Тёмный

ኣቦይ እቶም ክልተ ኣሕዋተይ ኣደይ ካብ ካልእ ከምዝወለደቶም ኣይፈልጥን እዩ  

Mahustar
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 26 тыс.
50% 1

ኣቦይ እቶም ክልተ ኣሕዋተይ ኣደይ ካብ ካልእ ከምዝወለደቶም ኣይፈልጥን እዩ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie
⚑ CONNECT WITH ME⚑
Instagram➡️ / mahustar88
Facebook ➡️ / mahustar
Facebook ➡️ / mahustar2
TikTok ➡️ / mahustar
Webesite ➡️ mahustar.com/
WhatsApp➡️ wa.me/message/...
Join this channel to get access to perks:
/ @mahustar1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 164   
@Michaelhayelom1234
@Michaelhayelom1234 3 дня назад
ዋላ ኣቦኺ ብዙሕ ናይ የእምሮ ማህሰይቲ ክወርዶ ኢዩ፡ "ደረቀኛ ሓቂ ካብ ጥዑም ሓሶት ይበልጽ" ታዘላ ኣብኣ ኣላ ዓበይቲ በተስብ ጌርኪ ንገርዮ፡ ዝተረፈ ግዜኡ ከኣ ሕልንኡ የዕርፍ፡ ኣምላኽ ከኣ ካብ ከምዚ ሓደገኛ ኽፍ ኣት ይሰውርና፡ ንዴኺ ከኣ ልቦና ይሃባ፡ ብዙሕ ኢዩ ዝጋጥም
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 дня назад
ክብርቲ ሓፍተይ ኣይተተሃወኪ ሓቂ ንግዜኡ ኣይእመኒ ሰለዚ ምስ ኣባት ነብሶም ንወለድኪ መጀመርያ ንገርዮም ምስ መራሕቲ ሃይማኖት ፅቡቅ ርክብ ፈጥሪኪ እቲ ሓቂ ከም ዝፈለጥ ግበር ባዕልኪ ክትነግርዮም ነወላድኪ ቀሊል ነገር ኣይኮነይ ወላድትኪ ዋላ እኳ እንተ ተጋገየት ንስኪ ክትቅየሚ የብልኪ ፍፁም አምላኽ እምበር ፍፁም ሰብ የለን ንሳ እዉን ካብ ቀደማዩ ሐዚ ትሳቀዮ ዘላ ብዕላ እያ ትፈልጦ አብ ናታ ቦታ ኮይነ ክሓስቦ ከለኩ ከብድ እዩ ሰለዚ ሰለስተ ግን ሓስብኪ ምስ አቦታትኪ ኮይንኪ ንገርዮም ሎሚ ኣለና ፅባሕ የለና ሰለዚ ድሕሪ ኣዶ ሓቂ ዝብሃል የለን እቲ ሓቂ ንገርዮም
@LamekMatiwos
@LamekMatiwos 21 час назад
Mngar yihsheki habtey natey 🙏 mknitu nkulatkum arefti eyu
@ilovemyself768
@ilovemyself768 3 дня назад
ንገርዮ ኣዴኪ ከኣ ዋላሓንቲ ኣይትከዉንን ኢያ እቲ ሓቂ ብዘይ ምፍላጦም ኣቦክን የሕዋትክን ኢዮም ዝህሰዩ
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 3 дня назад
አታ ምፀተ አለም እዩ አብ ዓድና እውን ከምዚ አሎ እዩ ገረምና 💔
@FissehaAtsibaha
@FissehaAtsibaha 17 часов назад
ክብርቲ ሐፍተይ እቲ ዋና ነገር ኣዴኺ ኣይተጭንቅየን ናብ ኣበ ነብሰን ቀሪበን ዝንሳሃሉ ኩነታት ክመዓራረ ፅዓሪ ወይ ድማ ኣቀዲሞም ክፈላለዩ ኣለዎም እቲ ዝመፅእ ነገር ንምቅናስ ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነታት እናሃለው ዶበላ ዘረባ ምምፃእ ንኹሎም ኣብ ሓደጋ ዘውድቅ እዩ ዘይትኽእልዮ ዳግማይ ፀፀት ከይመፀኪ ምጥንቃቕ የድሊ። ምኽንያት ኣይሰኣንን ብሓኪም ድዩ ብጥንቆላ ኣይወልድን ተባሂለ ከይፍለየካ ስለ ዘፍቅረካ ስቅ ከይብል አነዶ ክሙክር ኢለ ዝኣተኽዎ ጉዳይ ናብ ፍረ ምስ በፅሐ ምውፅኡን ምዝራቡን ጨኒቁኒ ይቅረ በለለይ ምባል ይከኣል እዩ። እዚ ጉዳይ ሓድሽ ኣይኮነን ኣብ ብዙሕ ቤተ ሰብ ዘሎ ጉዳይ እዩ። ኣነ ካብ ብሓደ እናሃለው ክፈላለዩ እንተዝግበር ይሓይሽ እቲ ሓደጋ ቀሊል መሲሉ ስለ ዘይረኣየኒ።
