Тёмный
No video :(

ኣብ ኣፍሪቃ ስራሕ የለን ድዩ?/ መንእሰያትና ስለ ምንታይ ይበለሸዉ ኣለዉ? 

Aklilu H.michael
Подписаться 76 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

#eritreamovie2023 #aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie #tigrignamusic

Опубликовано:

 

19 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 131   
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 7 месяцев назад
ኣኪለ ሐወይ ንስኻስ ዘይነጽፋ ዒላ አኢኻ ብጣዕሚ ምሁር ሙኻንካስ ኣዚኻ ኢኻ ትምህርትኻ ብጉቡእ ትጥቀመሉ appreciate ትምህርትኻ ኸኣ ብግቡ ኢና ንመሃረሉ ብዙሕ ከኣ ሐጊዝናዮ የቀንየልና ኸኣ bless you🙏🙏🙏
@wedibalila2130
@wedibalila2130 7 месяцев назад
ብሓቂ ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ኣድኒቀካ ስራሕ ትደልዮ እንበር ኣይደልየካን እዩ ተበግሶ ወሳኒ እዩ
@hoffnungvollhoffnungvoll1688
@hoffnungvollhoffnungvoll1688 7 месяцев назад
ኩሉ እትገብሮ ስራሕኻ ኣዝዩ ብሉጽን መሃርን ጠቃምን እዩ ኣነ ካባኻ ብዙሕ እየ ዝመሃር ዘለኹ ቀጽሎ ኢኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የብዝሓልካ መምህረይ
@user-iu9us3bh4x
@user-iu9us3bh4x 7 месяцев назад
ብልቢ ቤሉፅ ኢካ ዝሓወይ ከማካ ብስልቲ ክክውን ይምነ ፍጣሪ ተስሚሩለይ 🙏💙
@babarafi3740
@babarafi3740 7 месяцев назад
ሰላም ኩቡር ሓው ኣኪለ ቀጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቕ፡ ከም ዜጋ ኤርትራዊ ምኻነይ ኣባና ዘሎ ጉድለት ትምህርቲ ተማሂርና ክንፈልጥዘይ ምጽዓርና ኢዩ ።ከምዚ መብለየይ ምኽንያት ንየሙሮና ትዮሪትሽ ንዘለና ብቕዓት ባልና ስለንመዝኖ ክገብሮ ኣይክእልን ኢየ ኢልና ነብስና ኣትሒትና ካብ ዝተፈላለዩ ስራሓት ምስታፍ ንተርፍ።
@abrahamgebrekidan9547
@abrahamgebrekidan9547 7 месяцев назад
ነዞም ካብ መሳኪን 100 ክልተ 200 ዝተ ሓወለን ኣብ ድሕሪ ገዞም ከለዎ ካብሱ እየ ዘለኩ ርሑቕ እየ ዘለኩ እንዳበሉ መደናገርቲ ሸፋቱ ከም ሓደ ዘኩዕ ስራሕ ዝሰርሑ ገይርካ ከተቕርቦም ናይ ብሓቂ ዝገርም ሓደ ሓደ ግዜስ በቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ዝሳቀ ዘሎ ሰብ ከይተወከስካ ምንኣድ ጌጋ ።
@Solotopsolutions
@Solotopsolutions 7 месяцев назад
Great feedback. Thanks!
