Тёмный

ኣብ እግራ ወዲቐ ይቅርታ ሓቲተያ ኣርቲስት ሸዊት መዝገቦ 

ALMO SHOW
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 49 тыс.
50% 1

ፕሮግራም ምርኢተ ኣልሞ ኣብ ድምፂ ወያነ ቲቪ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣልዒሉ ኣዘናጋዕትን መሃርትን ትሕዝቶታት ኣካቲቱ ናብ ተመልከቲ ክበፅሕ እዩ።ክትከታተሉ ንዕድም subscribe ብምግባር ምድላዋትና ይቛደሱ

Опубликовано:

 

19 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 600   
@bilaljaefer
@bilaljaefer 11 дней назад
ሸዊት ስርቂ ግደፊ ዘይናትኪ ናተይ ኣይትበሊ (ሰላም ክብለኪ ሰላም) ናትኪ ኣይኾነትን ደርፊ ።
@hawashaitsawa1442
@hawashaitsawa1442 8 дней назад
ክትክሰስ ዘለዋ ሰራቂት ደርፊ
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 7 дней назад
ናይዞም ኣርካናትና ኣይትተንክፊ ግደፊ ንመን ኣፍቂድኪ ትደርፍዮ ኣለኺ ስለዚ plz ግደፊ
@numberone6038
@numberone6038 6 дней назад
We should report to RU-vid
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት
በስመ ኣብ ኣብ ክንዳኺ ሓፊረ ዋላ እታ ጋዜጠኛ ትሓታ ዘላ ከመይ ጌራ ጠሚታታ ገሪሙዋ ብሓቅን ብግብርን ተፋቀሩ ንሰብ ዘሐስሮ ስርቅን ሓሶትን ኢዩ እዛ ሰላም ክብለኪ ሰላም ናይ ኣልኣሚን ዓብደል ለጢፍ ኢያ ስለምንታይ ከም ኣርቲስት ክብሪ ዘይትህብዮ እሞ ካኣ ህዝቢ ምሉኡ ዝዕዘበኪ ብጣዓሚ ተሐዝኒ መን ክሓፍረልኪ ኢዩ ብሂወት የለን ኢልኪስ ትሕስዊ ይቅሬታ ውን ክትሓቲ ይግብኣኪ ንህዝቢ ንዓኪ ክጥዕመኪ ኣብክንዳኺ ሓፊረ ብሓቂ።ንነብስኺ እንታይ ሒዝክላ ሓፍተይ ሓቂ ዘረባ ሰነ ጥበብ ዓቢ መምህር ኢዩ ክሳብ ሎሚ ካኣ ይዝከሩ ከም ባዓል ኪሮስ ኣለማዮ ኣብራሃም ኣፈወርቂ የማነ ባርያ ሒዘሞ ከይዶም
@bibahoney
@bibahoney 8 дней назад
@@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት ክምልኣልኪ እዛ ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቀድለይ ትብል ከምቲ ዝተገልጸ ኮይኑ ካለኣይቲ ድማ ኣያ በየነ ትብል ደርፊ ሰሪቃታ እያ ዘላ ደራፊታ ካሊእ እያ ስለዚ ትምኒት እንታይ ሓቂ ስለዝሓዘት እያ ደፊራ ቃለ መሕትት ጌራ ገሪሙኒ፡ ኣብክንድኣ ንሕና ሓፊርና። ከምቶም ኩብራት ኣያታትኪ ብዘይቀንጠብጠብ እንተትደርፊ ፈተውትኪ ምበዝሑ ሕጂ ግን ጸላእቲ ባዕልኪ ኣፍሪኪ ኣለክሞ ቀልጢፍኪ ይቅሬታ ሕተቲ ጥራየ ክብል ዝደሊ
@AmanRussom
@AmanRussom 8 дней назад
nay tareqe gebrihwet 2 derfi alamin kulu d ztesereqe
@yodita2013
@yodita2013 7 дней назад
Nai kulom Eritriawian derefti thserk , hntai ainet artist thbahali??No copyright? Just stealing, no shame???
@simretandat
@simretandat 2 дня назад
Kulu drfa nay Eritrean eyu bekmey eya derft ktbabl eway
@wedilampen4798
@wedilampen4798 12 дней назад
ሸዊት መዝገቦ ሓሳዊትን ሰራቂትን ኣይትኹኒ ። እቲ ዘመናዊ ደርፊ " ሰላም ክብለኪ ሰላም " ዝብል ናትኪ ደርፊ ኣይኮነን ። እዚ ዘመናዊ ደርፊ ናይ ኤርትራዊ ስነ-ጥበባዊ ኣቦና ኣልኣሚን-ዓብደለጢፍ ደርፊ ኢዩ ። ብዘይ ናትኪ ስራሕ ናተይ ስራሕ ኢዩ ኢልኪ ኣይትሓስዊ ብዘይ ፍቃድ ዋና እቲ ስራሕ ሰሪቅኪ ደሪፍኪ ከም ናትኪ ኣምሲልኪ ንህዝቢ ኣይተደናግሪ ሰራቂት ሎቅማጽ ።
@Shigut
@Shigut 10 дней назад
For the second time
@N.at.79
@N.at.79 10 дней назад
@@wedilampen4798 ሰራቂት ኣይትሓፍርን ከማን ናተይ ትብል። ሓሳዊት ኣቲ ካልእ ከማን ብቆልዕትና ንሰምዖ ዝነበርና ደርፍታትናዮ።
@Yayu-c1t
@Yayu-c1t 6 дней назад
ገለ ዓይነት ስርቂ ባሓንሳብ 3 ደርፉ ይስረቅ ድዩ 1 ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ 2 ታረቀ 3 ቢቶሪዬ
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 дней назад
እዋይ ስርቂ ዓለም ሙሉእ እናሰማዓካስ ዘይናትካስ ናተይ ፖውውው😮
@HintsaHailay
@HintsaHailay 12 дней назад
በረከት ወልዱ ይቅረበልና ትብሉ ላይክ ግጨዪ
@Seul-vy1vq
@Seul-vy1vq 12 дней назад
ኣብ ወዲ ሮሚጥ ቀሪቡ ነይሩ በቀደማይ
@user-sj2wn8pn7m
@user-sj2wn8pn7m 12 дней назад
ትኽክል በረኸት ወልዱን ዮሴፍ ዪሕደጎ (ጆሲ)ን ይቕረቡልና
@DaniZer-n9z
@DaniZer-n9z 12 дней назад
በረኸት ወልዱ ጎበዝ እዩ ግን ኩለን ንሱ ዝስርሐን ደርፍታት ሓደ ዓይነት እየን እንደውም ይቅርታ ግበረለይ እምበር ገና 1 ደቒቓ ከይፀንሐ ምድራብ ዝብሃል ካበየናይ ናይ ትግርኛ ጥበብ ከም ዝምፅኦ ይገርመኒ ባህልና ይቕትሎ አሎ ። ምልስ ኢልኩም ስምዕዎ ናይቶም ናይ ሙዚቃ ዶክትር ዝብሃሉ ኪሮስ አለማየሁ፡ እያሱ በርሀ፡ ገ\ፃዲቕ ወዘተ ...