@wediere2238
@wediere2238 14 часов назад
ኣብዚ ጺሕፍኪ ኣማኹርኒ ምባልኪ ጽቡቕ ጌርኪ ናይ ባሓቂ ታሪኽ እንተኾይኑ፡ ኣቐዲመ ሰነ ኣእምራዊ ሓያል ቅልዓ ምዃንኪ የድንቐኪ ቐጺለ ኣነ በዓል ሞያ ኢያ፡ ኣነ ብወገነይ እዚ ነዓኺ ዘሳቕየኪ ዘሎ እንተ ነኣቦኺ ንውጊርክዮ ካብዚ ትሳቐይዮ ዘሎኺ ንላዕሊ ክትሳቕዪ ኢኺ ምኽንያቱ ንዓኺ እቶም ተወሊዶም ዘሎዉ ኣሕዋትኪ ኢዮም ለውጢ የብሉን ነኣቦኽን ንሓቅን ክትብሊ ኣብ ዝገደደ ስቅያትን ፋሕ ፋሕ ናይታ ስድራቤትን ዕግርግርን ጥራሕ ኢኺ ክትፈጥርሎም ደሓር ከኣ ኣብ ጥቖኦም እንትትህልውስ ሰብ ቤተሰብ ጌርኪ ከተተሃዳድእዮም ምኻኣልኪ ኣብ ስደት ኮንኪ ግን ንትርፎ ጓሂ ትምልእዮ የለን ሞ ናምላኽ ግድፍሉ ግዜ ቲ ሓቂ ይመልሶ፡ ንስኺ ኸኣ ሂወትክን ናብራኽን ግበሪ ኣዴኺ ዝፈጸመቶ ጌጋ ንዓኺ ክጸልወኪ የብሉን።❤
@zegibro2977
@zegibro2977 3 дня назад
ዓበይቲ ሰባት ገርኩም ንገርዮ ነቦኪ😢
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 3 дня назад
ዝሓፍተይ መጀመርያ ንኣቦታት ንስሃ ኣቦ ኣማክሪ ካውኡ ነቦኪ ምስ ንስሃ ኣቦ ኮንኪ ንክልቲኦም ኮፍ በልኪ ንገርዬም ኣዲኪ ውን ፅብቅ ኣይገበረትን ንጥፍኣታ ኣሚና ንስሃ ኣትያ ንቦኪ ይቅርታ ሓቲታ ብሰላም ክነብሩ ተስፋ ንገብር እቲ ዘዋፀኪ ንንስሃ ኣቦ ኣማኽሪ እምበትዋይ
@BerhaneKebrom
@BerhaneKebrom 3 дня назад
ጹቡቅ ሓሳብ እዛ ሓፍትይ❤❤❤❤
@MahfuzaMahfi
@MahfuzaMahfi 3 дня назад
Ezia zbeletset mkri
@salamsalam-o4j
@salamsalam-o4j 3 дня назад
❤✅
@eritreaasmara5847
@eritreaasmara5847 2 дня назад
ሂወት ወለድኺ ባዕልኪ ከይተበላሽዊ፡ ክፉእ ንዝገበረ ኣምላኽ ባዕሉ ክፈድዮ ዩ፡ ግዚኡ ምስ ኣኸለ ዉን ዘይወጽእ ምስጢር የለን ኣዴኺ ባዕላ ክትዛረብ ያ። ሕልናዊ መቕጻዕቲ ይኣኽላ ዩ።
@SimonYikunot
@SimonYikunot 3 дня назад
ንኣቦኺ ንገሪ እዛ ረሳሕ ኣዴኺ ክትቃላዕ ኣለዋ😢😢😢
@Takila1234
@Takila1234 3 дня назад
ኣዲኣ ምካና እባ ኣይትዘንግዕ
@NiyatKalayu-v5b
@NiyatKalayu-v5b 3 дня назад
Ahhh adea eko eya
@SimonYikunot
@SimonYikunot 3 дня назад
@@Takila1234 ከምዚ ኣደ ትትረፋ
@GebremikaelGebrekidan
@GebremikaelGebrekidan 3 дня назад
ጠበቓ😢😢😢😢​@@NiyatKalayu-v5b
@abelowadigirmay6658
@abelowadigirmay6658 3 дня назад
Denkoro
@elk5824
@elk5824 3 дня назад
