Тёмный

" ኣብ ትግራይ ምጽልጻልን ምቕንጻልን"  

AAN MEDIA NETWORK
Подписаться 119 тыс.
Просмотров 37 тыс.
50% 1

" ኣብ ትግራይ ምጽልጻልን ምቕንጻልን"
#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #sudan #egypt #uae #china #somalia #russia

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 72   
@Salh-wr5dq
@Salh-wr5dq 16 дней назад
ኣብይ ኣድኒቀዮ ብጣዕሚ
@tedroskidane3179
@tedroskidane3179 18 дней назад
አጀው ጀው
@erina2932
@erina2932 18 дней назад
ትግራይ መጻወቲ ጻድቃን ኮይና ንህወሓት መሓውራ ከርግፋ እየ ይብል ኣሎ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 18 дней назад
እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 18 дней назад
Selam...deki. erey..🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🐪🇪🇷🇪🇷
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 18 дней назад
🙏🙏🙏🙏
@ZekielMalik-p9q
@ZekielMalik-p9q 17 дней назад
Uuuuuuuu gega Sira
@MakiclHabesh
@MakiclHabesh 18 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉❤❤
@miniasghid6386
@miniasghid6386 17 дней назад
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 18 дней назад
Merhaba zelalem Naybhaki xbuk zena❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Martha-q3t
@Martha-q3t 17 дней назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷
@yalienkito5650
@yalienkito5650 18 дней назад
አይተሓሲ
@jddbxx4445
@jddbxx4445 17 дней назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 18 дней назад
❤❤❤
@lettebrhanghebre4391
@lettebrhanghebre4391 17 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@naqfa7-836
@naqfa7-836 18 дней назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-je3ij7ph1e
@user-je3ij7ph1e 18 дней назад
ሓሳዊ ጋዜጠኛ ጀ/ፃድቃን ጅግናትግራዋይ እዩ
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 18 дней назад
ትግርኛ ኤርትራ ኣብ ከተማታት ትግራይን / ስነ - ጹሑፋትን ይዝውተር / ይጥቀሙሉ ኣሎዉ :: ሎውጢ ብትግርኛ ጀሚሩ ::
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 18 дней назад
Ishokh zilhonu gorebet. Minia kolel hiwehat dirbay wudib
@DanielGoitom-mm9wh
@DanielGoitom-mm9wh 18 дней назад
❤ 🇪🇷 ❤ 🇪🇷 ❤ 🇪🇷
@hassenomer1194
@hassenomer1194 18 дней назад
Ethiopian Management Institute is run by Getachews ' cousin !!!
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w 18 дней назад
ምሩክ በሎ ፊልዲ ማርሻል ካበይ ዘምጸኦ ብርሃኑ ጁላ ምሩኽ እዩ
@Fili_Peace
@Fili_Peace 18 дней назад
ጉዳይና ኣይኮነን ሰላም ይፍጠረሎም በቃ
@abduadem8106
@abduadem8106 18 дней назад
ምጥርናፍ ደርቢ ትግራይ። ስትራተጂ እንታይ እዩ? ኣቡ ኣሕመድ ስግኣት እዩ ክንብል ንኽእል ዲና? ሎሚ እውን እንተኾነ ገለልተኛ እዩ። ኣብይ ኣሕመድን ትግራይን ድሕሪ መረፃ ኣሜሪካ። እንታይ ይሓስቡ ኣለዉ? እተን ኩለን ኣብ ኤርትራ ዝኣትዋ ዘለዋ ፋብሪካ እንታይ'የ ውሕስነትን ስለዜ ናያ ኣቢ ኣሕመድ ሓደጋ ክኸውን'የ ምባል ?
