Тёмный

ኣብርሃም ኣብ ዕለተ ውልደቱ ብዝገርም ሰርፕራይዝ ተገይሩ! 

Bete Abrham ቤተ-ኣብርሃም
Подписаться 24 тыс.
Просмотров 34 тыс.
50% 1

ኣብርሃም ኣብ ዕለተ ውልደቱ ብዝገርም ሰርፕራይዝ ተገይሩ!

Развлечения

Опубликовано:

 

26 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 602   
@BeteAbrham-
@BeteAbrham- 23 дня назад
🎉🎉🎉ሰላም ክቡራት ኣሕዋተይን ፈተውተይን እቲ ሰናይ ቁድስ ሓሳብ ትልግሱልይ ዘልኹም ዝዓዘዝ ክብረት ኣለኒ ብምልእኹም ኣብዚ መድብ ዝተሳተፍኩምን ኣብ ዝ/ዩ ማሕበራዊ ሚድያ ኮይንኩም እንካዓ ተወለድካ ኢልኩም ሰናይ ትምኒትኩም ዝገለጽኩምለይ ኩልኹም ሕዚ 'ውን ካብ ልቢ የመስግን። የቀንየለይ !🎉🎉🎉
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 24 дня назад
ውውውውውውውውው ኣብርህሸይ ይግበአኻ እዩ ኳዕ ተወለድኻ ሓወኒ ብስም ኣብርህሽ ለይክ ግጨውኒ😍😍☘️☘️☘️
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 24 дня назад
ዋው ስጦታ ክዳናምህረት እናቴ ቁዱስ ገብርኤል አባቴ ቃደማኩም ፁሩያት❤❤❤
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 23 дня назад
እንካዕ ተወለድካልና ዛሓወይ ማዓረይ መፃኢ ዘመንካ ብሩህይኩን ሓሳብልብካ ክዳናምህረት እናቴ ቅዱስ ገብርኤል አባቴ የስመርልካ አአብ ዘኩምጎይሓልውኩም ንኩለኩም አሕዋተይ
@user-kp1su2py4l
@user-kp1su2py4l 23 дня назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 24 дня назад
እንቃዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ቀሪ ዘመንካ ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ይኹን ወድነይ ለባመይ 🙏♥️♥️♥️
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 24 дня назад
ኪዳን ምህረት ኣደይ ሓላዊትኩም ትኩን ደቂ ተዋህዶ ❤❤❤እንኳዕ ተወለደካ ኣብርሃሸየይ
@user-le3yu3xp7n
@user-le3yu3xp7n 22 дня назад
እንቃዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ኣብርሽ ጅግና❤❤❤🎉🎉🎉
@RShaN-kiki
@RShaN-kiki 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድኻ ዝተረፈ ዕድመኻ ይባረኽ ማዓረይ ጅግና ተጋዳላይ & አርቲስት ሓድጉ ሓውና ፍትውውውው ኢና ነብለካ ♥️🦋💜♥️🦋💜♥️🦋♥️💜
@user-bc9qm4xl6q
@user-bc9qm4xl6q 24 дня назад
እንኮዕ ተወለድካ🎉🎉🎉🎉 ኣብርሸይ ለባመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝተረፈ ዕድሜኻ ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ይኩነልካ❤❤ ኣዴና ኪዳነምህረት ቅድስ ገብርኤል ኩሉ ገዜ ኣብ ዝርያኹም ኮይኖም ይሓልዉኹም ምስ ኩሎም ብፆትካን ቤተሰብካን ይፈትወኩም እየ ሓፍትኩም ካብ ስደት ተጋሩ ፅሩያተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ናታሓጎስኩም ንብሩለይ ኩርዓተይ 🎉🎉🎉 ❤❤❤❤
@gsjshd3479
@gsjshd3479 24 дня назад
ክዳና ምህረት እናቴ ቅድስ ገብርኤልኣባቴ❤🙏 ሓለውትና ይክኑ❤🙏
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 23 дня назад
H🎂 B 🎂 D 🎂 ኣብርሃም ጅግና ዝተረፈ ዕድመኻ ናይ ሰላም ቅሳነት ፍቕሪ ደስታ ይኹነልካ ❤️😍😘
@user-lu8xk1qq5f
@user-lu8xk1qq5f 24 дня назад
እንቃዕ ተወለድካ ኣብርሽይ ቀረ ዘመንካ ዝተባረከ ዝተቀደሰ ይኩን ለባመ ሓወና❤❤❤❤
@user-xg2ke1ji4s
@user-xg2ke1ji4s 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሸይ የዋህ ዝተረፈ ዕድመካ ዝተባረከ ይኩን❤🙏🥰
