ኣብ ትግራይ ንምንታይ እዩ ኣብ ስርዓት መጓዓዝያ መሰረታዊ ለውጥን እዎንታዊ ውፅኢትን ዘይሞዝገብ፣ ንምንታይ እዩ ተደጋጋሚን ልዑልን ሓደጋታት ትራፊክ ዘጋጥም ዘሎ ዝብሉን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ኣብዚ ቃለ መሕትት ብዕምቆት ተዳህሲሶም ኣለዉ
29 июн 2024