Тёмный

ኣቦና ብዛዕባ ወለዶታት ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ይብሉ። 

Sagla film production
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 77 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 322   
@mebgeb4740
@mebgeb4740 2 года назад
ባዓል በሊሕ ኣእምሮ ኣምልኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም።
@rackygalerey
@rackygalerey 2 года назад
ኣሰይ አዞም ኣቦ ነዊሕ ኤድመ የሃቦም ፈጣሪ ወለዶና ኣፍልቶምና
@awetfessehaye4224
@awetfessehaye4224 2 года назад
ገለ ዓይነት ብልሒ ናይ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኣቦይ መዓረይ ።
@yelowbelay8540
@yelowbelay8540 2 года назад
ጸባ ስተዩ ደቂ ኤረ ንስኻትኩም እንበር ጀጋኑ ነዞም ኮንቢተር ዝኾነ ርእሲን ሓንጎልን ዝውንኑ ኣቦና ካኣ ማዕሊን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ኣሜን! እዚ ዛንታ ካብ ኣቦታትና ከምዚ ጌርና እንተነትርፎ ኔርና እዚ ኩሉ ሃጀምጀም ኣይምተፈጠረን ሊም ብእልፊ ካብ ዓጋመ ዘዝተወለደ ተማሂረየ ባሃሊ ሕማም ርእሱ ክፍውስ ታሪኻዊ መበቆልና ክጠማዝዝን ንህሙላት ከህምልን ንዝገብሮ ገልታዕታዕ ጽብቕቲ ግብረመልሲ ያ ጽቡቕ ጌርኩም ግን ኣቕርቡዋ በጃኹ በቢ ክፋሉ ዓወት ምሳኹም ።
@ABEL1095
@ABEL1095 2 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም ፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በ)ኣል ዳዕሮ ቃብሎስ ጞዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሕብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕታን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ይዛረቡ።
@MaikelKesete
@MaikelKesete 4 дня назад
ሊቅ ናይ ታሪኽ ኣብዚ ነሀልካ። ኣቦና ኣምላኽ ጥዕና ይሃብኩም❤
@teameberhane4035
@teameberhane4035 2 года назад
ክቡር ወላዲና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደስ ዝብል:ክቡር ሓው ድማ ነዚ መደብ ብምቕራብካ ነመስግን ብዕቱብ ቀጽሎ!!!
@oneloveonelove3929
@oneloveonelove3929 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን አቦይ መዓረይ መምር ናይ ኩላትና ኤርትራዊያን
@wiseman2732
@wiseman2732 2 года назад
Impressed by their incredible memories 👏 🇪🇷💝👍
@ኤርትራዊነትክብርመንነት
ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘራክብ የቡሉን ማለት እዮ.ንምንታይ ደኣ ሓደ ህዝቢ ኢናዶ ገለዝብሉና ኤርትራ ንኤትርትራዊያን .
@saglafilmproduction9799
@saglafilmproduction9799 2 года назад
ኮሊልካስ ናብኣ! ሃሃሃ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
@@saglafilmproduction9799 ሃደ እንድህ ኮይና ጽዉዋይ ዘይኮነ ብ መረጃ ጌርካ አረዳአና ንህና ከአ ምስ ትግራይ ዋላ ሃንቲ ዘራክብ ከምዘይብልና በብሃደ ካብ ቀደም ብዝተጸሃፉ ታሪካት ነረዳአከ ድህር ፍልሰታ ።።።።ብአበዩ ግን እግዛብሔር ኢዩ ንኤርትራ ምስ ካርታ ዝሃበና ።።።
@saglafilmproduction9799
@saglafilmproduction9799 2 года назад
@@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ ኣነ እዝን እትን ዘይበልኩ
@Wedi-d2h
@Wedi-d2h 2 года назад
ኣይትጋገ ክበር ሓው ክሉ ምድሪ ሓበሻ ኤርትራ ኢትዮጵያ ሶማል ኦሮሞ ሱዳን የሕዋት ኢና፣ ንዕና ዝፈረዩ በለው, ከለዉ, ሶባ, ናባ, ላንዱ ይብሃሉ ኢዚኦም ክሎም የሕዋት ደቂ ኣይቶቢስ እዮም፤ ሳባውያን ካም ይብሃሉ ብግቦጺ ዝኣተዉ፣ ሳባውያን ሴም ዝብሃሉ ክኣ ብየመን ናባና ኣትዮም፤ ቀሊል ኣብነት በለው ንህዝቢ ኤርትራ በጃን ፈርየዩ፤ ሶባ ንህዝቢ ትግራይ ፈርዩ፤ በለው ንፍርቂ ህዝቢ ኤርትራን ንኦሮሞን ኣገውኖ ፈርዩ፣ ኖባ ንህዝቢ ሱዳንን ሶማልን ዓፋርን ፈርዩ፥ ላንክዱ ዝወለዶም ኣብ ኤርትራን ሱዳን ይርከብ፣ ምስ ተጋሩ ብቀረባ ይሕዋቶም ክጠቕሰልካ እየ፤ ህዝቢ ኢሮብ ህዝቢ ዓጋመ, እገላ ሓጺን, እገላ ሓምስ, ሮብራ, ላምዛ ስሓርቲ, ኮርባርያ, ኣድከመ ምልጋ ሰራየ, ታርቀ ብሌን, ዓዲ ሓርቦይ, ዝርቤን, ገርዓንታይ, ትምዛኣ፤ እዚኦም ክሎም ሓደ ሰብኣይ ደቂ ንጉስ ምራራ ተኽለሃይማኖት እዮም ክቡር ሓው።
@retaamanuel1249
@retaamanuel1249 2 года назад
Eritrean and tigray never be brother and sister never
@ghebretedros
@ghebretedros 2 года назад
አነ ከም ሎሚ ደስ ኢሉኒ ዝረኽዎ ቪድዮ የለን ካብዚ አብዚ ግዜ ዝዋቓዕ ዘሎ ናይ ወለዶ ብፍላይ ከኣ ነዞም ፖለቲካ ናይ ስግር መረብ ንኸብስሉ ሓደ ጸብሕና ሓደ ዙርያና ዝብሉ ዓቢ ጽፍዒት፡ነዞም ሓደሽቲ ወለዶ ከኣ ወለዶና ንኽንፈልጥ ስለዝሕግዝ ካብ ልቢ የመስግነኩም ነዞም አቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
Zkeberka Hawey Hade Abo sleztezarebus kulu haki Malet aykonen,Azi Hasab tsbuk aka antekone ,kab bzuhat kitsedk alewo,
@biemnethidru5182
@biemnethidru5182 2 года назад
ብሓቂ እዞም ኣቦ ጥንታዊ ዘይምኖ መፅሐፍ እዮም
@Ben511
@Ben511 Год назад
What people missing is that the land was UpTo lake Tsana and todays Eritrea is only half the size of that original land size.
