#eritreamotivation
#tigrignamotivation
#acceptresponsibility
#selfimprovement
ኣብ ሓደጋ ከይትወድቁ ንኸምዝኦም ሰባት ብንቕሓት ሓዝዎም best eritrea motivation #lbonamedia
ክቡራት ተኻታተልቲ ኣብዛ ቭድዮ ሓደገኛ ባህሪ ዘለዎም ሰባት ዘንጸባርቕዎ ባህርያት ክንርኢ ኢና። ንባህርያቶም ብምጽናዕ ብኸመይ ምስ ከምዝኦም ሰባት ክንነብር ከምዘለና ዘለብና ትምህርቲ ኮይኑ ከምኡ'ውን ናብ ነብስና ብምምልካት ኩነታትናን ጠባይናን ክንፈልጥን ከነማሓይሽን ዝሕግዘና ትምህርቲ እዩ።
© Copyright: Lbona Media
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
1 окт 2024