ብርኽቲ ጟለይ ቆልዓ እንተኣዒቢኻዮ ናትካ ዩ ኣቦኺ ስለዘዕብዮም ዘሎ ፍቅሪ ናቱን ኣቡነት ናቱ ዮም ወሲዶም ዝዓብዩ ዘለዉ ንዓኺ ድማ የሕዋትኪ ዮም፡ንኣቦኺ ውን ደቁ ዮም ፍቅሪ ሂቡ ከም ውላዱ ጌሩ ዩ ዘዕብዮም ዞሎ።ኣዴኺ ውን ኣዴኺ ያ ይቅሬታ ሕተትያ ማለት ኣብ ጥፉእ ኣይትዛረብ ክፉእ ሕጂ ኣቦኺ ክጉዳኣኪ ዩ።ክሓምም ይኽእል ዳሕራይ ከይጥጣዓሲ ኣደኺ ውን ትሳቐ ያ ዘላ፡ዳሕራይ ንኹሎም ከይትስእንዮም መኽንያቱ እዚ ጉዳይ ሓደገኛ ዩ እዛ ጟለይ።ኣቦኺ ብስንባድ ክሓምም ወይ ክመውት ይኽእል ዩ ኣዴኺ ውን ከምኡ።እቶም የሐኣትኪ ውን ክዝኽትሙ ይኽእሉ ዮም ሓደራ ስድራቤት ከይትብትኒ ንቀሽ ነጊርኪ ምስ ኣዴኺ ተዓረቒ ይቅሬታ ሕተትያ ኣይነግረልክን የ።ነቦይ ግን ሓደራ ጽቡቅ ጌርኪ ሕዝዮ በልያ።መኽንያቱ እቲ ዝወለደላ ውን እኾ ይሳቅያ ዩ ዘሎ፡ኣዴኺ ሓሚማ ትኸውን ወይ ብጠንቖልቲ ጌሩ ይከውን ኣጋግይዋ ንኣዴኺ ጸሎት ግበርላ እግዚአቢሔር ኣብ ንሳሓ ይብጻሓያ ኣደ ኣይትርከብን ያ በጃኺ ብስሚዒት ኣይትኺዲ ብርዲኢት ይሕሸኪ።ኣዴኺ ኣይትጸልኣክን ያ ግና ክነግረልኪ የ እንዳበልኪ ልባ ሰቢርክያ ስራሕ ቆልዓ ኣይትስርሒ ኣቦኺ ባዕሉ የዕብዮም ስለ ዘሎ ወላዱ ዮም ይፈትውዎ ኢዮም፡ስድራ ቤት ኣይትበትኒ፡ዋላ ማዓልቱ ኣኺሉ ፡ናይ ስጋ ኣቦኦም እንተፈለጡ፡ንኣቦኺ ዮም ዝፈትዉዎን ዘኽብርዎን ነቲ ሓደ ዋላ ኣቦኹም የ እተበሎም ኣይቅበልዎን ዮም ሰራቂ ስለ ዝኾነ።ሓደራ ጸሎት ጾም ግበሪ።
@entenerealekukhluyedmaslop3224
Nski wn nsebayki zetalelki iki tmesli abxhfetki kndzi zeakl mtlaln hatiyatn si aytngerla ilki ketemakri btami iyu zehzn neboa tefkro tekoyna bzkeltef nehawobetata negira ktnegro iyu zelewa nbala kea nayhlna erefti trekb ente nski gn????
@GebremikaelGebrekidan
@GebremikaelGebrekidan 3 дня назад
Im sure 👍👍👍👍
@Humanrightchannel
@Humanrightchannel 2 дня назад
Ezi xhfet btami agedasi eyu zrdo ydeli gn❤❤❤
@hamadhamad9521
@hamadhamad9521 3 дня назад
ኣዲኺ ሕማቕ ኢያ ክሳብ ትመውት ክተጽነሖም ቅድሚኣ እንተመቱኸ ኣቦኦም ከይፈለጡ ክመቱ ይገርም ኢዩ ዝለዚ እቲ ሓቂ ይውጻእ
@andetseiengebremical71
@andetseiengebremical71 День назад
ኩቡር ሓው ብመጃመርያ ብእትገብሮ ስራሕ ነመስግነካ፡ቀጺለ ምሳኣ እተትራኽበና ካብ ተመኩሮና ምመኸርናያ ምክንያቱ እቲ ሓሳብ ወይ ምኽሪ ብዙሕ ስለ ዝኮነ ብጽሑፍ ኩውን ኣይክእልን ኢዩ። እዚ ክብል ከለኩ ግን ፍቃደኛ ክትኮውን ኣለዋ ወድሓንካ።
@FtmFtm-r1p
@FtmFtm-r1p 3 дня назад
ዝከበርኪ እዚ ከቢድ ዩ ብታህዋኽ ዝከውን ኣይ ኮነን፡ ልቦና ፡ ምስትውዓልን ዓበቲ ሰባትን ናይ ሃይማኖት መራሕትን ዘድልዮ ጉዳይ ዩ። ስድራኪ ከይ ትከስሪ ፡ ኣባት ነብስኩም እንተ ተካፍሉ ከሙኡ ውን ሓወቦታትክን ኣኮታትክን በሃላይ የ ጽቡቅ ዕድል ።
@belieabraham9009
@belieabraham9009 21 час назад
እቲ ትፈልጥዮ ሓቂ ኩሉ ነባት ነብሲ ወለድኺ ነጊርኪ ስድራ ኣረጋግእያ።
@paulmccarthy8607
@paulmccarthy8607 3 дня назад
Wow 😢 anes n hwata tetnegrom 😢 shu'ou gele mgeberku thababirkum 😢ewiy gelegel adietat eqa egzabher mhretu yewrdela.
