Тёмный

ኣብ ሂወተይ ዝምነዮ ዝነበርኩ ነገር ተሳኪዑ 🙏🙏 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 78 тыс.
50% 1

like, share, comment and subscribe my channel 🙏🙏

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@embafresubaraki446
@embafresubaraki446 5 месяцев назад
ትግርኛ ናፍቕሪ ቋንቋ እዩ❤ ወለላይ መዓረይ ንኡደይ ኣሚነይ ትብልተላ ክጥዕም❤
@ደሰታጓልሃገረትግራይ
@ደሰታጓልሃገረትግራይ 5 месяцев назад
50 ኣይኮነን 100 ክነብፃሐልኪ ኢና ኤሚ ፅሪቲ❤❤🎉🎉
@Mare-qb9xr
@Mare-qb9xr 3 месяца назад
💌ካብ ገዛ ክሪይ ይምሓረና🤲🤲እሰይ እንካዕ ደስ በለክን መርዓ ቅልዓ ዝሓልፍ ቤት ኣንበሳ እልና እና። ኣይ ስደት ዘለናለ መፅለልና ይፍጠረልና
@Lwam.21
@Lwam.21 5 месяцев назад
እንቋዕ ደስ በለኩም ንኩሉኩም ብዝያዳ ለ ንማማይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ እትመንውዎ ይግበርኩም ሰላም ፍቅሪ ጥዕና ዝመልኦ ሂወት ይነየልኩም ኣባሳኣላዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gedu8644
@gedu8644 5 месяцев назад
ዩቱብ ብናይ ክልቲኦም ሱም ይኩን ትብሉ👍😍😍
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 5 месяцев назад
ሽኮራት የኹም ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ናበልኩ ግን በጃኹም እንጀራ ክትበልዑ ከለኹም ማንም ፍጡር ጫማኹም ኣውፅእዎ
@Ashenafiabraha-o8g
@Ashenafiabraha-o8g 5 месяцев назад
ፈለማ ሩሕስ ቤት ይኹነለን እንዳበልና ክእረሙ ዝግቦኦም ዝተሓዋወሱ ናይ ካልኦት ቋንቋታትን፣ ትግርኛ ኾይኖም ክባሃሉ ዘይግቦኦም ድማ:-ካብ ዝተዛረብክምዎም ንዘጋጀው ኣለና (ኣማሓርኛ)=ንዳለው ኣለና፣ንሰናዳእ ኣለና እዩ ዝባሃል። ፍጥነት =ቅልጣፈ፣የቃላጥፎ ኣለኹ ፣ቀልጥፍ፣ቅልጥፍጥፍ በል እና= ን፣ስለዚ፣እሞ ንዝብላ ናይ ትግርኛ ቃላት ትውክል ዝለቐቕናዮ ቪድዮ=ኣይባሃልን ብኤለክትሮኒክስን ብሚድያን ንዝመሓላለፍ ዝኾነ ይኹን ምድላዋት ፈነወ ወይካዓ ምፍናው ይባሃል።ስለዚ ቪድዮ ንፍንው ኣለና እዩ ዝባሃል።ምልቃቕ ሓደ ነገር ሒዝካዮ ዝነበርካ ወይ ረጊፅካዮ ንዝነበርካ እዩ ምልቃቕ ዝባሃል።ስለዚ ብዝ/ዩ ናይ ሚድያ መንገድታት ንዝመሓለለፉ መደባት ፈነወ ይባሃል። ምናምን= ብትግርኛ ትርጉሙ ኮንቱ ወይካዓ ሓዳር ንዘይገበሩ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ መፀውዒ እዩ።ብኣምሓርኛ ድማ ገለመለ ንዝብል ቃል ትግርኛ ይውክል።ስለዚ ምናምን ካብ ምባል ገለመለ ወይ ተመሳሳሊ ዝብሉ ቃላት ምጥቃም። ስርፕርይዝ=ብስራት ፣ጥዑም ነገር፣ዘሐጉስ ነገር ብዝብል ይተካእ ተኻታተልትና=ትግርኛ እዩ ይኹን እምበር ሰዓብትና ብዝብል ዝያዳ የፀብቖ።
@fyorigaltigray8279
@fyorigaltigray8279 5 месяцев назад
እዋይ እዛ ኣዲክስ ደስ ክትብለካ ምቅልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ❤❤❤
