Тёмный

ኣብዪ ኣሕመድ ንምንታይ የፋራርሕ ኣሎ? ፋኖ ብቕትለት ሰላማውያን ይኽሰሱ ኣለው፣ ምድላዋት ጉባኤ ይውዳእ ኣሎ 7/23/2024 

Подписаться
Просмотров 20 тыс.
% 1 250

ኣብዪ ኣሕመድ ንምንታይ የፋራርሕ ኣሎ? ፋኖ ብቕትለት ሰላማውያን ይኽሰሱ ኣለው፣ ምድላዋት ጉባኤ ይውዳእ ኣሎ 7/23/2024
www.gofundme.com/f/donate-to-help-tigrai-online-media
Please join and become a member ru-vid.com/show-UCcKXJ63nWrGCrkT5IyOVmFAjoin
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionline.com
tigraionline
tigraionline
www.linkedin.com/in/tigraionline
www.pinterest.com/tigraionline/

Опубликовано:

 

23 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 82   
@byyh6988
@byyh6988 2 месяца назад
ተጋሩ ዝሓብእዎ ኣብይ ይገልፆ ኣሎ
@destaabusami9385
@destaabusami9385 2 месяца назад
❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍
@SABABEYENE-ol5yi
@SABABEYENE-ol5yi 2 месяца назад
GOD please protect my be loved AdeyTigray❤💛 stay blessed tigaruwani❤❤❤❤❤❤❤❤
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb 2 месяца назад
Thank you TOL👍👍🙏
@AlemKid
@AlemKid 2 месяца назад
@HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
@HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w 2 месяца назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓበሬታ ፤ ሚዛናዊ ሓሳብ !😻😻😻😻😻
@gebremedhintimo6695
@gebremedhintimo6695 2 месяца назад
አማንኤል ጅግና ሐውና ጠፊእኻ አብእዋን ዕፅዋን ክባን ድምፂ ዝኾንካና ሐውና ስላምን ጥዒናን ንዓኻ🎉❤
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 месяца назад
Selam ❤💛❤💛
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w 2 месяца назад
"ግዝያዊ መንግስቲ ዝበሃል የለን" ምባልካ ናይ ፖለቲካ ወገንተኝነት ምህላዉኻ ግልፂ ገይርኻዮ....100% ናይ ሕወሓት ወኪል ኢኻ ስለዚ ንህዝቢ ዝጠቅም አዉሪ
@tamutafu528
@tamutafu528 2 месяца назад
VICTORY OF TIGERAY ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@arayaabai6989
@arayaabai6989 2 месяца назад