@dkg4657
@dkg4657 3 дня назад
ኣቦኺ እንታይ ክስመዖ ከምዝኽእል ገምቲ? ብጓሂ ዝኣክል ከይፍለየኪ ኣቦኺ
@PanaJgs-kk9cf
@PanaJgs-kk9cf 2 дня назад
ዓበይቲ ሰባት ገይርኪ ንገርዮ 😢
@moasmera9176
@moasmera9176 3 дня назад
ንገርዮ ባዕልኪ ግን ን ኣቡኪ ኣብ ኩነታኣት ጥዕኑኡ ኣጋናዚብኪ ኮሙኡ ተዘይ ጌርኪ ግን ንስኪ ምስጥሪ ስለ ትፈልጢ ና ኣጸለመትክን ና ነጸለትክን ምስ ወላዲኪን የሕዋትክን ና ኣባኣሰትክን ክትነብር ያ ባሓጺሩስ ናታ ሓጥያት ንስኪ ክትስከምዮ ኢኪ
@user-mnbar
@user-mnbar 3 дня назад
ን ኣሕዋት ኣዴኽን ኣሕዋት ኣቦክን ማለት ኣኮታትኽን ሓወቦታትክን ንገርዮም እሞ ባዕሎም ኣብ መዕለቢኡ ከብጽሕዎ እዩም
@fevensolo1983
@fevensolo1983 3 дня назад
ንስክስ ከመይ ኢልኪ ፈሊጥኪ ጓሉ ሙኻንኪ?
@elk5824
@elk5824 3 дня назад
ኩሉኹም ይሕዋት ንገርዮ ትብሉ ዘለኹም ስለ ዘጉሂ ዩ ጽቡቅ ኣለኹም ግን እቲ ዝመጽእ ጉድኣት ግን ኣይሓሰብኩምሉን እግዚአቢሔር ይቅረ ይበለልና ኣብዚ ናይ ሕጥያት ዘመን ናይ ጥፍኣት ዘመን ኢና ዘለና እዛ ሓብትና ብናይ ዕድመ ተዳፋፊኣ ኣብ ስድራ ቤታ ጉድኣት ከተምጽእያ ስለዚ ኣይትደፋፍእዋ ከምዚ ክርከብ ከሎ ከተዝሕሎ እምበር ከተጋዶ ኣይግባእን።
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 3 дня назад
ሓቅኺ ጋለይ ድመጽእ ሳዕብየን ኣይተረዳኣን ቀዳማይ ኣባኣ ብስባደ ሂወቱ ክስእን ይኽእል 2ይ ካኣ ኣዲኣ ክትጻወሮ ትኽእል ድያ ዓቢ ዕንወት ክፍጠር እዩ ሓብተይ ስቕ ምባል ይሕሸኪ
@fevenhaile-t8w
@fevenhaile-t8w 2 дня назад
''ምእንቲ ሞጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ '' ዝበሃል ኣሎ ምእንቲ ፍቅሪ ስድራኪ ዝሓሸ ትፈልትዮ ኢኺ።ኣዴኺ ባእላ ግዜ መሪጻ ኽትነግር ኢየ ባእላ ስለ ዝገበረቶ ነኣኺ እመነት ካብ ስድራኺ ኣይተግድሊ።
@ebrhimosman619
@ebrhimosman619 3 дня назад
Marey wala gahtebel adeki nigeriyo ni aboki… :: 44 ✌️✌️✌️✅
@MchieleHaile
@MchieleHaile 3 дня назад
ኣትጋገዪ ሃፍተይ ኣትታሃወኺ ምክንያቱ ወለድኺእዮም ልቦና ዓዕብይ ካብቂም ውጺ ብርዲኢት ኪድዮ ማዓልቱ ኣኺሉ ክፍታሕ እዩ ወድሰብ ንጹህ ኣኮን ምክንያቱ ካብ ጓሉ ዝወልድ ኣሎ ካብ ወደን ዝወልዳ ኣለዋ ንስኺ ግን ነቲ ኣቦ ኣሕዋትኪ ክትረኽብዮ ጽዓሪ ኣጆኺ ጸሎት ግበሪ ርግጸኛ ኹኒ ብድሕሪኡ ናበ ኣኮታትኪ ብድሕሪኡ ናብ ሓወበታትኪ ባዕሎ ክፈትሕዎ እዮም
@YafuTekle-o1z
@YafuTekle-o1z 3 дня назад
Selam kubur hawna hami bkemey krekbeka ykel please bejaka kthgzeni deliye
@HaileabMokenen
@HaileabMokenen 12 часов назад
ክፈልጥ ኣለዎ ብዓበይቲ ገይርኪ ኣፍልጥዮ ናብ ሓደጋ ከይኣቱ ማለት ኣብ ልዕሊኣ ብስምዒት ዘየድሊ ስጉምቲ ከይወስድ ንሳ ከብቲ ከባቢ ኣርሒቅኪ ኣፍልጥዮ ናቡኺ መስዋእቲ ክትኸፍሉሉ ኣለኪ😢😢
@Mesalel527
@Mesalel527 2 дня назад
እቲ ሓቂ ንገርዮ ዋላ አዴኪ እዉን እኮ ሕልንኣ ሰላም አይትህሉን
@selamberhane9599
@selamberhane9599 День назад
Bejaki sk beli nkulu seb sk ente belki eu zhaysh Please
@milionmuuz7281
@milionmuuz7281 3 дня назад
ስቕ በሊ ♥️ ኣብኦም ባዕሉ መጸኡ ደቀይ ክሳብ ዘይበለ, ምክንያቱ ሕጂ እንተነግርኽዮም እታ ስድራ ብዘይ ፍቕሪ ኢያ ፋሕ ፋሕ ክትብል, ስለዚ 😊
@HabtomAfera
@HabtomAfera 2 дня назад
መጨረሻ እያ ል ኣባት ነብሳ ትናገር ግደፍያ ግን እሰኺ ግን ተሕዝኒ 😢
@peacefortheworld2101
@peacefortheworld2101 2 дня назад
