Тёмный

ኣብርሃም ዘብረኣብሩኽ ገሬ እሙን( ሓድጉ ያይኑ ) ንምንታይ ምስ ገሬ እሙን ብሓደ ዘይወፁ ተዛሪቡ 

Bete Abrham ቤተ-ኣብርሃም
Подписаться 24 тыс.
Просмотров 59 тыс.
50% 1

ኣብርሃም ዘብረኣብሩኽ ገሬ እሙን( ሓድጉ ያይኑ ) ኣብ ቤተ ኣብርሃም ምስ ጋዜጠኛ ኣንገሶም ዝገበሮ ፃንሒት

Развлечения

Опубликовано:

 

24 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 321   
@hiwankiros21
@hiwankiros21 3 месяца назад
ሰላም ሰላም ከመይ ኣለኩም ፈተዉቲ ኣብራሃ ወይ ድማ ሓድጉ ሰላምኩም ይብዛሕ እና ኣነ ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ካብ ትግራይ አዚየ ዘድንቆም ተዋሳእቲ ሓደ #ሓድጉ_ያይኑ እዩ ብዙሕ ክሰርሕ ዝክል ብቅዓት ዘለዎ መንእሰይ እዩ ቀጻሊ ፊልሚ ኢንዱስትሪ ንክዓቢ ዝጽር ዘሎ ሓዉና ኣብ ጉኑ ኮይና ብዘከኣልናዮ ከነባራተዖ ኣለና በቃ ፊልሚ ትግርኛ ናይ ተጋሩ ክዓቢ ኣለዎ ምክንያቱ ንሓደን ክልተን ኣይኮነንን ዝጠቅም በፍላይ ብፍላይ ንመንእሳያት ሓዱሽ ዕዱል ንምፍጣር አዚየ ጽቡቅ ዩ እና ኣጆኩም በርትዑ ሙሉእ ብቅዓትን ክእለትን እናሃለወኩም ብኢኮኖሚያዊ ጸገም ጠጠዉ ክብል የብሉን ከም ህዝቢ ትግራይ ትግራዋይ ኮይኑ ናይ ባዕልና ቋንቋናን ሰነድ ታሪክን ንከዓቢ ብዝከኣልናዮ መጠን ክንጽዕር አለና :: ግድን ኣይኮነንን ብገንዘብ እዛ ቻናል ኢዚኣ ሼር ብምግባር ብዙሕ ተመልካቲ ንክህልዎ እንተጺዒርና እዉን እክል ዩ እና ነዛ ኮሜንት ተንቡቡ ኩልኩ እግዚአብሔር ይባርኩም ብሩካተይ ሰናይ ጊዜ ይኩነልኩም
@user-dn5tl8kk9g
@user-dn5tl8kk9g 3 месяца назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 3 месяца назад
ኣብርሽይ ጅግና❤ ተጋርዋኒ ኣሕዋትና ነተባብዕዮም❤🎉
@user-jv7yg4jz9h
@user-jv7yg4jz9h 20 дней назад
ሓድጉዋይ ቅኑዕ ለዋህ እቲ ትምነዮን ትደልዮን እግዚኣቢሔር ኣምላክ የስምረልካ ጅግና TDFይ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛❤
@selamburuk
@selamburuk 3 месяца назад
አጆካ ተስፋ ኣይትቁረጽ ብህይወት ክሳብ ዘለናን አብ ሂወት ዘጋጥመናን ብዙሕ ጸገም እዩ እና አብቲ ትደልዮ ባይታ ንክትበጽሕ አብ ፈጣሪ ሙሉእ ተስፋ ይሃልካ አብረሃምይ አብ ገሬየ እሙን ድራማ ካብ ዝሰርሑን ካብ ዘድንቆምን ሰባት ድማ ሓደ ንስካ ኢካ ብተፈጥሮካ ከማን የዋህ ሰብ ኢካ ትመስል እና ቀጽለሉ ከኣ ጅግና ወዲ ህዝብ ኢካ እሞ ከይተሓለልካ ጠንክርካ ስራሕ ንሕና ተጋሩ የሕዋትካ ድማ ኩሉ ግዜ አብ ጎንካን ምሳካን አለና ዝሓወይ❤🎉🙏
@afsfz1939
@afsfz1939 3 месяца назад
አብርሸይ ጅግና ጠንካራ ኢካ ንፈትወካ ኢና ከብዚ ንላዕሊ ጠንኪርካ ክትሰርሕ ንፅበየካ ኢና ❤❤❤❤
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 3 месяца назад
ኣብርህሽ ኣነዝ ክፍትዎ የሕዝነንይ ኣነ ጥራይ ድየ ገርሂ ተመስሉ ይስመአንይ❤❤
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h 3 месяца назад
ይገርመኪ ዋላ አነ እዩ ከምቱ ትብልዮ ለኪ ልሰመዐኒ❤
@user-wl3to3yj7l
@user-wl3to3yj7l 3 месяца назад
ዋላ ኣነ ማርያምን❤
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 3 месяца назад
ኣነለ ታይ ከምዝኮነ ኣብ ከብደይ ኣትዩኒ የሕዝነኒ
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 3 месяца назад