@AmonHumera
@AmonHumera 12 дней назад
​@@DaniZer-n9zትፈልጦ የብልካን እቲ ቀልጢፍካ ምድራብ በረከት ዘይኮነ ዘመን እዩ መጀመርያ ጀሚርዎ
@HappyLargeTree-zn7cl
@HappyLargeTree-zn7cl 11 дней назад
Ja du hast ritig gesagt​@@DaniZer-n9z
@Eritrea-d1g
@Eritrea-d1g 11 дней назад
Zey Natiki derif Natey ay Tibeli Seraqit Lekibat Nay Alamin Abudu Letif eya Eziya selam kibleki selam Tibel dirgi ❤🎉
@N.at.79
@N.at.79 10 дней назад
ኡይይይ ደርፊ ኣልኣሚን ዓብደልጢፍ ሰሪቅኪ ናተይ ትብሊ ሕፈሪ ። እታ ደርፊ *ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቀድለይ በደለይ ኩሉ ኩሉ ሰርዝዬ*ትብል ብኣልኣሚን ዓብደልጢፍ ዝተደረፍትያ ኣብ ዩቲብ ኣሎ።ሓሳዊት ዘመናዊት ሰሪቂት።ንኩሉ ዘቅረብክዬ ናትናዮ አቲ ሰራቂት ተጸበይና በሊ።
@HkOk-nq4gu
@HkOk-nq4gu 12 дней назад
ኣለመይ ልዕሊ ኹሉ ሲ ኣከዳድናኺ ኣቀባብላኺ ደስ ክብል ን ኣለም ልፎቲ like ግጨውታ ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 11 дней назад
ብሸም#አለም #ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 2 дня назад
🙏❤️😍😍💕
@wedilampen4798
@wedilampen4798 12 дней назад
ኣንታ ቁሩብ ሕፍረት ዘይብላ ክንደይ ከ ክትደፍር ኢያ እቲ ዘመናዊ ደርፊ ትብሎ ዘላ " ሰላም ክብለኪ ሰላም " ዝብል ደርፊ ናይ ኤርትራዊ ክቡር ኣቦና ስነ-ጥበባዊ ኣልኣሚን - ዓብደለጢ ደርፉ ሲ ዘይናታ ናተይ ኢላ ክትዛረብ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን ከመይ ዝበልዋ ረሳሕ ሰራቂት ኢያ ? ኣንታ እዞም ዓጋመ ከመይ ዝበልዎም ሰረቅቲ ኢዮም ብዘይደኸሙሉ ስራሕ ሲ ከም ናቶም ጌሮም ይዛረብ ። ሰራቂት ሓሳዊት ፈገር
@Princess_Rozi
@Princess_Rozi 12 дней назад
እሰይ ትበል ታይ ይምልከተካ እሞ ረሳሕ ጋዕጋዕ ሰራቒ እባ ንስኻ ወድዛ ቆርማድ ጨናዊ ሕርር በል😏😏😏😏😏😏
@wedilampen4798
@wedilampen4798 12 дней назад
@@Princess_Rozi ሰሪቅካ ምንባር ባህላዊ ስርሓኩም ሙኻኑ ድኣ እቲ ዝሞተ ከዳሚ መራሒኹም መለስ - ዜናዊ ኮ ነጊርኩም ኢዩ ። ዘይናትካ ዘይሰራሕካሉን ዘይደኸምካሉን ስራሕ ናተይ ኢዩ ኢልካ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምዝራብ ካብዚ ዝኸፍእ ሕፍረትን ዉርደትን የለን ። ንሕና ሰረቅቲ ሙኻንኩም ከም ጻዕዳ ኢድና ጽቡቅ ጌርና ንፈልጠኩም ኢና ። ንዝኾነ ህዝቢ ተታልልዎ የለን ። ሓሰዉቲ ሰረቅቲ ተረፍ ድሮናት
@edon7537
@edon7537 12 дней назад
ንሱካ እኬ ሕሹዊ 😂
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 12 дней назад
ደርፊ ትኾእሉ ዲኹም ደፈርቲ ሰረቅቲ ድስቲ 🤮
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 12 дней назад
ኤሪጥሪን ደፈርቲ በጊዕ ቅሩብ ተሪፋ አላ መአልቲኹም ተጸበዩ !👌 ደቅዛ ጥሙያት
@saramm8772
@saramm8772 12 дней назад
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ሸኮራት ደቂ ትግራይ😍😍😍
@biniasli4331
@biniasli4331 8 дней назад
ሸዊት መጀመርታ ክረዲት ክትህብዮም ኣለኪ እንደገና ብዘይ ደርፍኪ ክንድዚ ዘጃህር የብልክን ኣብታ ሲዲ ካኣ ብጀካ እተን ክልተ ናይ ኤርተራ ግጥምን ዜማን ዝሓወስክለን ኩለን ጉሓፋት እየን በጃኪ ስርቂ ፁቡቅ ኣይኮነን ተኪኢልኪ ፂኢርኪ ተፈለጢ 😢😢😢
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 12 дней назад
ኣከዳድናኽን ድማ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ምስ ባህልን ኣከዳድናን ናይ ትግራይና ምኽዳንክን በዚ ኣጋጣሚ እውን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኹነልክን🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 11 дней назад
ብሸም#ሕድሸ ዓመት #በልለይ
@sam_Sam1255
@sam_Sam1255 8 дней назад
ሸዊት ብጣዕሚ ጥዕም ድምጺ ኣሎኪ እንታይ ሞ ገሪሙንስ ክመውት ዘይናትካ ደርፊ ቁሩብ ከማን ስክፍ አይትብልን ከምናትኪ ገርኪ ክትዛረቢ ፡ሸዊት ቁሩብ ሕልና ይሀልኪ እዛ ናይ አቦና አልአሚን ዓብዱልለጢፍ ደርፊ ተበዘሐ 25 ዓመት እያ ገይራ ምናልባት ቅድሚ 80 ወይ 100 ዓመት ተደርፈት ደርፊ ተትኸዉን ነይራ እስከ ዳሓን ኢልና ሸለል ምበልናያ እዛ ደርፊግን ናይ ትማሊ እያ ስለዚ ክይሓፈርኪ ዓይኒኺ ብጨዉ ሓጺብኪ ክምስራሓትኪ ገርኪ ክትገልጽዬ ምስ ሰማዕኩኺ ብሓቂ ሽዊት ከክንዳኺ ሓፊረ ፡ አብ መወዳእታ ሸዊት ሕልና ትብል ናይ አብራሃም አፈወርቂ ይጋብዘኪ ሕልና ይህልኺ ደርፊ ፈቲኻዬ ምድጋም ብኣኺ አይተጀመረን ግን ንዋና ደርፊ አፍልጦ ምሀብ ልቦና እዩ።