@ኣርሰናላዊ
@ኣርሰናላዊ 6 месяцев назад
እዚ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@segenmedhanie3479
@segenmedhanie3479 2 года назад
Edmen tenan yehabelay ❤💗♥
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
መወሰኽታ ኸአ ኔስታሊን ትብል ቻነል ናይ አቦና ቀሺ ተወልደ ታሪኽ ኤርትራ ዝብል ዘርዚሮሞ አለው እግዚአብሔር ይባርኽኩም አቦና ቀጽልዎ ብጽፋፍ አተሓትታ ግበርዎ
@voiceofthevoiceless6115
@voiceofthevoiceless6115 Год назад
የቐንየልና
@michaelzereyohannes3072
@michaelzereyohannes3072 Год назад
ዘገርም ነገር እዩ እዚ ክስነድ ዘለዎ እዩ ከምዚአም አቦታት አይርከቡን እዮም ሰንድዎ ሐደራ ብጣዓሚ ንጡቅ አእምሮ እዚአቶም ቅርስታት እዮም ወለድና።
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
Smart our father bless you!
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 2 года назад
ኣሰይ ደስ ዝብል ኣቦታትና ሲ ከሕግሰካ መዓት ናይ ሕጂ ወሎዶ ሲ ብከመይ ኢና ክንግለጽ
@yitbarekfessehaie2741
@yitbarekfessehaie2741 Год назад
ብዙሕ ጊዜ ሓደ ሓሳብ ይመጸኒ - እዚ ዝብሉዎ ናይብሓቂ ክመሳኸር ይከኣልዶ?!
@ማዕኸንፍልጠት
@ማዕኸንፍልጠት 2 года назад
ወስኹልና
@Ben511
@Ben511 Год назад
Because this is true . My Grandfather also used to say that we are descendants of Judaea or the Yahudis.
@timaralem6505
@timaralem6505 7 месяцев назад
This is big. I hope someone will save this for our next generation. Very interesting!
@yergalemhabtu2209
@yergalemhabtu2209 2 года назад
May God bless his heart 💜❤️
@kudus7756
@kudus7756 2 года назад
ኣንታ ዘይትዉሱኹና በጃኻም ናይዞም ኩቡሩን ብዓል ዘይ ተበርበር ታሪኽ ተሰኪሞም ዘለዉ ክኡቡር ኣቦ ካልእ ቪድዮ እንተ ሊኩም ኣስሙዑና እዚ ከምዚ ታሪኽ ጽባሕ ዘይርከብ ታሪኽ እዩ ፡ ኣብቲ ልቦናኹም ክንላወበኩም ቡዙሕ ታሪኽ ሕተትዎም በጃኹም ኩቡራት ይሕዋት። ክህሉዉ ብዓል ዓቢ ተስፋ እየ። እዚ ኣብ መጽሓፍ ክጽሓፍ ኣለዎ።
@ABEL1095
@ABEL1095 2 месяца назад
አንታይ ክወስኩካ አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ Ayom ይመህሩ ዝምህሩ ዘለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ንመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ ታሪኮም ይኽሕድዎ ኣለዉ፥ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ህውከት ዓመጽን ጽልእን ዝነብሩ ነበሩ አዮም ፥ ጥርኑፋት ኣይነበሩን ፥መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ ነቲ ከባቢ ክርብሹ ከለዉ ከኣ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ን ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም ከም በዓል ኣሉላ ኣባነጋ ቁቢ ፥ ዶክቶር ሁብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ከኣ ሕዝቢ ሓማስየን 90% ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕትኣን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ብ ጭብቲ የረድኡ።
@kokobbrhane9674
@kokobbrhane9674 2 года назад
ኣታ እዞም ብልጻት መዳርግቲ ዘይብሎም ኣቦታት ነስተውዕለሎም በጃኩም ጥዕና ይሃብካ።
@natnaelmahari5843
@natnaelmahari5843 2 года назад
ዋውውውውውውውውው ናይ ብሓቂ
@memakrtihkya5376
@memakrtihkya5376 2 года назад
Edmen teanan yhabkum 🙏🙏🙏
@CaptainMike-f8t
@CaptainMike-f8t Год назад
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ So amazing
@essayasgezae1126
@essayasgezae1126 2 года назад
ወለዶ ኣባና በጺሑ ከይጠፍእ የፍርሃካ በብዓክምና ዘለና ኣፍልጦ ነበርክት የሕዋት ሰላምታ ግን ኣይረሳርናን
@senaitsetant748
@senaitsetant748 2 года назад
Where is this interview?