@habtabakberom4677
@habtabakberom4677 7 месяцев назад
ኩቡር ሃውና አቲ ተምጾ ሓሳብ ብጣዕሚ ጹቡቅ so thanks brother
@teklekahsay5891
@teklekahsay5891 7 месяцев назад
መምህር ኣኪለ ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ሃናጺ ዝኮነ ሓሳብ መንሰይ ኣብ ኣፍሪቃ አዩ አቲ ዝበለጸ ስራሕን ዕድላትን ኣሎ አቲ ሰብ ጥራይ ቅሩቡነት ይሃልዎ አምበር ስለዚ ብ ጣዕሚ ምሃሪት ኮይና ረኪበያ ቀጽሎ ዝሓወይ ብርዕካ ትሰስን 🎉
@user-ks7wr4zu1b
@user-ks7wr4zu1b 7 месяцев назад
ናይባሓቂ በሊሕ ኣጆካ ቀጽሎ ኣኪለ ሓውና ኢድመን ቲኢናን ይሃብካ ምስ ምሉ ኣት ስድራካ❤❤❤
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 7 месяцев назад
ነብሱ ዝፈልጥ ትሕትናን ኣኽብሮትን ኣብ ነብሱ ንኻልኦትን ዘለዎ ስራሕ ኣይንዕቂን ዩ እና ዐበየ ዝኽይድ (passion)ድሌት ካብ ህፅነንትካ ስለ ዝጅምር ንጥቀም ይመስለና እምበር ነቲ ናይ ፈጣራውነት ግዜና ዩ ዝወስዶ we have to have i must be independent and you have to be ready to help someone else by any means. thanks Akile for your straight forward ⏩ points keep it up you discoveries no from our RU-vidrs talks about.
@daniErihumble100
@daniErihumble100 7 месяцев назад
ሰላም ኣክሊሉ፡ ቅድሚ ክልተ ዓመት 2021 መወዳእታ ኣዝየ ስራሕ ደልየ ስለ ዝነበርኩ ትካልካ ከኣ ስራሕ የማጽእ እዩ ስለ ዝሰማዕኩ፡ ሲቪ ሒዘ መጺአ። ናይ ስራሕ መመልከቲ 25,000 Ugandan shilling ማለት ከባቢ 7 Dollar ክትከፍል ኣለካ ስለ ዝበልኩምኒ፡ኣነ ድማ ኣዝዩ ክቱር ድልየት ስራሕ ስለ ዝነበረኒ ካብተን ዝነብራኒ ኣጉዲለ ከፊለ፡ ብብቅዓተይ ይሓምቅ እየ ኣይብልን እየ ፡ ኮለጅ ወዲአ እንግሊዝ ጸገም የብለይን ኣብ ዝተፈላለየ ስራሕ ድማ ሰሪሐ፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ግና ተደዊልኒ ኣይፈልጥን እዩ። ስለዚ፡ ንዓይ ከምኡ ኣጋጢምኒ፡ ካልኦት ሰባት ውን ስራሕ ደልዮም ይከፍሉ ከም ዝነበረ ይፈልጥ እየ፡ ስለዚስ ከምዚ ከማይ ዘይጸዋዕኩምም እንተ ኮይንኩምሲ፡ ንምንታይ ምክፋል ኣድለየ እሞ ድማ ሲቪ ጥራይ የእቲካ ስራሕ ክሰልጠካ ዘለዎ ተክእሎ ትሑት እዩ እንዳ በልካ። ሕጂ ኮ ስራሕ ዝደለየ ተክፍል ኣለካ ዲካ የለካን ኣይፈልጥን እየ፡ ይቅጽል ኣሎ እንተኮይኑ ግና ነቲ ተሓውሊ ብዙሕን ሃሳዩን ኮይኑ ይስምዓኒ። ከምቲ ነቀፌታ ምድናቅ ውን ጽቡቅ ስለ ዝኮነ፡ ኣብዚ ዩቱብን ኣብ ቤት ትምህርትካ ትህቦን ስልጠናን ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ኢካ።
@Solotopsolutions
@Solotopsolutions 7 месяцев назад
Great feedback. Thanks!
@hdhjsjns
@hdhjsjns 7 месяцев назад
Bitami tsbuk comment . Eza youtube channel win , atawitatu kekabit elu eyu kefitwa . Zigerm eyu😢😢
@mershzerai2362
@mershzerai2362 7 месяцев назад
The same here.I paid 20ugx for cv. i am waiting.
