Тёмный

ኣታሊሎም ኣብ ጎረቤት ሃገር ከይዶም ክሸጡ ዝጸንሑ ተታሒዞም - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ 

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Подписаться 81 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

ኣታሊሎም ኣብ ጎረቤት ሃገር ከይዶም ክሸጡ ዝጸንሑ ተታሒዞም - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Опубликовано:

 

26 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 45   
@FerwineHmekiel-pj7lx
@FerwineHmekiel-pj7lx Год назад
Thank you for good information God bless Eritrea 🇪🇷 people 🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪✝️☪️💯💯💯💯💯
@haregeweiniyebiyo2638
@haregeweiniyebiyo2638 Год назад
W/ c tumat dimxi 👍👍👍 ❤️🇪🇷❤️
@semhartsige7182
@semhartsige7182 Год назад
Police Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@Gl.f
@Gl.f Год назад
ኣብ ኤርትራ ከምዚ ዓይነት ዝፈጸመ ሰብ ኣኪብካ ክትርሽኖ ትራይ ኢዩ ዘለካ መምሃሪ ትገብሮም ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ ዘይንበረ ኩፉእ ተግባር ኡፍጸም ኣሎ
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Год назад
ካብ police ኤርትራ ገበን ጌርካ ምሕባእ ኣይከኣልን ዩ እዚ ዩ ከኣ ዘሕጉስና💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@abrahamawet7245
@abrahamawet7245 4 месяца назад
የቀንየልና ፖሊስ ኤርትራ ደቂዚ ኩቡር ህዝቢ
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@Horn_of_Afrika
@Horn_of_Afrika Год назад
ነታ ትሕቲ ዕድመ ዓሚጹ ዝቐተለ: ክቅተል ኣለዎ::
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 Год назад
👍👍👍👍❤🇪🇷🙏🏻
@gedeytsegay3927
@gedeytsegay3927 Год назад
መርሓባ ፖሊስ አርትራ🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhanetberih3060
@berhanetberih3060 Год назад
❤❤❤
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no Год назад
ነዞም ኻብ ስነ ምግባር ናይ ህዝቢ ኤረትራ ዝወጹ ሰባት ህዝቢ አኺብኻ አብ አደባባይ ኽርሸኑ ጥራይ ኢዩ ዘለዎም
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 Год назад
Welcome police Eritrea 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👍❤️👍🇪🇷💪
@AaBb-w3r6x
@AaBb-w3r6x Год назад
🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲😭😭😭😭😢
@mybestisyettocome.5753
@mybestisyettocome.5753 Год назад
ድሕሪ 10 ዓመት ተታሒዙ።፡ፖሊስ ሃገርና ክብሪ ይሃብኩም❤
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no Год назад
ንምንታይ ግን ናይ ብሽኽለታ ጥራይ ጽርግያ ዘይስራሕ
@haregeweiniyebiyo2638
@haregeweiniyebiyo2638 Год назад
Soon…….🥹🥹🥹
@solomonkidane2230
@solomonkidane2230 Год назад
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@Abrahaleyhulk
@Abrahaleyhulk Год назад
merhaba deki erey. anabisi bolici. eritira 💪💪💪💪💪🐫🐫🐫🐫🐪🐪🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🍀🍀🍀🍀🌿☘☘🌿🌴🌴🌴🌴🌴💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@SunShine-xx5mq
@SunShine-xx5mq Год назад
Great thank you police Eritrea 🇪🇷
@Woldu674
@Woldu674 Год назад
Hiizbe Eritra Hafash wede hafash zibehal zereba kisemie aidelyin eeyu::l
@eritrea6227
@eritrea6227 Год назад
Polis Eritrea hezbi Eritrea hade Lebi koynu eu zesrha tawet polis Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊💪
@jklmnk9596
@jklmnk9596 Год назад
Maekel adi tehanku kektel alwo neza menesey tegasisu keyaklo hewota wesdu garb..
@Mo-Mo-Na
@Mo-Mo-Na Год назад
Vedio kulu gize naytom derekebun ziterekebun kisine alewo Ezi Ab Alem Wuhud Eyu zirie