@BiruEbs
@BiruEbs 5 месяцев назад
ሰላም ማዓረይ ብቅዱስ ሚካኤል ስም ሓንቲ ቪድዮ ስርሕልና ዝሕግዝ ሰብ ኣይሳኣንን እሞ ማዓረይ ብጣዕሚ ሓገዝ የድልዮም ኣሎ ንቤተክርስትያን በጃኺ 😢❤ስልክኹም እንተሂብክሙኒ ብውሽጢ ክልእኸልኪ ናይ ቁዱስ ሚካኤል ናይ ባዕሉ ኣካውንቲ ምስ ኩሉ ነገሩ ክልእኸልኪ ዝሓፍተይ❤
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
እንኳአ ደስ በለኪ ማረይ ደሞ ኣድኒቀኩም ሓዳርኩም ይባረክ❤
@AKI-o5t1e
@AKI-o5t1e 5 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ሙልእ ደስታ ይግበረልኩም እግዚኣብሄር አምላክ ፍቅርኹም ደስ ይብል ብፍላይ ድማ ግልፅነትኩም ኣብ ፍቅርኹም 🥰🥰🥰ንማማ ድማ እንካዕ ደስ በለን ባዓል ዕድሜኤን ይኹን ዓዲ መርዓ ዓዲ ቆልዓ ይኹን 🤲
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️❤
@AKI-o5t1e
@AKI-o5t1e 5 месяцев назад
@@GenetChannel-uo3rv እንካዕነይ
@sndug3394
@sndug3394 5 месяцев назад
እንዃዕ ደስ በለኺ ኤምየ ሓፍተይ ኣብ ዓለም ኣደካ ተሓጉሳ ካብ ምራኣይ ዝዓቢ የለን 🙏😘ኣደስ ኩሉ ግዜ ትታሓጎስ❤
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 5 месяцев назад
እንኳዕ ፈጠረላ ፈጣሪ መንበርኣ ንክብርት ወላድት እንኳዕ ደሰ በለክን በለኩም ኩሉኩም ደቃ ኣደክን ጅግና እያ ባሓቂ ኣብ ገዛ ክራይ ኮና ንኩልክን ናብ ዝዓበይ ደረጃ ኣብፅሓትክን እያ ዋላ ዳኣ ድልየት ወድሰብ ብዙሑ ይኩን እንበረ ብጣዕሚ ጅግና ዋዕሮ ኣዶ እያ ዕድመን ጥዕና ንኩሉኩም ሙላኣት ስድራ ተክእልኩም እዝኣ ኣብፅሑለይ ንክብርት ወላድት ❤👏💪💪👏👏
@ftaw6221
@ftaw6221 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ኢልና ኣንሕና ለ ❤️🙏ካዕ ደስ በለኪ ኣዴና ኤማዋይለ ካዕ ደስ በለኪ ምስ በዓል ገዛኪ 🙏❤️
@NuedTube
@NuedTube 5 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏
@ኣፅበታይሁራሰለስተ
@ኣፅበታይሁራሰለስተ 5 месяцев назад
ተመስገን ❤ኩሉና ከሙኡ ይፍጠረልና❤
@ummeritigraweyti
@ummeritigraweyti 5 месяцев назад
እንካዕ ደሰ በለክን ሙቁራት ሰድራ🤲♥️😘
@brktikeshi9761
@brktikeshi9761 5 месяцев назад
እኳዕ ደስስ በለኩም ቤት ኣንበሳ ይግበረል ንማማ 🥰🥰🥰
@hadasfis5600
@hadasfis5600 3 месяца назад
ፁሩያት ተጋሩ ዓይን ዓለም❤❤❤❤❤❤
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 5 месяцев назад
ኣስይይ ኤሚየይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ፈጣሪ❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 5 месяцев назад
Hello dear, please don't add sugar when you make a juice. All fruits has own sugar. Sugar is very dangerous to health.