@RGhebre-o6c
@RGhebre-o6c 4 месяца назад
💯💯💯❤❤❤🙏🙏🙏
@kiflmariammengteab7280
@kiflmariammengteab7280 7 месяцев назад
Edmen tenan yhabkum egzabhir 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sarbean4827
@sarbean4827 2 года назад
ዋዉ
@awetdebesay1803
@awetdebesay1803 2 года назад
Aseyy abona tebrka gal aynta aglalxa ❤❤🇪🇷🇪🇷🕌⛪
@mehretbarnabas8026
@mehretbarnabas8026 2 года назад
Edmen tenane ehbekumi ❤❤❤
@viscaelbarca7796
@viscaelbarca7796 Год назад
❤❤❤❤
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 2 года назад
Ata biniyam do semia aleku abzi maluq chaluq faluq deqey eyom 🙄🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🤴🤴🤴♥️♥️♥️♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Год назад
Eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️
@kalebdawit934
@kalebdawit934 2 года назад
Waw egziabiher newih edme yihabom abona baal abi xega eyom. (nay kedem sebn nay kedem haxinin ay rikebn u.) Teamratawi zikhone riesi. Kab mihro yeemro ki ehal kemzi u
@ወዲጋሽሰቲት
@ወዲጋሽሰቲት 2 года назад
ጆሩጆ ያሆ
@Ben511
@Ben511 Год назад
There are multiple versions of this History that we are related or descended from Israel. However , the Seraye version of the History seems to be more credible and true than all.
@ABEL1095
@ABEL1095 2 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ንመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ ታሪኮም ይኽሕድዎ ኣለዉ፥ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ህውከት ዓመጽን ጽልእን ዝነብሩ ነበሩ አዮም ፥ ጥርኑፋት ኣይነበሩን ፥መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ ነቲ ከባቢ ክርብሹ ከለዉ ከኣ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ን ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም ከም በዓል ኣሉላ ኣባነጋ ቁቢ ፥ ዶክቶር ሁብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ከኣ ሕዝቢ ሓማስየን 90% ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕትኣን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ብ ጭብቲ የረድኡ።
@yonatanjhon
@yonatanjhon 2 года назад
Zegerem wow
@senedte4839
@senedte4839 2 года назад
ደቂ ዩሁዳ እስራኤል እንተኮይንኩም ደኣ እንታይ ኮንኩም ዳኣ ወደይ ቁሩብ ናቶም ፍልጠት ብምምሃዝ ይኩን ብስራሕ ናቶም ኣሰር ዘየብድኩም ፡ እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና እዩ እዚስ።
@tesfutesfamhret8632
@tesfutesfamhret8632 2 года назад
Bdatam fezaz
@senedte4839
@senedte4839 2 года назад
@@tesfutesfamhret8632 ሳሕሳሕ ኣምሓራይ
@tesfutesfamhret8632
@tesfutesfamhret8632 2 года назад
Ante dedeb mnw mjemerya bdem adamx
@gmil865
@gmil865 2 года назад
እዚ ህዝቢ ቡዙሕ ሃጠው ቀጠው የጽንዕ ኣሎ ቡዙሕ ዝስራሕ ኣሎ መቃነይ ትኮውን ኣጆኩም ደሓን ኩሉ ካብ ኣዳምን ሄዋንን ዩ 😎😎
@DjRobi43378
@DjRobi43378 Год назад