@zemiabreha7090
@zemiabreha7090 12 дней назад
Ane zigeremeni zey nata derfi natey mibala kidmi hiji mis tareke tesahahiba neyre hiji kea nay alamin derfi natey eyu tibil ala btami tigerm seb eya ane beza bwegeney ayfeltan eye gn nay selam humum eye n selam kiri eile eza serakit kea mexiya key feteku kea wedieya selamay 🎉🎉🎉🎉🎉
@Londonuk2285
@Londonuk2285 12 дней назад
Thank you srakiet eya eza gul zemian getiman eyah abea kelia (selam kibleki selam aythazey) alamin abedrhim
@tirhasweldu1337
@tirhasweldu1337 10 дней назад
Ygermeka eyu ane wnn kemuu kibil xenihe
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 12 дней назад
ሸዊታ ኮኾብ ጋል ትግራይ ፅብቅቲ ደስዝብል ሰንበት ❤ ድሕሪ ሸዊት ራሄል ሃይለ ኣቅርብልና ፕሊስ ❤
@muzetekle7297
@muzetekle7297 12 дней назад
ሸዊት ሓፍትና ብሓቂ እንኾርዓልኪ ስነጥበባዊት ኢኺ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 11 дней назад
ሳብስክራይብ በልለይ ሓወይ🎉
@FihbHhjj
@FihbHhjj 10 дней назад
ደሚረኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@N.at.79
@N.at.79 10 дней назад
አይናታንዮ ሰሪቃቶያ ካብ ኤርትራ ብሙሉኡ
@bibahoney
@bibahoney 8 дней назад
@@muzetekle7297 ምድናቅኪ ጽብቅ እካ እንተኮን ግን ብናይ ካልኦት ደርፊ ምድናቅኪ ግን ከየጣዕሰኪ፡ ንትምኒት ግን ብዘይነጸላኻ ወለል ንማንም ኣይጠቀመን ይብላ።
@Yayu-c1t
@Yayu-c1t 8 дней назад
ንዝስርቅ ኣይተተባብኢ ነውሪ
@MolayJan
@MolayJan 12 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሸዊት ዝንፈትዋ ሙዝቃኛ ሩሑሰ ሓድሸ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሓላል
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 11 дней назад
#ሳብስክራይብ በልለይ ኣይክፈልን
@N.at.79
@N.at.79 10 дней назад
ሰራቂትያ አይናታንዮ ደርፊ
@Asmara-Entertaiment
@Asmara-Entertaiment 9 дней назад
ኩሉ ደርፍታትኪ ሸዊት ናትኪ ክብል እኮ ኣይደፍርን እየ ፡ ግን credit ምሃብ ከኣ ጽቡቅ ኢዩ. ...ናይ ኣልኣሚን ደርፊ ሰላም ሰላም ናተይ ኢዩ ዲኪ ዝበልኪ ፡ ኣትዮ ኣትዮ ውን ዋና ኣለዎ. .......ብናትኪ ደርፊ ምጽና ስርቂ ግደፊ
@GuraAdey
@GuraAdey 11 дней назад
ሸዊትሰላም ክብለኪ ሰላም ናይ መምህር ዑስማን ኣብደለጢፍ ደርፊ ኢያ Copy right ናይ ሽሞም ክትጠቅሲ ውን ይሰምዓኪ የለኹን:: ንግስቲ ሓየሎም Copy right ራያ ብሰብለ ተወሲዳ ፅቡቅ ኣይኮነን ብሕጊ ውን የሕትት ኢዩ::
@mosanamhreteab7676
@mosanamhreteab7676 7 дней назад
Osman zykones alamin eyu
@FiliGebreyesus
@FiliGebreyesus 11 дней назад
Eza gual nay Vitorrio bossi and Alamin abdeletif derfi tserko ala
@ABIPRODAUCTION
@ABIPRODAUCTION 6 дней назад
ብመጀመርታ ሰላም ሸዊት መዝገቦ ንፍዕቲ ተዉህቦ ድምጺ ዘለኪ ኢኪ እንተኮነ ግን ኣብ ቡዙሕ ስራሓትኪ ግጥምን ዜማን ትግሪና ቀናጢብኪ ወዲእክዮ ዝባን ስነጥበብ ሕጂ እሞ ሰላም ክብለኪ ሰላም ስላም እትብል ስራሕ ናይ ኣልኣሚን ኣብደል ለጢፍ ናትኪ ስራሕ ገርኪ ኣምጺክልና ጌጋ ዘይ ናትካ ስርቂ ግደፊ
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri 9 дней назад
Credit Habi Srqki ab derfi moyakum endyu...Selam Kbleki selam Natki aykonen:: Zemenawi derfi kulu nay Eretrawiyan eyu
@sarassss5088
@sarassss5088 12 дней назад