@@UxYv-mn6fh እንድዒ ኣነስ በቃ ታይ ከምዝኮንኹ የሕዝነንን ምስይ ዝዓበየ ሐወይ ሕያዋይ ገርሂ ከይኑ ይስመዐንይ ንኣካ ትመስል ገርሂ የጋንካ ኣብ ዓብይ ደረጃ የብጻሓዮ ኣምላክ❤❤
@AXUM13
@AXUM13 3 месяца назад
ዋላ ኣነ ማርያምን 😊
@hadushabrha4843
@hadushabrha4843 3 месяца назад
ሓድጉ ጎበዝ ቆልዓ እዩ ነተባባዓዮ ኣነ ገና ህፃን እነተሎ እየ ዝፈልጦ የዋህን ቅኑዕን እዩ።
@user-ge3et6cj7l
@user-ge3et6cj7l 3 месяца назад
ኣብርሃብ ወዲ ኣያዝበርብርኽ ብጥዕሚ እየ ዘነቆ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ❤🎉🎉
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 3 месяца назад
እንካዕ ብሰላም መፃካ አብራሃም ጅግና ሓውና❤❤ ነተባበዐዮ ተጋርዋይ❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 3 месяца назад
ኣብርሸይ my❤️👑 Pls ደሞ ፍቅሪ ሚዛን ልቀቀልና ቀልጢፍካ😘💛 ተጋሩዋይ ለ ነተባባዓዮም ቡዙሕ ስራሕ ሒዞምልና ክመፁ ምእንታን ባዕልና ንባዕልና ንዕበ💪
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 3 месяца назад
ኣጆኻ ሓሩጉ ሽኮር በርትዕካ ስራሕ ብጣዕሚ ንፈትየካ ኢና ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰✊✊✊
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 3 месяца назад
ፍቅሪ ሚዛን ደንጎያ ቶሎ ልቀቁዋ አብሩሽ ጅግና 💞💞💞💞🙏🙏🙏🙏
@user-yh2ij8xn3e
@user-yh2ij8xn3e 3 месяца назад
ዝፍትወ ተዋሳኢ አብርሃም ኣጆኻ ጎብዝ💛❤ ፍቅሪ ሚዛን ኣይትደንጉየና ❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ
@Vcinlv23
@Vcinlv23 3 месяца назад
ሰላም👋👋ኽᎄር ሓውና እንቋዕ ብደሓን መፃኻ🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@LegesTesfay
@LegesTesfay 3 месяца назад
ካልአየ ናተይ ጅግና ወዲ ትግራይ ለባም መስተውዓሊ አጀካ ማዓርይ ኩለ ግዜ አብ ጎንካ እየ ንበርለይ ትግራይ ስብ አለዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bini4496
@bini4496 3 месяца назад
ኣብሪሸይ ለባመይ ኣጆካ ቀፅለሉ እካ ኩሉ ነገር ሓልፉ እንቋዕ ብሂወት ተረፈካ ወዲ ዓደይ መዓረይ🙏🙏🙏 ኩኪሕዮ
@almazhadgu5704
@almazhadgu5704 3 месяца назад
አብርቨ ሽኮሰር እግዝአብሄር አብ ኩሉ መገድኻ ምሳኻ ደይኹን ሙሉዕ ጸጋን ጥዕና ይሀብካ፡፡I ካብ አስመራ፡፡
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h 3 месяца назад
ኣብርህሸይ ጅግና ትግራዋይ ኢኻ በርትዕ❤ ብሰላም ደማ ምጸና ሚዛን ፍቕሪ❤ ተጋሩዋይ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየ ዋ❤
@EphremBelay-xg9mj
@EphremBelay-xg9mj 3 месяца назад
ጅግና ኢኻ አብርሸይ ምስ ምራጭ ልሰራሓኻዮ ድራማ አበረኻ ደስ እዩ ዝብል እንድያም ሙሉእ ቪድዮ ልቐቐልና
@sweetbrhanu9661
@sweetbrhanu9661 3 месяца назад
ሓዱጉየ ጅግና❤❤❤ዝፈትወካ
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 3 месяца назад
ኣብሪሸይ ለባመይ ኣጆካ ዝሓወይ እንካዕ ብሂወት ተረፈካ ወዲ ዓደይ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@fanielhaile765
@fanielhaile765 3 месяца назад