ቃላት ግአዝ ምስክርና ካብ ቶም ቀዳሞት ሕግን ፍትሕን ዝነደፍና መጽሓፍ ሄኖ ኣለካ ብዛዕባ ጠፈርን ወርሕን ፈተራን ምህዞን ብልሂ ሙኻና ክትፈልጥ ተደሊኻ ፡ሳክት ጫፍ ታሪኽ ህዝቢ ትግርኛ ዘይብልካ ምውርዛይ ያዕ በሎ ።ምስ ተጋሩ ግን ነጋሪ ዘይድሊዮ የሕዋት ምኳና ፍሉጥ ኢዩ ፡ጉዳይ አስራኤል ግን ኖቦና ተወከሶም
@AsmeraEritre
@AsmeraEritre 2 года назад
Full vedio pls
@teamehaile7097
@teamehaile7097 2 года назад
ካልኣይ ክፋል ኣለዋ ድዩ ኣቤት ርእሲ ክሳብ ዝኣርግ ይገልግል ኣሎ ከማይኪም ይፍተረልና ኣቦና
@michaelweldayghebremariam2560
@michaelweldayghebremariam2560 2 года назад
እዞም ኣቦ መጽሓፍ ኢዮም ። ኣከለጉዛይ ኣሕዋት ሓማሴን እነተኾይኖም ሰለምንታይ ሓማሴን ብስግኣት ይጥምትዎም። ንምንታይከ ዓጋመ ይብልዎ ።ሕቶትለይ በጃኹም
@OneLove-ed6hr
@OneLove-ed6hr 2 года назад
ኣከለ ጉዛይን ሓማሴንን የሕዋት ምኻና ወለዶና ይነግረና ብዙሓት ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ድማ ኣለው.እቲ ፍልልይ ብዓቢኡ መግዛእቲ ዘምጸኦ ኣሎ ጽልዋ ከባቢ'ሎ ካልእ ኣብ መንጎና ብምፍልላይና ተረባሕቲ ኣለውና:ናይ ዝበዛሕና ጌጋ ግን ታሪኽ ወለዶና ክንፈልጥ ንጡፋት ዘይምዃና ኢዪ,እዝን ካልእን ተደሚሩ ኣብዚ በጺሕናዮ ዘለና ደረጃ ወዲቅና
@Wedi-d2h
@Wedi-d2h 2 года назад
ዝርዝር ናይቲ ወለዶ ትኽክል ኣሎ ጌጋ የብሉን፤ ተኸነ ግን ንሕና ነገደ 12 እስራኤል ኣይኮናን፣ እዚ ታሪኽ ሓሶት እዩ፤ ኣምሓሩ ንታሪኾም ክትዕሞም ዝጸጽሓፍዎ እዩ ናይ ቀዳማይ ምኒሊክ ታሪኽ ሓሶት እዩ እስርኣላውያን ውን ካብ ንጉስ ሰለሙን ከም ዝተወልደ ኣይኣምንሉን እዮም፤ ንሕና ነገደ 12 እስራኤል ተኾይንና ንግስቲ ሳባ ክ ዳኣ ካብ መን ተፈጢራ ቅድምኤም ካልኣ ኣህዛብ ኣብ ምድሪ ሓበሻ ኣይነበሩን ማለት ድዩ ? እሳ ቅድሚኦም እያ ኣብ ምድረ ሓበሻ ትቅመጥ እንድሕር ኔራ ካብ መን ተወሊዳ ? ንዓና ዝፈረዩ ካምን ሴምን ደቂ ኣቦና ኖህ እዮም፥ ካብ ማይ ኣይሂ ዝተረፉ እዮም፤ደቂ ካም ብግብጺ ጌሮም ኣትየም ናብ ምድረ ሓበሻ ኣትዮም ደቂ ሴም ክኣ ብየመን ጌሮም ናብ ኤርትራ ኣትዮም፣ ንዓና ዝፈረዩ በለው, ከለው, ሶባ, ናባ, ላንድዱ ይብሃሉ ኣቦና ኣይቶብቢስ ወዲ ወዲ ንካም ዝፈረዮም፤ በለው ንህዝቢ ኤርትራን በጃን ፈርዩ ከለው ንህዝቢ ኤርትራ ፍርቁን ኦሮሞን ኣገውን, ሰባ ንትግራይ, ኖባ ንህዝቢ ሱዳንን ንሶማልን, ልንክዱ ንኣብ ሰሜን ዝርከቡ ኤርትራ ብኸፊል ኣብ ሱዳን ውን፤ ሳባውያን ሴም ወይ ኣጋዝያን ክኣ ብየመን ዝኣተዉ እዮም፣ ብላዕሊ ንሕና ነገደ ሴም ኑገደ ካም ንብሃል፤ ንጉስ ሜሮን ካብ ሳውር ነገደ በለው እዩ ኣውራጃ ሰምሃር እዩ ዓዱ፣ ደቁ 3 እዮም ማሉቕ, ጫሉቕ, ፋሉቕ ይብሃሉ፣ ማሉቕ ንኣከለን ጉዛይ ዝፈረየ እዩ” ማሉቕ ንደግያት ጉማ ወሊዱ, ደግያት ጉማ ንካልኣይ ሜሮኒ ወሊዱ, ካልኣይ ሜሮኒ ንኣከለን ተኽለን ወሊዱ, ተኽለ ንጉዛይን ንሽም ዛና ወሊዱ፥ ኣከለ 1.ንሓድጋይ ወረዳ ሓደግቲ ወሊዱ, 2. ንደግናይ ወረዳ ደቂ ድግና ወሊዱ, 3. ንጽንዓይ ወረዳ ጸንዓ ደግለ ወሊዱ፣ ወለዶ ፋሉቕ ንደንበዛን, ንደቂ ተሽም, ንታውቀ ህዝቢ ብሌን, ንደቂ ኣስገደ ህዝቢ ትግረ ወሊዱ፤ ወለዶ ጫሉቕ, ጫሉቕ ንመረታ ሰበነን መረታ ቀይሕን ከምኡ ውን ሓደ ክፍሊ ኣብ ገሽናሽም ኣለዉ፤ እዚኦም ህዝቢ ኣብ ላዕሊ ደቂ ንጉስ ሜሮኒ ደቂ ሚናብ ካብ ነገደ በለው እዮም፣ ገሊኦም ሰባት ንጉስ ሜሮኒ ኣምሓራይ ካብ ደምብያ እዩ ይብሉ እዚ ግን ሓቂ ኣይኮነን ንጉስ ሜሮኒ ኣብ ኣውራጃ ሰምሃር ባሕሪ እዩ ተወሊዱ ወዲ ሳውር ወዲ በለው እዩ እንታይ ድኣ ናብ ዓዲ ኣምሓራ ክገዝእ እዩ ከይዱ ነይሩ ድሓር ምስ ምስ ነገደ ፍላሸ ኩናት ምስ ተሳዕረ ናብ መበቆል ዓዲ ተመሊሱ፣ ኩብራት የሕዋት ስርዓት ኣምሓራ ንሕና ኣይሂዳውያን ኢና ኢሎም ንዕኦም ክጥዕሞም ዝሰርሕዎ ታሪኽ ንቦታትና የጋግይዎም ኣለዉ እሶም ዝሰኖዕዎ ታሪኽ መባሊዕና ከይከውን፣ ብዛዕባ ወለደና ኣብ ብራናታት ኣብ ቤተ-ክርስትያን ኣብ ብዙሓት መጽሓፍታ ኣለኩም።
@ድጉልቓንዛ
@ድጉልቓንዛ 2 года назад
ጌጋ ይክላኣለይ እንበር ናይ ቤተ እምነት ውን ነዚ ናይ ምኒልክ ታሪክ ክትርኩ ሰሚዐ ኣለኩ እቲ ናይ መጽሓፍ ሄኖክ፡ታቦተ ጾን፡ካብ ነገደ ካብ መምሃራን፡ካብ ኣቅሽሽቲ፡ካብ ተሓጋገዝቲ ናይ ምድሪ ሓበሻ ከም ዝከዱ ዝቡቅ ጌሮም ይምህርሉ እዮም እሞ እዝስ መጽናዕቲ ዘድልዮ ይመስል መምህር ሄኖክ ውን ምስ ሓደ ኣቦ ኮይኖም ንሕና ካብ እስራአልላውያን ምካና ታሪክ ከመሓላልፉ ሰሚዐ ኣለኩ።
@Wedi-d2h
@Wedi-d2h 2 года назад