ሸዊተይ ደምፀ መረዋሕ❤ ኣልሞዋይ ንራሄል ሃይለ ኣምፅእልና ሕድሪ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 11 дней назад
#ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤
@user-sj2wn8pn7m
@user-sj2wn8pn7m 12 дней назад
ዮሴፍ መን እዩ ብዙሓት ዮሴፍ እዮም ዘለዉ ፅቡቕ ጌርኪ ሽሙ ዘይትፅውዕዮ ተወሓደ ሽም ኣቦ ኣለዎ ትግርኛ ደርፊቲ ነቶም ድሕሪ ካሜራ ዘለዉ ከየንቲ ከትኽብርዎም ይግባእ ብዝተረፈ ካብተን ዘድንቐን ደርፍትና ሓንቲ ምኻንኪ ክገልፀልኪ ይፎቱ ቐጽላሉ ❤
@EdomYeshegerua
@EdomYeshegerua 12 дней назад
Yosef yihdego
@N.at.79
@N.at.79 10 дней назад
@@user-sj2wn8pn7m ሰራቂት በላ ናይ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ሰሪቃ ናተይ ትብለ ሕፈሪ በልዋ
@marrysgt
@marrysgt 12 дней назад
ሸዊተይ ዝፈትዋ ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ዓደይ ሰላም ንትግራይ ዓደይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@LetushChanal
@LetushChanal 12 дней назад
ተጋሩዎይ መፃኢ ዘመን ናይ ሰላም ይኹለንልና ❤❤❤❤
@amlakamen
@amlakamen 9 дней назад
Eritrea:Vittorio Bossi's Traditional Guayla Song(Aya Beyene)
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 6 дней назад
ናይ ታረቀውን ሰሪቃ እያ
@yodita2013
@yodita2013 6 дней назад
nai kulom serika, deithafr. Nai alamin keman serika! She need to be reported , it is not fair that she steal other artist’s work and she take credit for it!!! what kind of artist is she?😂
@mussiehabtom5163
@mussiehabtom5163 10 дней назад
ያ ቁሩብ ሕልና የብልኩምን ዲዩ credit ሃቡ ንሓቀኛ ደራፋይ ,,,ናደገምክዮስ ናተይ ትብሊ ናይ እስታዝ ኣልኣሚን ዓብደለጢቭ ናደረፍኪስ ናተይ,,ቅድሚ ሕጂ ናይ ታረቀ ተስፋሂወት ክደግሚ ርኤኪ,,ናተይ ትብሎ እኮ ግጥምን ዜማን ናትካ ምዝኸውን ኢዩ,,,ዘይናትኪ ናተይ ትብሊ ናደገምኪ ቁሩብ እባ respect ይሃልኪ
@realityturth1975
@realityturth1975 6 дней назад
ናይ ብሓቂ ዘገርም እዩ። እዛ ሰብ እዚኣ ናይ ሰብ ክትሰርቅ ከላ ጽባሕ ውን ናታ ክስረቅ ምካኑ ክታምን ኣለዋ። እንተ ኮነ ግን ክስረቅ ዝክእል ብቅዓት ዘለዎ ናታ ዓቅሚ ከርኢ ዝክእል ውልቃዊ ደርፊ ከተፍሪ ከም ዘይትክእል ስለ ትኣምን ብዛዕባ ጽባሕ ክስረቃ ዝክእል ፍርያት ክህልዋ ከም ዘይክእል ስለ ዝኣመነት እያ ከምዚ ደፋር ስርቂ ትሰርቅ።
@WediMazu
@WediMazu 10 дней назад
ንፍዕቲ ድምጻዊት ኢኺ ንኻልኣይ ጊዜ ይዕዘበኪ ኣለኹ ናይ ታረቀ & ኣልኣሚን ደጊምኪ ግን ክረዲት ክትህብዮም ኣይሰማዕኩን ከምናትኪ ጌርኪ ኢኺ ትዕልልሉ ድኻም ጻዕሪ ናይ ኣርት ይርዳኣኪ ዩ ስለዚ ክረዲት ሃብሉ ጽቡቅ ኣይኮነን
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 6 дней назад
ሌባ እሞ ድማ ዝለመደ ዶ ክርዲት ይህብዩ እዚኣ ሱቅ ስለዝተባሃለት ስርቂ መቂርዋ እዩ ቮይስ ኦፍ ኣመሪካ ኳ ምስ ታረቀ ላይፍ ብተሌፎን ኣራኪቦማ ኒርሮም ሰራዊት ሙካና ስለዝፈለጡ ታረቀ ባዕሉ ሓፊሩላ
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 12 дней назад
እወወወ ሸዊተይ ዋዕሮ ድምፂ መረዋሕ ዝገርም ክእለት ካብ ዝወነና ተጋሩ ሓንቲ ኢኺ ብጣዕሚ ንፈትወኪ ነኽብረኪ ብፍላይ ቤተይ እትብል ስራሕኺ ትግራዋይ ከም ትግራዋይ ዓለም ብምልኡ ሓደ ዝገበረት ደርፍኺ እያ❤❤❤ የቐንየልና ዝሓፍትና ኣብ ስራሕኺ ጥዕናኺ ሰናይ ይምነየልኪ❤❤
@N.at.79
@N.at.79 10 дней назад
@@zemaryamboy6794 ሰራቂት በልዋ ናይ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ሰሪቃ ከይሓፈረት ናተይ ትብል
@NgeruleyNetazfkra
@NgeruleyNetazfkra 9 дней назад
ኣቱም ሰባት ስነ ጥበብ ኣብ ትግራይ ከመይ ድዩ ካብ ሓቂ ምርሓቅ ማለት ድዩ ዘይ ናትካ ናተይ ተይልካ ድዩ ዝንጭብጨበልካ ዓገብ ዝብል ዘየለ ሙካን ኩሉ ህዝቢ ሰራቂ ተኮይኑ መን ትጋገ ኣለካ ክብለካ
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 6 дней назад
እወ ዘይናትካ ፍቃድ ከይሓተትካ ኣፍልጦ ከይሃብካ ናይ ሰብ ደርፊ ምስራቅ ኣመልዩ ንሳ ጥራይ ኣይኮነትን ብዙሓትዮም እዚኣ እሞ ድማ ደጋጊማቶያ ናይ ታረቀ ናይ ቪቶርዮ ናይ ኣልኣሚን እሞ ድማ ገዲም ዝኮነ ደርፍታት ደፋር ጉሒላ