@JdDs-yy9xx
@JdDs-yy9xx 24 дня назад
እንኳዕ ተወሊድካ አብርሃም ሓወይ🎉🎉🎈🎈✨🎇🎆ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ይባርኽም
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f 24 дня назад
ኣብረሃመይ ዝተረፈ ዘመንኻ ይባረኽ ሓዊተይ😊😊❤❤🎉🎉🎉🎉
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf 24 дня назад
አብርሃመይ እንካዕ ተወለደካ መፃኢካ ብሩህ ይኩን ዝተረፈ ዕድሜካ ይባረክ❤
@abrehetlove6269
@abrehetlove6269 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ አብርሸይ 🥰🥰🎉🎉🎉🎂❤️❤️
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሽ ፃዕዳ🙏♥️💚
@afsfz1939
@afsfz1939 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ወዲ ሪመይ ለባመይ ዝተረፈ ዕድመካ እግዚአብሔር ይባረከልካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎂🎂🎂🎂🎂💚💚💙💙💚💚💜💜
@Selam62420
@Selam62420 24 дня назад
እንዃዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ ኦግዚብሔር አሞላክ ይባርከልካ🎉🎉❤
@drtt2855
@drtt2855 24 дня назад
ኣሰየይ እንካዕ ተወለድካ ዛሓወይ መፃእካ ቡሩህ ይኩን ንኩላኩም ኣሕዋተይ ቅዱስ ገብርኤል ኪዳን ምህረት ኣደና ሓላዊትኩም ትኩን ፉቁራት ተጋሩ♥️🙏😘😘😘
@lemalimgebre1215
@lemalimgebre1215 24 дня назад
Happy birthday 🎂 🥳 🎉 🎈 🎁 🎊
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 22 дня назад
ኣብርሽይ ዝፈትወካ ዘክብረካ ሓወይ እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመኻ ፈጣሪ ይባርኽልካ ቡሩኸይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎂🎂🎂🎂🎂🍬🍬🍬🍬🍬🍬🌿🌿🌿🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉♥♥♥♥
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 24 дня назад
ኣብርሸይ (ሓድጉ) ሓወይ ምስዞም ብልፃትን ናሃትካ ሓጎስ ክርእዩ ሃረር ዝብሉ ኣዕርክትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏 ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ለባምን ትሕት መክበሪ ሰብ❤❤❤❤❤ ደሞ ፍትውውውውው የብለኩም ደቂ ሓላል መሬት ዓይኒ ኣባይኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ይግበረሉኩም ፅሩያተይ ❤❤ስደትና የሕፅረልና
@maazahadgu1989
@maazahadgu1989 24 дня назад
እንኳዕ ተወ ለድካ ኣብርሸይ ዝተረፈ ዕድመካ ፈጣሪ ይባርከልካ❤❤❤
@emneteytewahdomedia-hr1zp
@emneteytewahdomedia-hr1zp 24 дня назад
እንኳዕ ተወለካ ዛሓወይ ዝተረፈ ዕድመካ እግዚብሔር አምላክ ይባርከልካ 🎉🎉🎉🎉❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሽ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ
@ssseeeae7287
@ssseeeae7287 23 дня назад
እንዃን ተወለድኻ ኣብርሸይ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረኽ🙏💗🙏
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 24 дня назад
ብሓቂ ክንደይ ደስስስ ትብሉ ክብሪ ይሃብኹም ተጋሩዋይ ፁሩያተይ❤❤ ❤እንኳዕ ትወለድካ ኣብርሸይ ለባም ሓውና❤❤ዝተረፈ ዕድመኻ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኸልካ ማዓረይ👏❤🍀❤🍀🌹