@@ድጉልቓንዛ ናይ ምነሊክ ጽንጽዋይ እዩ ኣምሓሩ ንሕና ኣይሁዳውያን ኢና ክብሉ ዝጻሕፍዎ እዩ፣ ነዚ ክሉ ሕቶ ትምልስ ናይ ኣቦና መረጌታ ብርሃነ ዓንደ መስቀል ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኣላትካ ወሉዶ ህዝቢ ኤርትራ ትብል፤
@ድጉልቓንዛ
@ድጉልቓንዛ 2 года назад
@@Wedi-d2h እዛ ሃዘጋም ጸዓዘጋን ትብል መጽሓፍ ድያ
@Wedi-d2h
@Wedi-d2h 2 года назад
@@ድጉልቓንዛ ኖ እሳ ብዙሕ ጌጋ ኣለዋ፤ ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ ትብል ኣብ Amazon ኣላትካ
@belyeman3970
@belyeman3970 2 года назад
Hzbi eyu hager please continue your teaching we need more from you and Tarik weledotat eritrea where can I buy the book please let me know Thank you
@nugusearey3923
@nugusearey3923 7 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohannesasmerom7090
@yohannesasmerom7090 2 года назад
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌹🙏🇪🇷
@AsmeraEritre
@AsmeraEritre 2 года назад
✊✊✊✊✊✊✊
@ABEL1095
@ABEL1095 2 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ንመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕ ከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ን ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሃብተሰላሴ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕታን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ የረዱኡ።
@ailmahmud2636
@ailmahmud2636 2 года назад
Abbey ada alo 3,000 amet Tarik Sebay zibil zelo 400 amet gerna yibl Alo??????
@Lealti_2
@Lealti_2 2 года назад
tirah ilka 😂😂
@Brhane_agazi
@Brhane_agazi Год назад
Bizaba tsazega hazega eyu 400 amet eyu xubk gerka rayo
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542 7 месяцев назад
Teamrat eu kemziom si fluy hangol ❤❤❤❤❤❤❤
@asfahawolde7915
@asfahawolde7915 Год назад
Ppl many understand why same nations contribute to this war in Tigray. To eliminate so many tegaru both in Tigray and eritrea. Samething in Yemen it's oriented towards specific ppl. Many will understand when it's to late. And it's already to late.
@AlyeGheryeGhebrehiwot
@AlyeGheryeGhebrehiwot 6 месяцев назад
እዞም አቦና ናይ በሐቂ በሊሕ በዓል ጸጋ ዕድመ እዩም፡ እዚ ዝብሉና ዘለዎ ቀሊል ዘረባ አይኮነን፡ ሕጂ አነ ክሐቶም ደልየ ዘለኩ ግን ንሕና ኤርትራውያን ሲ መቦቆልባ ደቂ ሐደ ሰበይ ኢና ማለት ድዩ??? እንድሕር እወ ኮይኑ እዚ ናይ አውራጃ አሽማት ደአ ካብ ምንታይ መጹኡ???ሐማሴን፡ሰራየ፡አከለ ጉዛይ፡ሰምሃር፡ሰንሒት፡ወዘተ???
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 2 года назад
Ezi guday bezuh maxnati zadlyo eyu
@asterkidane9848
@asterkidane9848 2 года назад
በጃኩም ጸሐፍዎ መታን ከስነድ
@kibreabandemariam4652
@kibreabandemariam4652 2 года назад
Edme yhabom ezom sebeay abi mexhaf eyom, nezi kab zero filtet beadin beawrajan zbelalae zelo nuus weledo abi timirti metan kikono bkelilu zrikebu ente koynom niwih zbele vidio kerixkum akrubulna bejakum.