ጅግና ኣብርሃም ኣጆኻ ደቂ ጀጋኑ🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
@gs6su794
@gs6su794 3 месяца назад
ኣብርሸይ ኣብ ኩሉ ከተበፀሕ ኢካ ተስፋ ጥራይ ለፈትወካ ፍቅሪ ሚዛን ቀፅለው ናፊቅናዮ🙏🙏🙏🙏🙏
@asdftyu4148
@asdftyu4148 3 месяца назад
ኣነ ግን ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ የድንቆ🎉🎉🎉❤❤❤
@VbNm-xo2pn
@VbNm-xo2pn 3 месяца назад
አጀካ ገቡዝ ዝሓወይ ክታባባዕ ዝግቦኦ እዩ ነታባበዐዮ❤❤❤
@wediteare
@wediteare 3 месяца назад
ፈተዉቲ ኣብሩሽ ኩለናና👍
@amennasr3191
@amennasr3191 3 месяца назад
አብርሽ ሐላል ፍትው አጆኻ ዝሐወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 3 месяца назад
እካዕ ብሰላም መፀኩም ጀጋኑ ።
@user-dm7kp4rm2e
@user-dm7kp4rm2e 3 месяца назад
Abraham is the best actor ❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 месяца назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤
@user-vm8zd1ii7j
@user-vm8zd1ii7j 3 месяца назад
ኣብራሃም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ቀፅለሉ❤❤❤😊😊😊
@user-ld2ob6ic3r
@user-ld2ob6ic3r 3 месяца назад
ባህልና ጥበብና ነዕቢ ቀፅሉ ኣብርሃመይ❤❤❤
@wxzlli
@wxzlli 3 месяца назад
ኣብርሸ ጅግና ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ ❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍🙏🙏🙏
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ደምርኒ ሓፍተዋኒ
@AlfaT-lh6uu
@AlfaT-lh6uu 3 месяца назад
ኣብርሃመይ ጅግና ❤❤❤❤❤ክሳብ መወዳእታ ኣብ ጎንኻ ኣለና 🥰🥰🥰🥰🥰
@user-xd5fu7jg6t
@user-xd5fu7jg6t 3 месяца назад
አንገሶሞይ እቲመረዋሕ ድምፅኻኮ ናፊቕና
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 3 месяца назад
አብርሸይ ጅግና አጀካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 3 месяца назад
ኣብርሸይ ጅግና💜🥰
@creedsandle346
@creedsandle346 3 месяца назад
ኣብራሃም ጅግና 💝💝💝💝💝✔️
@user-wb3je4uk6s
@user-wb3je4uk6s 3 месяца назад
አጆካ አብርህሸ በርትዕ❤❤❤❤
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m 3 месяца назад
እንካዓ ብሰላም መፃካ ኣብርሸይ ተጋሩዋይ ነታባበዐዮ ሼር ሳብሰክራይብ ኮሜንት ናገበርና ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 3 месяца назад
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ፍቅራት ኣሕዋተይ መኣረይ ሰላምታኩም ይብዛሕ ኣጆካ ኣብርሃሸይ መኣረይ ብቲ ዘለካ ቃፅሎ ኢካ መኣረይ ብጆኩም ኣሕዋተይ ሳብሰኪራያት ገበሩ ኣሕዋተይ❤🎉
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ሄሪየ
@GftgfGftgf
@GftgfGftgf 3 месяца назад
አብሪሸ ሓወይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-on2wf3tl2e
@user-on2wf3tl2e 3 месяца назад