@fidleytube
@fidleytube 12 дней назад
ሸዊተይ ባዓልቲ ጥዑም ድምፂ ብጣሚ ሙዚቃኺ ሰሚየ ዘይፅገብ 🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤
@gshhdh5051
@gshhdh5051 12 дней назад
ሸዊታ ጽብቅቲ ዝፈትወኪ መዓረይ😘❤ ኾላይ ኣልሚዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ወለላይ😘❤
@maiconiall3955
@maiconiall3955 9 дней назад
Derfi natki aykonen defar lekbat Eritrea music Alamin 🇪🇷💪
@handl741
@handl741 12 дней назад
ራሄል ሃይለ ኣቅርብልና 🤲
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 12 дней назад
ያኪ ዛምቅርቲ ቆልዓ ነዕብየላ ሳብስክራይብ ንግበረላ ሸር ንበሎ ናብ ኩሉ የሕዋተይ
@HgLife888
@HgLife888 10 дней назад
ፅቡቃት ደስ ክትብላ ሸዊታ ንፈትወኪ ኢና ንራሄል ሃይለ ለ ዓድምልና ኤላ
@poulosgirmay5287
@poulosgirmay5287 12 дней назад
Shewit you have amazing voice but selam kibleki selam is original Alamin Abdeletif.and aya Beyene belongs originaly to umberto Bossi .you can sing it but reconise the original owner.
@zerishg688
@zerishg688 12 дней назад
ኣልሞ ሾው ለ ኣመራርፃ ዕዱማት ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ ቀፅልሉ
@tsehaygalraya
@tsehaygalraya 12 дней назад
ሽውተይ ድምፀ ምረዋ ዝፍትዋ ኣርት ኣለመይ ውን ናሕማመይ ሽናሕ በላ ተጋሩዋይ ኣካዳድናኽን ክዓ ደስ ክብለካ እዝዋት👌🎉❤❤❤
@MAEGERNA
@MAEGERNA 5 дней назад
እዛ ሸዊት መዝገቦ ዝብልዋ ጓል ካብ ሑሉፍ ጌግአ ምስ ታረቐ ተስፋሂወት ዘጋጠመ ከይተምሃረት ሕጂ ድማ ናይ ነብሲሄር ኣቦና ፒተረ ፖሳ ደርፍን ናይ ኣልኣሚኒ ኣብደለጢፍ ደርፊ ሰላም ክብለኪ ሰላም ርሚክስ ጌርዮ ከይበልት ደርፈይ ኣብ ኣልቡመይ ዘሎ ክብል ቑርብ ሰነ ልቦና ናይ ኣርቲስት ዘይብላ ዘይበሰለት ባዶ ሓንጎል ምኳና ትርዳእ እዛ ሰላም ኣልሞ ትብል ኣቅራቢት ክአ ዘይናቶም ከቅርቡ ከለዉ መብርሂ ክትገብር ናይቲ ሒዛቶ ዘላ ሕጋዊ ሓላፍነት ዝጠልም ሞያ ጋዜጠኝነት እዩ እሞ ዓገብ ክንብል ንፈቱ ኣርቲስት ፍቅሪ ዝዘርእ ኣብ ሞንጎ ኣህዛብ እምበር ንሰሊዲ ኢሉ ኣህዛብ ዛናቁት ኣይኮነን
@تتتاا-ج2ض
@تتتاا-ج2ض 12 дней назад
ንራሄል ሃይለ ኣቅርብልና ወለላይ❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 12 дней назад
ሸዊት ሓፍትና ብጣዕሚ ጎበዝ ድምፃዊት ወናኒት ጡዑም ኢኺ ሞ ንኾርዐልኪ ነድንቀኪ ኢና ኣለሞ ሾው ውን ብጣዕሚ ንፈትወኪ ኢና ፅቡቅ ፕሮግራም እዩ ቀፅልሉ❤️❤️❤️
@NgstiBerhe-rm8ro
@NgstiBerhe-rm8ro 10 дней назад
ኣሉዋይ ራሄል ሃይለ ኣምፅእልና❤ ፈተዉቲ ራኪ ትምፃእ ትብሉ like❤
@wedieri5081
@wedieri5081 12 дней назад
Shewit hanti kab nay tigrigna zfetwen artist eki eza selam kbleki tbil derfi gna kemza balki zserhakya konki tzarebi xenihki so credit n wana kubur artist alamin abdletif entethbyo xbuk neru…thank you
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 12 дней назад
ትምኒት ወልዳይ ዘመን ኣለምሰገድ በረኸት መኮነነ (ቀዝሓታ )ማህሌት ገብረጀወርግጽ ኤደን ገብረስላስየ ራሄል ሃይለን ኣምፅኤልና
@MmMm-j5h2n
@MmMm-j5h2n 12 дней назад
ሸዊተይ ድምፀ መረዋሕ እንኳዕ ሰላም መፃእኺ❤❤
@seliseli3381
@seliseli3381 12 дней назад
ሸዊት ባዕልቲ ጥዕም ድምፂ ♥🎉እንኳን ኣብፀሐና 2017💚🌻 ሰላም ጥዕናን ንህዝብና🌻🌻🌻
@ፍቕሪ-8
@ፍቕሪ-8 12 дней назад
ደቂ ዓደይ ሩሑሽ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላምን ፍቕርን ይኺነልና❤
@ሃገረይኣዝየእየዝፈትዎ
Resbkt almin Abdul latif ertrean musik
@Adulisawi
@Adulisawi 12 дней назад
ሸዊት ሙዑዝ ድምጻ፡ ህድኣትኪ፡ ቑመናኪ ደስ ክትብሊ። Am ur big fun wedi eri❤
@ክቅጽልየ
@ክቅጽልየ 10 дней назад
ሸዊት ድምጽኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዩ ንምንታይ ኢኺ ግን ናይ ሰብ ደርፋ ትሰርቂ ናይ ባዕልኺ ሒዝኪ ዘይትመጺ ?
