውድብና ምድሓን እዩ” በል ስማዕ አይተ አለም። ንዓና ብሄራውያን ተጋሩ ከዓ እቲ ዓብይ ስእሊ፣ እቲ ዓብይ ሕምባሻ ተጋሩን ትግራይን ምድሓን እዩ።
@LetebrhenFisihe
@LetebrhenFisihe 2 часа назад
Alenalkum
@AbayMichael-n8r
@AbayMichael-n8r Час назад
Very very good explanations
@HalefomM
@HalefomM 2 часа назад
ደቡብ ኣፍሪካ ውዕሊ ፕርቶርያ ኣለም ክትከይድ ነይሩኳ እዚ ኩሉ ክሕደት እውን ኣይምመፀን ጌታቸው ከዳዕ ሸይጥዋ ተመሊሱ ግን ከዚ ድሒና እያ
@kebedekassaa5096
@kebedekassaa5096 26 минут назад
ኣለም ወረዳን ዞንን ምሕማስ እምበር ኣብ ዓለም ለኸ ፖለቲ ኣትዩ ብእንግሊዚኛ ናይ ምድርዳር ዓቕሚ የብሉን።
@AbayMichael-n8r
@AbayMichael-n8r Час назад
The guy must be coming to front of this place to save his people
@Bahgi_
@Bahgi_ 2 часа назад
ሓደ ካብ ዝገርመኒ ነገር፡ ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ እዚ ኩሉ ፀለመ እናቐረበሉ ናብ ሚድያ ወፂኡ ዘይምዛርቡ እዩ ነይሩ። ብጣዕሚ እዩ ተሰሓሒቱ። ብዓል ደብረፅዮን፣ ጌታቸው ረዳን ካልኦትን ምዓልቲ ምዓልቲ ወፂኦም ኣብ ሚድያ እናተዛረቡ፡ ብዓል ኣለም ገብረዋህድ፣ ወይዘሮ ፈትለወርቅ ንምንታይ ስቕ ይብሉ ሎሚ ግዜ ሓበሬታ እዩ። ኣብ ሚድያ ወፂኻ ሓሳብካ ክትሸይጥ እንተዘይክኢልካ፡ ትኸስር። ኣብ ልዕሊ ኣይተ ኣለምን ወይዘሮ ፈትለን እውን ብሰንኪ ስቕ ምባሎም ንሱ እዩ ኣጋጢሙ። ብተደጋጋሚ ቅረቡ። ሓሳባትኩም ንሓፋሽ ኣካፍሉ። ትም ሕትም ምባል መኽሰሪኹም እዩ።
@Honest-d8u
@Honest-d8u Час назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zerayhailu4971
@zerayhailu4971 Час назад
jigna wedi hizbi merir nitselaetu jignaaaa
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Час назад
Your jail wil be ready soon for your network & what you did.