ኣብራሃም ጅግና ሓወና አዘካ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-lx7tk8ff3v
@user-lx7tk8ff3v 3 месяца назад
ኣብርሸይ ጅግና👍👍
@SR-gh5rj
@SR-gh5rj 3 месяца назад
I like gere emun film and all the artists ther including Abraham, keep doing good job ❤❤❤
@St.Merry12
@St.Merry12 3 месяца назад
ኣብራሃም ጅግና ኣጆካ ኽንጽበካ ኢና ቅሎ ጣፍ ሒዝካ ኣብ መድረክ ክትመጽእ ይዕድመካ ቀጽሎ ❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 3 месяца назад
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ አብርሽ ወይም ሓድጉ ብሓቂ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወካ ዘኽብረካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፅቡቕ ስራሕ ጀግና እኻ ቓፅለሉ አብ ዓብይ ደረጃ በፅሕኻ የርእየን ፈጣሪ_
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 3 месяца назад
እንካዕ ብሰላም መፃአካ አብሪሃመይ ፅሩይ❤❤🎉🎉
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 3 месяца назад
ኣብራሃም ለባም ሰብ መስተዋዓሊ ኑፉዕ ተዋሳኣይ ኢካ ኣጆካ ቀፅለሉ ቡዙሕ ንፅበ ካባካ ጎይታ ፀባይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fretafreta9594
@fretafreta9594 3 месяца назад
ኣብርህሸይ ጅግና ትግረዋይ❤❤❤❤
@shefenamekonnen8021
@shefenamekonnen8021 3 месяца назад
Great and we are proud of you and thanks for your service to our people Tigray’s our dear brother! 👍⭐️☝️
@bettyboo7783
@bettyboo7783 3 месяца назад
ኣብርሃም ሽኳር ኩሉ እትሰርሆ ድራማ ብጣእሚ እዩ ደስ ዝብል እድመን ጢኢናን ይሀብካ
@user-vk1jr9ju1k
@user-vk1jr9ju1k 3 месяца назад
እንካዕ ብሰላም መፃካ ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤
@haymihabeshawit9991
@haymihabeshawit9991 3 месяца назад
ኣብርህሸ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣጆኮ ጎብዝ
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ሃይሚየይ
@galtsadikjgna7787
@galtsadikjgna7787 3 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሓወይ💘
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 3 месяца назад
አብርህሽ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 3 месяца назад
ኣብርሸሕ ጅብዕ ሓወይ❤❤
@alaymak08
@alaymak08 3 месяца назад
ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤
@nigestitedros8845
@nigestitedros8845 3 месяца назад
Abrham konjo we love you 💕 😍 ❤
@user-ir6ru3yk4k
@user-ir6ru3yk4k 3 месяца назад
ኣጆካ ዝሓወይ ኣብ ጎንካ ኣለና በርትዕ❤❤❤❤
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 3 месяца назад