@የቅድስሚካኤልልጅነኝ
ሸዊተይ ምቅረቲ ❤❤ እን ብጣዕማ እየ ዝፍተወኪ ❤❤❤
@24Reem
@24Reem 10 дней назад
አምሺ ሰራቂት ናይ ኡሱታዝ አልአሚን ሰሪቂ ደሪፍክስ ናተይ እዩ ትብሊ
@TEBERHE1
@TEBERHE1 12 дней назад
Selam Selam Shkoratna, EnQuae n'Haddish amet 2017 abxeHekn .❤❤❤❤
@ዓዲኣላትኒ
@ዓዲኣላትኒ 12 дней назад
ሸዊተይ ንግስቲ 😍
@XNIATDESALETEKLEMARIAM
@XNIATDESALETEKLEMARIAM 6 дней назад
Ngsti srqi do😢
@Fsahakahase6275
@Fsahakahase6275 11 дней назад
ናይ ሸዊት ድምፂ እኮ ይፍለ ካናሪ ❤❤❤
@amlakamen
@amlakamen 9 дней назад
ሰላም ክብለኪ ሰላም ትብል ደርፊ ናይ መህር ኣልኣምን አብደል ለጥፍ ደርፊ እያ, ሰረቅቲ ክንደይ ከ ትደፍር እያ ለባ
@MeseleKinfe
@MeseleKinfe 12 дней назад
መረዋ ኣይባህልን ።መረዋሕ እዩ ዝባሃል ብትግርኛ
@tefayeenkuslassie7696
@tefayeenkuslassie7696 11 дней назад
ዋው ፅቡቅ ድምፂ ብሃቂ ድምፃዊት ናይ ቀደም ደርፊ ንፅበ ኢና
@ራሄል-ረ9ጨ
@ራሄል-ረ9ጨ 12 дней назад
ሸዊታ ጥዕምቲ ድምፂ❤🎉
@kahasegereziher6448
@kahasegereziher6448 12 дней назад
ወይከ ፍንክች=ወይከ ፈተኽ ድምፀ መረዋ= ድመፂ መረዋሕ
@Tgray-welelo
@Tgray-welelo 12 дней назад
ኣብ ቀፃሊ ሃለዋት ሓጉስ ንፅበ ❤
@HappyLargeTree-zn7cl
@HappyLargeTree-zn7cl 11 дней назад
Ane aloku msaka❤❤
@mehariokbagebriel3955
@mehariokbagebriel3955 12 дней назад
Betaemi ziftwa Artist Shewit Mesgebo kab adnaqiki haweki Eritreawi Mehari
@AbuAser-m5u
@AbuAser-m5u 12 дней назад
ኰመንት ብደንግላ ሸዊታ😍😍😍
@gdu5557
@gdu5557 11 дней назад
ቀፃል አዱ ትቅረበልና ናይ ክቡር አርትስት አብርሃም ገብረመድህን ብዓልት ቤቱ❤❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 12 дней назад
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ትጋሩዋይ ሸዊተይ ባዓልቲ ጥዑም ድምፂ❤❤❤❤
4 дня назад
Multitalented ሸዊት መዝገቦ 👍great singer, music writer & composer Kusher Kumare could use you as his playback singer. You’re as good as Lata Mangeshkar ( ለታይ መንገሻ😊)
@SARAGegzabher
@SARAGegzabher 12 дней назад
legend Artist Shwitaye so beautiful Happy New Year Newi edme tena yehabki zambitay
@awettesfom3473
@awettesfom3473 10 дней назад
ሰላም ክብለኪ ሰላም ! ድምጻዊ ስነ ጥበባዊ ኣቦና ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቐድለይ ሰላም ክብለኪ ሰላም ሰላም ፍቐድለይ በደለይ ኩሉ ኩሉ ዝርእዮ ዋ.. ኣሃ,,,, ኣይትሓዝለይ ኢኺ ይቕረ በልለይ ጌጋ ምውዓል'ዩ ክብድል ንዓኺ ስሕታን ምውዓል'ዩ እዚ ክፈድየኪ ከምኡ ኣይነበረን መሓላይ ኣብ ልዕሌኺ ሎምስ ተጣዒሰ ይቕረ በልለይ ኢኺ ዋ.. ኣሃ,,,, ኣይትሓዝለይ ኢኺ ይቕረ በልለይ ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቐድለይ ሰላም ክብለኪ ሰላም ሰላም ፍቐድለይ በደለይ ኩሉ ኩሉ ዝርእዮ ዋ.. ኣሃ,,,, ኣይትሓዝለይ ኢኺ ይቕረ በልለይ ጎዶሎ ምስትውዓል ፎኪስ ሓሳብ ጌረ ብዘይ በደልክኒ ንስምኪ ኣምሪረ ንመዓር ጠባይኪ ናብ ዕረ ቀይረ ዝፈጸምክዎ በደል ግበርሉ ይቕረ ዋ.. ኣሃ,,,, ኣይትሓዝለይ ኢኺ ይቕረ በልለይ ዘይናትካ ምውሳድ ስርቂ'ዩ 'ሞ ድማ ንዋና ፍቓድ ከይሓተትካ 'ዛ ደርፊ ኣብ ዩቱብ ካብ ትጽዓን 18 ዓመት ይሕሊፋ'ላ ርኢኹም እመኑ
@zaidhaftu3064