@mearegukalay7106
@mearegukalay7106 2 часа назад
ስልጣን ደጊምካ አይትረክባን ምክንያቱ ናይ መሪሕነት ውድቀት ስለዝነበረካ
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 минуты назад
እታ ጎሔላ ዕሱብ መን ስልጣን ወሃብን መሕደግን ገይርኻ ለቆማፃ መላኽዕ እለም ጀግና ወደ ህዝብ እዩ
@gdagnew6909
@gdagnew6909 Час назад
ከም ኣገላልፃ ኣለም ግ/ዋህድ ንጉባኤ ክሳተፋ ገለ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ሰለዋ ናይ ሕክምና ሪፈራል ወረቐት ሒዘን እቲ ክልከላ ሓሊፈን ጉባኤ ተሳቲፈን። ክኽልከላ ኣይነበረንን። ግን ዘይሓመማ ሓካይም እቲ ቦታ ና ሓሶት ሕክምና ወረቐት ዝሃቡ ብሕጊ ይተሓተቱ። ዝሓመመ ናብ ሕክምና እምበር ናብ ጉባኤ ዘይሓመመ ሓሶት ሕክምና ወረቐት ምሃብ ወንጀል'ዩ።
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Час назад
አለም ገብረዋህድ ሐቀኛ ተቃለሳይ እንበር ከምቱ እተጸለምዎ አይከነን አዲ ግራት እንታይ በሎ መን ንመን ብጸሊም መልሐስ ይላጸ ወጊድ አጀውጀው😅😅😅😅ንቂዲሚት❤❤❤❤
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 2 часа назад
አበይ ነይሩ እዩ ኽዚ። ብስሩከ ክሳብ መኣዝ እዩ ትግራይ እናሓመሰ ዝነብር ተፈቂድሉ እዚ ሰብ።
@DawitBerhane-u4m
@DawitBerhane-u4m Час назад
Hsawi
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Час назад
፦ አብ ሕድ ሕድ ናይቲ ፀገም ተጠያቂ እቲ ግዝያዊ ምምሕድዳር ትግራይ ናይ ህውሓት ተወከልቲ እንትኾኑ። ፦ ቀንዲ ተጠያቂ ናይዝኹሉ ብልሽት ናይ ጀነራል ፃድቃን ምዃኑ ክግለፅ አለዎ። ኣባልኹም ምቃፍ ከምአፈት ፅቡቅ እዩ። ቀንዲ ናይቲ ብልሽት ሃንዳሳ ፃድቃን ገብረተሳይ እዩ። አነ ጌታቸው ረዳ አብዝተሃንደሰ ዝጎይይ እዩ። ኢለእየዝኣምን ንሱውን ወንጀል እዩ።
@زولمحمد
@زولمحمد 2 часа назад
ጣዕዋ ሰተይይ ደም
@yohansberihu4322
@yohansberihu4322 Час назад
ደጊም በቃ በቃ በቃ
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 2 часа назад
Always corrupted
@hageremiru2888
@hageremiru2888 2 часа назад
Jegena wedi hezebi
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Час назад
ካሉአይ ሲረ እጠቀሎም አለም ወጊድ ንብልፅግና ትግራይ😮😮
@tesfaihailu3189
@tesfaihailu3189 Час назад
ዘወር ዝተብሃለ ዘወር እንተዝብልማ ክሳብ ሎሚ ንስኻውን ዘወር ክትብል ይግበኣካ ነይሩ።
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 2 часа назад
Mehekeyo .kebadim kulekum nay siltan tsegem eyu zelekum wala niskum wala Eni getachew .kulekum wuredu kebriesi hizbi
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 2 часа назад
Lebabo go out over.
@welday232
@welday232 2 часа назад
ኣብ ትግራይ ኩናት ዝኣወጀ ጉጅለ ኣደመ እዩ ዘይሕጋዊ ምርጫ ገይሩ ተጋሩ ተካልና በሊዕና ላኣላውነትና ተሓዲግና ዘይትካእ ህቢ ሃሊቁ
@SeretKidane
@SeretKidane Час назад
ብምርጫ ምኽንያት እዩ ኪናት ተጀሚሩ ኢልካ ትአምንን
@GebresayGebremedin