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 18 дней назад
ትግራይ ኣብቕዓ :: ደብረዝኦን ብህዎት ክሳብ ዞሎ ድያብሎስ መራሕ ዉግእ ክኾዉን እዩ:: ሕዝቢ ንህልቂት ተፈሪዱ እዩ ::
@elenaamanuel3873
@elenaamanuel3873 17 дней назад
❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇦🇿🍓🇦🇿🍓🇦🇿🍓🇦🇿
@wedimat7293
@wedimat7293 18 дней назад
Xenat entay malet eyu 😂😂😂😂
@benniebb6877
@benniebb6877 18 дней назад
ጻድቃን ግዝዋ 😂
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 18 дней назад
Xadqan Gebru Asrat etc keytefiu zobana rigiate selam akirekiben .🤔
@HolaBruv
@HolaBruv 18 дней назад
Kolatoom ember wla Ertrawyan Haleyti hadnet Ethiopian Tigrayen
@BiniamAraya-cm2qe
@BiniamAraya-cm2qe 18 дней назад
Seid & mati
@sarajoh313
@sarajoh313 18 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏
@negaaraya6811
@negaaraya6811 12 дней назад
ዝኸበርኩም መራሕቲ ወያነን፡ ኣማሓደርቲ ትግራይን፣ ብሃይለስላሴን ብተጋሩን ትባሃል ዝነበረት ቃል ክደግመልኩም እየ'ሞ ስምዕዋ ካኣ። ሃለሰላሴ፣ ንንግስነት ኢትዮጵያ የሕዲጉ ኣኽሊሉ ምስደፍአ፡ ነቶም ናይ ዝሓለፈ ንግስነቶም ከምልሱ ዝቃለስዎ ዝነበሩን፡ ንግስነት ናትና እንበር ናዓኻስ ኣይምልከተካን እዩ ምስ በልዎን ዝሃቦም መልሲ፣ ኣለን እንጂ ነበርን መቸ ይጠቅማል ክብል እዩ ነቶም ዝነበሮም ንግስነት ክመልሱ ኢሎም ዝቃለስዎ ዝነበሩ ዝምልሰሎም። ብተጋሩ ካኣ ካቭ ነይሩንስ እኒአኒ እዩ ዝበልጽ ካኣ ይብልዋን ይደግምዋን እዮም። ስለዚ ታሪኽ ዝሓለፈ ነገር እዩ። ሕጂ'ኸ ከመይ ትነብር ኣለኻን እዩ'ቲ ኣገዳሲ። ወያነ ክትደግምዎ ትደልዩ የለኹምን እምበር፡ ካብዛ ወያነ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ዝደየብኩምላን፡ ካብታ ንስርዓት ኤርትራ ክትቅይሩ ኢልኩም ኣብ ኤርትራ ብኣኹም ዝዝወር ስርዓት ክተጅሉ ኢልኩም ምስ ኤርትራ ዝፈተንኩሞ ኲናትን፡ ቀጺሉ ካብ'ታ ስልጣን ናይ ኢትዮጵያ ምስተባረርኩም ካኣ፡ ናብ ስልጣን ናይ ኢትዮጵያ ክትምለሱ ኢልኩም ምስ ኢትዮጵያን ምስ ኤርትራ'ውን ዝጀመሮ ኲናትን፡ ንወያነን ንህዝቢ ትግራይን ዝበጽሖ ሰፍ ዘይብል ናይ'ቲ ኲናት ምልኽኻምን ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ሰራዊትን ህዝቢ ትግራይ'ኮ ኢኹም ኣጥፊእኩሞ። ክሳብ ሕጂ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሽግር ካኣ ማንም ዝርእዮን ዝዕዘቦ ዘሎን እዩ። ኣብ ወያነ ዘሎ ዘይሓዊ ሕቡእ ቁስሊ ካኣ ገና ክቕጽልን ክዓብን ኣዩ እምበር ዝሓውስ ኣይምስለንን። ምኽንያቱ ወያነ ብኽፍኣት ተወሊዳ ገና ኣብ ክፍኣት ካኣ ስለዘላን።
@abebedesta3956
@abebedesta3956 18 дней назад
General tsadkan general tsadkan general tsadkan general tsadkan general tsadkan general tsadkan general tsadkan general tsadkan general tsadkan general tsadkan general tsadkan
@NahomDaniel-h7e
@NahomDaniel-h7e 18 дней назад
U r ze best
@amanuelgoitom329
@amanuelgoitom329 18 дней назад
Willkommen siedawi
@mohammedahmed9966
@mohammedahmed9966 18 дней назад
Huwhat ente ferisu subuq entay asakifikum ?