@tesfealemyemane2136
@tesfealemyemane2136 7 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ስፊሕ ትምህርቲ ሂብካሉ ተወሳኪ ካኣ ሰራሕ ክብረት ሙካኑ ምፍላጥ የድለና so continue bro
@tesfuyitebarek-bn2kj
@tesfuyitebarek-bn2kj 7 месяцев назад
Thank you ብጣዕሚ አገዳሲት ዘምጻኻያ ሐሳብ እዞም አብ ምዕራባዊ ሃገራት ዝነብር ሰብ እትዝትሓተ ሰራሕ ከሞዝሰርሕ ብዙሕ ሰብ አይርድኦን ዩ ሰለዚ ዝትሓተ ስራሕ ዝያዳ ክምሃርን ሞያን ክህልዎን ይግባእ
@tomasm5507
@tomasm5507 7 месяцев назад
Great speech from great person , from 🇨🇦
@hanabelay3140
@hanabelay3140 7 месяцев назад
አምላኽ ይባርኽካ ምስ ስድራቤትካ
@LovezTruth
@LovezTruth 7 месяцев назад
ንስካ ቁምነገረኛ ኢካ፡ ከማካ ይብዙሑ፡ ኣምላክ ይባርካ
@Gezana.21k
@Gezana.21k 7 месяцев назад
𝗕𝗿𝗮𝘃𝗶𝘀𝘀𝗶𝗺𝗼 👌🏾! ኣብ ኤውሮጳ ውን ኩሉ ለማኒ'ዩ ሓደ ሓደ ገዲፍካ ብኮፎም ይበልዑ ዓለም ኣበይ በጺሓ ድሃይ የብሎሙን😢! ካብ ሰራሕተናታት ዝተዋጸአ ንጽጉማት ዝተባሃለ ገንዘብ ይጥቀሙ : እዞም ሰባት ብስነ-ልቦና ዝተነጸሉ እዮም። ምክንያቱ ኣይባላሓቱ: ተገዳስነት ቋንቋ የብሎም ከምዚ እንዳበሉ ሓጎሎምን ኣካላቶምን የባላሺዉ...
@user-ig5sz8qx3g
@user-ig5sz8qx3g 6 месяцев назад
ኣብ ስራሕ ምህላው ማለት ልዕሊ ደሞዝ ንኣአሮ መግቢ ምምጋብ ማለት ኢዩ፡፡ አዚ ማለት ኣአምሮና ጥዕይ ኣተሓሳስባ ንኽህልዎ ይሕግዘና ፡፡
@abrahalebrhane1940
@abrahalebrhane1940 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ኣባራባሪ መምህረይ
@rutakeleab5499
@rutakeleab5499 7 месяцев назад
Betami xebuk aleka. Ane ab Europa zekemt koyne hanti kabten be naxa hanti mealti ab semun goni goni serehy, keytekefelku be delatey zeserh zeneberku eye. Ne Integration ketekmni kemu wen eti Moya ne mexaiyey agedasi sele zenebere melaleyi xebuk gere neti serah kefelto wen hagizni. Selezi Advantage alewo. Thank you so much mekreka Kea kexlo.
@mikalkbrom9369
@mikalkbrom9369 7 месяцев назад
ሰላም ኣኪለ ብሓቂ ጽቡቅ ትምርቲ ኢዩ ኣእምሮ ክሰርሕ ኢየ እንተ ኢሉ ይክኣል ኢዩ ።ኣነ ምስ ሰላም መጺየ ኣብ ኢትዮጵያ ኢየ ዝቅመጥ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ቦሌ( friendship mall ) እንዳ ቡቲክ ይሰርሕ ኔረ ካብ ምሒር ባህጊ ናይ ስራሕ ዋላ ጉልበተይ ኣይሓብእን ኢየ እዚ ክብል ከለኹ ግን ሓገዝ ሰለ ዘይብለይ ዘይኮነ ካብ ሰብ ተጸባይት ኮይነ ክነብር ስለ ዘይቅበሎ ኢየ ፡ ኣጋጣሚ ብናይ ኮሮና ምኽንያት ግን እቲ ስራሕ ስለ ዝዝሓለ ነቶም ሓደሽቲ ድሓን ገዛኽን ጽንሓ ክድውለልክን ኢየ ኢልና ብድሕሪኡ ነዊሕ ኮይኑ ኣብ ገዛ ኮፍ ምባል ዓቅለይ ስለ ዘጽበበለይ ስራሕ ኣብ ምድላይ ተጸሚደ ኣይጸናሕኩን ሰሊጥኒ ምስ ሓንቲ ትግራወይቲ ቡቲክ ዘለዋ ክሰርሕ ጀሚረ እዚ ኲናት ምስ ጀመረ ተጋሩ ይእሰሩ ስለ ዝነበሩ ካብቲ ስራሕ ክወጽእ ተገዲደ ኣብዚ ስዓት እዚ ግን ስራሕ ሽታ ማይ ኮይኑ እዞም ኣብ ደገ ዘለዉ ውን መበገሲ ሓግዙኒ እሞ ባዕለይ ንኢሽተይ ቢዝነስ ክኸፍት እንተ ኢልካዮም ደስ ዘይብሎም ኣለዉ ወርሒ መጸ ከም ለማኒ ክተኽቡልካ ኢዮም ዝደልዩ ኩሎም ግን ኣይኮኑን ብዙሓት ዘበግሱ ውን ኣለዉ ።