@GebresayGebremedin 31 минуту назад
ልምንታ፡30አመት፡ሙሉእ፡አስኻቱም፡ጥራሕ፡አብተለበጅን፡ትቃርቡ፡ዋላድ፡ትግራይ፡ኣይወለደትንድያ ፡ወጣት፡ለይትካእ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Час назад
ናይ ህዉሐት ሐቀኛ ጂግና ተቃላሳይ አለም እዩ ተጋሩ ብሰብ ጢቂሚ አይትመሩሁ ንተም ፓለቲከኛ ዪኩን እቱ ደቁ ዚሰወኤ እዩ ዚፈልጦ😢😢😢ሐመሳ ንባአልሞያ እዩ ዚግደፍ😂😂
@ZinabuBelay-v7l
@ZinabuBelay-v7l 2 часа назад
ሀይሊ ጉጂሌ ናይ ህዝብ ትግራይ ዝተአመተ አይኒ ገፊፍዎ ቻው
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 2 часа назад
U R not going to be full of the Tigray people
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 2 часа назад
፦ አለም ብሓቂ ብቁዕ መራሒ ኢኻ። ያው ፀላእትኻ መስኪሮሞ እዩም። 24 ስዓት ይውረድ ይሰቀል እናበሉ ንዓመታት ፀኒሖም እዮም። ፀላእቲ ጠካራታት እናረአዩ እዮም ዘመተ ዝገብሩ። ግንፈፂሕኻ ወፂእኻ አለኻ በርትዕ። ቃልሲ ሐዚውን አብቅድመኹም አሎ በርትዑ።
@muzedebesay1345
@muzedebesay1345 2 часа назад
Entay lewit amtsika eska Alem Geberewahit mulu 30 amet ab siltan tsenihka 1 million seb Tigray atfika esu eu natka lewit anta rugum
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha Час назад
Do you think you will lead tigray after you committed genocide in tigray
@mearegukalay7106
@mearegukalay7106 2 часа назад
ሰላም ና ፀጥታማ ባዕልካ ሃንግ ተሰማሪ ነይርካ
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 2 часа назад
Tigray peace restored on your grave. Lebabo gojely mahayeman Sebhate.
@mearegukalay7106
@mearegukalay7106 2 часа назад
ጠሪጣስ ተትሓፍረልካ ዶ በሉ
@Hasen-i6t
@Hasen-i6t 2 часа назад
መስመር ሕዋሓት ክፂላእ ካብዚገብሩ ዘለው ቀንደኛ ኣላም እዩ እናወረደ ሔዚ እውን ከም ተኣማኒ ኮይኑ ሚቅራብ እንታ ይባሃል ?
@JohnRaya-tk6vs
@JohnRaya-tk6vs Час назад
Ata leba
@mearegukalay7106
@mearegukalay7106 2 часа назад
እምኣር ንቀፃሊ 50 ዓመት ውን ትቅፅል ኢካ ? ቄሮ ኢና ንልእከልካ እተን ፎቃት ተምልሰን ኢካ ንደቅካ ውን ሕማቅ ቂም ኣይትግደፈሎም
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 часа назад
ጂግና ኢካ ቀጹለሉ ንዲሂሪት ማለት አይከነን እሲካብ መጨረሻ ሂዚቢ ትግረይ ለባምን መሲተዉአላይን እዩ ዚሪዶሁ አዩ መን ንመን ይፈላልዮ አገብ እዩ ዘይረኤናዮ ዉሪዴት እዩ ጉዙእ አቢዪ አይትከንን ትግራይ ትግራዊይ አዪገዛእእ እሉ ደቁ ዚሰወኤ😮😮
@addisugebremedhin5510
@addisugebremedhin5510 Час назад
ዕድመኻ ሙሉእ ዶ ናይ ሕልሚ እንጀራ እንዳመገብካ ይንበር እዩ? ኣታ እቲ ህዝቢ ትግራይ ዓብይ ፀገም ከም ዘለዎ እዩ ዝሕብረካ ዕድሜኦም ሙሉእ ብቤተሰብን መውስቦን ዕርክነትን ካብ ቑሸት እካብ ዞባ መሓውር ሰሪትካ ንበይንኻ ኣብ ፅቡቕ ናብራ ነቢርካስ ንህዝቢ ክተድሕን? ተድሕነሉ ግዜ እማ ኣፅኒትካዮ።
