Тёмный

ኣብርክቶ ህግሓኤ ኣብ መጥቓዕቲ ሽረ (1989) ብ ኮረኔል መሓሪ ዕቑባዝጊ 1ይ ክፋል 

Hordata Media
Подписаться 54 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 115   
@Matiastsegay8910
@Matiastsegay8910 Год назад
ጀጋኑና ወትሩ አብ ልብና ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ብወርቂ ቀለም ክምዝገብ እዬ
@habtitmelake7791
@habtitmelake7791 Год назад
ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ እዩ እንተኮነ ጊን ኣዝዩ ድምጺ ኣይስማዕን እዩ ዘሎ ኣክራናት ተጋደልቲ ከኣ ንበርልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wintana2464
@wintana2464 4 месяца назад
ኣርካናት
@nopenot4058
@nopenot4058 Год назад
Interesting, and an important topic to be discussed thanks.
@bqse6142
@bqse6142 Год назад
ኣርካናትና ወትሩ ኣብ ልብና ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ታሪኽና ምትራኽ ኣገዳሲ እዩ ። ጃንዳ ንታሪኽ ውዕሎ ውግእ ሽረ ናታ ጅግንነትን ዓወትን ጌራ ስለ ትገልጾ ተጋዳላይ ኮሎኔል ማ/ዕ የቐንየልና ዕድመ ይሃብካ✊🇪🇷🙏
@eritreaneertrawian9778
@eritreaneertrawian9778 Год назад
A golden Eritrean generation 🇪🇷💪🏾❤️🇪🇷💪🏾❤️🇪🇷💪🏾❤️🇪🇷💪🏾❤️
@sabaalgi55
@sabaalgi55 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ከምዚ ጌሪኩ ኣቅርብሉና ዉዕሎ ጀጋኑና 🙏💐
@user-li3rx4oh9b
@user-li3rx4oh9b 2 месяца назад
ታሪኽ ጅግንነት ተጋደልቲ ኤርትራ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
@sure1705
@sure1705 Год назад
Yes our father’s they start talking now we need this
@dejenkesete7107
@dejenkesete7107 Год назад
ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 Год назад
Thank you kemzi gierkum tarik tesendu mehlawkum🇪🇷❤️
@tesfaldetteklesembet106
@tesfaldetteklesembet106 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️ ማሓሪ ጅግና ኣድመን ጣናን ይሃብካ
@amenamen8983
@amenamen8983 Год назад
🇪🇷👋🇪🇷👋❤ our hero❤🇪🇷🇪🇷
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 5 месяцев назад
ክበር ንበር፡ ወርቃውያን ጀጋኑና። ጋዜጠኛ ሳሚኤል ድማ ተባረኽ።
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 6 месяцев назад
Proud of you Eritrean defens forces Thank you Tegadalai Mehari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Год назад
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️
@Eritrea4Eritreans
@Eritrea4Eritreans Год назад
Thank you for sharing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Год назад
Hard to believe but Truth.. Thanks
@kuludhrihager7270
@kuludhrihager7270 Год назад
We celebrate you and proud of you Akranat jeganu deki exa halal meret enque natna konkum jeganu Eritrea 🇪🇷 walta Hager. We thank you so much for all the sacrifices u did and still do.K M N W A N.
@Dan5639_
@Dan5639_ 3 месяца назад
ታሪኽኩምን ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራን ክዝንቶን ክንገረሉን ምጅማሩ ሓጎስና ወሰን የብሉን :: thank you .
@eriangelino7800
@eriangelino7800 Год назад
Great show - let the gallant Eritrean forces tell their story.
@user-ft2yf2kw2e
@user-ft2yf2kw2e 6 месяцев назад
ብቀዳምነት ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ዓውትን ይምነይልኩም ቀጺለ ከምቲ ኹልና ንፍልጦ ታሪኺ ህዝባዊ ግንባር ብቀሊል ዝግለጽ ኣይኾነን ኣነ ኣብዚ ግዜ መሰታ ኤርትራ እየ እንተኾነ ግን ቁሩብ ናይ ታሪኽ ሕጽረት ስለ ዝሎ ካልኣይ ድማ ታሪኽና ብማንም ተራ ስብ ይቓናጠብ ስለ ዞሎ ብጉቡእ ብኽልተ ሰለስተ እንዳ ገበርኹም ከተቅርቡልና ብትሕትና ንሓትት love you ኤረይ❤❤❤❤❤
@harounekubal8436
@harounekubal8436 Год назад
ኮሎኔል : መሓሪ : ዑቕባዝጊ : ዕድመን : ጥዕናን : እንዳተመነና : ምስጋናና : ንገልጸልካ !!! ❤️ 🇪🇷 🎉 !!!