@yonasfshaye2220
@yonasfshaye2220 17 дней назад
ህውሓት ካብ ናይ ቅድም ጌጋኣ ዘይትእረም ውድብ እያ ኢሀዲግ ክወድቅ ከሎ ዝተጻወተሎም ዶክተር አቢ ከምታ ናይ ኢሂወደግ ጊሩ ዙውደቃ አብ ውሽጣ ምስላዊ ህውሓት ጌታቸው ረዳ ጌሩ ብካቨር ጻድቃን ብሕማቅ አዋድቃ ከውድቃ ዝፍሕሶ ዘሎ ውዲት ንትግራይ ዓቢ ዋጋ ከኽፍላ እዩ ብአግኡ ህዝቢ ትግራይ ነቂሑ እንተዘይ ተጠኒቁ
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 18 дней назад
ጻድቃን ደንቆሮ መንሰይ ትግራይ ኣወድእዎም
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 18 дней назад
AAN media network the Eritrean people problems unconstitutional political power by corruption with out home work 60 years ኢሰያስ ኣፈወርቂ ገዲፍካ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ሕልና ኣልቦ ኢኪ ሐቢርካ ምንባር ከም ጎረባብቲ ምርጫ ዘይኮነስ ግዴታ እዩ ማቴዎስ ዘላለም ግን ዝሰምዓካ ደኣ ይብልካን እምበር ሕማ ሰብ ኢካ ንኣሽሐት ሐቢሮም ዝጽንሑና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ዝሰምዓካ የልቦን😅
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 17 дней назад
ውድባዊ ኣሰራርሓ ይሃልኹም ። ንደብረፅየን ስለዝፀላእኽሙዎ ንህዝቢ ትግራይ ዝጎድእ ስራሕ ትፍፅሙ ኣለኹም ። ሕሰብሉ ።
@AhmedIbrahim-tx4gp
@AhmedIbrahim-tx4gp 18 дней назад
Wellcom 🎉🎉🎉
@abdelawahabsaid
@abdelawahabsaid 18 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaraSemer-fv3wy
@SaraSemer-fv3wy 18 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@GeberMekonon
@GeberMekonon 17 дней назад
ናይ ስልጣን ህርፈት ዘሎዎ ሰብኣይ ካብ ጀግንነት ናብ ብልሽውነት
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 17 дней назад
አይቲ እጋገ መን ሰልጣን ይደሊ መንከ ሰግጋር ሰልጣን ይደሊ ንፍልጦ ኢና ነምንታይከ ብአካትኩም አጅንዳ ኮይኑ ሰነፍ እንተዝኮን ነይሩ ሸለል ምበልኩም ነርኩም ሰለዝይ አትድከም
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
እዛ ማዕከን ናይ ትግራይ እንዳኾነትዶ ትመጽእ ኣላ። ኣብ ጉዳይና ጉዳይ ኤርትራውያን ኣቶኲርኩም እንዶ እቲ ዝበዝሀ ግዜኹም ኣበርክቱ በጃኹም። ጉዳይ ተጋሩ ብዘይካ ምትትንታን ከነምጽኣሎም እንኽእል ኣበርክቶ ኣዝዩ ጸቢብ እዩ። ጉዳይ ተጋሩ ንተጋሩ ንግደፎ። እንተ ደለዩ ይስመሩ እንተ ደለዩ ይዋድኡ ጉዳዮም እዩ። ናትና ንግበር ኣቱም ብዓል ማቲዎስን ድሮንን። በጃኹም ንህዝቢ ኤርትራ ኣተኩሩ።
@aronyonas7563
@aronyonas7563 18 дней назад
ኤርትራ አማራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል 😂
@habenberhe6830
@habenberhe6830 18 дней назад
Said loqmax keboro hamhamka tharm aleka.