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 5 месяцев назад
በቲ ኣንበሳ ይገብርለኩም ኤሚየይ ደም እንኮዕ ደሰ በለኪ ❤
@EyerusalemHmaryam
@EyerusalemHmaryam 4 месяца назад
እንቋዕ ሓጎሰኪ ኣደዋይ መዓረይ ሓጎስኪ ሓጎሰይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቤተ ኣምበሳ ይግበሮ 🎉እንቋዕ ሓጎሰኩም ርሑስ ገዛ ይግበሮ❤😍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 5 месяцев назад
❤❤❤አሰይ ክብርቲ ግደይይ እንዃዕ ደስስ በለኪ❤❤❤
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 месяцев назад
አንኮዕ ብሰላም መፁኣኩም ዠፈትወኩም አንዳ አሚየይ ❤
@Meri.2146
@Meri.2146 5 месяцев назад
ተመስገን እንካዕ ደስ በለኪ ናይ ባዕልካ ልመስል የለን ባዓል ጥዕናኩም ይግበሮ ፅሩያት ክፈትዎኩም
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 5 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኪ ግደይ❤❤❤❤❤
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 5 месяцев назад
ቤት ኣንበሳ❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልልል እንቃዕ ደስ በለኩም ኣሰይይይይይይ ደስ ኢሉኒ ማርያምን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ገዛ ክራይ የጥፍእ ኣንሕና እውን ንዓክን የማስለና🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 5 месяцев назад
ኣሰይ ክብርቲ ወላዲትና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ እንኳዕ ደስ በለክን ኣብሲተይ❤🎉
@HaRaG-
@HaRaG- 5 месяцев назад
ወላዲካ ክሕጎስ ከሎሲ እንድዒ ቃላት የብለይን እና ቤተ ኣንበሳ ይኩን ብዉላድኩም ተሓጎሱ❤❤❤
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 5 месяцев назад
እስይይይይይይ እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ዘድንቀኹም ቡሩኻት ስድራ ኩሉ ግዜ እየ ብሃንቀውታ ዝፅበየኩም ኣሕዋተይ ተሎተሎ ልቀቁ ቪዶ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ካብ ስደት ተመሊስ ከምዚ ምስቶም ዝፈቶም ስድራይ ንምርኻብ የብቀና ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋተይን ኣሓተይን ተጋሩዋይ ዓለመይ🙏❤💊
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 5 месяцев назад
የኔ ማር እንዃዕ ደሰ በለኩም ኩሉ ግዜ ናታሓጎሰኩም ንበሩ ፅሩያተይ❤❤❤❤❤
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 5 месяцев назад
እንዃዕ ደስ በለኩም ቤተ ለኣንበሳ ግን ኬክስ ዝኹሉ ክሬም ናፆም ማለት ዱዪ ብዝተረፈ እንኳን ደስ በለኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@meazaTamasgan
@meazaTamasgan 5 месяцев назад
ዉይ ተመስገን እንካዕ ደስ በለኩም ልኩሉ ገዛ ይሃቦ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🎂🍡🍦🥮
@lilawit
@lilawit 5 месяцев назад
እንካዕ ደስ በለኩም ቤተኣምበሳ ይኩን so ይፈትወኩምየ ዕድመይ ጥዕናይ የሃብኹ ምስ ምልእ family kum❤❤🎉
@SmizanAlem
@SmizanAlem 5 месяцев назад
ዳንኡደይ ፅሩያት ❤❤❤
@SwSwi-m9l
@SwSwi-m9l 5 месяцев назад
እንካዕ ደሰ በለክን ማማየ❤❤❤
@ggdd-xy4qi
@ggdd-xy4qi 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ዛቤተይ ውላድካ ኩሉጊዜ ተትዘር ዋይ ስደት
@EleniGidey-v5u
@EleniGidey-v5u 5 месяцев назад