@mkhyryr
@mkhyryr 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሽይ ዝተረፈ ዘመንካ ዝተባረኸ ይኹን ለባመይ❤❤🎉
@cutebaby2638
@cutebaby2638 24 дня назад
እንኻዕ ተወለድካ ኣብርሃም ዋ❤❤❤
@gsjshd3479
@gsjshd3479 24 дня назад
እንኳዕ ተወለዶካ ኣብርሸይ ዝተረፈ ዕድመካ ዝተባረከ ይክነልካ ጎታዋይ❤ ንክሎክም ሓሳብ ልብክም የስምረልክም ኣብ ስደት ዘለና እውን ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና እግዚአብሔር ኣምላክ❤🙏
@user-qs1wf1bl3w
@user-qs1wf1bl3w 22 дня назад
እሰይ ደስ ሲል ፍቅራችሁ ያፅናላችሁ ጏደኛ ማለት እንዲህ ነው በናቱ ምትክ ናችሁ አብርሽ ዘረአቡርክ እንኳን ተወለክ ረጅም እድሜ ከጤና ጋር ይስጥህ
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 24 дня назад
እንካዕ ትወለድካ አብርሸይ የኔ ጅግና ዝተረፈ ዕድመኻ ዝተባረከን ዝተቀደስን ይኹነልኻ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fyhr4200
@fyhr4200 23 дня назад
፦እንኮዕ ተወለድካ ኣብርህሸይ መፃእካ ቡሩህ ይኩን ክዳና ምህረት ኣደይ ቁዱስ ገብርኤል ኣቦይ ሓላዊኩም ይኩን ፅሩያት ተጋሩ ውህበት ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል♥️👏👏👏ተባረኩ።♥️♥️♥️
@zjszue2446
@zjszue2446 16 дней назад
ኣብርህሽ እዃዕ ተወለድካ 🎉🎉🎉🎉ይመችኩም ደቂይ ትግራይ ኣይ ላቭዩ ❤❤❤❤👏👏👏👏
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 24 дня назад
እንዃዕ ተወለድካ ሓድጉዋይ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ተጋሩዋይ❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሽ❤ዝተረፈ ዘመንካ ዕድመኻ ይባርኽ እግዚአብሔር❤❤እዛ ሓንቲ ጋል ግን ዳሓር ኣስተዊዒለላ እምበይ ሰበታይ ዝመስል ወዲ ኢለ ነይረ😂😂ብዝኾነ ይመቺኹም ኩለኹም ማሓዙቱ❤
@TrehsGelase
@TrehsGelase 24 дня назад
እንዃዕተለድካ ሓዱጉ ሓወይ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ሕልምካን ትምኒታትካን ተግህደሉ ዘመን ይግበርካ ኪዳና ምምህረት ቅዱስ ገብርኤል ባዕሎም ካብ ኩፍእ ነገር ይሓልውካ❤ 💖ኣብዚሐ እየ ዝፈትወካ
@raass8741
@raass8741 24 дня назад
እንካዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ሓወይ ዝተረፈ ዕድመካ ዝተባረከ ይኩን🙏🙏🙏🙏🙏
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 24 дня назад
አንቃዕ ተወለድካልና 🎉🎉🎉ዝተረፈ ዕድሜኻ ይባረክ
@user-ow3lu7ik3x
@user-ow3lu7ik3x 24 дня назад
እንኳዕ ትወለድካ ወለላይ መፃእኻ ይባረኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@brllabay3842
@brllabay3842 24 дня назад
እንካዕ ተወለድካ ዝሓወይ ዝተረፈ ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ካብ ኩሉ ዝዓበየ ዉህብቶ ናይ አዴና ኪዳና ምሕረት ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል ሓለውትኩም ይኩኑ አሕዋተይ❤❤❤❤
@GalTewhdo
@GalTewhdo 24 дня назад
እንካዕ ተወለድካ ኣብርህሸይ ልተረፈ ዕድመካ ይባረክ🎉🎉🎉 ኣብ ልላዐ ደረጆ ክትበፅሕ ይምነወልካ
@SABABEYENE-ol5yi
@SABABEYENE-ol5yi 22 дня назад
Happy Birthday 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉Abrhamye we ❤❤❤❤you.