ኩሉ ትግረዋይ(ፈታዊ ዓዱ) ዝብላ ዝነበረ ነገር እያ ። ሰማዒ ግን አይተረከበን ፈሊጡያ ዝሃረሰስ ነቅኒቅኻዮ ዘይሰምዕ እዩ እቲ ነገር። ሰራዊት ትግራይ ተሳዒርና አይበለን ፕሪቶሪያ ከይዶም ስምምዕ ምስተገበረ ኹናት ጠጠው አብል ተባሂሉ እቲ ኹናት ጠጠው ምስበለ ግና እቲ ሰምምዕ ፕሪቶሪያ 45% እውን አይተፈፀመን።በቲ ነገር ተጋሩ ተፈሓፊሖም እዮም አብዝብል ተስፋ ምስ በፅሐ አብዪ አሕመድ ዝፍክሮ ዘሎ ፈከራ ይረአ አሎ። ህልክን አፈራራሕን አብዪ አሕመድ ተኮሊፉ ዝነበረ ናብ ሀገረ ትግራይ ዘምርሕ ቃልሲ ተጋሩ ናብ ቦታኡ ክምለስ ተዘይኾይኑ ተጋሩ ርእሶም ከድንኑ እዮም ኢሉ ዝሓስብ ፀላኢ ይኹን ባንዳ ደስ አይበልኩም ሕብረት ተጋሩ ግና ናብ ቦታኡ ክምለስ እዩ ክስዕረኩም እዩ።
@tamutafu528
@tamutafu528 2 месяца назад
VICTORY OF TDF.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 2 месяца назад
ዘይሕስብ ነገር እዩ ሕዋሐት ክምሐድሽ ክምዝገብ ክብል ክሎ ሕፍረት የብሉን ብንታይ እየ ዘዳክሞ እዩ ግን ኣፍቲ ግዝያ ምምሕዳር ዝተታሐዘ ነገር አሎ እንደገና ኩሎም ውድባት ካአ ኣብክንዲ ናቶም ሞያ ንህዝብ ምርኣይን ንህዝብ ምሕሳብን ንህዋሐት ምክፋእ እዩ ስርሖም
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 2 месяца назад
ህወሓት ዘይምህላዋ ንትግራይ ህዝብ ይጠቅም እንበር ዝጉደኦ ነገር ኣይህልዎን።ናይዛ ናይ ገበነኛ ዝኾኑ ጉጅለታት ዘይምህላዎም ህዝብ ትግራይ ካብ ባርነትን ካብ ፍትሒ ምስኣንን ነፃ ይወፅእ ማሌት ኢዩ።ህወሓት ዘይምህላዋስ ትግራይ ናይ ድኽነት ሙዝየም ንምግባር ዝሓዘቶ ፕላን ዩቋረፅ ማሌት ኢዩ።ካብ ኩሉ ካብ ኩሉ ህዝብ ትግራይ ነፃ ይወፅእ።
@ksteve-nn1mk
@ksteve-nn1mk 2 месяца назад
I thiink abi will run tigray soon!! all the parties in tiigray are not at the same page.
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 2 месяца назад
ህወሓት ናይ ህዝብ ትግራይ ራህዋ ዘይኮነስ ህዝብ ትግራይ ስቓይን ናይ ግሉ ንብረት ብምግባር ዘሳቕዮ ዝነበሮን ዘሎን ክኣኽሎ ይግባእ።
@ninaabay2140
@ninaabay2140 2 месяца назад
Thank you TOL
@KailaGeiger
@KailaGeiger 2 месяца назад
Hey, what’s going on with temben? I heard they went to be klele?
@MajorityRespectul-j6l
@MajorityRespectul-j6l 2 месяца назад
ኣብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር እምበር ስሩዕ ይኹን መሰጋገሪ መንግስቲ ኣይተጣየሸን። ነቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝመርሕ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እምበር ፕሬዝዳንት ይኹን ም/ፕሬዝዳንት ዝበሃል መፀውዒ የለን።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
ወዲ ወረደና ፃርቃን መንድዮም ተጋሩዶ አይኮኑን እዮም ?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
ድሕሪ ኸዚ ናእሪ ንባእሉ አይ በል ባእሉ ብየ ማን ብፀጋም ብየማን ብናእሪ ተወጢሩ ከምዘሎ ዓለም ዝፈልጦ እዩ ።
@semirberhe7592
@semirberhe7592 2 месяца назад
TIGRAY TSIER ❤️💛
@zedwedizbello6389
