Тёмный

ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ /አይምውቅ ኣይዝሑል ኢኻ እሞ ካብ ኣፈይ ክተፍኣካ እዬ/ Aba Gebremedhn Zeselama 

Aba Gebremedhn zeselama
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ /አይምውቅ ኣይዝሑል ኢኻ እሞ ካብ ኣፈይ ክተፍኣካ እዬ/ Aba Gebremedhn Zeselama

Опубликовано:

 

29 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 165   
@dvjvbh4571
@dvjvbh4571 9 месяцев назад
ኦ ኣምላከይ መንገዲ ስሕተተይን መንገዲ ፀልማተይን ኣብረሀለይ ኣብ ሓዱሽዓመት ሓዱሽ ሂወት ናብ ቤትካ ዝመላለስን ንወንጌልካ ዝግዛእልብን ፍጠረለይ ካብ መንገዲፀጋም ናብ መንገዲየማን ምርሓና ኣምላከይ 😢😢😢😢😢 ኦ ኣምላከይ ኣብቤትካ ክነብር ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን ኣቦዋይ መዓረይ እዚኣስ ናተይህይወት እያ እህህህ 😢😢😢😢😢😢
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️
@SaraSara-ie5sx
@SaraSara-ie5sx 9 месяцев назад
አሜን፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ብፀጋ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ ክቡር ኣቦና🙏❤ ንዓና ካዓ እግዚአብሔር ኣምላኽና ልቢ ልድያ ዝከፈተ ንዓና እውን ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና🤲😥
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 4 дня назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ናይ ተዋህዶ ዕንቂ መምህርና❤❤ ዝሰማዕናዮ አብ ጽላት ልቦናና የሕድሮ
@mlumeri2247
@mlumeri2247 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ብዕድመን ብጥዕና ይሓልወልና አግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 9 месяцев назад
አሜን አቦና በረኸትኩም ይብጻሐና ዝሰምዕ ልቦና ይሀበና ዕድመን ጥዕናን ያሀበልና 🙏💒🤲
@lemlemgalabaselama8421
@lemlemgalabaselama8421 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አቦና እግዚአብሔር አምላኽ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም የንወሐልና አባይ አቦ ተስፋ ዘማርያን አሕዋተይ ደማ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አቤቱ የፅንዕኩም❤❤❤❤❤
@selamselam7608
@selamselam7608 9 месяцев назад
ናይ ሕይወት ቃል የስምዓልና ክቡር ኣቦና ኣዕጽምቲ ዘጥልል ትምህርቲ እግዚአብሔር ኣምላኽና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና አሜን!!! ናተይ ሕይወት ከ ኣብ ምንታይ ክስራዕ ኢዩ''🥺
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 19 дней назад
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ ክበር አቦና ንዓና ካዓ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልቦናን ይክፈተልና
@__-wj7zq
@__-wj7zq 9 месяцев назад
_አሜን፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ አገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ መስተውዐል ዓይነ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ😢🥺_
@hgf6568
@hgf6568 Месяц назад
ቃል ሂወት የስምዕልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክብር አቦና ❤❤❤❤ 👑❤️🤲🤲
@Danayt123
@Danayt123 8 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ውሽጥካ ክትወቅስን ክትፍትሽን ኣበይ እየ ዝለኩ ክትብል ዝገብረካ ትምርቲ ፀጉኡ ጥበቡ ይግለፀልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓሊፍትኒ ነይራ ኣምላክ ይመስገን ሐዚ ሰሚዐያ ኣሰይ 🌿🌿🌿🌿✝️💚💚🌿
@user-nl2kl2he2n
@user-nl2kl2he2n 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘሞኖም የንውሐሎም 👏👏👏
@JcH-qu4rw
@JcH-qu4rw 9 месяцев назад
ብሓቂ ክቡር ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐልና ንሰማዕናዮ ቅዱስ ቃል ኣብ ልብና የሕድሮ ኣቤት ነብሰይ ሐጀስ ፈሪሐልኪ ኣለኩ 😢💔
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 9 месяцев назад
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ነውሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 9 месяцев назад
እግዚኣብሄር ይመስገን ኩቡር ኣቦና ከምኡውን ኩቡር ሓውና ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ቃለሂወት የስማዓልና ፀጉን በረከቱ የብዛሓልኩም በረከትኩም ይሕደረና
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱስ ገብርኤል ምስ ኩልና ይኩን ምስትውዓል ይሃበና
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 9 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር አቦና ክቡራት አሕዋትና እንኳዕ ብስላም መፃእኩም አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
@user-rn1mp2mh2x
@user-rn1mp2mh2x 9 месяцев назад
ብሓቂ እግዚአብሄር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ክቡር ኣቦዊተይ🙏🙏🙏ቃለ ህይወት የስመዐልና ንሕና ከዓ ነቲ ቅዱስ ቃሉ ሰሚዕና ኣብ ተግባር ክነውዕሎ እግዚአብሄር ይደግፈና🤲🤲🤲