@MhretTades
@MhretTades 23 дня назад
እንካዕ ተወለድካ ኣብርሽ ዝተረፈ ዕድመኻ እግዚኣብሄር ይባርኮ
@user-jw7zo8es4b
@user-jw7zo8es4b 24 дня назад
ኣሰይ ደስ ዝብል ውህብቶ ኪዳነምህረት ቅዱስ ገብሪኤል ሓለውትካ ይኩኑ ኣብርሃመይ💖💖💖
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሸይ የዋህ ዝተረፈ ዕድመካ ዝተባረከ ይኩን🙏💖🙏👏🥀🙏
@UmArsulove
@UmArsulove 24 дня назад
እንዃዕ ተወለድካ ጀግና ሓውኒ መፃኢካ ብሩህ ይኩን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡሩካተይ ♥️💚
@user-gr8gu9wc1y
@user-gr8gu9wc1y 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ዝተረፈ ዕድመካ ፈጣሪ ይባርከልካ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ አብርሸይ የዋህ ሰብ ጀግና TDfey ቀሪ. ዘመንካ ዝተባርክ ይግበረልካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤
@AmiAmi-yb1kn
@AmiAmi-yb1kn 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ብሩኸይ ኪዳን ምህረት ኣደይ ሓላዊትኩም ትኩን ደቂ ዓደይ🙏♥😇
@BreFekr
@BreFekr 24 дня назад
እንኳዕ ተወልድካ ዝተረፈዕድመካለ ይባረክ ኣብራሃም ጅግና❤❤💊💊💊👍👍👍👍
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 23 дня назад
እሰይ እንኳዕ ትወለድኻ አብርሸይ ዝተረፈ ዕድመኻ ወላድት ኣምላክ ትባርከልኻ ብጣዕሚ ደሰ ብሃሊት ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-jv8nk6ck8w
@user-jv8nk6ck8w 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሸይ/ሓድጉይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😂
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 24 дня назад
አብርህሸይ እንኮዕ ተወለድካ መፃኢ ዘመንካ ይባረክ ቅድስቲ ኪዳነምህረት ቅዱስ ገብሪእል ይሓልውኩም ዞም ሓተይ❤❤❤❤❤❤
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 22 дня назад
ዋውውው ስጦታ ኪዳነ ምሕረት እናቴ ቅዱስ ገብርኤል ኣባቴ ኣብ ዘለኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ተዋህዶ ማዓረይ ኣብርሸይ እንኳዕ ተወለድካ መፃኢካ ብሩህ ይኩን💖 🎉🎈🎊
@bege8567
@bege8567 22 дня назад
ኣብራህምየ ለባም ድተረፈ ዕድመኻ ይባረከ ሰናይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 23 дня назад
ኣብሩሸይ እንኳዕ ተወለድኻ ዝቀረየ ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኸልኻ ቤተ ኣብርሃም ❤🥰
@ddee4690
@ddee4690 24 дня назад
ኣሰይ ስጦታኩም ደስ ክብል ሓለውቱኩም ዩኩኑ ደቂ እመ ብርሃነይ💖💘
@NgstiHayezgi
@NgstiHayezgi 19 дней назад
እንኳዕ ተውለድኻ ኣብረሽይ ፍቱው ኢና ነብለካ😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 24 дня назад
እንካዕ ተወለድካ ❤❤❤ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ሓድጉየይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 24 дня назад
እንዃዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ዝተረፈ ዕድመካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባረክ❤️❤️❤️
@samirihalhabashi2393
@samirihalhabashi2393 24 дня назад
እንዃዕ ተወልድካ ኣብርሽይ መፅኣካ ብሩህ ይኩን።❤❤❤❤❤✅✅✅✅
@slameberhe1435
@slameberhe1435 23 дня назад
እንዃዕ ተወለድኻ ጅግናና መፃእኻ ብሩሁ ይኹን ብጣዕሚ እየ ዝፍትውኻ❤❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 23 дня назад