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha Час назад
Vampire
@adwatigray
@adwatigray 2 часа назад
ምስ አወዳእኹምና እናተልዓልኩም እዩ እቲ ጸገምና። ሻዕቢያ አይወግኧናን ህዝቢ ኤርትራ ፈታዊትና እያ እናበልኩም ብአራዊት ኤርትራ አብሊዕኹምና፣ አብ ሽዋ ዝገበር ዝነበረ ጸረ ተጋሩ ዝኾነ ምንቅስቓስ እናረአኹም ከፍ ኢልኩም አውዲእኹምና ። ሕጂ ድማ ንሰለስተ ዓመት አብ ውሽጥኹም ዝሓባእኽዎም ሊያቡ መለስ ዘባረሮ ጻድቃን ተቐቢልኩም ውሽጢ ውሽጢ ንህዝቢ ትግራይ ከፍርሱ ገይርኩምዎም። ንምንታይ ቀልጢፍኩም ዘይተውርድዎም ሓንተ መዓልትውን አብ ዘይስልጣኖም ክሐድሩ አይግባእን። ጻድቃንውን ክባረር አለዎ።
@AbayAlemayehu-s5q
@AbayAlemayehu-s5q Час назад
አያና ጂግና አለም ገብረ ዋህድ ክንደይ ፀለመ ሽም ምጥፋ ተካሂዱሉ ኢዩ ግን ዘይምብርከክ ጂግና ተቃላሳይ ስዝኾነ ብአወት ሃሪኑ ወፅዩ ኢዩ አጀካ ቃልስሃ ቀፅል አብ ጎንካ አለና ትግራይ አደይ አዲ ጀጋኑ ሳላ ደቂኪ ክወግህ ኢዩ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Час назад
ንህዉሐት ጉጂለ ልምአት ንሐሺከር ህዉሐት ከአ ጉጂለ ፊሪክሪክ ሲልጣን 😂😂😂ወይ ትግራይ መን ጉጂለ ልምአት❤❤❤❤❤
@kelalyabraha7825
@kelalyabraha7825 2 часа назад
ከማኻ ዝበለ ጉሓሊን ሓሳውን ዝሓዝኩማ ውድብ ኣይውድበይን:: ሓሳዊ!! ብሰንክኻን ብሰንኪ ከማኻን ትግራይ ዕድመ ልክዓ ትሕመስ ኣላ:: ድሁል::
@byohannes11
@byohannes11 Час назад
ንጻድቃን ኣብ ስልጣን ከትጽእዎ ከለኻትኩ ኣበይ ነርካትኩም? ሕዚ ስልጣን ምስ ከልኣኩም ተማርሩታ እኔኻትኩም። ኩልኻ ህዝቢ ብሽም ህወሓት ናብ ስልጣን ኢኹም ተቋሙምታ ዝኔኣኻትኩም Shame on you.
@welday232
@welday232 2 часа назад
ብዓፅሚ ደቅና ዝተሃነፀ ስርዓት እዩ እንዳበልኩም ነቲ ህዝቢ ተታልልዎ ትነብሩ ሕጂ ከም 93 ስልጣን ኣብ ኢድኩም የላን ንውድብ ምድሓን ይትረፍኩም ንሂወትኩም ውን ኣይተድሕኑን
@Honest-d8u
@Honest-d8u Час назад
Serekiti deki serekti sheyato adom tsgibeka teragah zelekha seb tsega edeme enkado habti wedak keremela wereket kab melehas awetsiom temahirek habti aferikha kab hamema esle nefaten tseret temahireka ke ambeta koretami nab lilena zebtsehka nay temali mensey nay lomi seb tsega detat abotat eyom .eziom dema gena bezuh tarikh zesrehu kab abotatom adetatom malet eyu. Rehus beal meskel 🎉🎉❤❤
@زولمحمد
@زولمحمد 2 часа назад
ሓሳዊ ወዲ ሻርሙጣ
@AaAa-n6o8q
@AaAa-n6o8q Час назад
ዋይ እዝ ደደብ
@welday232
@welday232 2 часа назад
ኣረጊት ሰብን ኣረጊት ስርዓትን ናብ ጉድጓዱ እዩ ዝጥዕም ኣለም ግዳ ከይተኣሰርካ ናብዚ አውሮፓ ምፃእ ከመይ ገይርካ ዕቁባ ከምትሓትት ነማኽረካ ኢና
@SolomonMehari-f3y
@SolomonMehari-f3y 2 часа назад
ድርባይ ውድብ ድኹም ሕብረተሰብ ይፈጥር ብላሽ
@SabiyaFasiya
@SabiyaFasiya 2 часа назад
ሓሳዊ ለኽባጥ አታ ወዲ ሻርምጣ
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 2 часа назад
Don't be stupid enough. Just you have to listen and learn period.