@zedwedizbello6389 2 месяца назад
ናይ ጋዜጠኛ መንፈስ የብልካን
@gebremedhinmesele7903
@gebremedhinmesele7903 2 месяца назад
አይርደአካን ድዪቀልብኻ ስብሲብኻ ስመዓዬ
@alguyonas3312
@alguyonas3312 2 месяца назад
Selam ❤
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 2 месяца назад
ኩቡሩ አያና እዝእና ዝበልና ጀነራል ጻድቃን ህዝብ ይኹን ውድባት ክይተረፋ ኣክቡ ንህዋሐት ንምፍራስ ብርሔይ ዝብላካል ኢንዳበለ ዝዛራብ እሞ ምዝ ዝተትሐዘ እዩ ናይ ባሐቂ የሕዝን ግን ብዝኾነ ክይኑ ህዋሐትን ህዝብ ትግራይን ንቕድሚት ትግራይ ትስዕር 🙏🙏🙏
@teklegaym3337
@teklegaym3337 2 месяца назад
Uuiiuuuuuuuuuuuuuuu99ò
@teklegaym3337
@teklegaym3337 2 месяца назад
9
@teklegaym3337
@teklegaym3337 2 месяца назад
9
@teklegaym3337
@teklegaym3337 2 месяца назад
9
@teklegaym3337
@teklegaym3337 2 месяца назад
9
@مجدلالقحطاني-ط5غ
@مجدلالقحطاني-ط5غ 2 месяца назад
ናይ ደገ ሓይለ ጊታቸዉ እተኢትዩ ህዋሓት ምሰ ኤሪትራ ሓደ ትኾዉን ቀደሙ እዉን ኣብ ፀገም ኤሪትራን ትግራይን ብሓደ ኩኮና ኣለወን
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 месяца назад
ፍቶ ፅላእ ገታቸው መንግስቲ ትግራይ እዩ ክንደይ ግዝየ ከንጠፍእ ንስኻውን ከምዚ ሓሲቦም ከምዚ ከምዚ እናበልኹም ልባዓልኻ ፅግዓኻ ሒዝካ ትፍክር ህዝቢ ላብ ጥፍአት እናእተኹም ተጠንቀቅ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
ስለ ምእራብ ትግራይ አይዛረብን ብጣእሚ ንግስት አለዎ እግዚአብሔር ግን ዝናአቆ እዩ።
@byyh6988
@byyh6988 2 месяца назад
ኣብይ ዘይኮነስ ተጋሩ እዮም ቱምዕንቃፋት ልሰርሕዎ ዘለው ግን ሕዋሓት በዚ ታዓናቂፉ ጠጠው ከየብል ሕዋሓት ሐዚእያ እታዕዱል ዓወት ንህዝብልንሕዋሓትን ባንዳታት ኣለሊይዎም
@tsegayberaki4334
@tsegayberaki4334 2 месяца назад
Thank you
@abmo4956
@abmo4956 2 месяца назад
ርእቶና ዕንጓልኻ ፀሪግኻ እተው'ዩ።
@AradomBerri
@AradomBerri 2 месяца назад
ብዝኾነ ይኹን : ይተዓወት አይተዓወት : ንሱ ከም ዝተዓወተ እምበር : ከም ዝተገደደ ጌሩ መቸም አይዛረብን ። አብ ናይ ትግራይ ስልጣን : ሰለ ዘይግበኦ እንበር: ፈትዩ ዝገደፎ አይኮነን : ስለዚ : እቶም ንኪናት የፈራርሕ አሎ'ዶ ከመይ'ዶ ኢልኩም ትዛረቡ ሰባት : ትማሊ'ካ ምስ አልፊ ሐገዝቱ : ዘይተዓወተሉ ሕጂ አብ ዝላሕለሐ ሐይሉ : ንጉራ አለኹ አለኹ ናበለ ንምፍርራሕ ተዘይኮይኑ : ንበይኑ ንኪናት ክለዓል'ዩ ኢልካ ምሕሳብ ድንቁርና'ዩ : ንመን አሚኑ : ንመን'ከ ሒዙ ? : ፍርሒ ዘኸተሎ ጉራ'ዩ ። ከምቲ ዝበልካዮ : አብ ውሽጢ ህወሐት : አይኮነን'ዶ ሚስጢር ምሽላኽ : አብ ጊዜ ናይ ፅንተት እካ : ቆልዓ ምስ አረጉቶት እናተኻሽሐ : አመራርሐ ህወሐት ዝበሃሉ ጎሐላሉ : ካብ ሐፂን መፂን ጀሚሮም አብ ምጉሐል ዝተሰማረዩ : ካብ አመራሩሐ ህወሐት ወፃኢ አይኮነን።
@EfremAsgereme-z5p