@Hfhg-hc4ec
@Hfhg-hc4ec 7 месяцев назад
ኣብ ትግራይ ኣለና ምክርካ የድልየና እዩ ግን ተጋሩ እና
@kibraamare6511
@kibraamare6511 6 месяцев назад
amlak ybarkka Aklilu hawey. Bhaqi tsbuq tmhrti. 😊
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 7 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ትምህርቲ ጸገም ውን ኣሎ። ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ውን እኮ ትምህርቲ ሃሊይዎም ኣይኮነን ከርተት ኢሎም ናይ ጉልበት ሰሪሖም ሓዳሮም ወጺዖም ኢዮም ዝሕውሉሎም👍👌🙏🏿😍
@mudabaduda8310
@mudabaduda8310 6 месяцев назад
Mashallah nice lecture
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 7 месяцев назад
ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ ምነዋለ, ጽሬት, ኮስካስ, ኣረግቶ ምልዓል ምሕጻብ, እዚ ሰሪሑ ይሰደሎም ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዉ መብዛሕትኡ ከምኡ ሰሪሑ ይሰደሎም ኣሎ ሓሚሙ ካብ ስራሕ ኣይቡኩርንዩ እንኮለይ ስድርዩ ይናቢ ኣዝዩ የገርሙ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለው
@tarikadem7893
@tarikadem7893 5 месяцев назад
ብታም መሃርት 🙏
@YordanosDessale-mk5kq
@YordanosDessale-mk5kq 7 месяцев назад
Thank you very much for advice👌
@selamtekeste7386
@selamtekeste7386 7 месяцев назад
Wawww good advice Thanks
@amanuelluaul2161
@amanuelluaul2161 7 месяцев назад
❤❤❤ ቡሉጽ ከም ኩሉ ግዝየ
@LidyaSium-cr5bz
@LidyaSium-cr5bz 7 месяцев назад
ኣቤት መንእሰይ ግርም ዝምዕዳ ረኺባ'ላ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ge5mh8hs8q
@user-ge5mh8hs8q 7 месяцев назад
Lbna entsemewo U Eber kmzia yeln nfe akile hawna
@rezenetesfagebriel5414
@rezenetesfagebriel5414 7 месяцев назад
ቀጽሎ፣ ኣገዳሲ ኢዩ እዚ ናትካ ምኽሪ❤❤❤❤
@eit31M
@eit31M 6 месяцев назад
Nay behaki hanxi hasab, kemaka bzuhat yedliuna alewu, bizaeba hibretsebom zihasbu !!!
@user-pf8sb7vb6o
@user-pf8sb7vb6o 7 месяцев назад
Good job teacher
@selamyemane732
@selamyemane732 7 месяцев назад
I really appreciate you Akile that is totally true
@TamTam-nz6ej
@TamTam-nz6ej 7 месяцев назад
ab angola and Zambia investment kgebr zdeli mulue haberieta khibo yekeil eye bnxa kemey yserih nabaka ymirkos bhade ina neabi forca hawkum eye kab centeral mama África
@sweetagebremariam1289
@sweetagebremariam1289 7 месяцев назад
Asey kmaka ybzuhu god bless you bro.