ማማዋይ ቤት ኣንበሳ ይኩነልኪ❤❤❤❤
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 5 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ገዛ ጥዕናኺን ስላምኽን ይግበሮ❤
@selam5637
@selam5637 5 месяцев назад
ፅቡቃት ስድራ❤❤❤ እንኳዕ ደስ በለኪ ማሚተይ❤
@lilikabastgalaestbi1322
@lilikabastgalaestbi1322 5 месяцев назад
Wal aena zmanay tskiaeley tmsgan aemlekay mazaray kulu gazakray tskaf nayra sdat kada gna 120 karay aesrhale haz aetyata tmasgan🥰🙏
@NuedTube
@NuedTube 5 месяцев назад
egxabher ybarkki haftey
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 5 месяцев назад
እስስስ እንኳዕ ደስስ በለኩም ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቤት ኣንበሳ ይግበረልኩም❤❤❤
@Ksuhabeshawit-q7k
@Ksuhabeshawit-q7k 5 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኩሙ ኤምየ ቤት ኣንበሳ ይግበሮ😊❤
@Selam-k4p
@Selam-k4p 5 месяцев назад
ቤተ ኣንበሳ እንኳዕ ደስ በለኩም❤
@sarahmhomd6269
@sarahmhomd6269 5 месяцев назад
ቤት ኣምበሳ ድዩ ዝብሃል ብጣዕም ድስ ብሃሊ❤❤🔥
@azmeratesfay6675
@azmeratesfay6675 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤enkae des beli bak tenaki ykun bet anbesa❤❤❤❤❤❤❤
@ሙዚትተዋህዶ
@ሙዚትተዋህዶ 5 месяцев назад
እንኳዕ ደሰሰሰ በለኩም ስድራ ጥዑማት🤲
@ልበይክፈተለይልቢይሊድያክ
እንካዓ ደስ በለክን ኣዶዋይ ❤❤🎉🎉
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 5 месяцев назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
@Abeba-l3c
@Abeba-l3c 4 месяца назад
ማዓረይ ሽኮርና
@yyghhu9146
@yyghhu9146 5 месяцев назад
ትዕድልቲ🙏🥰🥰
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@Sara-f4z3k
@Sara-f4z3k 4 месяца назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ቤተ ኣምበሳ ይግበሮ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@merygidey4488
@merygidey4488 5 месяцев назад
ቤት ኣንበሳ ይኩን
@الحمدالله-ث4م8ل
@الحمدالله-ث4م8ل 5 месяцев назад
እንካዕ ደስ በለኪ ማሚተይ ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@selamselam6198
@selamselam6198 4 месяца назад
ማሪያምን ደስ ባሃልት ቆልዓ❤❤❤
@XxxXxx-uw4jb
@XxxXxx-uw4jb 5 месяцев назад
ቤተ ኣንበሳ ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤🙏🙏🙏
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 5 месяцев назад
ቤት አንበሳ ይኩም❤❤🎉🎉🎉🍾🍾🍾🍾 ሳብስክራይብ አይንረስዕ ናይዛም አእድጉ አምሓሩ እንኳን ናገብረናስ ናይ ተጋሩዎንኒ ❤💊💊ደቅኖ ዳይ ነዕብዩም🎉🎉🎉❤❤❤
@mlien5628
@mlien5628 5 месяцев назад
ክቡራተይ plis ሳብስክራይብ ንግበረሎም ንዓና ምንም ኣትከብደና ኣይተድንጉየና ጽቅጥ ነብለሎም ሓደራ ብስም "ኤሚ" ወይም ኣብሳላት ♥️ይፍትወኩም እየ ብጣዕሚ ♥️❤ንማማ ድማ እንኳዕ ደስ በለኪ ገዛ ጥዕናክን ገዛ ሽሻይ ሓጎስ ፍቅር ይኹነለን ማማየ 🌹♥️
@LiliTgraweyti-p5e
@LiliTgraweyti-p5e 5 месяцев назад
ኣነስ ኣብ ኮመንት ተጋሩዋይ ልብል ተሪአ ከመይ ደስ ከም ልብለኒ ማርያምን❤ ኣሕዋትና ለ ነተባብዕ❤❤እንኳዕ ደስ በለኪ ክብርቲ ኣዴና❤🎉