@EfremAsgereme-z5p 2 месяца назад
Ajoka
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 месяца назад
አኔ ክርኤ አይደልን
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 2 месяца назад
Yes
@tirudesta444
@tirudesta444 2 месяца назад
Kab TPLF nlaeli Ethiopiawi alo dyu Bqus belwa
@YohanisYo
@YohanisYo 2 месяца назад
ሐዚእኳ እቶም ናይ ትግራይ ሰበስልጣ እዮም ሕማቃት እበር ኣብይ ኣይኮነን ግን ስልጣን ሓዚ ኢና ንረክባ ዝብሉ ሕማቃት ውድባት ኢና ዝብሉ ሓደሽቲ እሸኳት በቁይሎም እንሄው ንህዝቢ ትግራይ ዘይሓስቡ ንተፋናቃላይ ህዝቢ ኣያሓስቡን እዮም ጥራሕ ህዋሐት ይጥፋዕ ዝብል ሓሳብ እዩ ዘለዎም።
@JtAlzart
@JtAlzart 2 месяца назад
Don't sad
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
እም እቲ ሕጊ ባእሎም ይፈልጥዎዶ አይኮኑን እዮም ።
@kemal4775
@kemal4775 2 месяца назад
ኣብይ ንህወሓት ከምብሓዱሽ ክትመዝገብ'ምበር ኣፍልጦ ንክምለሰላ ዘይምድላዩ ትርጉሙ እንታይ እዩ? 1. ውዕሊ ፕሪቶርያ ዓ/ለኸ ባህሪኡ ንምቕሃም፤ 2. መቐፀልታ ናይቲ ንህወሓት ኣብ ክልተ ገሚዕኻ ከም ኦነግ ንዝድግፎ ጉጅለ ሕጋዊ ኣፍልጦ ብምሃብ ነቲ ኻሊእ ሓይሊ ብሕገወጥነት ብምኽሳስ ንምጥቃዕ ሕጋዊ ባይታ ንምድልዳል፤ 3. ህወሓት ትሓትቶም ሰነዳትን ገንዘብን ንምምካን፤ 4. ሕሉፍ ታሪኽ ህወሓት ንምድምሳስ፤ 5. ትግራይ ንፒፒ (ከምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ንኦርሞ) ከምትግብር ንምርግጋፅ፤ በጠቓላሊ ንህወሓት መቕሀሚ፡ ንትግራይ ካልኣይ ከምዘይትልዓል መድቆሲ ውጥን'ዩ። እዚ መቐፀልታ ናይ ትማሊ ውጥን ፅንተት ትግራይ እዩ። ስለዚ ትግራይ ንውዕሊ ፕሪቶርያ ዘፈፅም ኣመራርሓ የደልያ። ዋላ መላኺ ዓቕሚ ዘለዎ መሪሕ የድልያ። ህልውናኣ እንተረጋጊፃ ውሽጣዊ ዲሞክራሲኣ ንምዕራይ ካብ ቁፅፅራ ወፃኢ ኣይኸውንን። ሃለዋታ ኣሕሊፋ ምስሃበት ግን ምሕደራኣ ብፍቓድ ኣዘዝታ'ዩ ዝውሰን። ስለዚ ብፅንዓት ንፕሪቶርያ ዘፈፅም ጠንካራ መሪሕ ውድብ ምህላው ልዕሊን ቕድሚን ኹሉ ይርአ።
@EsayasGebreslase
@EsayasGebreslase 2 месяца назад
Kemey.aleka
@GrtachewKiros
@GrtachewKiros 2 месяца назад
5ተ ሰብ ትኸታል ዘይብሉ ናይ አትዮጵያ ፓርትታት እዉቅና እናሀብ ሀገር ን27 አመት ዝመረሐ ፓርቲ ህወሐት ሀም ሐድሽ ተመዘገብ ማለት ታይ ሰለ ዝትደለየ እዮ
@GhgGhgg-z8o
@GhgGhgg-z8o 2 месяца назад
ሰላም ክቡር ሓውና ጅግና ናትን ሓውና ናይ ጭንቂ ነገር መመለሲ ሓሳብ እዩ በር ምንም ዝገብሮ ነገረ የለን
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 2 месяца назад
hwahat ewn Ab enny Atya eya
@muluabay-h2z
@muluabay-h2z 2 месяца назад
ኣብይ ኣሀመድ ማለት የሰፈር ኣልባልተኛ ማለት ነው።
@tamutafu528
@tamutafu528 2 месяца назад
Ya. BS. TIGERAY. Is. Part. Of. Ethiopia. .