@user-sv6jm1oz9t
@user-sv6jm1oz9t Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጅጋኑ ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ
@medaama7264
@medaama7264 Год назад
ውላድ ካርነሽም ጻዕዳ ጻዕዳ ልቦም
@Easylife-2024
@Easylife-2024 Год назад
Plz plz deki eri bezuh bezuh alo abzi enda amxakum eti jegnenetom awxuwo good job keep it up 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@user-qn5mc6hh8f
@user-qn5mc6hh8f 6 месяцев назад
ዘገርም ኢዩ ናይዞም እሾኽ ዝኾኑ ጎሮቤት ክኽሕደት ክትሰምዕ እንከሎኻ ኣዝዩ ኢዩ ዘደንጽወካ፡ ወረኽ ሓደ ሓደ ግዜስ ንኤርትራ ነጻነት ንሕና ኢና ሂብናያ ዝብሉ። ሕፍረት ዝበሃል የለን። የቐንየልና ነዚ መደብ ምቕራብኩም።
@m.j9886
@m.j9886 Год назад
ኤርትራውነት 🇪🇷 ✊
@tsehaineshtensu318
@tsehaineshtensu318 Год назад
ጀጋኑ💪 አርካናት🇪🇷 ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ክስብ ሕጂ ደኪምና ከይብልኩም ሃገር ምስ ደቅኩም ዋርሳይን ይካኣሎ ኣውሒስኩም ንልምዓት ንህንጸትን ትሰርሑን ዘለኹም ሞጎስ ይሃብኩም ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማኢታትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪✊✊✊
@tsep5647
@tsep5647 Год назад
Eritrea is lucky to have many courageous heroes that fought for independence. AWET NEHAFASH AND HGDEF 🇪🇷👍❤️🇪🇷👍❤️.
@mesitube5641
@mesitube5641 Год назад
Deki eri aythmekuske like like gbru
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 6 месяцев назад
ከምዚ ዓይነት ቃለ መሕተት ዳርጋ ብርቂ'ዩ ፡ ሳሕቲ ኢኻ ትሰምዖ..። መላሳይ ግዲም ተጋዳላይን ሓታታይን ኣዝዮም ብላሕቲ 'ዮም ! 'ቲ ትረኻ ናይ 'ቲ ታሪኽ ብጽፉፍን ዉሕልነትን ኣፍልጦን የማሓላልፍዎ ኣለዉ..!!!!
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Год назад
Welcome deki Eria
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 Год назад
Jeganuna tbatn tegstin tadilkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
@ermiasdebesay6202
@ermiasdebesay6202 Год назад
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹
@Mo-Mo-Na
@Mo-Mo-Na 4 месяца назад
Wow Well done ሕጂ ግርም ብሂወቶም ከለዉ ከዘንትውዎ ክንደይ ማዓርግ ኣለዎ
@Bety12
@Bety12 Год назад
Our Hero's ✊🏽🇪🇷❤️🙏
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹🌹🌹
@dawitelias2965
@dawitelias2965 Год назад
ኮንሬል መሓሪ ዕቅባዝጊ ስለቲ ቅኑዕን ጽፉፍን ሁዱእን ኣቀራርባካኻ ብጣዕሚ ነመስግነካ ዝቅጽል ዋሕዚ ታሪኽ ንኽሰምዕ ብህንጡይነት ንጽበ።
@TeweldeNuguse
@TeweldeNuguse Год назад
ጽቡቅ መደብ ታሪኽካ ምፍላጥ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እንተኮነ ግን ድምጺ ናይቲ ዝትርክ ዘሎ ብጻይ አዝዩ ትሑት ንክትሰምዖ እጸጋሚ እዩ ዘሎ አብ ዝቅጽል ክፋል ክተማሓይሽዎ ብትሕትና ንምሕጸን
@mesitube5641
@mesitube5641 Год назад
Kemziom sebtarik jeganu endamxakum nezo komalat tegaru etihaki afltulna eske
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 Год назад
ኣምበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪Kbrn mogosn nsemaetatna ♥️💯💖💖❤❤✌✌✌💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@goitommeles4000
@goitommeles4000 Год назад
💪💪💪👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielkidane1258
@danielkidane1258 6 месяцев назад
Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lilti7757
@lilti7757 6 месяцев назад
Selam hordata
@hizbawiginbarginbarghinda3872
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@melakegeratjobyehawtadhano5323
well came back
@sabazeru5602
@sabazeru5602 Год назад
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@goitommeles4000
@goitommeles4000 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👍👍👍
@ST-rd5dj
@ST-rd5dj Год назад
The Eritrean beauty- tell it as it is, nothing more nothing less.