@user-rm7nd6nd7s
@user-rm7nd6nd7s 9 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን ኩቡሩ ኣቦና አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብሩ ኣቦና ጸጋኡ የብዘሐልኹሙ ኣገልግሎት ዘመንኹሙ ይባርኽ ብዕድመ ጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዓናውን ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ🤲
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 9 месяцев назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ኹቡር ኣቦና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና መጨርሻና የፅብቀልና ብቁዱስ መንገዱ ይምርሐና ኣምላኽ ቁዱሳን አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@AAAA-dd4ni
@AAAA-dd4ni 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና❤❤❤
@user-ws7pk2sz2y
@user-ws7pk2sz2y 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ብመንገዱ ይመረሐና ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልቦና ይክፈተልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም 😥❤👏
@user-nu5hb7ez8v
@user-nu5hb7ez8v 9 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር አምላኽ ናይ አገልግሎት ዘመን ይብዙሃሉኩም
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j 9 месяцев назад
አሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና✝️💌🎆😍🥀 ሰማዕቲ ዘይኮናስ መቲግበርቲ ክንከውን እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን😢❤🙏
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r 9 месяцев назад
አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር አቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ እዚኣሰ ብእውነት ናዓይ ደካማ ሓጥያትኛ ጓልኹም ዛትምህርቲ😢 እግዚአብሔር ልቢ ልድያ ዝክፈት ልቦናን የክፈትልና👏
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አግዚአብሔር ኣምላኽ ልቦና ይሃበና 🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢
@khngkhan7289
@khngkhan7289 9 месяцев назад
አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና ብእድመ ብጥዕና ይሓልወልና መስተውዓል ይዓድለና 😢
@gdvjuf4067
@gdvjuf4067 9 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና❤❤❤
@MamaDadaDada-ih5kt
@MamaDadaDada-ih5kt 9 месяцев назад
ኣሜን፫ ቃልህይውት ይሰምዓልን ክቡሩ ኣቦና ዝሰምዓንዪ ኣብልብናን ይሕደርናልን ❤❤❤
@Selam-ko8gf
@Selam-ko8gf 9 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ነዊሕ ዕድመንጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ጸጋኩም የብዘሓልኩም
@wekj9541
@wekj9541 27 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐል ክብሩ ኣቦና ዕድመይ ጥዕናን ያሃበኩሙ ፈጣር 🙏🙏
@user-bn2nq2qf1s
@user-bn2nq2qf1s 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ብፀጋን ብጥዕናን ይሓለወልና ፈጠመሪ ክቡር አቦና
@user-ge5lz3fn7j
@user-ge5lz3fn7j 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤
@ndgsr2892
@ndgsr2892 9 месяцев назад
*_ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🕊🕊🕊❤❤❤ ንሕናውን ዝሰማዕና ኣብ ፅላት ልብና የሕድሮ ሰሚዕናውን ተግበርቲ ንክንከውን አምላከ ቅዱሳን ይሓግዘና😢😢😢 ዝተማሃርናዮ 30,60,100 ሰናይ ፍረ ንክንፈሪ ናቱ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን አሜን😢😢🕊👏_*
@tsegayneshselemun6337
@tsegayneshselemun6337 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር አቦና ❤❤❤
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 6 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለ ዝማሃረና ስለ ዝገሰጸና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኾን ንዕኡ ይኹን
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 9 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና 👏👏🤲🤲🤲👏👏👏መሰተዉዓል ልቦና ይሃበና 😢😢😢😢
@BelayneshBabu-gx9rs
@BelayneshBabu-gx9rs 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር ኣቦና ጸጋኡ ያብዘሐልኹም ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልየልና ፈጣሪ ንዓና ኻኣ ዓይን ልቦናን ይኪፈተልና እግዚኣብሔር ኣምላኬና 👏😢😢✝️
@Dagmwt1950
@Dagmwt1950 8 месяцев назад
እሜን እሜን እሜን ✝️ ቃል ህይውት ይስምዕልን እሜን ክብር እቦና
@ry8319
@ry8319 9 месяцев назад
_እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኹም ይብዛሕ ክቡር አቦና ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ልቦናና ይኽፈተልና_