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 5 месяцев назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@ማዓርግማሓሪ
@ማዓርግማሓሪ 5 месяцев назад
ኮሜንት ፅሕፍ የፈልጥይ ድዩ ግን ብጣዔሜ እየ ዘፈትወክም በትለይ ስብኣይክይ ዘልዎ ትሕትና መግለፅይ የብለይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ቤት ኣንበሰ ዶሞ ይግቦሮ ጎዛክም ካኣ🎉🎉🎉
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 5 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ግን ማዕተብ መስቀል ናይ ክሳድ የብልክን ልምንታይ ማዕተብ ገዚእኪ ዝተባረከ በቦታት ዘይትአስሪ❤❤❤
@felemaymeb7294
@felemaymeb7294 4 месяца назад
Privacy matter
@dgstu5765
@dgstu5765 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዛ ናይ ባዕልካ ምስራሕ ቀሊል ኣይኮነን ብጣዕሚ ደስ እልኒ ብወገነይ ኢሚ ሓፍተይ ጠንካራ ኣዶ ኣላትኪ ክንዲ ኣቦ ክንዲ ኣዶ ኮይናትልኪ እያ ንዓክን ንኣሕዋትክይ እዙይ ከይኣከለ ገዛ ብምስራሓ ከየደነቅክዋ ኣይሓልፍይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኣዶ እኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ገዛኪ እፈዮ እልኪ ዘተዐርፍሉ ይገበረልኪ ማማየ❤❤❤
@farahfarah4105
@farahfarah4105 5 месяцев назад
ቀደመይቲ እየ ተጋሩ ኤምየይ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ተሓበብርኒ ምዓረይ❤
@MashoThlahun-dp3eb
@MashoThlahun-dp3eb 5 месяцев назад
@كيدانيكيداني
@كيدانيكيداني 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@gfyr6202
@gfyr6202 5 месяцев назад
ንኣዴኪ ዘለኪ አረኣእያ ልክዕ ከማይ ብዘይ አቦ ዘዕበየትና ጀጋኒ አዴታትና ልዕሊኡ ይግበአን እንቆዕ ደስ በለክን ኤሚ ሓፍተይ 🙏
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@ሄሪጋልመቐለ
@ሄሪጋልመቐለ 4 месяца назад
ኤማዋይ ብጣዐሚ እየ ዝፈትወኪ ትሰርሕዮ ኹሉ ብጣዕሚ እዩ ደስስስ ዝብለኒ ብሃንቀውታ ካአ እየ ዝፅበየኪ ፅብቅተይ❤❤🎉🤍🫶
@RedwanER
@RedwanER 5 месяцев назад
ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ ኣቅሪብክልና ናትኪ ኣድናቒ የ ማራ'የ ዝፈትወኪ ንዓኺ ክርኢ ኢለ እንዳትሕሽ ዝሪኣ ፡ ንሰብኣይኪ ኻኣ ከይነኣቕንኦ እንበር ምቐጸልኩ 🇪🇷 ❤❤
@MedhnTinseu
@MedhnTinseu 5 месяцев назад
ቤት አንበሳ ባዓል ጥዕናክን ይኩን ኤምዋይ ፅርይቲ❤❤
@LetushChanal
@LetushChanal 5 месяцев назад
ኣሜን ስብስክራይብ ሞ ግበርለይ ምቃለይ
@titisabawit3510
@titisabawit3510 5 месяцев назад
ኤሚ ወሓለ ከም ኣዴታታ❤❤ጎኒ ንጎኒ ትሰርሕ ጓል ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ❤❤❤ ማማ ጊደይ እውን እንቋዕ ንዙይ ኣብቀዐኪ እንቋዕ ኣሐጎሰኪ በዓል ጥዕናኺ ርሑስ ገዛ ይኹን 🙏
@LetushChanal
@LetushChanal 5 месяцев назад
❤❤❤እስይ ቀዶዊኹም ይኹን❤❤ኣቶም ተጋሩ ስብስክራይብ ንገባባር 😂❤❤
@mulubrhantsige3837
@mulubrhantsige3837 5 месяцев назад
ዋው እንኳዕ ደስ በለኺ ኣዴና ግደይ ገዛ ጥዕናኺን ሰላምኽን ይግበሮ
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ 5 месяцев назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ይብል ቤተ ኣምበሳ❤❤❤❤
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 5 месяцев назад