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 2 часа назад
​@@michaelkidane6578telling the truth is not stupid U R banda
@dawitasfeha
@dawitasfeha Час назад
ወድ ለመንቲ
@ابوعبدالعزيز-ن1م
ሓሻዊ
@Apartment-sale2
@Apartment-sale2 3 часа назад
ኣለም ክትወርድ ዩ ዘለካ ካብቲ ፓርቲ
@user-tr3iw1qx5y
@user-tr3iw1qx5y 2 часа назад
ፀርፊ ይትረፍ!!ሓሳብ አቅርብ፡፡
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 2 часа назад
Alem is legend of Tigray period
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 2 часа назад
​@@michaelkidane6578he is a criminal & corrupted
@AbayMichael-n8r
@AbayMichael-n8r Час назад
Clever politics have you understanding
@AbayMichael-n8r
@AbayMichael-n8r Час назад
Clever politics have you understanding
@MogesAtsbeha
@MogesAtsbeha 36 минут назад
👇 ዕድመ ሙሉእ ዓሌታዊ ኔቲወርክ ምስ ጊዜ ዘይምሃር ናይ በረኻ ፓርታ ዘይሓፍሩ ዓይኖም ብጨዉ ዝሓጸቡ,,,,,,,,,,,,
@سلاماثيوبي
@سلاماثيوبي 14 минут назад
🎉🎉🎉🎉
@سلاماثيوبي
@سلاماثيوبي 15 минут назад
🎉🎉🎉🎉
@WediYheyesh
@WediYheyesh 2 минуты назад
ቃልጥፍኩም ጌጋታትኩም ኣይተልዕሉን ፀገምኩምን ፀገም ህዝብን እለይዎ
@tigray447
@tigray447 32 минуты назад
Viva Tigrai, the people, and TPLF 💛♥️💛♥️💛♥️💪💪
@coffeepulseexportingco.5207
@coffeepulseexportingco.5207 20 минут назад
what a hate speech !!!! ዲፕሎማሲያዊ ዘረባ ፈፂሙ ዘይብሉ ! ብዝልኢን ቂምን ዝኸሓነ ዘረባ ፀሚምናናናና!!!! ኩሉኹም ሓሶት ትብልዎ ንመን ክንአምን? መድረኽ ዲቤት ዝመስል ብጋዤጠኛትትትት ክዳሎ ንፅውዕ
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 9 минут назад
ርእሲ ስርቂ። በአል አርባዕተ ፎቅ። ሕዚኸ እንታይ ተሪፋካ? ወይ ህዝበይ ዳይናስቲ ክብሉ ሓቆም እዮም።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 8 минут назад
እለም ጀግና ወዴ ህዝብ ፀላእትና ንህዝብ ትግራይ ኻሱኹኖ እቀዴማማ ጀጋኖን ክደህሉ ዘይ ተገበረ የለን ኻይኖ ግን መንገደ ሐቅ ትቀጠን እምበር እይትብጠስን ማዕልት ባዐል ፍሪዳ መን ሌባ መጭበርበሪ ተርእዩ እለም ሐውና እግዚአብሔር እምላክ ነዌሕ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር ምስ ውፁዕ ህዝብ ትግራይ እዪ ትግራይ ትስዕር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaykidu9815