@rutaasgedomrutaasgedom5488
@rutaasgedomrutaasgedom5488 9 месяцев назад
አሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ፈጣሪ ይባርኽ❤❤❤
@fhvsgt3180
@fhvsgt3180 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስመዐና ክቡር ኣቦና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ኩቡሩ አቦና ቃል ሂወት የሰመዐልና 🙏🙏🙏
@taiguhayile2660
@taiguhayile2660 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦይ❤❤❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 9 месяцев назад
ኣሜን፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባርኸልና🙏☦️ዝተምሃርናዮ ኣብ ልቦናና የንብረልና ሰምዕና ተግበርት ይግበረና😢🙏
@user-bp9wt7gz2k
@user-bp9wt7gz2k 9 месяцев назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር አበዋይ አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤
@user-wh2sk6ek1e
@user-wh2sk6ek1e 9 месяцев назад
ቃለ ሂወት የሰመዐና ኩቡር ኣቦና ❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 9 месяцев назад
ቃለ ሕይወት ኣቦዊተዮ ጸጉኡ የብዝሕ👏💙😢
@AshuWediTewahdo-qk9np
@AshuWediTewahdo-qk9np 9 месяцев назад
ፅግኡ የብዘሐሎም ክቡር ኣቦና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ዓርስካ ዘፈትሽ ኣምላክ ጀመርቲ ዘይኮናስ ፍፀምቲ ክንከውን ብመንገድን ብሕጉን ተገዛእቲ ክንከውን ኣምላክ ይሓግዘና።
@user-rw4fc7uk7m
@user-rw4fc7uk7m 9 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ነዊሕ እድመን ጥዕናን ይሃበልና
@saraalshky4357
@saraalshky4357 9 месяцев назад
ኣሜንኣሜንኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐና ኩቡ ርኣቦና❤❤❤❤🙏🙏🙏
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 8 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብር ኣቦና❤
@ftaw6221
@ftaw6221 9 месяцев назад
ኩቡር ኣቦና ናይ ሂወት ቃል የስመዓልና ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ፈጣሪንዓና ለ ሰማዕቲ ተይ ኮይንናስ ተግበርቲ ይግበረና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏
@mesiyhaftshenathdh8637
@mesiyhaftshenathdh8637 7 месяцев назад
ኣሜን፫ ብሓቂ ክቡር ኣቦና ቃል ህይወት ቃል ሰናይ ቃል ብርክት የሰመዕለና ብዕድሜን ብፀጋን የሓለወለና ብርክቶም ይሕድርና ከቡር ኣቦና ኣሜን፫❤❤
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 Месяц назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ❤❤❤❤ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 8 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልኒ ክቡር ኣቦና ❤🙏 እግዚኣቤሔር ኣምላኽ መስተወዐሊይ ልቢይ ይዓድለና😢🙏
@feefwwr9534
@feefwwr9534 9 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና 🙏🙏🙏
@Adeytigray-vf5et
@Adeytigray-vf5et 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
@dfhf8186
@dfhf8186 9 месяцев назад
ናይብሓቂ ቃል ህይውት የስመዕልና ክብር ኣቦና ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ኣምላክ ይቅር ይብለልና ልቦና ይሃብና✝️💒😥😥✅✅✅💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💕💕💕💕
@wabo6374
@wabo6374 8 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝሰማዕናዮ ኣብ ፅላት ልብና የሕድረና🙏🙏🙏
@user-km9vz4cd6k
@user-km9vz4cd6k 9 месяцев назад
❤❤❤አሜን አሜን አሜን ቃልሂወት የስመዐልና ኩቡር አቦና ልቢ ልድያ ዝካፍተ ልብና ይክፍተልና😢
@brayyrt9658
@brayyrt9658 3 месяца назад
አሜን ፫ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ስለ ኩሉ እግዚአብሔር ይመስገን 🤲
@akberetteame9010
@akberetteame9010 9 месяцев назад
Amen Amen Amen
@hhdhd7109
@hhdhd7109 4 месяца назад
ባሓቂ. እግዚአቢሔር.አምላክ ሓጢያትና ሓዲጉ ይቅረ.ይበለልና ቃል ሂወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤
@user-hc3rt9ec7l
@user-hc3rt9ec7l 9 месяцев назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር አቦዊተይ ብዕድመን ብፀጋን ይሓልወልና
@destayemarymalij2564
@destayemarymalij2564 9 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩምልና ክብር አቦና❤❤❤
@tyer712
@tyer712 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት ቃለ በረከት የስመጸልነና ክቡር ኣቦና ብዕድመን ይሓልወልነ🙏🙏🙏
@astertarekegebremariam9096
@astertarekegebremariam9096 9 месяцев назад
Amen Amen Amen aba kal hiwet yasemalen kubur abona
@Godislove727
@Godislove727 9 месяцев назад