እኳዕ ደሰ በለኪ አደዋና ተመሰገን ገዛ ዘይብሉ ገዛ ይፍጠረሉ❤ 50 የኮነይ 100 ነብፀሕዮም ተጋሩ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 5 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለክን ኣዶ ብርሃን ገፃ ናይ ጥዕና ናይ ሰላም ገዛ ይግበረልኹም👏♥️
@dsdsrseser-je1ub
@dsdsrseser-je1ub 5 месяцев назад
አብሳላት ሽኮር🥰 ሰብዓይኺ ግን ልዛ ካሜራ ታኾይኑ ፈሪሕዋ🥰
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 5 месяцев назад
እንቋዕ ደስ በለኩም nice family ❤ቤት አንንበሳ ኢልና ኢና ከም ነይባዕልካ ገዛ ዝመስልዎ የለይ ደቂስካ ኢካ ትሓድር😂 እና ብጣዕሚ እየ ልፈትየኩም ብሓቂ ኬፍ አለኩም ብዝተረፈ ን ጊደይ እውን ቤት ሽሻይ&ቤት በረከት ክኮን ትምኒተይ እዩ💋❤👌
@NuedTube
@NuedTube 5 месяцев назад
ክብረት ያሃበልና ዛሓፍተይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ 5 месяцев назад
ዋዉዉዉ እንኳዓ ደስ በለን አደና ናይ ባሓቂ ሰብ ክይኒ ካብ ገዛ ክራይ ይማሓሮ ሉኩልኩም እንኳዓ ደስ ብለኩም ደጊም ቤት አንብሳ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@yaredkahentemelsan2950
@yaredkahentemelsan2950 4 месяца назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ንክልኩም ስድራ እሙየይ ቤት ኣንበሳ ይግበሮ ❤❤ ምስ ይቅርታ ንድፍረተይ ግን ንሓማትካ ምዝንጣልስ ፅቡቅ ኣይመስለንን 🙏❤
@Seniseniii
@Seniseniii 5 месяцев назад
እንኮዕ ደስ በለኩም አሕዋተይ ማዓረይ ገዛ ክራይ ሕማም ርእሲ እዩ ዝኮነኒ
@TifhFjfh-vp4pi
@TifhFjfh-vp4pi 5 месяцев назад
እዃዕ ደሰሰ በለኩም ቤት ኣንበሳ ይግበረል ንማማ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ለዘዉስዩም
@ለዘዉስዩም 5 месяцев назад
ሸወካ አውይን ቀደመይት ክርአየክ ነውረ ግን ሸወካ አውይን❤
@ፊፊትግራወይቲ
@ፊፊትግራወይቲ 5 месяцев назад
ቤት ኣንበሳ ይግበሮ እንቃዕ ደስ ብለኩም ደስ በሃልቲ ስድራ 🎉❤♥️💙
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@MeronMm-dh5pp
@MeronMm-dh5pp 5 месяцев назад
አዶ ትግራይ ትተሐጎስ እንኻዕ ደስ በለኪ🙏
@AzeAxum
@AzeAxum 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ በልኒ ተጋሩ ሓደሽቲ ዘለኪን ኣነውን ክብለክን እየ🎉❤
@lityvms2269
@lityvms2269 5 месяцев назад
ቤት ኣንበሳ ይግበሮ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 5 месяцев назад
ሓዳርኩም ይባርከልኩም ብሓቂ ሓዳር አብርሃም ወሳራ ይግበረልኩም አሕዋተይ❤
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 5 месяцев назад
❤ዮዲት ግን ኣበይ ኣላ ስለዝፈትያን ዝናፍቃን ይመስለንስ ብዙሕ ዘይሪኣ ❤❤❤❤ሓደ መዓልቲ ዮዲት ሒዝክያ ምፂ ኡሙዩ መቀረት❤🎉❤
@meri3353
@meri3353 5 месяцев назад
❤❤❤ኣነለብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ግን ጠፊኣ❤❤❤❤❤❤❤
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ዞም ኣሕዋተይ 👏ኩቡራት ተኻታተልት ንኡድ you tube እስክ ብእግረ መይገዲኹም #ሳብስክራይብ ተማለኡን👏
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 5 месяцев назад
ኣብቲ ናይ ጣውላ ዝነበረ ምስ በተንክዮ ምሳኪ ሲሒቀ😅
@MengeshaTesfakiros
@MengeshaTesfakiros 5 месяцев назад
Congratulations,dear family 💚❤🎉
@tigrayarmy2293
@tigrayarmy2293 5 месяцев назад
Beautiful Tigray People and family.