@tsegaykidu9815 26 минут назад
ኣለም ገብረዋህድ ዝብሉካ ከዳዕ ሸያጢ ዓዱ ኢካ። ንስካን ጉጅለካን ኣብ ትግራይን ህዝባን ዝፈፀምኩምዎ ወንጀል ዝርሳዕ ከይመስለካ። ስልጣን ፈፂምኩም ከምዘይተረክቡዋ ክትፈልጥ ይግባእ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 10 минут назад
አንታ ሓሳዊ አይተሐፈረን አብዚ ግዜ ህውሓት ማለት ናይ አለም ድብረፀንተት ፈትለወርቅ ናይ ግሊ ማሕበር እያ ዘላ ህዝብና 30ዓመት ጨፈሊቅኩም ከትገዘኡ ሀሀሀሀሀሀአይተሕስባ የለን ገዘካ አማሐድር።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 11 минут назад
አንታ ሓሳዊ አይተሐፈረን አብዚ ግዜ ህውሓት ማለት ናይ አለም ድብረፀንተት ፈትለወርቅ ናይ ግሊ ማሕበር እያ ዘላ ህዝብና 30ዓመት ጨፈሊቅኩም ከትገዘኡ ሀሀሀሀሀሀአይተሕስባ የለን ገዘካ አማሐድር።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 14 минут назад
ምክንያቱ እንታይ እዩ ተዛረቡ ጉባኤ አብ ስለስተ ማዓልቲ አበይ ዓለም ተራእዩ ህዝቢ አይትበል ፈንፌኑካ እዩ ዘሎ ትፈልጥ ኢካ በአፈካ ትሽጦ ወጣት የለን አይትድከም።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 14 минут назад
ምክንያቱ እንታይ እዩ ተዛረቡ ጉባኤ አብ ስለስተ ማዓልቲ አበይ ዓለም ተራእዩ ህዝቢ አይትበል ፈንፌኑካ እዩ ዘሎ ትፈልጥ ኢካ በአፈካ ትሽጦ ወጣት የለን አይትድከም።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 15 минут назад
ምክንያቱ እንታይ እዩ ተዛረቡ ጉባኤ አብ ስለስተ ማዓልቲ አበይ ዓለም ተራእዩ ህዝቢ አይትበል ፈንፌኑካ እዩ ዘሎ ትፈልጥ ኢካ በአፈካ ትሽጦ ወጣት የለን አይትድከም።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 15 минут назад
ምክንያቱ እንታይ እዩ ተዛረቡ ጉባኤ አብ ስለስተ ማዓልቲ አበይ ዓለም ተራእዩ ህዝቢ አይትበል ፈንፌኑካ እዩ ዘሎ ትፈልጥ ኢካ በአፈካ ትሽጦ ወጣት የለን አይትድከም።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 15 минут назад
ምክንያቱ እንታይ እዩ ተዛረቡ ጉባኤ አብ ስለስተ ማዓልቲ አበይ ዓለም ተራእዩ ህዝቢ አይትበል ፈንፌኑካ እዩ ዘሎ ትፈልጥ ኢካ በአፈካ ትሽጦ ወጣት የለን አይትድከም።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 19 минут назад
ሓሳዊ ስራቂ አፈታ ጦርነት ግዜ ስድራና ተአስር ዘነበረካ ንስካ ኢካ አጨበርባሪ ናይ ትግራይ ነቀርሳ ሙስኛ ንስካ ኢካ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 минут назад
ሓሳዊ ስራቂ አፈታ ጦርነት ግዜ ስድራና ተአስር ዘነበረካ ንስካ ኢካ አጨበርባሪ ናይ ትግራይ ነቀርሳ ሙስኛ ንስካ ኢካ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 минут назад
ሓሳዊ ስራቂ አፈታ ጦርነት ግዜ ስድራና ተአስር ዘነበረካ ንስካ ኢካ አጨበርባሪ ናይ ትግራይ ነቀርሳ ሙስኛ ንስካ ኢካ።