Gazetegna Angesom betami kab alewna zebahalu abeyte seb moya eka betami eye zedenkeka ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Naodmiss
@Naodmiss 2 месяца назад
ኣብርሸይ ቁን❤❤❤❤❤ ኣጆካ
@user-ou5yf5si1t
@user-ou5yf5si1t 2 месяца назад
አብርህሸይ🎉❤❤❤ሰናይ ስራሕ
@user-pn8iz1jb4d
@user-pn8iz1jb4d 3 месяца назад
ማእገር ትግራይ ኢኹም ቆፅልሉ❤❤❤❤❤❤🙏🙏
@BxjxVdjd
@BxjxVdjd 3 месяца назад
ኣብርሸይ ጀግና❤🥰
@birenatigray8789
@birenatigray8789 3 месяца назад
abrshey Bitaemi Adnakitka Ye gobez Artist Ika Ketslelu❤❤❤❤❤
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 3 месяца назад
ንብርሃም ኣብ ድራማ ናይ ገርየ እሙን ቀመም ናይታ ድራማ እዩ።ምክንያቱ ኣብታ ድራማ እቶም ኮሚድያዊ ገጸ ባህሪ ሒዞም ዘለዉ ኣብርሃም ዘርኣብሩክን እዮም ግን ኣብዚ ግዜ እዚ ነብርሃም ብዙሕ የምጽእዎ የለውን እታ ድራማ ድማ ቀመም ይውሕዳ ኣሎ ጨው ዘይብላ ጸብሒ ትከውን ኣላ
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብሰክራይበ ግበረለይ ክብረተይ
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 3 месяца назад
ኣብርሁሽ❤❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 3 месяца назад
ኣጀካ ኣብርሸይ ገብዝ ይፈየትወካ እየ
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 3 месяца назад
ኣብሩሸይ ሽኾር😘😘😘😘
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 3 месяца назад
ተጋሩዋይ ክንዲ ሽሕኩኑ ❤❤❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ ኣሜን🙏
@rosehama
@rosehama 3 месяца назад
አብርሽይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ አብ ዝደላካዮ ደርጃ ይብፅሕካ ቱሕት ላዋህ ላባም ኢካ ካብ ዝፈተዉም ካብ ናይ ትግራይ ትዋሳኢቲ ሓደ ንስካ ኢካ
@user-ij4mv2zq7q
@user-ij4mv2zq7q 3 месяца назад
አብረሽ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-cq6lj1up9b
@user-cq6lj1up9b 3 месяца назад
ኣብርሽ ጅግና
@user-nu2ki7ld5w
@user-nu2ki7ld5w 3 месяца назад
ኣብርሽ ለባም ኣጆኻ ጎብዝ ❤ኣሕዋት ናባዕልና ነተባብዕ subscribe ምንም ኣይትክፈላን እሞ ኣብዚ ዘለና ናብ መሓዙትና ሼር ብምባል ነተባብዓዮ
@AXUM13
@AXUM13 3 месяца назад
አብርሸይ እንኳዕ በሰላም መፃካ❤
@mebratabraham5201
@mebratabraham5201 3 месяца назад
❤️❤️❤️🙏
@HaylenkialBerhe-bm1ne
@HaylenkialBerhe-bm1ne 3 месяца назад
ኣጀኩም በርትዑ❤❤❤❤❤
@AXUM13
@AXUM13 3 месяца назад
አብርሸይ እንኳዕ በሰላም መፃካ ኣጆካ ቀፅሎ ካዓ ❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ
@Sara-dq1sk
@Sara-dq1sk 3 месяца назад
አብሩሸይ ሓላል አነስ ክፈትወካ ማዓት እየ❤❤❤❤❤❤
@user-wk8vd9zl8n
@user-wk8vd9zl8n 3 месяца назад
ኣብርሸይ ጎይታ❤💋💞
@JoneBrother
@JoneBrother 3 месяца назад
አጀኾ ጅግና
@hiboobi9757