@amanuielteklu6055
@amanuielteklu6055 7 месяцев назад
Good bro Nay zambia zikone habereta deliye nere biminaty kirkibeka yikil
@astertesfe5701
@astertesfe5701 7 месяцев назад
Telefonka pls
@user-on6uh8gi8g
@user-on6uh8gi8g 7 месяцев назад
Telephonka Hawey natey
@user-qe7yz4pj2u
@user-qe7yz4pj2u 2 месяца назад
مشاله عاليك ❤❤❤❤
@melleymehari7534
@melleymehari7534 7 месяцев назад
Thank you , for motivating the youngsters🙏🏾
@yonasabraham2826
@yonasabraham2826 7 месяцев назад
Akile hawey medbatka azyu mesati maharn eyu kexlo
@user-ii3dw7it7h
@user-ii3dw7it7h 7 месяцев назад
kebur haw betami abay hasab u kexlo betami nemdgnka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ bravo❤❤
@W...148
@W...148 7 месяцев назад
Very interesting topic. Keep it up!! Bravo!
@solomonnegas8980
@solomonnegas8980 7 месяцев назад
እዛ 'ቲ ዘይሰርሕ ኣይብላዕ እትብል ኣርእስቲ ብቅዕቲ ኣይኮነትን። "እቲ ክሰርሕ ዘይደሊ፡ ኣይብላዕ" እያ ትብል ዋላ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ። ምክንያቱ ስራሕ እንዳደለዩ ዘይረኽቡ 'ውን ኣለዉ። ስለዚ
@Samri1989
@Samri1989 7 месяцев назад
Perfect lesson as always
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 7 месяцев назад
ኤርትራውያን ካብ ቀደም ልዕሊ 25ዓመ ታት ሓዋላ ለሚዱ ወላ ከሰርሕ አንዳ ከኣለስ ሰራሕ የለን ካብ ኤርትራ ኣትሒዞም ኣፍሪቃ ወሰዮምስ ውን የለን ሰራሕ በቃ ኮፍ አልካ ዘተሰድልካ ገንዘብ ምብላዕ ኣእሙሮ ሰንኪሉ በቃ ክም ለማኒ ገንዘብ ምጽባይ ኮይኑ ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ ኩሉ ካብ ደቁ ኣሕዲጉ አንዳ መረሮ አዩ ዘሰዶ አቲ ገንዘብ አቲ ዝሕወል ግን ክም ዝለመስ ዘሎ ዘይረድ ኦ መጻኢኦም ዘይሓስቡ ዓመታት ተቀምቶም ኣብ ኣፍሪቃ ኣይህዝኖምን ወርቃዊ ግዜኦም ክም ዝባኽን ዘሎ በቃ ጥራይ ክም ለማኒ ገንዘብ ምቕባል ጸባሕ ውን ዓዲ ሰብ ኣቲኹም ክትሰርሑ ኣይትኽእሉን ተለምሱ ኣልኹም 😭
@tbetbe6244
@tbetbe6244 7 месяцев назад
ብጣዕሚ መሃራይ ኣርእስቲ ኣምፂኻልና
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 5 месяцев назад
Egzabher yhablna ✔✔✔✔✔✔✔ Nmesgneka
@tesib3910
@tesib3910 7 месяцев назад
Thank you so much teacher Aklilu
@natiln2259
@natiln2259 7 месяцев назад
Ane bzuh idlat naruni nab EU and USA gn ab afrika zelo idlat riea kof ile aleku amlak ymesgen werhawi 3000$ xuruy atawi aleni darga 5ametat ms serihe Hji naty gare aleku wedi 26 amet ye ab zhashe kbexi nay fetari barukotn natey xairn kgodl yeblun 🎉 i love my life 😊
@kebraberhame7093
@kebraberhame7093 7 месяцев назад
Tkkl
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 7 месяцев назад
Thank you akile hawna that’s very important
@selamnirayo6454
@selamnirayo6454 7 месяцев назад
You are the best May God bless you
@NeemaMender-dw9wj
@NeemaMender-dw9wj 7 месяцев назад