@zaidhaftu3064 12 дней назад
ሸዊት ከምዚ ዓይነት ተኣምረኛ ድምፂ ከምለለዋ አይፈልጥይ ነይረ wow አፈይ ኢኺ አኽፊትክኒ ሸዊተይ❤❤❤❤
@ፊልማዊትፊልማዊት
@ፊልማዊትፊልማዊት 11 дней назад
ሸዊት ሽኮር ኣነ ሓን ካብተን ኣዝየ ዘድነቀኪ ተሳታፍት ተሳታፍት ሙዝቃኪ'የ። ግን ሓንቲ ቅሪ እላትን ካብተን ዘመናዊ ምዝቃይ ኣዝየ ዝፈትዋ ዝበልክያ ( ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቀድለይ ብደለይ'ኩሉ ኩሉ ሕደግለይ ትብል ደርፊ ዋናኣ ዝፈለጥኪዮ ኣይመስለንን። ንምፍላጥ ግን ናይ ኩብር ኣቦና ዑስማን ዓብደለጢፍ'ዩ። ቁሩብ ኣብዚኣ መኤረምታ ንህዝቢ ይግባእ።
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 6 дней назад
ኖ ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ
@fhyytt7050
@fhyytt7050 12 дней назад
ሸዊተይ ዝፈትወኪ መረዋሕ ድምፃ ጋዜጠኛ ውን ኣድናቒትክን ናይኩሉ ግዘ ተኻታታሊት እየ ምቁራተይይ❤❤
@MeryamGEREZIHER
@MeryamGEREZIHER 12 дней назад
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ተጋሩዋይ አብ መላእ ዓለም ትርከቡ ንኩሉኩም ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ናይ ራህዋን ቅሳነትን ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 🙏❤
@amlakamen
@amlakamen 7 дней назад
ዓወት ን ሸዊት ካብ ኤርትረኣውያን ደርፊ ምስራቅ እዩ
@yoni_tantan6885
@yoni_tantan6885 7 дней назад
Eza selam kbleka Selam gin nay alamin abdelatif koyna tsemiatni
@user-eb8gc5yd4r
@user-eb8gc5yd4r 11 дней назад
ሸዊት ሓፍትና ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቡዙሕ ኢና ካዓ ንፅበ ከባኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MidiamAsmerom
@MidiamAsmerom 10 дней назад
ስርቂ ስራሕ እዩ ተተታሒዝካ ገበን እዩ መቸም ደፋር ኢኪ ቁሩብ ከ ኣይትሓፍርን
@GGKi-es7yi
@GGKi-es7yi 12 дней назад
ሸዊታ ካብ ብሉፃት ብሉፅቲ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@TEBERHE1
@TEBERHE1 12 дней назад
Anesi eta Shewit zezemeta Oldies bkalie gtmi eye zfelta . Kemz zs'eb tbl. " ZURIA SEDIDELKI ALEKUYE AMBIRKYO DOLEKYE AMBIRKYO DOLEKI ". .❤❤❤
@TEBERHE1
@TEBERHE1 12 дней назад
" ZURIA SEDIDELKI LEKUYE AMBIRKYO DOLEKIYE AMBIRKYO DOLEKI . Tsige Tsige Gualeboy Ferede , Chegri reisa Feres meQeyede , zterefe metemtem Gorade , Tezey rekibeks Tewaride (2× Dgemyo ).❤❤❤
@SalamA-dp8dg
@SalamA-dp8dg 12 дней назад
ሸዊት ሸኮሪ❤❤❤❤🎉🎉
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 4 дня назад
ስርቂ ብተጋሩ ስርሕ ስለዝኾነ ኣይገርመናን ኢዩ።ከምዚኣ ሰራቒት ኣብ ማስ ሜድያ ብዘይ ሕፍረት ትዛረብ ግን ኣይገጠመንን።
@amlakamen
@amlakamen 7 дней назад
Alamin Abdeletif "selam kibleki selam"
@zerishg688
@zerishg688 12 дней назад
ሸዊታ ብጣዕሚ ልፎተኪ አርቲስት ኢኪ ደጋጊምኪ ደኣ ልቐቕልና ንስክስ ዳሕና አዕሪፉ ቀንዩ ነይሩ እዝንና ❤
@Eritreamassawaredsea
@Eritreamassawaredsea 9 дней назад
PLEASE PLEASE PLEASE ageb kulu Nay Eretra Derfi eyu please stop ✋️ stopped ✋️ .