@hiboobi9757 3 месяца назад
❤❤❤ቀፅለሉ
@user-nh7hr4xk7u
@user-nh7hr4xk7u 3 месяца назад
ኣብርሃመይ እንካዕ ብሰላም መፃካ❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@BgufiFjbfdy-xm5wq
@BgufiFjbfdy-xm5wq 3 месяца назад
አጆኻ አብርሽ በርትዕ♥️
@DejenGebreyesus
@DejenGebreyesus 3 месяца назад
Good work & keep going✌️
@user-rx5bi8qp5x
@user-rx5bi8qp5x 3 месяца назад
እብሩሸይ የዋህ አነሰ ክፈትወ❤
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 2 месяца назад
አብሩሸይ ፅሩይይ❤❤❤
@selamgeriye8468
@selamgeriye8468 3 месяца назад
አብርሸይ ሓላል አነሰ ክፈትወካ ❤️❤️❤️❤️💝💊
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 месяца назад
ኣብርሸይ 100k ነብፀሓዮ ንዓይ ለ ኣተባቡዑኒ ክጅምር ይሓስብ ለኹ ♥️♥️♥️
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 3 месяца назад
ኣነለ ትምኒተይ እዩ ኩሉ ትግራዋይ 100k❤🎉 ክበፅሑ እዩ ግን ሰነፍት ኢና ተጋሩ ናይ ባዕልና ሚድያ ኣይነዕብይን😊
@user-ir5gu1xs9u
@user-ir5gu1xs9u 3 месяца назад
ገይረልኪ አለኩ ማዓረይ አና አሰኪለ ግበርለይ አሕዋተይ❤❤🎉🎉🎉
@user-ir5gu1xs9u
@user-ir5gu1xs9u 3 месяца назад
ገይረልኪ አለኩ አና ማዓረይ አና አሰለ ግበርለይ❤❤❤❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
​@@user-ir5gu1xs9uደምርኒ ክብረተይ
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
​@@user-bo4yr7ms2dደምርኒ ዛሓፍተይ መዓረይ
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 3 месяца назад
አብርሃመይ❤❤❤❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤
@hagosmeasho3569
@hagosmeasho3569 3 месяца назад
ዋውውውውውውው ኣብሪሂሞ ሓውና እንኳዕ ብድሓን መጻኻ ደስ ዝብል ዩ ብሓቂ ኣጆኻ ❤❤❤❤❤❤❤
@FwetDwd-rl8re
@FwetDwd-rl8re 3 месяца назад
🥰🥰 ሓወይተይ ሓላለይ🥰❤
@user-gx5xf5bb7o
@user-gx5xf5bb7o 3 месяца назад
ኣጆካ❤❤❤❤
@user-uy7jg5tf2u
@user-uy7jg5tf2u 3 месяца назад
ኣጆካ
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 3 месяца назад
ምትብባዕ ናይና ይኩን ተጋሩ🙄💚ዝረአናዮ ልዕሊ 4.4 view ላይክ እና ሳብስክራይብ ዘየለ እጭ
@user-mm2wm1yg6n
@user-mm2wm1yg6n 3 месяца назад
Abrhsh jgna❤❤❤
@AsefaNiga
@AsefaNiga 3 месяца назад
wow ❤❤❤❤
@user-gg6ul8rp1q
@user-gg6ul8rp1q 3 месяца назад
ኣብርሽ ብሉጽ💛❤😍
@meritubemeri
@meritubemeri 3 месяца назад
ሰብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@SxHc-mm8py
@SxHc-mm8py 3 месяца назад
ጅግና ትግራዋይ
Далее
Tipuan Jenius dalam Mengasuh Anak & Gadget Cerdas
00:21
FUN&SUN | Update 0.29.0 Trailer | Standoff 2
02:32
Просмотров 1,2 млн
СЕРГЕИЧ ОПОЗДАЛ #большоешоу
00:58