You are very blessed father Abboy. I miss you💞
@user-hc3rt9ec7l
@user-hc3rt9ec7l 9 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹሙልና ንናፍቀኩም ክቡር አቦና❤
@lemlemgalabaselama8421
@lemlemgalabaselama8421 9 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ክብር አቦይ❤
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 9 месяцев назад
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kubur Aebona ❤
@tirhaswelu
@tirhaswelu 9 месяцев назад
Amen Amen Amen kubur Abona 🌼✝️🌾🕊️🌻❤️‍🔥🙏🌻💐💖🦋🕊️🌾✝️🌼🕊️🌾✝️🌼🙏🌻
@user-pd5dw5xk9g
@user-pd5dw5xk9g 9 месяцев назад
እንኳዕ በሰላም መፃኡኩም ክብር አቡና 👏
@mezerberha5269
@mezerberha5269 9 месяцев назад
እንኳን በሰላም መፅአከም ክብር አብና ❤❤❤❤
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 9 месяцев назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ብሓቂ ልብና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ 🙏😢
@tekletekle8440
@tekletekle8440 2 месяца назад
ቃለ ሂይወት የስመዐና ኩቡር አቦና ክንደይ ደስ ይብል ❤❤❤❤❤
@hareguh9949
@hareguh9949 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዕልና
@user-tj7ps9xv8x
@user-tj7ps9xv8x 8 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና👏👏👏
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 2 месяца назад
አሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና!!!!!
@bege8567
@bege8567 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህወት ያስመዐልና ኣቦና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-wg7ci2uc9i
@user-wg7ci2uc9i 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ኣበይ ብሓጥያተይ ከትካደኒ😢
@user-rm1zd9tl6n
@user-rm1zd9tl6n 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ብሰላም መፀእኩም ክቡር ኣቦና✝️
@user-dx7qp4hw2g
@user-dx7qp4hw2g 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ❤🙏
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 2 месяца назад
አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና!!!!!
@tseganeshnegash3134
@tseganeshnegash3134 9 месяцев назад
ቃለሂይወት የስመዕልና አባና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
@embaynesh8553
@embaynesh8553 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህርና
@user-wf6jk9jq3q
@user-wf6jk9jq3q 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና አቦና❤❤❤
@hshheh5641
@hshheh5641 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ❤
@user-br1qr2hw7f
@user-br1qr2hw7f 9 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ክቡር ኣቦና መስትዉዓል ይሃበና ብሓቂ😥
@merhawitbrhane8349
@merhawitbrhane8349 8 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና
@user-bm2dm5ys2h
@user-bm2dm5ys2h 9 месяцев назад
ቃል ህይወት የስመዐልና😔 ክብር ኣቦና ፀጋኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🙏❤❤❤💖💖🌺🌺🌺🌺👏👏👏👏😍😍😍😍😍😍
@abbeyene
@abbeyene 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@dfhf8186
@dfhf8186 9 месяцев назад
ኣሜንኣሜንኣሜን ኣሰይይይይይ ደሰተብል ተምህርት💕🙏💕💖💖💖💖🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰✅✅✅
@Tsgawu
@Tsgawu 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ኩቡር ኣቦና
@ErhoEthu-gm7ly
@ErhoEthu-gm7ly 9 месяцев назад
ባሓቂ ቃለሂወተ የስመዐልና ክዉር እበና እግዚኣቢሐር ፀጉኡ የብዚሐሉኩሙ
@user-jk6wq1uv6h
@user-jk6wq1uv6h 9 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹሙልና ክቡር ኣብና ቃል ሂወት የስመዐልና👏👏👏👏
@letayamare9763
@letayamare9763 9 месяцев назад
Amen Amen Amen 🙏 kubur Abona kale hiwet yesmealna btaami des zbll tmhrti eyu yekenyelna kubur Abona Newih Edmen tienan yhabukum Egziyabiher amlak ❤️ 🤲 🙏
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j 9 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም❤
Далее
I Built a SECRET McDonald’s In My Room!
36:00
Просмотров 16 млн
Crazy Girl destroy RC CARS 👩🤪🚘🚨
00:20
Просмотров 3,6 млн
The last one surprised me! 👀 🎈
00:30
Просмотров 2,3 млн
I Built a SECRET McDonald’s In My Room!
36:00
Просмотров 16 млн