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
ወዮ ናይሰምየን እዚ ደፊሮምስ ድሮ ተረሲኡስ ምርጫ ስለዝተሓየደ ይብለው ።
@ሩሁብመርሃዊ
@ሩሁብመርሃዊ 2 месяца назад
ንውናት ክተውግዝ ነውሪ ዝሓወይ
@AmanuelMulu-so4wn
@AmanuelMulu-so4wn 2 месяца назад
ብስሩ ዶምፅካ እውን ንሚድያ አይምጥንን።ብዛዕባ ሕወሓት ዘሎ ሽርሒ ተዛረብ
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 2 месяца назад
ሐቁ እዩ ምክንያቱ ክቅደም ሰለ ዘይተክአለ ኩዑሶ ሜዳ አሸኪዕካ እዩ ጎል ዝቁፀር ቃርሳን እባ ፈሊና ክንፃወት ተዘይኪእልና ደዉ ኢልካ ከባቢካ ምሰትዉዓል የድሊ
@TDLF-ek7if
@TDLF-ek7if 2 месяца назад
ሰብ እንዳሐቶቶ ዘሎ አይመስለንን ንበይኑ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ሐሳዊ ትራፕ ክምረፅ እዬም ዝፅበዩ ዘለዉ
@tamutafu528
@tamutafu528 2 месяца назад
No, No Way that's. Not. 99% may. Be. 40 % To Telling the Turuth.
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 2 месяца назад
Atumsebat ayniashu eski bejakum abiy ahmed selam ni tigray aydelin eyu selam entezdely neyru eko kedem kedem ni hizb tigray tefanakelt mimrlese neyru wiel pertorya hade kilte hametu geyru alo silezy tefanakelt hizb tigray mechawet gerewu alo dinbrex keybele malet eyu silezy hizb tigray hoy aytiashu eski ewae ni merahtka fahfah ablu kunat eyu kjimr zdalozelo...
@tamutafu528
@tamutafu528 2 месяца назад
Gene. Yi. TIGERAY. Tefenakelete. Jemerome. Enebere. Ayetemelesune.Gena. Gena. Muluou. Welekayete,Zalamebesa, kemeuowene. Kulu. Naye. TIGERAY. Kilele. Be. Wegene. Naye. Amehara. Yekune. Naye. Eartera. Hezomo. Zelewou. Yefenakelete. Mese. Naye. 🇸🇩 SUDAN. Tefenakelete. Ewene. Nabe. Merebetome. Kemelesu Alewome.Naye. DDr. Gene. Kulu. Mesetemelese. Dema. Yemelese.Otherwise. kebede. Eyu.
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf 2 месяца назад
አበይ ዝዛረቦ ዘሎ ምፍርራሕ አብ ትግራይ ዘለው ባንዳታት ዝፋሓስዎ ውዲት ኮይኑ ጉባኤ ምክያድ ግን ናይቲ ውድብ ጉዳይ ይኸውን:: ሕጋዊ ሰውነት ምሀብ ድማ ናይ ፌደራል ግዴታ እዪ , ጉባኤ እንተተኻይዱ ግን ናብ ኵናት ክንአቱ ኢና ንዝብል ግን ንባዕሉ አይበል
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 2 месяца назад
Getachew reda telalak abiy ahmed ali eyu ok mkniatu ni debretsion awredu ni getachew sheymwu eyu mntan kemdlayu klaeku elu eyu debretsiongin in getachew silezylaeku eyu enber general sadkan mis getachew reda nihizb yetfiewu alewu eyom bisisyem enageberu serkum do geledo enabelu ni merahtna fahfa ablom kemhadsh kunat mintan kjimru eyu...