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@dawitdawir2140
@dawitdawir2140 Год назад
መርሓባ ወዲ ዑቅባዝጊ እቋዕ ገጽ ንገጽ አራኣየና ተስፋ ይገብር ሙሉእ መብሪሂ ክትበና ዳዊት እየ ቦጦሎኒ 3 _19 እየ
@luelabay833
@luelabay833 Год назад
Hasawi wedi banda.
@maharigbremeskel9711
@maharigbremeskel9711 4 месяца назад
1:47 ❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazamanil1055
@almazamanil1055 Год назад
👍👍👍🙏🙏🙏👌👌👌🇪🇷❤️🇪🇷
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om Год назад
Wedi Okbazgy jigna gobo shege.
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 Год назад
🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@mulugeta6522
@mulugeta6522 Год назад
♥️🇪🇷♥️🇪🇷❤️💪💪💪🙏🙏🙏
@bereketweldegebriel9926
@bereketweldegebriel9926 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@samsonrusom3492
@samsonrusom3492 Год назад
✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dl4055
@dl4055 Год назад
Jeganu abotatna wetru ab gonkum 🇪🇷🇪🇷,ezom telamat abey emo yrdom, Mthnqaq eyu kabziom rgumat gorobet ksab hji meneseyat twesd zela meretna, Ms Ethiopian selam koynu eyu ilkum tariknan,gfi bamharu ztegebre kulu kglets alewo,nezom yedug mara eye ztselom amharu bsenkom sdrana sina alena
@robelnegasi1246
@robelnegasi1246 Год назад
🇪🇷🇪🇷💪
@meb66
@meb66 5 месяцев назад
ገገዝኦም ኬድካ ቶኽቲኽካ ኣዛርቦም'ምበር ታሪኽና ሒዞሞ ክኸዱ'ዮም።
@FilmonFishale
@FilmonFishale Год назад
❤❤❤❤❤❤
@mebrahtuweldu4858
@mebrahtuweldu4858 Год назад
Btaemi agedasn mesatin tarik 2 kfal aytdenguyna Ertrawinet kemziyu koriena ena.