ኤእ ሞት መዓስ ይመጽእ እንታይ ዶ ንፈልጥ ኢና።
@aberahaile3167
@aberahaile3167 День назад
Ngeryo ❤❤❤❤❤
@meronmengstab3842
@meronmengstab3842 3 дня назад
Selam haftey ezi kulu agatemu zelo neboki negareyo belki keman nay adeki gen fetari yefreda ezi kulu ebdan sedi
@askaluangesom8131
@askaluangesom8131 2 дня назад
Haftey ajoki nweldtki athrki qes elki arediya
@meazaandom4657
@meazaandom4657 3 дня назад
Adekie regamti eyi bhkie 😢
@SamiSami-uu5hl
@SamiSami-uu5hl День назад
...መጀመርያ ሰላም ዝሓፍተይ ቀዳማይ ነገር እቲ ምስጢር ነቦይ ክነግሮ'የ እንዳበልኪ ነደኺ ኣይ ተሳቕያ ። ......መኽንያቱ ዘላቶ ስቓይ ባዕላ ትፈልጦ ዘይ ጋገ ሰብ ካኣ የለን ተጋግ'ያ ኣላ , ....ስለዚ እቲ ዝኸውን ንለባማትን ዓበይቲ ሰባትን ኔጊርካ ኣቦኽን ኣደኽን ኮፍ ኣቢልካ ክኸውን ኣለው:: ... እዚ ጉዳይ ነቦይ ክነግሮየ እንዳበልኪ ምንጋሩ ዘይተርፍ ነደኺ ኣይ ተሳቅያ ወ ድሓን'ኪ🙏።
@kidane1289
@kidane1289 3 дня назад
Abet fetary 😢😢😢
@AliOsmanOmar
@AliOsmanOmar 3 дня назад
Welcome wede ramay ♥️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfaldettesfamariam8310
@tesfaldettesfamariam8310 19 часов назад
ደንጊኺ ከማን ከይ ዋዓልኺ ከይ ሓደርኺ ንገርዮ ኣብ ልዕሊ ኣቦኺ ውን ዝኮነ ነግር ክትፍጽም ትክእል እያ መታን ክይትፍለጥ
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و 3 дня назад
ንገርዮም ለቦኪ ሓቢብተይ❤
@yafetamanuel6539
@yafetamanuel6539 3 дня назад
ዝኸበርኪ ሓፍትና እቲ ሓቂ ብቅልጡፍ ንወላዲኺ(ኣቦኺ) ንገርዮ ምኽንያቱ ምስምዑ ዘይተርፍ ብኣጋ ተተነግረ ይሓይሽ ንምንታይ ንብላሽ ይጽዕር ንኣቦኺ ሕለይሉ ስለ'ዚ ሕጂ ብኣጋ ተሰምዐ ኢዩ ዝሓይሽ
@ساميحبشان
@ساميحبشان 21 час назад
ሓፍትና ንገርዮ ነአቦኪ
@vipqw-yc9wu
@vipqw-yc9wu 2 дня назад
Kbrti hafte ezi btami you kebidu hqi gzu halu mwxu ayterfnu nski aytthaweki
@michaelteame2634
@michaelteame2634 3 дня назад
Niski win natu diki aynatun niaboki adeki tray tfelto 😮😮😮
@amanueltekle6197
@amanueltekle6197 День назад
ዋላ ኣነ ከምኣ ክሓስብ ጸኒሐ
@MerhawiHaylemaryam-b1f
@MerhawiHaylemaryam-b1f 3 дня назад
Neboki boabeyti sebatn kahnatn gerki ngeryo
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 3 дня назад
አምላኽ ንደኺ ትንሳሐሉ ግዜ ይሀባ። ንስኺ ግን ንኦኺ ንገርዬ። ብቴሎፎን ዘይ ኮነ ብአካ ብዓበይቲ ሰባት።
@mikiafewerki4471
@mikiafewerki4471 3 дня назад
Negreyo meknato mesmu aytrfon eyu😢😢
@sina-1701
@sina-1701 2 дня назад
Ngeryo zhaftey eti haki kulu seb yfleto
@صقرالعتيبي-و8ص
@صقرالعتيبي-و8ص 3 дня назад
ናቦት ንሰሄ ገይርኽ ንገርዮ😢
@ShewitTesfay-y6o
@ShewitTesfay-y6o 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@seareyihdego
@seareyihdego 2 дня назад
Esekike nay aboki diki regxeya diki ?