ዋውውውው ኣብርሸይ ጸባየ ሰናይ እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ ዝተባረከ ይኩን🙏❤🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
@user-ev5hk1wl2h
@user-ev5hk1wl2h 23 дня назад
አንኳዕ ትወለድካ ማዓሪይ ዝተረፍ ዕድመካ አግዚአብሔር ይባረከልካ መልካም ልደት ❤❤❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ቀረ ዘመንካ ዝተባረካ ይኩን ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-nl1ek3wc6f
@user-nl1ek3wc6f 23 дня назад
እንቋዕ ተወልደካ ዝሓወይ ዝተረፈ ዕድመካ ኣምላክ ይባርከልካ🎉🎉🎉❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሸይ መሓዙቱ ክብረት ይሃብኩም ብፍቅሪ የንብርኩም❤❤
@ExRc-xx5xn
@ExRc-xx5xn 24 дня назад
እንኮዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ዘመንካ ይባረክ ካብ ሓፍትካ እዳ ዓረብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ🎂😍
@KedanKedan-hq3zv
@KedanKedan-hq3zv 24 дня назад
እንኻዕ ተወለድካ ዝሓወይ ዝተረፈ ዕድመኻ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርከልካ 🎉🎉🎉🎉🎁🎁🎉🎉
@richochewa1640
@richochewa1640 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድኻ አብርሽ ሸኮር ቅዱስ ገብርኤል የሐልውኻ ❤🙏❤🙏🙏
@mashotigray4789
@mashotigray4789 23 дня назад
My👑TDFይ💊ኣብርሸይ❤❤🎉🎉🎉እንኮዕ ተወለድካ🎉🎉እግዚአብሔር ኣምላክ መፃእካ ብርህን ድምቅን ይግበረልካ ጅግና ሓወይ ናተይ❣️❣️ኪዳና ምረት ቅዱስ ገብርኤል ኣብዝርያኩም ይኩኑ ካብ ኩሉ ኩፍእ ነገር ይሓልውኩም❣️❤❤ተጋሩዋይ ትፍለዮእኩም ❣️❣️❣️
@user-wy3dk9gc6i
@user-wy3dk9gc6i 24 дня назад
እንካዕ ተወልድኻ አብራሃም ሹኮር መፃአኻ ቡሩህ ይኹን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l 23 дня назад
ፅሩያት ኣዕርኽቲ❤እንኳዕ ተወለድኻ ዝተረፈ ዕድመኻ ይባርኸልካ🎉🎉🎉🎉
@user-pr8ge1wq2v
@user-pr8ge1wq2v 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ እግዚአብሔር ይባረከልካ ፅጋበይ❤❤❤❤❤
@user-ux9vd4qd8s
@user-ux9vd4qd8s 23 дня назад
ኣብርሸይ እንዃዕ ተወለድካ 🎂🎁🎉🎉🎉 ዝተረፈ ዕድሜካ ይባረክ ብሩከይ 🙏ኣነ ግንሲ ጠርጢረ መንፀግባ ድያ ዓይኒ ዋሪ😂
@yes6292
@yes6292 24 дня назад
ጎይታዋይ እንካዕ ተውለድካ ኣብርህሸይ ❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hhdhd7109
@hhdhd7109 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ እግዚአቢሔር አምላክ ይባሪከልካ አብርሽ. ❤❤❤
@ddee4690
@ddee4690 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብሩሁሸይ ዝተረፈ ዕድመካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልካ💖💖
@medhin8187
@medhin8187 22 дня назад
happy Bertha's day ኣብርሽ ዝቐረየ ዕድመኻ ይባርኸልካ ጀግና ሓዉና ❤ #ተጋዳላይ ንስኹም ተሳዕሳዕኹምሉ የጥዕመልኩም ዩ ❤ ። ዕድመ ይሃብኩም ። ቤቢሻወር ኢልክን ብተጋዳላይ እትሽቅጣ መምሰሎ ተትገድፈኦ ይምረፅ ነዉሪ ዩ ብሱሩ ለ ዘይናትክን ኣብ ከብድኽን ሒዝክን ፈጣሪኽን ኣመስጊንክን ማርያምክን ለሚንክን ጉዳይክን ዘይትዓፅዋ ታይ ዩ ሕማምክን ጽባሕ ታይ ከም ዝገጥመክን ይፍለጥ ርአዩና በቃ ከብድኻ ዘርጊሕኻ ታይ ግበሩና ዩ ።
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 24 дня назад
አሰይይይይይ አብርሸይ እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ❤❤❤ከምዚ ገይርኩም ዘክበረኩምሉ እዉን ክብሪ ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቁራተይ❤❤❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 23 дня назад