@tekhlehaimanotgebre5447
@tekhlehaimanotgebre5447 7 месяцев назад
ኣቤት ሃሎውሎው ደቂ ያቆብ ጉድ ነብሰምትሓት
@petrosgebreamlak2965
@petrosgebreamlak2965 Год назад
Musa ke
@gazella2867
@gazella2867 Год назад
Anta eziom 😂 kab 2000 ndhrit dea deqi eseyas afwerqi tray endiu zimeslena pew
@aronhidray69
@aronhidray69 20 дней назад
ሓቁ እዩ ኣነ ቅድም ኣይኣምነሉን እየ ኔረ ሕጂ ግን ናይ ዲ ኤን ኤ ምስ ገበርኩ 55.5 ኢትዮጲያዊ ጀው (እስራኤላዊ) ኢካ ኢሎሙኒ ኣብቲ ዳታ ሲስተም ኤርትራዊ ሰለ ዘኣተው እዩ 20 %ማእከላይ ምብራቅ 12 ኖሩዝ ኣፍሪቃ 10.2 ሶማል ኢሊሙኒ እንታይ ክብል ኢከ እየ እዚ ሰብኣይ ሓቁ ኣሎ? ከማን እቶም ኣብ ኢትዮ ዘለው ፍላሻ ካብ ጽሮሶሊት ማለት ካብ ኣህዛብ ናብ ኣይሁድነት ዝተቀበሉ እዮም ኣብ ከበሳ ዘሎ ህዝቢ ግን ካብ ኣብርሃም ኢሳቅ ያቆብ ዘርኢ ዘለዎ እዩ እዚ ወድሓንኩም?
@wedieray
@wedieray 2 года назад
Ykanyalen sagla chanle
@wedigash3630
@wedigash3630 Год назад
እዚ ጌጋ እዩ ኣቦ
@merhawigirmay8255
@merhawigirmay8255 2 года назад
Wey xegem kidmhu ke seb Ayneberhun malet aye seb lomi,,
@Lealti_2
@Lealti_2 2 года назад
neyrom inber Niloticawianen hamawiyanin itom hamawiyan belew kelew Saba cush iyom itom nilotic kea qedamot deqebat iyom itom semawiyan kea abzi video tisemo zeleka iyom. Hamasien zebehal shim ab hamawiyanen semawiyanen ziwexe shim iyu.
@Lealti_2
@Lealti_2 2 года назад
kab kulu zigerem gin itom israelawiyan ken israelawiyan ayrewomn iyom ab Israel😂😂
@BettyRozi8428
@BettyRozi8428 2 года назад
Wwwwww ww mast write it please 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ABEL1095
@ABEL1095 2 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ንመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ ታሪኮም ይኽሕድዎ ኣለዉ፥ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ህውከት ዓመጽን ጽልእን ዝነብሩ ነበሩ አዮም ፥ ጥርኑፋት ኣይነበሩን ፥መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ ነቲ ከባቢ ክርብሹ ከለዉ ከኣ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ን ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም ከም በዓል ኣሉላ ኣባነጋ ቁቢ ፥ ዶክቶር ሁብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ከኣ ሕዝቢ ሓማስየን 90% ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕትኣን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ብ ጭብቲ የረድኡ።
@asmarino2070
@asmarino2070 2 года назад
Entayda xelemti koyna
@solomonkidane7569
@solomonkidane7569 2 года назад
Entay koyinom yisihku alewu ayiteredianin
@seniorthodoxorthodoxnzelae245
@seniorthodoxorthodoxnzelae245 2 года назад
Gerimuwom eu mknyatu eti belih aemrom naybhaki ka yegerm eu nhna ko hji temahirna dhri hanti dekik ena nrso slezi si btaemi eu zegerm nebona edmen tenann yhabom kemzi natom afloto ka nkulatna aemrona ykfetelna amlak🙏🙏🙏🙏
@emteemte3985
@emteemte3985 2 года назад
No no ety naymhaz kielotom,nautom abo rieyom eyom nnebsom athiyom nhnas wala hanty zeynzkir nsom kea nkulu elom temesitom riesom ynknku ysihku alewu
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 2 года назад
ናይ ቀደም ጽንጽዋይ ዩ ኣቦ ንሕና ሴማውያን ሓማውያን ኣስይዋን ኣፍሪቃውያን ዝተዋሃደ ዩ ወለዶና ዝነበረ ታሪክ ሓሶት ዩ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ህዝቢ ኣብ ኤረትራ ዘሎ የሕዋት አና አቶም ንኣሽቱ ዘለኹም ተመራምሩ
@benjamin1240
@benjamin1240 2 года назад
Natka ke tswitsiway zeymikanu abrhaley eske
@wintatsegay5925
@wintatsegay5925 2 года назад
Bet asgede Kaa n Kulu Karneshim zwelede mobokol nay Esraeal alewom
@MamayeMamesha
@MamayeMamesha 2 месяца назад
እንታይ ትስቁ ለብሙ ልብም ታሪኽ ውረሱ
@tedrossemere3143
@tedrossemere3143 2 года назад
Bhaqi des zebil agalalex eski kefal telewo kexlulma
@johnabraham681
@johnabraham681 2 года назад
🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱✡️✡️✡️✡️✡️✡️✡️
@berhehagos864
@berhehagos864 2 года назад
በጃኻ ምሉእ ቪድዮ ኣበይ ክረኽቦ ይኽእል
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 2 года назад
እንተ ረኪብካያ ስደደልይ ኢካ በጀካ ንዓይ ወን
@MerkebMehari-c1c
@MerkebMehari-c1c Месяц назад
ኣከለ ኤንድ ሓማ
@abalibanostube
@abalibanostube 2 года назад
"ግሩም ውእቱ" ፀጋ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና ናይ በሓቂ። ንዓኹም ድማ ክብሪ ይሃብኩም።
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus Год назад
ደቂ ኤረይ ኣይትስሓቁ ጸሓፍዎ ክስነድ ኣለዎ እዚ ብቀሊል ዝረኤ ኣይኮነን ሓደራ እዚ ኣይርከብን ኢዩ ብጃኻትኩም
@ABEL1095
@ABEL1095 2 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ገጋ ታሪክ የመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም ፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በ)ኣል ዳዕሮ ቃብሎስ ጞዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም/፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሕብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ
@tecle2236
@tecle2236 2 года назад
With out any university degree here is a historian I can't believe this Man a very important documents please keep recording it
@ስደተኛ-ዠ1ጰ
@ስደተኛ-ዠ1ጰ 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦ💯💯💯🤴🏽
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ
@embahbelen4657
@embahbelen4657 2 года назад
ኣብ ከተማ ዓዲ ቐይሕ ከምዛ ናይ ዞም ኣቦ ዝበልዋ ወሎዶና ካብ እስራኤል ሙኻኑ ደቂ ጫሉቅ ማሉቅ ፋሉቅ ሙኻና ኽዛረቡ ሰሚዐ ኔረ ። ዝገርም ቅርሲ 🇪🇷🇪🇷
@fetyenmender6671
@fetyenmender6671 2 года назад
Interesting history, this history has to be documented for the Eritrean generation
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Год назад
These is a fairytale.