Well come
@heransultan
@heransultan 7 месяцев назад
🙏👌
@astertesfe5701
@astertesfe5701 7 месяцев назад
Amilakh yibarikhka nay behaqi dilet nay sirah yebilomin
@user-py5sx7dc7i
@user-py5sx7dc7i 7 месяцев назад
100%❤
@sabatesfu1653
@sabatesfu1653 7 месяцев назад
Akile hawey nay srah menfes aleni gn Ethiopia ayhagezetnn kemu wn aytabn eika
@YordaGonche
@YordaGonche 7 месяцев назад
Engera ezgi blae
@wedimeharil9922
@wedimeharil9922 7 месяцев назад
aklilu please ab Europe zelena street moytna gele belena thank you
@user-gn9wx5tm6r
@user-gn9wx5tm6r 7 месяцев назад
ኣዝዩ መሳጢ ሓሳባት ዩ ፡ ቀጽሎ❤❤
@hagushybrah671
@hagushybrah671 7 месяцев назад
@rutamengstu5299
@rutamengstu5299 7 месяцев назад
GBU Akile hawey 🙏🙏🙏❤❤
@eritrea8133
@eritrea8133 7 месяцев назад
ህወት ስሙዝ ኣይኮነን ሓርኮትኮት ምባል እዩ ወይ ከኣ ኣብ ዘለካዮ ሃገር ከተማርጺ የብልካን ካብ ተክሊት ሓውካ
@efrataanday1609
@efrataanday1609 7 месяцев назад
❤❤❤
@Goalseira
@Goalseira 7 месяцев назад
Tegagika akile hawey, ab uganda si be 50 kesab 100dollar ab kelte shift enda asrhu kemey geru seb kesrh. Geza keray megbi eti adi azyu kuber u. Bezkone yeqyrelna
@Solotopsolutions
@Solotopsolutions 7 месяцев назад
That's right. Thanks!
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 7 месяцев назад
Ab uganda ksab $600-$700 zkfelu sebat Ane yfelt eye. Nebsom koynom nsdreom zkonu.
@fruit5920
@fruit5920 7 месяцев назад
ንገረልና ድኣ ዝሓወይ በጃኻ! ሓንቲ ሓፍተይሲ እንታይ ክትሰርሒ ትኽእሊ እንተበልክዋስ ኣብ ክንዲ ከንድዚ ዝሕግዘኒ ተዝረክብስ ናተይ ወሲኸ ገለ ስራሕ ከፊተ ምሰራሕኩ ትብለንስ እንታይ እሞ ኣሎ ኣብዚ ኢላትኒ ከመይ እዮም ነዚደገ ዝሓስብዎ ኣይርደኣንን ኢዩ ሰብ ብቑርን ገለን እንዳተገረፈት ክትሰርሕ ትንፋሳ ወጽያ ከም ዘላስ መን ይፈልጠልካ!
@seha8422
@seha8422 7 месяцев назад
Gual 23 amet ye gual 16 amet keleku ms hawelku werhi werhi bzeymkurats ab Ethiopia alatni hafti 5 amet bzey mkurats werhi werhi yhwl lomeanti Stress gere srah keykedku kwyhamemmku hamime aleku eleyom khwl ayney hawlilu kemey gerka kemtemtseo ayrdeomn u Srah yelen ab Africa trah yom zbluka
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 7 месяцев назад
@@seha8422 natey kea 6 amet gire tekek abilomni hgi hgi gn emereni alo. Baelom efletu man mbal yeatu aleku.
@Solotopsolutions
@Solotopsolutions 7 месяцев назад
You are so selfish. Eza haftks bka terifuwa, mishkneyti hafti alatni tibl tikewun kemzi endabelki kitisedlas "enjera jelae aybelae, blae dem blae eyu negeru💔😭". Bzkone, ajoki nsa ewn kemzi kemaki ab Adi seb ms atewet exfi giera kitmelselki eya👌✌️🙏👍.