እንቋዕ ተወለድካ ኣብርሽ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ🙏❤
@afgcg5271
@afgcg5271 День назад
እንካዕ ተወለድካ ኣብርሸይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@halakriri253
@halakriri253 22 дня назад
ኣስይ እንኳዕ ተወለድካ ዘተረፈ ዕድመካ እግዚአብሔር ይባረልካ🙏🙏🙏🙏
@user-bp3xw2it3z
@user-bp3xw2it3z 24 дня назад
ዋውውው ደስ ክትብሉ እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ንእስነትካ ይባረክ። ኣብራሃም ለባመይ 16 እናቴ 19 ኣባቴ በቢዘለክምዎ ይሓልዉኩም ተጋርዋይ ፅሩያተይ👏👏💞🙏💞🥀🥀🥀❤❤❤🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌺🌺😊😊
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 24 дня назад
እንኮዕ ተወልድካ ሓዱጉዋይ ዝተረፈ ዘመንካ ይባረክ እግዚአብሔር ♥️👏
@salmasalm8448
@salmasalm8448 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ አብርሽ ዝተረፈ ዕድመካ ፈጣሪ ይባርከልካ
@IkramIkram-gr9il
@IkramIkram-gr9il 8 дней назад
እንካዕ ተወለድካ ኪዳነ ምህረት ተሓልካ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-gu7vx4sk1x
@user-gu7vx4sk1x 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🌺🌺🌺🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 24 дня назад
እንኮዕ ተወለድካ ኣብርሸይ💕💕💕💕💕💕በተረፈ ዕድመካ ይባርኮ 💕💕💕💕💕💕መፃኢካ ብርክ ይክን ዝሓወይ💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@nigstii
@nigstii 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ዝተረፈ ዕድመካ ዝተባረከ ዝተቀደስ ዘመን ይግበረልካ🎉❤ንኩልኩም ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ይሓሊኩም🙏💚አሰከ ንኣብርሽ ዝፈቲ ላይክ ይግጨየኒ❤
@salib3757
@salib3757 23 дня назад
ዝተረፈ ዕድመካ ይባርክ ኣብሩሸ♥️😘
@user-xv8fu7xt9i
@user-xv8fu7xt9i 23 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባረክለካ❤❤❤❤
@vhghf
@vhghf 24 дня назад
እንኻዕ ተወለድካ ኣብርሸይ ቀሪ ዘመንካ ዝተባረከ ዝተቀደሰ ይኩንልካ ሓወይ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 23 дня назад
እንካዕ ተዎለደካ ሓደጉየይ❤❤❤❤❤❤ዝተረፈ ዕደመካ. ይባርከልካ. እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤ ኣቱም. ከምዚ ዘክበርክምዎ. ኣዕርኩቱ ከዓ. ክብሪ. ይግበአኩም❤❤❤❤
@eriqueen3354
@eriqueen3354 21 день назад
እንቃዓ ተወለድካ ኣብርሸይ 🥳 ደስ ክትብሉ ❤🥺🫶🏾
@user-mt8mj5ew7y
@user-mt8mj5ew7y 23 дня назад
እንኮዕ ተወለድካ ቀሪ ዘመንካ እግዛቤሄር ይባርከልካ ❤❤🎉
@user-gc5xs6vc2e
@user-gc5xs6vc2e 24 дня назад
ዋውውውውው አብርሽይ ይግበአካ እዮ ትሕትናካ ፀባይካ አድናቂትካ እየ ንአርዕክትካ እውን ሰላም ራህዋን ይምነየሉኩም ❤❤❤❤❤
@albadralbadr5199
@albadralbadr5199 24 дня назад
እንኳዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረካ ኣብርሸይ🎉❤❤
@hiwigalzomaygzaeybahalt9680
@hiwigalzomaygzaeybahalt9680 24 дня назад
ዋውውው ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ይግቦኦ እዩ ብጣዕሚ ትእግስተኛ ሰብ እንካዕ ተወለድካ አብርሸይ ልተረፈ ዕድመካ ፅባረከልካ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Далее
OMG! Bei der Hochzeit betrogen 😨 #tricks
00:43
Просмотров 2,3 млн
How would you react?😅
00:31
Просмотров 1,8 млн
Попил😂инст: sarkison7
0:45
Просмотров 9 млн