@letinamasho2256
@letinamasho2256 3 дня назад
ምስጥር ከብድ አድዩ ግን ኣብት ነብስኪ ኣክፍልዮ ንሱ ዝሓሸ ይክነግርኪ አዩ ወይ ናይ ዳኪ ኣብት ነስሳ ንገርዩ ንሱ ካብ ኩሉ ምስ ወግዛ ከይ ፈትወት ክትነግሮ አያ ናበይ ቀሽ ግደፉሉ ባዓልሉ ክዛረባ አዩ ግን አክሎ ይሃብኪ ሓብተይ ናተይ ❤❤❤
@خالدشراحيلي-غ9ي
@خالدشراحيلي-غ9ي 2 дня назад
በጃኪ ነባኪ ኣይትንገርዮ ደጋግምኪ ተነስሂ በልየን ማዘርኪ የነሳሃ ካብኡ ቶም ኣቦ ቃሺ ኣፍልጥዮ ክብልወን እዮም ማለት ሃይማኖት ተዋህዶ ተኮይነን ካብኡ ብብቅሩብ ክፍታሕ እዩ ትነገር እንበር ብልሳንኪ ከይትዛረብዮም ነበኪ አምላክ እካ ምስ ዝኩሉ አበሳና ፀሩናስ ዓቅሊ ግበሪ ዛሓፍተይ ኣክእሎ ይሃብኪ ፈጣሪ
@kudusantesfamikael3670
@kudusantesfamikael3670 2 дня назад
Selam amlak neaki yukun abet seb gereki negriya
@fhyytt7050
@fhyytt7050 3 дня назад
ባዕልኺ ንገርዮ
@abelshewit4371
@abelshewit4371 3 дня назад
Hanti ktgebrya zelaki azmadu ngeryom kfthwo ayom balom ati guday
@Mahustar1
@Mahustar1 3 дня назад
✴ኣቦይ እቶም ክልተ ኣሕዋተይ ኣደይ ካብ ካልእ ከምዝወለደቶም ኣይፈልጥን እዩ #እንታይ_ትመኽሩኒ
@እስራተገብርኤልመብሪሂት
ሰላም @mahustar እዞም ቅድሚ ሕጂ ዘቅረብካዬም ኣሕዋትና ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘለዉ ተትሕብረና
@DhdHdhdhd-lf4oj
@DhdHdhdhd-lf4oj 3 дня назад
ሱቕ በሊ ንስሀ ክትኣትዎ እያ ኣይትጨነቒ 😢😢
@medhanehaile349
@medhanehaile349 3 дня назад
በቓ እዚኣ ያ ምኽርኻ ከይ ተነሳሕካ ምኻድ ዉን ኮ ኣሎ እቲ ሓቂ ክትነግሮ ኣለዋ እቲ ፍቕርን ክዳንን ቀደም ፈሪሱ ኮ
@MhretKahsay
@MhretKahsay День назад
መጀመርያ ኽብርቲ ሓብትና ሰላም በነቦኪ ረኪብኪ ተናሲሑኩም ቁሮቡ በልዮም እሞ እቲ ምስጢር ኽመጽእ እዩ ሓቂ ኽትዛረብ እያ ኣበደኪ ጥራይ ኣይኮነን ከመኣ ኣለዋ መሊአን
@ErmiasErmias-c8k
@ErmiasErmias-c8k 3 дня назад
ሱቅ ጡዑም ስቅ በሊ ኣብ ትፉኡ ኣይትዛረብ ኩፉእ
@mebrhatomhaile
@mebrhatomhaile 2 дня назад
እሞ ንስኺ እውን ርግጸኛ ድኺ ካብ ኣቦኺ ከምዝኾንኪ ፡ብዝኾነ ግን ንገርዮ ካብ ዘለኺዮ ዝኸፍእ የለን። ወይ ካኣ ነቶም የሕዋትኪ ኩሉ ነጊርኪ ኣረድእዮም ሽዑ ነዲኦም ኮፍ ኣብሎም ካኣ የረድእዋ
@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ
ዋይ ንገርዮም ምክንያቱ ንዞም ቆልዑ ኣቦእም ይፍለጢ❤
@LihemMesfn
@LihemMesfn 9 часов назад
Neski wen Nay aboki mukanki men negireiiki
@FthiGuesh
@FthiGuesh 3 дня назад
ነገርዮ እቲ ሐቂ ነቦኪ
@isseyt8538
@isseyt8538 3 дня назад
Pls keytigagey neboki ente negirkiyo nisiki eki menfesawi mot timoti
@BibiberakiBibi
@BibiberakiBibi 2 дня назад
Telofon nay aboki ni neshu habyo
@Unknown-lz6zc
@Unknown-lz6zc 3 дня назад
Kisab 18 zikonu etom kolut texebeyi haftey, dehri xegem nata eyu zikewn, zkone nay hangol xegem keywerdom etom kolut
@አዝመራካሕሳይ
@አዝመራካሕሳይ 3 дня назад
🎉🎉🎉ሰላም
@DanielTesfemariam
@DanielTesfemariam 3 дня назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GebremikaelGebrekidan
@GebremikaelGebrekidan 3 дня назад
ሰበይቲ ማለት ጎሓፍ ፣ረሳሕ ፣ጨናዊት ንዘይፈልጥ ግን😅 መዓር
@BettyG271
@BettyG271 3 дня назад
ነታ ኣዴኻ ሓፍትኻ ሰበይትኻን ጓልካን ኢኻ ትጻረፍ ዘለኻ😢
@avg4628
@avg4628 3 дня назад
ዋ ሰበይቲ ኣዶ እያ ኣዶ ሓፍቲ እያ ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ
@zemiabreha7090
@zemiabreha7090 3 дня назад
Nisiki ke nay aboki mikanki bkemey feltiki
@lisa22531
@lisa22531 3 дня назад
Sik beli,fah biten ayteblyom
@meronmengstab3842
@meronmengstab3842 3 дня назад
Ewa haki kwxe alwo enbar sorry gen
@amt2306
@amt2306 3 дня назад
ዶ ተመሳሰሊ ሂወት ዶ ሃልዩኪ ኮይኑ
@lisa22531
@lisa22531 3 дня назад
@@amt2306 donkoro
@EfarBrhane