@ghirmai877
@ghirmai877 Год назад
🇪🇷💪🇪🇷✌️🇪🇷🦁🇪🇷✊ ሻዕባውያን
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 Год назад
Nice
@senayteklay3288
@senayteklay3288 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Very
@NicGigi
@NicGigi 6 месяцев назад
ane zgermenis izom merahti shabiya zelewom tihtna iyu
@natnaeldawit1212
@natnaeldawit1212 Год назад
ሰላም ኣዳለውቲ እዚ መደብን ኮረኔል መሓሪ መጀመርታ ከመስገነኩም ይደሊ እዚ መደብ እዚ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እሞ ከኣ እዋናዊ እዩ። ስለ'ዚ ኮ/ር ብዝግባእ ሓደ ብሓደ እንተ ዝገልጸልና ጽቡቅ እዩ። ብሕልፊ ኣብዛ ናይ ሽረ ጋዜጠኛ ጽቡቅ ሕቶታት ትሓቶ ኣሎካ ኮረኔል መሓሪ ግን ኣቡኡ ስለዝነበረ ብዝግባእ ኣስፊሑ ክገልጸልና ኣብ ቀጻሊ ተስፋ ይገብር።
@aziebtewelde1738
@aziebtewelde1738 Год назад
Eritreawinet kbur meninet 💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🌹🌹🌹
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 6 месяцев назад
ታሪኪ ጠምዝዝካ ሸነን ምባል ብዘይ። ውዒሎካ ኣይካኣልን ወያኔ ሓሳኽ ሸታቲት ጾን እልኪ ስምዒዮ ታሪኽ ሺረ ትማሃሪሉ ብዘይ ጂግኒነትካ ታሪኽ ምስናዲ ንውሪ ኣጸያፊ እዩ ንውራማት ኽልል
@a.t5699
@a.t5699 Год назад
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@okbamkal9426
@okbamkal9426 Год назад
Kibrin megosin nigehanuna Eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@eritreahager8868
@eritreahager8868 Год назад
🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏
@tsigetekle8512
@tsigetekle8512 Год назад
Eretrawi xnue metkel Weyin telamat Dia koynom Ember
@user-ig2xd9mp2b
@user-ig2xd9mp2b Год назад
ተጋዳላይ ናይ 1973 ክሳብ ሕጂ ኮረኔል ? 1ይ ዙርያ ከማን ኣዘዝቲ ቦጦሎኒ በጺሖም ኣለው ስለዚ ማዕረግ በዲልክሞ ኣለኹም። ኣብ ትግራይ ከማን ንግሆ ኣብ መቐለ ስታድዩም ዝተዓለመ ተራ ወተሃደር ናይ ምሸት ሰዓት 4 ሜ/ጀ ኮይኑ ንግንባር ክመርሕ ብመልክዕ ጽንጽዋይ ክንሰምዕ ንውዕል ኣለና።
@neemrodgaim
@neemrodgaim Год назад
Kem nay tgray nay hasot mearig zeyeagzemwo dika delika , mearig tetew kab Zbl kebabi 20 amet alewo. Halefnet gn tetew aybelen kekem zedmielu DMa halafnet ywahabom eyu , nmearig haremrem Zbl tegadalay DMa yelen kulom sle zfaletu men abey yedmie aqmitatom ynabebu eyom arku
@user-ig2xd9mp2b
@user-ig2xd9mp2b Год назад
@@neemrodgaim ብሱል ሓሳብ ኣይጸላእኩዎን ግርም መብርሂ እዩ
@hailemehari881
@hailemehari881 Год назад
Bhanqewta knxbeyekum ena bselam temelosna
@musyeissak8207
@musyeissak8207 Год назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💪💪❤️
@user-pw2bn3vq9h
@user-pw2bn3vq9h Год назад
በጃኩም በጃኩም ታሪክና ሰንዱ በጃኩም
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 Год назад
Good job ❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤
@biniamsolomon45
@biniamsolomon45 Год назад
Eritrawi kubur meninet
@dawayes297
@dawayes297 Год назад
Always live in riddle
@asmeromamene1329
@asmeromamene1329 Год назад
bela mede
@yosefberhe5302
@yosefberhe5302 Месяц назад
ህግሓኤ ኣብ መጥቓዕቲ ሽረ ኮነ ክሳዕ ኣዲስ ኣበባ ዝነብረ ኩናት ኢሊውን ቅድሚ ሽረ ኣብ ዝንበረ ክንደይ ተጋድለቲ ህግሓኤ ተሰዊኦም...?