@hafuzihabibi187
@hafuzihabibi187 18 дней назад
ጉዳይና ኣይኮነን ንሕና ኤርትራውያ እግርና ሰቒልና ሻሂ እናሰተና ኢና ንዕዘቦም ክንደይ ግዜ ሰላምና እንዳበጽበጹ ክነብሩ ይስሓንዋ 😂😂😂
@aronyonas7563
@aronyonas7563 18 дней назад
ተኩላ ድጋሚ መመሳሰል ፈንጂ ምርጋፅ እዩ ኢሳያስ አፈወርቂ ብንዳብኡ ቻ በሎ እዩ ብሽጣራ ዝተደቀለ ካብ ትግራይ እዩ ኤርትራ አማራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል
@esuali2818
@esuali2818 18 дней назад
እንታይ እዩ ናይ ባዕልኩም ጉዳይ ዘይትዛረቡ፣
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 18 дней назад
ይርዳእኹም ኤረ ጥራጥያውያን ፤ ዝፍጠር የለን
@user-yj6wm7mp8y
@user-yj6wm7mp8y 17 дней назад
ጻድቃን ሸውራር ዕጫ ናይቶም ሩሹናት ክትበጽሖ ኔርዋ
@ahmedseid4193
@ahmedseid4193 18 дней назад
Entry àdeka yimlketeka.
@SolomunAregay
@SolomunAregay 18 дней назад
ሓሳዊ ሎቅማጽ ኮንካ እንበር ትማሊ ኣቢይ ኣቢይ ዶ በሎም ብድሮን ትብልዶ ኣይንበርካን ሕጂ ሰላም ስለ ዝገበሩ ጸላዕላዕ ኣቢልካ ኣየንስኩም
@sawatube
@sawatube 18 дней назад
ዋእ ገዛ ተጋጊካ ሰሐበይ
@SolomunAregay
@SolomunAregay 18 дней назад
@@sawatube ክቡረይ ጸገም ኣሎ ድዩ
@ንስሪሰማይ
@ንስሪሰማይ 18 дней назад
ኣስተውዕል ደቂስካ ኣልውካ እዛ ቻነል ንኢሰያስ ፡ ንኣቢ፡ ንህወሓት ናኹሉ ኢያ ትጭርግፍ ብኾሙኡ ኢና ድሮን ኢልናያ፡፡😂
@SolomunAregay
@SolomunAregay 18 дней назад
@@ንስሪሰማይ 🤣🤣🤣🥰
@adamzfn6241
@adamzfn6241 18 дней назад
እዛ ዘቅረቦኩዋ comment መሪራትኩም ምሽ ያ ናስ አብቺ ደብርቺ ደቃሉ።deleted kkkkkkkk እዋ ሓቂ መራር ኢያ ያ ናስ ጠናብን ገናብን ሕቦረተ ሰብ ኤርትራ ሸከም taxpayers ዝተሸጎጥኩምለን ዓድታት ዝተአስሩ አክላባት።
@solomonguish7775
@solomonguish7775 18 дней назад
ትግራይ ትስእር እንታይ ገዲሹካ ናይ ባአልካ ሀሪሩካ ናይሰብ ተማስል ትግራይ ናብ ዲሞክራሲ ትስጉም አላ አብ ቀርኒ አፍሪካ ዘይተረአየ ንእቅሀት ፖለቲካ እዩ እስቲ አድኩም መኩሩዋ ሀሳብ አይ ትፍርሁ?
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 18 дней назад
😂😂😂
@aronyonas7563
@aronyonas7563 18 дней назад
ጥፋ ጡት ቆራጭ ተኩላ አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል ፋራ ኮካኮላ😂
@user-bv7ns7bc5z
@user-bv7ns7bc5z 18 дней назад
ሐሳዊ መጋኒዒ
@user-bv7ns7bc5z
@user-bv7ns7bc5z 18 дней назад
ሐሳዊ
@SamsomAraya-mc4lg
@SamsomAraya-mc4lg 18 дней назад
❤❤❤❤
@miniaseium8181
@miniaseium8181 18 дней назад
Bravomatios❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@baqr4383
@baqr4383 18 дней назад
❤❤❤
@SamsomAraya-mc4lg
@SamsomAraya-mc4lg 18 дней назад
❤❤❤❤
Далее
Standoff 2 is a true horror! #standoff #horror #meme
00:13
Вопрос Ребром - Булкин
59:32
Просмотров 1,1 млн