@yitbarekfessehaie2741
@yitbarekfessehaie2741 Год назад
ኣቱም ኣብጥቖም ዘለኹም እቲ ዝብሉዎ ዘጊብሉም ሓዝዎ ሓደራኹም።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ኣንታ እዞም ሰብኣይ ካበይ ረኺብኩሞም። ብጣዕሚ ዘሓጉስ እዩ ብሂወቶም ተረኺቦም እዚ ክነግሩና ምኽኣሎም ግርማይ እዚኦም ታሪኽ እዮም እዚኦም ቅርሲ እዮም ብስርዓት ኩሉ ዝብልዎ ተቐዲሑ ክቕመጥ ኣለዎ። Thank you for sharing this with me 👍👍👍👍
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 2 года назад
ናይ በሓቂ ዝሕጉስ እንበር ኣበይ ተሓቢኡ ነይሩ እድመን ጥዕናን ይሃቦም
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Год назад
ኣቱም ደቀይ በጃኹም ኣጸቢቕኩም ናይ ምሉእ ኤርትራ ጌርኩም ቅድሕዎም። ዝድነቑ ኣቦ እዮም። ኣብየት ናይዞም፡ ኣቦይ ቴሌፎኖም እንተንረክብ ክንደይ ምሓሸ ነይሩ። ክንደይ ሕቶ ነይሩኒ።
@merhawitesfay1970
@merhawitesfay1970 2 года назад
ካብ ምህሮስ ኣእምሮ ዝበሃል ምስላስ ከምዚ ኢዩ ።ንዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦና
@jossi8329
@jossi8329 2 года назад
Very interesting history. I never been to my home country. But every time I was wondering. How to find our old generation
@abelgoitom4121
@abelgoitom4121 2 года назад
ዓጀውጀው ሕቡሽ ምስ ዝዓመረ ኢኹም ሓንሳብ ዓረብ ሓንሳብ ጥልያን ሓንሳብ ጅንዕፍሪት ጦቅ ኣይተብለናታ ሰብኣይ ቆሪብካ ሰጊድካ ሓቅኻ ተዛሪብካ ደቅስ።
@shewitgebretinsae3478
@shewitgebretinsae3478 Год назад
Tarekika geda zeytfelite erterawey entekenka
@abelgoitom4121
@abelgoitom4121 Год назад
@@shewitgebretinsae3478 እዚ ታሪኽ ኣይኮነን ዝምህሩና ዘለዉ ርእሰ ምትሓት ኢዩ ኣብ ዓለም እቲ ዝሓሰረ ፍጡር እስራኤላዊ ኢዩ ንዓና ድማ እስራኤላውያን ዘይኮንና እስራኡአላውያን ኢኹም እንዳበሉ ካብቶም ዝረስሑ ፍጥረት ዓለም ኣትሒቶምና ሓቢብቲ ንሕና ካብ ናይ እስራኤላውያን ንላዕሊ ስልጣኔ ኣለና ንሕና ማለት (ኩሽ) ብዘይካ ትግርኛን ኣምሓርኛን ትግረን ማለት ኢዩ እዞም ሰለስተ ቀቢላታት ካኣ ካብ ዓዲ ዓረብ ባርነት ከቢድዎም ናብ ምድሪ ኩሽ መጽዮምና ተቀቢልናዮም ድማ ሕጂ ካኣ ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ኮይንዎም ታሪኽና ክሰርቁ ሒኽ ዪብሉ ኣለዉ ክክክክክ ብፍላይ እዞም ረሳሓት ትግርኛ ሰሪሖም ክጸግቡ ዘይክእሉስ ታሪኽን ስልጣኔን ክሰርቁ ኣምሒሩሎም ክክክክክ።
@berihunguse4997
@berihunguse4997 2 года назад
ክክክ ኣታ ዕድመኹም የንውሓዮ በሊሕ ኣቦ እዞም ናይ ሎሚ ወሎዶ ከኣ ትማሊ ዝበላዕናዮ ዘይንዝክሮ እዉይ ዘገርም
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 Год назад
Imagine how this our father how he remembered all this step by step very grateful for his nation and stories they are saying very very impressive welldone, jorjo
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Год назад
Is the old man claiming to be a jew ( I see the man around him grinning). What else can this be other than self-abnegation? These men are definitely descendants of Kush.