@مممم-ه9ذ3ش
@مممم-ه9ذ3ش 5 месяцев назад
እሰይ ኣብሳላትየ እንኳዕ የሐጎሰኩም ማዘር እንኳዕ ደስበለኪ ክፈትወኩም ውርዙያት ደቂ ዓበይቲ ቆልዑ መቐለ ይመችኹም ።ተጋሩዋኒ የዕቢዎም pls ኣይኽፈሎን ኣሕዋትና ነተባብዕ ❤
@rakgaltagery3471
@rakgaltagery3471 4 месяца назад
ደስ ባሃልቲ ነተባባዓዮም እስተ❤
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 5 месяцев назад
ቅድሙ ኹሉ ተመስገን ኣምላከ ምኩንያቱ ብዘይ ኣምላክ ዝደለካዮ ትገብር ኣይትክእልን ማሚየ ቤት ኣንብሳ
@MebrhitBerihu-f1m
@MebrhitBerihu-f1m 5 месяцев назад
ገዛ ኣንበሳ (ዋዕሮ )እንኳዕ ደስ በለኩም ንኩላትኩም ሊድ ግን ቤዛኪ ስልኪ ኣይተብዝሒ 😂😂😂😂❤❤❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 5 месяцев назад
ቤተ አንበሳ እንካዕ ደስ በልኩም ናይ ደቃ ደቂ ደቃ ብርሃን ትሪአሉ ይግበሮ 🥰🥰🥰
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 5 месяцев назад
ተመስገን ኣምላክ ጥዕናምበይ ኹሉስ ለካ ኣብ ሳዓቱ ይኾን ብሓቂ ክራይ ገዛ ወርሒ መፀት ሰኸፈት ጠንካራ ኣዶ እንኳዕ ደስ በለክን ልመላእ ስድራ ❤❤❤
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 5 месяцев назад
ተመስገን እንኳዕ ደስ በለኪ ማማ ጊደይ ካብ ገዛ ክራይ ተማሒርኪ ስቃይ እዩኮ እሙዬ ለ ናባዕልኩም ይፍጠረልኩም ግን አነስ ጎረቤተይ ትኮኒ መሲሉ እዩ ልስመዐኒ 😂ሃምኮነያ
@maazahadgu1989
@maazahadgu1989 5 месяцев назад
ቤት ኣንበሳ ማማየ ብሓጎስ ብደስታ ትነብርሉ ይግበረልኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@trhashailu2121
@trhashailu2121 5 месяцев назад
እንኳዕ ድሓን መፃኩም ፍቁራተይ እቲ ስባኣይኪ ግን ተዓድልኪ ጅቡዑይ እዩ 😊
@Heransimon1225
@Heransimon1225 5 месяцев назад
ብጣእሚ ደስ ይብል እዩ 🎉 ግን ዝኮነ ስጦታ ናይ ገዛ ሕዝኩም ተትከዱ ደስ ይብል ኔሩ...
@NuedTube
@NuedTube 5 месяцев назад
ገና ስለዝኮነ እዩ እምበይ ክንከድ ኢና የቐንየልና
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 5 месяцев назад
​@@NuedTubeደምርኒ ኣብሲተይ❤
@jannaibrahim142
@jannaibrahim142 5 месяцев назад
ድስቲ መሕበሪ ብዕንፀይቲ ዝተሰርሐ (ሙድዋ)ተጠቀሚ😊
Далее
titan tvman's plan (skibidi toilet 77)
01:00
Просмотров 5 млн
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
Просмотров 1,2 млн
ሄኒን ኣቤልን ርእሶም ነቂዖም 😡
17:15
እሙ ሐይ ኢላ አጉሪዓ😲| Heny Emu
15:04