@EfarBrhane 3 дня назад
Bread welcome 👊
@መሰረትሲስ
@መሰረትሲስ 3 дня назад
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉🎉❤🎉
@meazakahsey5721
@meazakahsey5721 3 дня назад
Talk with your father
@frezemen888
@frezemen888 3 дня назад
dont tell him
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ
😓💙💙🌿🌿
@መሰረትሲስ
@መሰረትሲስ 3 дня назад
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤
@GodisGood-kb7pq
@GodisGood-kb7pq 3 дня назад
Seb akibki nigeriyo
@habtomseghid4521
@habtomseghid4521 3 дня назад
Tell to your father right away
@tedroshabte8992
@tedroshabte8992 3 дня назад
Zkeal ente koynu noboki nabti zelekyo adi Amxiki eti haki ngeryo
@gidegebretnsae4474
@gidegebretnsae4474 3 дня назад
Ngeryo aboki
@SiemuMobae
@SiemuMobae 3 дня назад
Eti haqi ni aboki nigeriyo niski kitqesni kesinki kitnebri haftey nateyy
@MeadnGhide
@MeadnGhide 3 дня назад
selam haftey. welka ab mengo kelti weldki teqrqer gen ms haqe tewegni . lika eu hmaqe ngze kmxlki ykeli eu gen dhare ete haqe ms wexi selam zelwi hiwet ketnberi eki. Wela adeki aytngero eberi nboki gen felti ayqesnten zela bweshta tisaqe eu zela selze nski teragaki awaw keybelki bredu ms adeki telzebi bala feta kme tengero gebri. Negze seb yken aboki. Kexelwa eyom wela wen kqetlwi kfatatnom dhare gen ms zhali bfelay adeki ketqesn eu. Aboki ka nski do kelekyo taklyo eki. Gen bejaki nboki adeki zibedlato keyakulo nski aytdgmeyo negeryo ... alo edu kme ab adeki teray aykni agatme zelo ms meti asbetni Nikal abwent yhbiho deqom sedrabt et sebay dma ab enda hige Lal ybhale feri nzeybeli negeryo nboki
@Lil_sami16
@Lil_sami16 3 дня назад
Betam kebda u gne amerixa yelan negruyom ne father and neshat yehuwatki
@Lil_sami16
@Lil_sami16 3 дня назад
First comment 🎉❤
@saraberhe2567
@saraberhe2567 2 дня назад
What is the meaning to tell your father now 🤷🏾‍♀️🤷🏾‍♀️I guess your father is old and happy 🤷🏾‍♀️if you tell him now he will be unhappy and sick and dead early and you will will regret 🤷🏾‍♀️it is not your job to tell him it’s your mother responsibility 🤷🏾‍♀️🤷🏾‍♀️
@HananMahamednur
@HananMahamednur 3 дня назад
Margam weladit aisediden eyu gidefi, su beli kedmu entay allki bizeba adiki abzi mexiki tizerbi 😢 gega eyu mewaliki kertatt kitbli eki gidefi rebi ballu kejrsa eyu eski miknyat nay adki aitkuni habibty bejki 😢😢😢 ehhh telitki aikitemkin eyu wellhi gigdfi gidfi
@entenerealekukhluyedmaslop3224
Kab xhfetki zwealkulu iki tmesli mergem ko msamlak zelo seb ember ms seytan znebr mrka iyu
@arontemesgen4178
@arontemesgen4178 3 дня назад
Lokmax beleya negreyo n aboki
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 3 дня назад
Entay zebehal alo abeyeti kemereku kelewu mekenit kem sebeyeti tselemat kem leyeti yekuneleka yebelu selezi gal meman malet be gedel nektetsedef endahasebeka amelak yefelet mebal eyu neblekum so ngereyo neboki 44.