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
ሱሑልሚካኤል በሊሕ ሰብ ኩሉ ሽርሕታት ፈናፂሕካ ተውፅእ ረቂቕ ሰብ ኢኻ ኮሪዐልካ
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 2 месяца назад
ኣብይ ኣህመድ ህወሓት እንዳሃለወ ደቒሱ ክሓድር ኣይክእልን ስለዝኾነ ክጠፍእ ክሰርሕ ኣለዎ ካልእን እቲ ወሳንን ግን ዓብይ ኣህመድን ሳዓብቱን ብዘርዒ ምጥፋእ ክሕተት ስለዝኾነ ንኸይሕተት እቲ ውዱብን ሓታትን ውድብ ህወሓት ከጥፍእ እሞ ካብ ተሓታታይነት ንምድሓን ሓድሽ ኣፍልጦ ንህወሓት እንተሂብካ ብሕጊ መሰረት ኣበይ ኔርካ ኣይትሓተናን ክብሃል ስለዝደለየ እዩ ። ብዝኾነ ህወሓት ድሕሪ ሕጂ ተጠናኺሩ ሃገራዊ ሕቶን ፕሮግራምን ሒዚ ተመዓራርዩ ክምርሽ ኣለዎ ። ህዝቢ ትግራይ እግሪ ዓብይ ንኽስዕም ዝግበር ናይ ዕሱባት ሽርሒ ክግራሕ ኣለዎ ።
@hakieye5649
@hakieye5649 2 месяца назад
Why you scare to come on video instead you come on audio
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 2 месяца назад
Tol ብሕጽር ዥበለ ብልጽግና ዉድባዊ ጉባዔ ከይገበረ ተወዳዲረ ተመሪጸ ዝበለ ዉድብ ስለዝኾነ ናይ ካልዕ ፓርቲ ኮመንት ክህብ መሰል የብሉን።
@berhanegebreselasie2639
@berhanegebreselasie2639 2 месяца назад
PREVENT THE SUFFERING OF THE TIGRIAN PEOPLE ENOGH IS ENOGH. WE HAVE LOST MORE THAN 1 MILLION OF OUR PEOPLE. PREVENT ALL THE STRATEGIC FAILURE OF ANY KIND. THE ENEMY IS PRAYING FOR YOUR INFIGHTING TO PENETR
@destagebreslassiehadera8497
@destagebreslassiehadera8497 2 месяца назад
ታኢካታ አስተዉዕልንዶ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ኢዮም ህወሓት እኮ ፈሪሳ ንቆላ ተንቤን ከይዳ ኢያ ህዝቢ ኢዩ አድሂንዋ ፡፡ ታይ ማለት ኢዩ ህወሓት ምስ ህዝቢ ትግራይ ምንባርን ዘይምንባርን ተተሓህዞ ዘለካ ፡፡ ብዝኮነ ህዚ ዘሎ ህወሓት ጉጅለ ወራሲ ዑና ጉጅለ ስብሓታዊያን ኢዮም እዙ ጉጅለ እዙይ ካብ ዓቅሚ ዓቅሚ ዘይብሎም ደንቆሮታት ሓደ ሚለዮን ህዝቢና ዘወደአ ካብ እምነት እምነት ዘጉደለ ሰራቂን ዘራፍን ብዙህ ዝሰረቀ ማዕለያ ዘይብሎም ግፍዕታትቸ ዝፈፀመ ጉጅለ ኢዩ፡፡ ህወሓት ትእኮ ህዝቢ ህዝቢ ትግራይ ይመስለና ነይሩ ግን ብጭቡጥ ግን ትካል ሓደ ጉጅለ ዓደ ዓሌት ብመዌስዉ ብቁሸት ብዘርኢ ብመቅርብ ዝተአሳሰረ ጉጅለ ዝተብሓተት ኢያ ኮይና ዘላ እዞም ህዚ ህወሓት ከይትፈርስ እሎም አህዝቢ ትግራይ ካብ መንከራ ከይወፅእ ብዝተፈካለየ ሽርሂነ እናማሓዙ ህዝቢ አብ ማዓሙቅ ሃያል ችግር አእቱዮም አደዳ ሓንጊ ስርቂ መቅተልቲ ገይሮምዎ ይርከቡ ፡፡ ስልጣንን ወንበርን ካብ እዙ ጉጅለ ወፃኢ እንተተታሂዙ ህወሓት ትፈርስ ስልጣን ምስአቶም ተኮይኑ ግና ህወሓት ሓላወታ ይህሊ ታ ማለት ኢዩ ልሞትይ መሬቱይ ራያ ትጋራዋይ ትብልዎ ስልጣን ትኮን ግን ሽማሽ እናሓቡ ዘሸቁርራ ዘርህቅዎ ህወሓት አብ ምፍራ ዝፍርጅዎ ታይ መለት ኢዩ፡፡ ብዝኮነ ህወሓት ብዝተወሰኑ ዉልቀ ሰበት ዝተጣየሸ ትካል እዩ ይፍጠር ይሞዉት ፡፡ ህዝቢ ግና ሀረዝቢ ኢዩ ልዘልአለም ይነብር ህዝቢ ኢዩ ንህወሓት ዘድህና እምበይ ህወሓት ንህዝቢ አድሁና አይትፈልጥይ፡፡
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 2 месяца назад
Ban them shabya
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 2 месяца назад
ሓቕኻ ኢትዮጵያውያን ኣምሃራውያን ፀረ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ግን ካዓ ትግርኛ ተዛረብቲ በቲ ቐጥተኛ ዘረባ ንኸብዶምን ቒሞምን ዝተሸጡ ባንዳታት
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 месяца назад
ንሱ እኮ ሓሳዊ እዩ እግረመንገዱ ሓሶት ሓሲዩ ንከባእስ እዩ ዝፍትን ዘሎ
@danielniguse5321
@danielniguse5321 21 день назад
እዚ ኣቢኣሕመድ ስራሑ ኩሉ ንትግራይ ኣብ ትሕቲኡ ክትወድቅን ክትጭፍለቅን ኢዩ ዝደሊ። ካብኡ ሐሊፎም ከኣ ብዓል ጌታቸው ምስ ብጾቱ ናቱ ትከተልቲ ኢዮም፡ንትግራይ ዋላሐንቲ፡ኣይሐስቡላን ኢዮም ንዕዑ ኣጅሊፎም ክህብዋ ኢዮም ዝድልዩ ዝልዉ። ብጃኩም ንቅሑሎም ዓድኩም ኣይተጥፍኡ ድቅና ኘዚድዮም ትስዊኦም ኣይተንብዑና ድም ድቅና ኣይተራክሱልና ብጃኩም ስጋብ ሐዲኡ ዝክውን ንደብረጼን ድግፉ ዓድኩም ኣረጋግጹ ብድሕሪኢ ድሌትኩም ትገብሩ ኣብ ኩናት ኣይተእትውና ብጃኩም ንቅሑ።
@ZufanJegher
@ZufanJegher 2 месяца назад
አብ ኘርላማ ቅድሚ ሎሚ ወያነ ምርጫ ስለ ዝገበረ ዘይኮነ ኤኮኖሚ ንምእናው ኢዩ ኡቲ ጦርነት ዝተኻየደ ኢሎም ገሊጾም ኢዮም
@asfehaBerhe
@asfehaBerhe 2 месяца назад
ሓሳዊንሰኻኢኻበላዒውዳቅከልብ
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 19 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 2 месяца назад
ዘይሕስብ ነገር እዩ ሕዋሐት ክምሐድሽ ክምዝገብ ክብል ክሎ ሕፍረት የብሉን ብንታይ እየ ዘዳክሞ እዩ ግን ኣፍቲ ግዝያ ምምሕዳር ዝተታሐዘ ነገር አሎ እንደገና ኩሎም ውድባት ካአ ኣብክንዲ ናቶም ሞያ ንህዝብ ምርኣይን ንህዝብ ምሕሳብን ንህዋሐት ምክፋእ እዩ ስርሖም
@AlemsegedMehari-rv1tc
@AlemsegedMehari-rv1tc 2 месяца назад