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 6 дней назад
ደፋር ሰራቂት ቅድሚ ሕጂ ናይ ታረቀ ደሓር ናይ ቪቶርዮ ቦሲ ሕጂ ዝገደደ ናይ መምህር ኣልኣሚን ኣዝዩ ዝገነነ ወሎዶታት ዘሕለፈ ደርፊ ናተይ ክትብል ኣቤትትትት ድፍረት!! ዎው ብዙሕ ሰራቂ ኣሎሞ ኣይከማኽን ዋ !! ኣቲ ስነጥበብ እኮ ምምሃዝ ምፍጣር ምጽዓርዩ ካልኦት ዘዝጸዓሩልካ ምስራቅ ኣይኮነን እንተፈቲካዮ ድማ ፍቃድ ትሓትት ክረዲት ድማ ትህብ እምበር ፍጥጥ ኢልካስ ናተይ እውይይይ ከማኽስ የለን ቅድሚ ሕጂ ድምጺ ኣሜሪካ ካብ ታረቀ ከዝሰረቀት ስለዝፈለጡ ብተሌፎን ምስ ታረቀ ኣራኪቦማ ኣብ ክንድኣ ታረቀ ባዕሉ ሓፊሩላ ትገርም ፍጥረት ፎእእ ኣመል ጌራቶ ብናይ ሰብ ምውርዛይ ናይ ሕጂሞ ኣዝዩ ዝገርም 3 ወለዶ ዘዕበየ ደርፊ ናተይ ኢላ ምቅራባ ኤርትራውያን ኮይኖም ሸለል ኢሎምኺ እምበር ካልኦት ተዝኮኑስ መንጠልጠሉኺ ጉሒላ!!
@tigraySebalwa16
@tigraySebalwa16 11 дней назад
My two beautiful shikorinatat❤️💐💐💐. Continue to excel ❤
@edomdawit4618
@edomdawit4618 8 дней назад
Shewit Eza Selam kblekka Selam fkedely etbl derfi natki aykonetn yaerahkyan iki. Kem snetebebawit srki copyright yhttekn.absebatwn tekqbalnet zkele iyu.
@Fugfui
@Fugfui 8 дней назад
ፅቡቅ
@HiwetHiwet-z1x
@HiwetHiwet-z1x 12 дней назад
Shweita daltytie selamm🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Hagerna9
@Hagerna9 7 дней назад
Selam kbleki selam is not yours. It is the song of the legend Alamin abdeletif( eritrean Singer). Serakit. Where is the copy rights. You have to apologize!!! Make ur own song!!!
@GetanehKassa-pr5dd
@GetanehKassa-pr5dd 9 дней назад
HAPPY NEW YEAR🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤SHEWIT
@YuelSamuel-sy5mt
@YuelSamuel-sy5mt 9 дней назад
😂😂😂😂😂😂😂 ትግራዋይ ተሰረቐን ፡ተሓሰወን ኣይደንቀንንን ኢዩ ናይ ኣቦኦም ኣዲኦም ስለዝኾነ ፡ትግራዋይ ዕሉል ሰራቒ ናይ ዓለምና ኢዩ ፎእ ኣቱም ቆማላት ሕፍር እስከ በሉ ዘይናትካ ኣየቕይሓካ ኣየህጥረካ 😂😂😂😂😂😂😂😂 ፎእ
@Hile208
@Hile208 12 дней назад
ሕሩስ ሓዱሽ ዓመት ይገበረልና ብጣዕሚ enjoy ንገበር አለና sunday, good job🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@seretgebreabzgi
@seretgebreabzgi 8 дней назад
ሸዊት ናትና ኩርዓትና ኢኺ'ሞ ክብሪ ይግብኣኪ ። ድምፅኺ ናይ ኣእምሮ ፍስሃ ዝፈጥር ዳርጋ ፈዉሲ ወይ ዉን Mind Therapy እዩ ኣዝየ ይፈትወኪ ❤❤❤❤
@furtunatewelde8469
@furtunatewelde8469 9 дней назад
Shewit seraqit bzey natki derfi kulu nay Eritrea eyu , nay alamin ,nay viktorio ,nay tareke tesfahiwet seriqi natey Album kea tbli nmntay bzey natki
@wintaabrham947
@wintaabrham947 2 дня назад
Shewit zednikeki teketatalitki eye from Eritrea 🇪🇷 gin more than 20 years zisemaenayo eritrawi derfi gin natey mibal Agebab aykonen.
@bibahoney
@bibahoney 9 дней назад
ሸዊት ካብቶም ትግራይ ዘፍረዮቶም ድምጻውያን ዘድንቀኪ ሰብ እየ፡ ነገር ግን ኣብ ቃለ መሕትትኪ ሰላም ክብለካ ሰላም ፍቀደለይ እትብል ዜማ ካብ ኣንስታዊ ጾታ ናብ ተባዕታዊ ጾታ ስለዝቀየርክያ ጥራይ ናተይ ኢልኪ ክትዛረቢ ማዕረ ክንደይ ንክብረትኪ ዝትንክፍ እዩ እሞ ሕሰብሉ፡ ምልንያቱ ካብ ኣድነቅትኪ ናይ ነብስሄር ኣላሚን ዓብደልለጢፍ ምካና እንተፈሊጦም እቲ ክሳራ ንዓኪ እዩ፡ እቶም በዚ ደርፊ ዝዓበና ግን ኣይንሽወድን ኢና፡ ከምዚ እንተኮይኑ ናይ ደርፊ ሃንግ ተጀሚሩ ጥራይ ኢልና ክንሓልፎ። ንሳ ጥራይ ኣይኮነትን ዝተሰርቀት ኣያ በየነ ትብል እውን ናይ ኤረትራዊት ደራፊት እዩ፡ ንምንታይ ግን?
@amlakamen
@amlakamen 9 дней назад
ኣትዮ ኣትዮ ዝብል ናይ ቪቶሪዮ ቡስ ደርፊ እዩ ለባ ትግራዋይ ሲ ኮይንዎ ድዩ አብ ስርቅን ሓሶትን ክነብር ፎእ
@ኣስኮል
@ኣስኮል 12 дней назад
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት❤ህዝብና ዘዐሪፈሉ ደቂ መዳም እዉን ስደትና ዛሓፅረሉ ዓመት ይግበረልና ❤እሞሲ ተጋሩዋይ ፁሩያት#ሳብክራይብ#ተበልኹምለይ ታይ ይመስለኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤
Далее
How to Install and Use an Adjustable TV Arm
00:18
Просмотров 821 тыс.
How to Install and Use an Adjustable TV Arm
00:18
Просмотров 821 тыс.