@habtomhadgu6811
@habtomhadgu6811 7 месяцев назад
ላሸቄ ልብላዕ ይብሉ ኔሮም ኣቦይ ጉዕላይ!
@ellenyemane2740
@ellenyemane2740 7 месяцев назад
ብዛዓባ ሓዋላ ካብ ኣልኣልካ ስኩል nay ኣአምሮ አዩ ጌርና
@titiweldu813
@titiweldu813 7 месяцев назад
Kemey haki tezarebka
@senaithaile5846
@senaithaile5846 7 месяцев назад
Srah gedfika tezareb , Temaharu elkayom keman zymaharu eyom nay lomi beka kof elom eyom mana zxbeyu 😢
@semhartekle3665
@semhartekle3665 7 месяцев назад
Xbuk tmeti kem weteu Aklilu hawna Qexlo Bro
@eit31M
@eit31M 6 месяцев назад
Hin ane zigermenis nimintay eu kemzi aynet bilux hasabat zelewo medebat wihud view zelewo !!! Kabzi niaeli eu kihliwo zigibae !!!
@HabtomMengstab-ru9hp
@HabtomMengstab-ru9hp 7 месяцев назад
Thanks akile hawna ❤❤❤ srah zeyblu hager yelen wela ab Libya 🇱🇾 naferahka koynu ember srah alo kexlo good ❤❤❤❤❤❤❤
@mebrihitgrimay
@mebrihitgrimay 7 месяцев назад
Merar haqi akile hawey qexlo
@ht261
@ht261 7 месяцев назад
Meniseyat ahwatey xbuk mikri eyu please ab gize nisnetkum serihkum genzeb akibu xbah ezi kulu gulbet delikum mis seankumo keytteasu.
@zemenfeskfle4069
@zemenfeskfle4069 7 месяцев назад
ክክክክክክክ ኣኪለ ኣነ ንባእለይ ካይትግረም 9 ወርሒ ብነጻ ኣገልጊለ
@tigestyssebhatuh8358
@tigestyssebhatuh8358 7 месяцев назад
As a voluntary it is important to you in western country and canada
@teketesfay5735
@teketesfay5735 7 месяцев назад
ሓው ኣኽሊሉ ካባኻ ብዙሕ ነገር ንመሃር ኣለና። ግን ብዛዕባ እዙ ህዝቢ ትግርኛ ማለት ተጋሩ ዝሓወሰ ፕሮግራም ደይትሰርሕ? ናይዚ ሓደ ህዝቢ ናይ ሓባር ቁጠባ ንኸዕቢ መፃኢ ዕድሉ ዝምልከት ቁሩብ ተትብል።
@meriyosef5639
@meriyosef5639 7 месяцев назад
Akile hawuna rsna yu Mesrah abyu ember Srah aykonen tesaenu
@amanueltesfay3761
@amanueltesfay3761 7 месяцев назад
👍👍👍👍👍
@user-we5zm4nb8l
@user-we5zm4nb8l 7 месяцев назад
👍👍👍👍
@fortunaghebrezghiamenkibri4460
@fortunaghebrezghiamenkibri4460 7 месяцев назад
aklilu hawina lomi kihiskana sher kingebro ina ni sdrakum tiray aytibelena
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 7 месяцев назад
ኣነስ ከም በሓድሽ ሕቶ ኮይንኒ ዘሎ ኤርትራውያን ፈተወቲ ስራሕ ኢዬም ትብል ቃላት ናይ በሓቂ ኣይኮነት ኔራ ማለት ዩ ዝተሰነዐት ሽም ኢያ ኔራ።ምኽንያቱ ፈታዊ ስራሕ ስራሕ ኣይንዕቅን ኢዩ።
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 7 месяцев назад
Ezi Kurub gzi eyu enber dhan enber niru hzbna dea
@Selamfrom2022-ur3hz
@Selamfrom2022-ur3hz 7 месяцев назад
Wwwwwww
@marakirema2377
@marakirema2377 7 месяцев назад
Bejaka eske netom kab uganda wexai zelwo menalbate ketemn tekele eka neska kemay elka eka kemzi elka tewaraze abe uganda zelkum be gulbet seb texwetu seb wanin do aykonkumn moral nay seb tektlu bezaeba nay boda hawala teblo kea metlale do kab 50m zeytakle mexyom do aykonenun kab 5k 10k kemzmxu zekflu ezis serah diu walla mezrafe pls seb aytdanger ...