@alidege301
@alidege301 Год назад
Nay zereba tray konkum deki erey xemam hade derfu , gbri ftewu
@senayteklay3288
@senayteklay3288 Год назад
Jeganu ayatateyyy
@adeyalemey1686
@adeyalemey1686 Год назад
Ngerwom abotatna nezom kehadti
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
ህግሓኤ🫡🇪🇷🫡
@meda95
@meda95 Год назад
Sond very low
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
ዋርሳይ ፋርስ መሳጢ መደባት ኢኻ ተቕርብ ቀጽሎ፣ ንሕና ገለጽቲ ኣይኮናን ክነሶም ንዓለም ዝሰዓሩ ጀጋኑ እንታይ ገይረ ይብለካ፣ መዓስ ደኣ ኢዩ ክግለጽ ሰረቕቲ ታሪኽ ከኣ ትርእይዎ ኣለኹም ብዘይናቶም ይኽየፍሉ ኣለዉ፣ ስለዚ ሓደራ ታሪኽ ክግለጽ ሓደራ
@norjonas3485
@norjonas3485 Год назад
ሓሰዉቲ ጃህራ ጥራሕ ሃገር ንሓደ ሰብ ኣረኪቦም ፈኸራ፡ መጀመርታ መንአሰይኩም ኣክቡ ። ሻዕብያን ክብርታቱን ረሳሕን ንህዝቢ ዘይዉኩሉን ዮም
@neemrodgaim
@neemrodgaim Год назад
Niay aywuklenin eyu Bel , resahatka zeyaleka megal tehabieka ktxerfo tkiel eka shaebya ktsiero gn never ,
@shunumii7214
@shunumii7214 2 месяца назад
ሓውና ሓርበኛ መሓሪ ኣብቲ ንስኻ ተመሃራይ ቀሃስ ዝነበርካሉ ጊዜ ፈደረሽን በብቕሩብ ተጋሂሱ ዘይኮነስ ብመሰረቱ ፈሪሱ ኤርትራ መበል 14 ጠቅላይ ግዝኣት ናይ ኢትዮጵያ ካብ ትኸውን 11ዓመት ገይራ ነይራ።
@seeker3963
@seeker3963 Год назад
❌️ ብልክዕ አብ ሽረ ይኹን ዋላ አብ ምሉእ ሰውራ ኤርትራ ዝተፈፀመ ታሪኽ ናይ ጅግንነትን ቅያን ንፈልጦን ነድንቖን ግንከአ ንኸንቱ ንብላሽ እዩ ክንብል እውን ይግባእ ምኽንያቱ እቶም ኩሎም ዝተፈፀሙ ጅግንነትን ቅያን ከምኡዉን ዝሰንከሉ ዝተሰውኡ ዝተቓለሱ በቃ ነዚ ሕጂ ኮይንዎ ዘሎ ገበነኛ ኢሰያስ ንኽኸውን ኢሎም ስለዝኾኑ #1 ገበነኛ ኢሰያስ ንኤርትራውያን ብዘይ ምኽንያት ይኣስር ይቐትል የስድድ ይዕምጽ ንብረት ሀገር ዝሰርቕ ዝግብን ብዙሐት ባርያታት ንኽውንን በቃ ንኤርትራ ከምንብረቱ ዝውንን ኤርትራውያን ከም ኣምላኽን አላህን ሸይጣንን ንኽፈርሕዎ ብዝውሐደ ኢሎም እዮም ሂወቶም ንኸንቱ ሐሊፉ ብጀካ ገለ ውሑዳት ተጋደልትን መራሕትን አብ ሰውራ ኤርትራ ዳርጋ ኩሎም ብጀካ ክስውኡ ክስንክሉ ሙኻኖም እዮም ዝፈልጡ ኔሮም እምበር ንስለምንታይ ይቃለሱ ኔሮም ዋላ ዋላ አይፈልጡን እዮም ኔሮም That's exactly Why ብድሕሪ 1991 ብዙሐት ንስደት ሃዲሞም እቶም ዝተረፉ እውን ባርያታት ኮይኖም ይነብሩ አለዉ እቶም ስንኩላን እውን አብ ቃጨው ተደርብዮም ለምንቲ መግብን ሻህን ሽጋራን ኮይኖም ገሊኦም ብሕማም ሞይቶም ገሊኦም ከአ ብሕሰም ብሕማም ይሳቐዩ አለዉ ስለዚ My only point is ተጋዳላይ ተጋዲሉ እንታይ አምጺኡ❓️ ብጀካ ባርነት ሕሰም ውርደት ጭቆና ስደት ምእሳር ምቕታል እንተዘይኮይኑ #2 ሻዕብያ ዝኸፈኤ ዝገበነ ዝጨከነ ካብ ደርግን ሃይለስላሴን ዝገደደ ናይ ገበነኛታት ቀታሊ ስርዓት እዩ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Год назад
** ናይቀደም ይጽነሃልና ኣብ መዛግብና ኣሎ * ናይ ትማሊ ንገረና አብዘይምልከተና ጉዳይ ኢትዮጵያ ብመስገደድ ኢሳያስ ወዲ አዳነች በርሀ ኣብ ትግራይ ክንደይ ሽህ ሰራዊት ኤርትራ ሂወት ጠፊኡ ????????