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 года назад
ይኢቆብ ነቶም 12 ነገደ እስራኤል ወሊዱ ። ተመራመርቲ ስነ ሰብ ከምዝብልዎ ድማ ብገምጋም ኣብ ከባቢ 2000 - 1800 ቅ/ል/ክ ይነበር ነይሩ ። እዚ ካብ ነገደ እስራኤል ኢና ዝብል ዕላል ኣብ ኢርትራን ኢትዮጵያን ድማ ንመጎተ ዝኸዉን ጭቡቕ ምቅርራብ ናይ ግዜ'ዉን የብሉን ። ብርግጽ ህዝቢ ኢርትራን ኢትዮጵያን ዘርኢ ማእከላይ ምብራቕ + ኣፍሪቃን ዘጠቓለለ እዩ ። እዚ ካብ ነገደ ቢንያም ኢና 'ዶ ደቂ ሮቤል ግን ---- ካብ ዛንታ ንእሽቶይ ሓወይ ክንዲ ሓሙተይ ዘይፍለ ጽዉጽዋይ'ዩ ። # እቲ ምስ እስራኤላዉን ወይ ምስ ወንጌላዊ ፍሊጶስ ( ወደ መዝሙር የሱስ ክርስቶስ ) ተራኺቡን ተጠሚቑን ዝብሃል ሓበሻ ድማ " እቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ " ኮይኑ ድሕሪ እየሱስ ክርስቶስ ካብዛ ዓለም ምፍላዩ እዩ ድማ ነይሩ ( 35 - 100 ድ/ል/ክ )
@natsnetdaniel3627
@natsnetdaniel3627 2 года назад
haqka hawey natey kab haqi zrehaqe tarik eyom zizarebu zelewu
@micalzeru9002
@micalzeru9002 2 года назад
*መንግስቲ እስራኤል ልክዕ ከም ፈላሻ ናይ ኢትዮጲያ ኣብ ኤርትራ ኸኣ ህዝቢ ከም ዘለና ታሪኽ ኣለና እሞ መጽናዕቲ ክንገብር ህዝብና ክንእክብ ይፈቀደልና ኢሎም ሓቲቶሞ ን መንግስቲ ኤርትራ ግን ኣይተፈቅደሎምን ዝብል ወረ ቅድሚ 10 ዓመታት ኣቢሉ ይኸውን ተናፊሱ ኔሩ ኣብ ኣስመራ ሓቂ ድዩ ሓሶት ግን እዝግሄር ዋንኦም እቶም ዘውረይዎ።
@RealSelam
@RealSelam 2 года назад
You are lucky to have him alive! My grandfather thought me weledo 17 generations and I remember the names, nothing else. I wish he was alive to tell me the stories. Cherish your grandfather
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Год назад
Did your grandpa told , you’re a Jew?
@ABEL1095
@ABEL1095 2 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ነመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሁብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕትኣን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ይዛረቡ።
@danieltekle109
@danieltekle109 2 года назад
ሓቂን ሓሶትን ብዘየገድስ: ኣቦና ዝብልዎ ዝመዝገብኩሞ ምስጋናን ኣድንቖትን ይብጻሕኩም።
@itamee5226
@itamee5226 Год назад
ላክ ሳብስክራይብ እለካ ኣለኹ🎉
@MusieBerhane
@MusieBerhane 6 месяцев назад
ሐተትቲ ጥዑያት አይኮኑን እምበር ተሐታታይ ጅግናዩ እደዞም አቦታት ጽሑፍ የብሎምኒኩሉ ብሐንጎሎምዩ ጀጋኑዮመ አቦታትና ምምሃር ጽቡቅዩ
@ABEL1095
@ABEL1095 2 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም ፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በ)ኣል ዳዕሮ ቃብሎስ ጞዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሕብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕታን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ይዛረቡ።
@michaelyowhans9808
@michaelyowhans9808 Год назад
ክብሪ ንአኹም ይኹን አቦና ከምዚ ጌሩ ብሐቂ ዝገልጽ አበይቲ አበይ ይርከቡ ንአኹም ዝመስሉን ከመኹም ጌሩ ታሪኽ ወለዶታት ዘነጽሩ ንአሽቱ ክበዝሑልና ተስፋና ደረት የብሉን
@merimehari2577
@merimehari2577 Год назад
edme yhabkum
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Год назад
ደቂ ሴም ኢና።
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 года назад
እዋይ ክበልሑ እዞም ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ። ብዙሕ ተማሂርና። እቶም ኣደላውቲ ኣሕጺርክማ ጽቡቅ ገርኩም ብስፍሕ ዝበለ ሰንድዎ ይብለኩም። እንተ እቶም ካብዚዶ ተወሊድኩም እንዳ በልኩም እዞም ኣቦና ርእስኩም ማርተሎ ገሮም ክሳብ ዝርደኣኩም ዘንጻራርወኩም ወሓጥዋ። 💪🏿🇪🇷❤️👍🏿
Далее
Brilliant Budget-Friendly Tips for Car Painting!
00:28
ОБЗОР НА ШТАНЫ от БЕЗДNA
00:59
Просмотров 115 тыс.
Interview 6 Kuppel Abraham
5:07
Просмотров 71 тыс.
ካብ ዕረ ዝመርር ሓቂ
14:01
Просмотров 46 тыс.
Brilliant Budget-Friendly Tips for Car Painting!
00:28