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 7 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hawaismael6398
@hawaismael6398 7 месяцев назад
Maliu gin kisarhu aydalyun eyom koff elom kibalu eyom zidalu enbar sirah maleu hawala lamidom sab yashgiru + mihir sasiom ezi daa intay kigabralay wihdu wasiki machbarbar koinu sirhom hadar nay sab zizargu ahawat maliom eyom zalawu eti qadam si aratrawi xaeram sarihu sibalie eyu naru haji gine tabalashiom wara yexarfukha gala nagar kam zaqamtu misakha yagarim eyu .
@faet9285
@faet9285 7 месяцев назад
ክቡር ሓው : ህዝብና ጻዕራምን ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበሮን ሕብረተሰብ'ዩ ኔሩ: ሕጂ ግና ሳላ ጋኔን ኢሳያስ ኩሉ እቲ ንቡር ዝባሃል ምስ ጠፍአ : እነሀልካ ሃገር ብምልእታ ብሓዋላ ትናበር ::
@agape6011
@agape6011 7 месяцев назад
Akile hawey ab Europe koynom ke hawululna zblu yehwat alewuna ,, entay tblom,,,, nay kray geza deliye ,,, mis wereketom kelewu b’ meste , b telaie genzebom Z’zerwu.😢
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 7 месяцев назад
Aywred, entay tbl wedey. Hmaq smae ybehal ezi kea
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 7 месяцев назад
Ewae neti Europe zelo dea kabey kthewelelu? Kalee Europa alo dyu? kabey eyu khwelelom ayteredeann 😂😂😂
@seha8422
@seha8422 7 месяцев назад
​@@peacetoallofus7428😂😂😂😂😂 ewe geza kray tchnek ala endi gn dekisa twiel ya tkewn 😂😂😂😂😂
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 7 месяцев назад
@@seha8422Ewae gele knseeme ina hgs azyu zehznyu
@kebrom
@kebrom 7 месяцев назад
no blom
@weinigilagaber8977
@weinigilagaber8977 7 месяцев назад
Ewayyy 4 amet be terhu serihe.
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 7 месяцев назад
✅✅✅✅✅💪💪💪💪
@tigestyssebhatuh8358
@tigestyssebhatuh8358 7 месяцев назад
Ab canada win volentary kem kendi rekahi eyu please keep
@user-kv6he6fz6f
@user-kv6he6fz6f 7 месяцев назад
Wela b volunteer kjmr
@ellenyemane2740
@ellenyemane2740 7 месяцев назад
Btami xibuk hasab አካ temixie
@muss5435
@muss5435 7 месяцев назад
Enjera ezgi blae wedey abey emo ysemu
@mibraksimon3030
@mibraksimon3030 6 месяцев назад
Anes 10 subscriber zeygber koynini ember mgeberku
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 6 месяцев назад
Kbret yhabeley, yeqeniyeley
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 7 месяцев назад
Bible verse: 2 Thessalonians 3:10 If anyone is not willing to work, then he is not to eat, either. …………….. Zeyserh ayeblae eya haxar trguma. Ab Ertra zelo xegem nay agelglot seb serihu nkenebr sle zkelkel neziom tehagezna dhan ente etom neashtu meneseyat ab Africa tesedisom zelewu gn agelglot yeblom gele yeblom serihom ente beleu alewom.
@aboutlife2556
@aboutlife2556 7 месяцев назад
Ngerelnaske😂
@mhretokbamichael309
@mhretokbamichael309 7 месяцев назад
Please I like Call you
Далее
Уловки Такси: не ведись!
0:43
Просмотров 285 тыс.
ስለምንታይ ከይትዛረብ ተኣጊዳ ?
19:10
ዘርእሰናይ ግርማይ
Просмотров 122