@seeker3963
@seeker3963 Год назад
😎 ወያነ ንሻዕብያ ሓጊዞም ንጀብሃ አሳጊጎማ ወያነን ሻዕብያን ኮይኖም ከአ ንደርጊ አሳጊጎማ አብይ አሕመድን ሻዕብያን ኮይኖም ንወያነ አሳጊጎማ ሕጂ ኸ መን እዩ ክሳጎግ❓️ ወያነን አብይ አሕመድን ድዮም ንሻዕብያ ከሳጉጉዋ ኤእ ምቕናይ ጥራይ ንኹሉ ንምርኣይ ንስለምንታይ እየ ከምዚ ዝብል ዘለኹ አብዛ video ሐደ ኮነሬል እየ ዝብል ዘሎ ባርያ ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ሕሰም ጭቆና ባርነት ናይ ህዝቡ ዘይግድሶ ናይ Fake ኮነሬል አብክንዲ በዚ ዘሎ እዋናት ናይ ኤርትራ ክዛረብ ዝግባእ ተበላጺ ዶንቆሮ ተጋዳላይ ስለዝኾነ ፍርሒ ስለዘለዎ ናይ ሽረ ናይ ገለ እንዳበለ ለል ይብል አሎ ብሐቂ መራሕቲ ወያነ እውን እኮ ገበነኛታት ከም ሻዕብያ እዮም ግን ብመጠኑ ጭቆና ናይ ወያነ ይሐይሽ At least አብናይ ወያነ ክትሓትት ስለምንታይ ክትብል ባርነት በዚሕና ክትብል ይፍቀድ እዩ Unlike ከምዞም ቀተልቲ ሻዕብያ ዘይኮነ ብዝተረፈ ኩላትኩም ተጋደልቲ ነበር ሕፈሩ ሕማቕ ይሰማዕኩም ምኽንያቱ ንኤርትራውያን ብጀካ ዝገደደ ባርነት ጭቆና መግዛእቲ መቕተልቲ እንተዘይኮይኑ ናፅነት አየምፃኹምን ገለ ሰባት ንተጋዳላይ ሽፍታ እዩ ክብሉ ሰሚዔ አለኹ ሽፍታ ግን አይኮነን ሽፍታ ብመደብ ስለዝሽፍት እንታይ ይገብር ከምዘሎ ብግቡእ እዩ ዝፈልጥ ዝበዝሑ ዳርጋ ኩሎም ተጋደልቲ ግን ዶንቆሮታት እዮም እምበር ሸፋቱ አይኮኑን ከመይሲ ንስለምንታይ ይቃለሱ ኔሮም አይፈልጡን እዮም ኔሮም እቶም ብድሕሪ 1991 ሃብታማት ኮይኖም ዘለዉ ተጋደልቲ ነበር እዮም ብግቦን ብስርቅን ብዓመጽን ዘጥረይዎ ሃብቲ እዩ እምበር ብሓዋላ ብልመና ትነብር ዘላ ኤርትራ እንታይ ዓይነት ስራሕ ሰሪሕካ ሃብታም ክትከውን ትኽእል ❓️ ይገርም እዩ 🙄
@danielteklit7705
@danielteklit7705 Год назад
ሻዕብያ ቆማላት ብዛዕባ ናይ 6ይ ወራር ናይ ሓገዝ ወያነ ውን የዕሉልና
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 Год назад
Degalat shefato sahel 31 amet ketjharo hasewti edmekom tehser
@samig1932
@samig1932 Год назад
Fuck guys nay 40 amet tarik kitzarebu 40 amet nideherit meliskumna hezbi Eritrea, tarik bani aykonon eyu
Далее