@Eritrea1941
@Eritrea1941 3 дня назад
Sebtin kelbin zemxalka ayfltin kebhal eko kemzi eyu
@YirgalemGidey-c3y
@YirgalemGidey-c3y 3 дня назад
Hji mngar naboki ayteqmon u entrfi ab erganu ab zey hmamu keybexh slezi suq bmal yhaysh bala ab giziu ktlafalef ya amlak yfreda
@abdellaali9498
@abdellaali9498 День назад
ŇĞŘĮЎỖ
@WintaTa-vt3nj
@WintaTa-vt3nj 3 дня назад
እንታይ ገበረኪ እቲ ኣቦኪ ከ ሕጂ ኣብ ምእራጉ ነጊርኪ ከተፋትሕዮ ድሕሪ ምንጋርኪ ዘሎ ብዙሕ ጽቡቅ ኣይክከዉንን እዩ ስለዚ ምስጢራ ሒዛ ኣዴኪ ናብ ዓዲ ኩላትና ትኪድ
@Esey2009
@Esey2009 3 дня назад
Tikikil❤
@amt2306
@amt2306 3 дня назад
ኣንቲ ሓብተይ ምስ ዓበዩ ኢንተፈሊጦም ዉን ነቶም ቀልዑ ጽቡቅ ኣይኮነን
@entenerealekukhluyedmaslop3224
Nski wn deki wshma tebiy zeleki iki tmesli kab zerebaki
@zekariasgirmay6960
@zekariasgirmay6960 3 дня назад
ክሉኩም የሕዋተይ ሰብ ሓዳር ዘይሰብሓዳር ወልድኩም ዘለኩም DNI ክትገብሩ ይምሕጸንኩም😢
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 3 дня назад
ንስኻ ኸ ኣይምልከተካን 😅
@MESERET-FLTET
@MESERET-FLTET 3 дня назад
ሕልና እንተሊኪ እቲ ተፍቅርዮ ኣቦኺ ሓቂ ክፈልጥ ይግብኦ እዩ ። ኣዴኺ ተፋራርሓኪ'ያ ዘላ። እንበር ነብሳ ኣይተጥፍእን እያ። እንተ ዉዒላቶ ዉን ናትኪ ጸገም ኣይኮነን።
@sikosilo7487
@sikosilo7487 3 дня назад
Haftey begaki mis egziabihar amlak bixomn suban tezarebi
@medhanehaile349
@medhanehaile349 3 дня назад
ንገርዮ እቲ ሓቂ ቀደም እቲ ፍቕርን ክዳንን ኣፍርሳቶ ያ እዋይ ኣትን ርጉማት ደቒ ኣንስትዮ ብሰንኽን ሂወትና ፋሕፋሕ ኣብልክናኦ ርጉማት ኣቤት ክትጭክና
@natsnetkiros4757
@natsnetkiros4757 2 дня назад
ኢሂ ምስ መን ኮይና ድያ ፋሕ ኣቢላ ኪዳና ምስ ወዲተባዕታይ ዘይኮነትን ሓሰውቲ ኣወዳት 😢😢😢😢
@medhanehaile349
@medhanehaile349 2 дня назад
@@natsnetkiros4757 ኣልግሲ ወዛል ረሳሕ ከማኽን ነጂስ የለን
@kibrommedhanie1335
@kibrommedhanie1335 День назад
ቅድሚ ምንጋርኪ ንኪልቲኦም ብዝተዛዋወር ምኪንያት ከም ዝፋትሑ ግበሪ ንኪልትኦም በደል ከም ዝስሞዖም ገርኪ ካኣ ኣፍትሕዮም
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf 3 дня назад
ሰላም ሓብተይ ብምቅጻል ነቦኺ ንገርዮ ግን ክትነግርዮ ከለኺ ቤተሰብ ምስኡ ክህልዉ ኣለዎም፡ በይኑ ዘይኮነ ካብቶም ቤተሰብኪ፡ ሓወቦኪ፡ ኣሞኪ,,,,, ዝኣመሰሉ ነጊርኪ እቲ ሓቂ ንገርዮ። ኣደኪ ከኣ በቲ ዝገበረቶ ጋሕ ትበል፡ ንስኪ ከኣ ካብቲ ዘጨንቐኪ ዘሎ ትገላገሊ፡ ከምኡ ድማ ወላ ንስኪ DNA ክትገብሪ ኣለኪ ኣቦኺ ክኸውን ይኽእል ከይከውን ይኽእል?
@NurhussienMalik
@NurhussienMalik 3 дня назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@abdellaali9498
@abdellaali9498 День назад
ŇĞŘĮЎỖ
@MiliMili-rg4yf
@MiliMili-rg4yf 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Далее
ደበስ ሓቀኛ ዛንታወዲ ዝብልዎ'ስ
9:38