@mercialem
@mercialem 46 минут назад
አንታ ሰብኣይ ልዕሊ 30 ዓመት ክንደይ ጊዘ ክወሃበካ ደሊኻ ?? ዓሌታውያን አይንደልንንንን ኮ ኢልኩም ህዝቢ።
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 22 минуты назад
ድርባን በየናይ ሞራሉ ኢዩ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ቀሪቡ ዝዛረብ ዘሎ ኣታ እዚ ዱሁል😮
@WediGirmay-o3n
@WediGirmay-o3n 32 минуты назад
ኣብዚ ኣሎ ዓፋሪ ካኣ ኣኽድው ካዓፍር ጥራይ እዩ ዝውዒል ኣነ ብሂወተይ ክርኦ ዝደሊ እዛ ባዓጋስ ውድብ ክትፈርስ ጥራይ እዩ በተለይ ካኣ ባዓል እዚ ከዳዕ በላዒ ሰብ እዚ👎👎👎👎
@AmirMusa-y2u
@AmirMusa-y2u 30 минут назад
ኩለኩም ጡፉኡ ለይባቡ ኢኩም ንስካ እውን ሓሳዊ ክትሕተት ኣለካ ሎሚ ፈሊጥናኩም ኢና ብደንቢ ምድረ ባልዕ ፃህያይ ኮይንኩሞ ናቲ መስኪን ህዝቢ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ፈጣሪ ስልጣን ዝባሃል ግን ከይትሓስብዎ ኢኩም ደነዛት
@HiwotHiwina
@HiwotHiwina Час назад
ኣታ ፋሽሽት ናይ ኣሕዎትና ደም ብከንቱ ፈሲሱ አይቀርይን ንአካ ከድሕኑ ዝሃለቁ ህፃናት ትግራይ ጨካን ሓደ መዓልቲካ ንጉዱአት እካል ጠይቅኻ ዘይትፈልጥ አራዊት ንስኩም ምስ ዓሌትኩም ትመርሕዎ party ኣብቂዑ እዩ ክንደይ ግዜ ደምና ክትስትይዎ ህዝብ ትግራይ ነቂሑ እዩ ንአኻትኩም ዝግረድ ስብ የለይ ሰለስተ ትውልድ በሊዕኩም አራዊት ተኻነ መሓፈርካ
@HagosGere-vl8dh
@HagosGere-vl8dh Час назад
ህወሓት ብህፁፅ ከትግብሮ ዝግባእ እት 5+1 ናይ ህወሓት ቦታ ሰብ ክምድበሉ ኣለዎ፡፡
@GebrekirosTadese
@GebrekirosTadese 49 минут назад
ዘለአለም ብደምን አዕፅምት ን እናተብሃለ ደም ዕሸላት እናስተ ኸም ክትነብሩ ክሳዕ መዓዝ እዩ?
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Час назад
Better planning for 10 days,
@gaydigets7061
@gaydigets7061 18 минут назад
በቃቹ ስልጣን ይአከለኩም
@zobilMedia-lz8cd
@zobilMedia-lz8cd 41 минуту назад
Jaal Ademe!!
@WediShFta
@WediShFta 56 минут назад
Merhab 💖 👈🏽
@سلاماثيوبي
@سلاماثيوبي 14 минут назад
🎉🎉🎉🎉
@سلاماثيوبي
@سلاماثيوبي 14 минут назад
🎉🎉🎉🎉
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 26 минут назад
አለም ጀግና አቦ መትከል 👌👌👌💪💪💪
@alguyonas3312
@alguyonas3312 33 минуты назад
Selam.jigina. viva. ❤❤❤❤
@NatuHluf
@NatuHluf 32 минуты назад
Tdf or TPLF❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Далее
ልዕሊ ኹሉ ሃገር ትሃሉ !
Просмотров 1,4 тыс.