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 Год назад
Gebenena kem gebenu kqxaa alewo kab police 🚓 Eritrean hadmka malet zebet ❤❤❤
@Mo-Mo-Na
@Mo-Mo-Na Год назад
Hizbna kulu Gize deynatun Deygenzebun ayminen Eyu Bahli Tiray koynuwo deykone HilinAu Ayfeqdelun eyu.
@viteryosalh8306
@viteryosalh8306 Год назад
ድምጺ ሕማቅ ኣሎ ።
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Год назад
መደብኩም ኣዝዩ መሳጥን ዉጺኢታዉን እዩ እንተኮነ እቲ ዝዉሃብ ዜናን እቲ ኣብቲ ምስሊ ዝርኣን ግን ብሓደ ዝከይድ ኮይኑ ኣይስማዓንን.ቀዳማይ ነገር ኣክንዲ ነቲ ዜና ትሰምዕ በቲ ዝርኣ ስእልታት ቀልብካ ትስሓብ.ካልኣይ ናይ ሓደ ገበን ዝገበረ ሰብ ዜና እንዳተዘረበ ናይ ሓደ መምህር ወይ ኣማሓዳሪ ስእሊ ክርኣ😮😮😮ከመይ ይመስለኹም??
@nazrawitedros5028
@nazrawitedros5028 Год назад
አረ በጃኹም እቲ መእተዊኹምቪድዩ ቀይርዎ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጎማ ጌርካ ኮደድ ክክክክክ ምስ ጊዚኡ ዝኸይድ ኢንትሮ ዘይተዳልው ? ድሑራት ኢኹም ,ቀይርዎ በጃኹም ኣይተሕፍሩና
@TeweldeSamsom-wg7mt
@TeweldeSamsom-wg7mt Год назад
ሰላም ድምጺ ሓፋሽ , ንጋል 17 ዓመጽ ብዓመጽ ዝቐተለ ድሕሪ 10 ዓመት ኣብ ቀይዲ ኣትዩ,,, ብሊስ ድምጺ ሓፋሽ ከምዝታት ዓይነት ዜና እንተ ዘይተመሓላልፉ ምሓሸ። ምኽንያቱ እዋኑ ኣብ ናይ ፖለቲካ ጽምዶ ስለ ዘለና ጸላእትና ንኽብርታት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምርኻስን ንታሪኽና ኣብ ሙቁሻሽን ስለ ዝርከቡ ካብ ውሽጥና ብዝረኸብዎ ሓበሬታን ካብ ዜናታትና ብዝረኸብዎ ሓበሬታ መሰረት ጌሮም, ኤርትራውያን ቀተልቲ ኣሕዋቶም እንዳ በሉ propaganda ይሰርሕሉ ስለ ዘለው እዚ ናይ ፖሊስ መደብ ንግዚኡ ደው እንተዝብል ምሓሸ ዝብል ርኢቱ እዩ ዘለኒ ። እዚ ናይ ፖሊስ መደብ ንግዚኡ ብጋዜጣዊ ጽሑፍ ጥራይ ንኣብ ውሽጢ ዓድና ዘሎ ህዝብና ጥራይ ሓበሬታ እንተ ትህብዎ ምሓሸ ።
@abrehettesfu-berhe4580
@abrehettesfu-berhe4580 Год назад
, 😂q2aw
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Год назад
Some time very hard to me,but The guy didn't kill her,because he was scared about these problems,that's why he believed that as a killer,but the killer was his friend,and he lives now in holland,he has two children,and he not married yet,,his name is futsum, so you need to more investigation to find the killer,but if you refuse to release this guy from the jail,we release for the futurity,under God's guidance, The dictator isayas will go soon, This is the voice of God, Jesus christ is Lord
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Год назад
እንታዩ ዕላማካ ሓሓሊፍካ ስም ኣምላክ እንዳልዓልካ ሓልፊ ነጥሪ ክትጽሕፍ ትዉዕል .
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Год назад
@@rigatgirmay8848 ሰላም! ኣምላኽ እኮ 24-7 ምስ ሰባት ዩ ዝዛረብ:ከምኡ እውን ዝነብር:ኣምላኽ በል እንተ ኢሉኒ ድማ:ኣብ ቅድመይ ሓያል ዝባሃል ክህሉ ኣይኽእልን ዩ:: Everything is after jesus christ,
@GOGAR-w5g
@GOGAR-w5g Год назад
Bredyo Hasot. Zfno Nay Mdngarn Lagxn Hzbi Eretra Zdalo Emri Eiseyas Menawhi Ekum Tsemewo Zelekum Hadikums Lekabt
@Mewarsti123
@Mewarsti123 Год назад
ሓደ ሓማሴናይ ሲ ወዲ ኣውራጃይ እዩ ነጊሱ ዘሎ እሞ, ከምድላየይ ሰብ ክጸርፍን ክሃርምን እየ ኢሉስ, ክሓርደካ እየ ዶ ክሽንጥረካ እየ ኣንታ ዓጋመጉዛይ ኢሉ ፈንጠርጠር ኢሉለይ, ዓሻስ ዓሻ ድእ. እዞም ሓላያያት ሓማሴን, ስቕ ኢሎም ፈንጠርጠር ክብሉልኩም ከለዉ, ጉቡእ መቕጻዕቶም ክረኽቡ ኣለዎም, ሸለል ዘይምባሎም, ጽፍዒት ዘድልዮ ጽፍዒት, ብሕጊ ክትተሓሓዞ ዘለካ ብሕጊ, ጎዞሞ ዘድልዮ ጎዞሞ, ብረት ንዘድልዮ ብረት, እዚኦም ህዝቢ ደንደንቲ እዮም እንድሕሪ ፈርሕካዮም ክኣ ኣብዛ ርእስኻ እዮም ሸይሸይ ዝብሉ, እንስሳታት ደናቑር ገሳርጥ ክብረት ዘየፍትወሎም ህዝቢ 🤔
@eriiq8208
@eriiq8208 Год назад
እዚኣስ ኣብዚ ሕጂ እንታይ ኢልካ ጺሕፍካያ/ጽሒፍክያ ንባዕልኻ ስርዓት የድልየካ ኣሎ ።ሓነኛ እንተ ኮይንካ ነቲ ኢሉ ትብሎ ዘልኻ ብሕግን ስነምግባርን ቃላቱን ሰንሓስቡን ብኣጋባብ ናብ ሕጊ ብጭብጥ መርትዖ ኣቅርቦ ኣብዚ መጺእካ ዘየድሊ ምህውታት ትርጉም የብሉን ።
@kibromzeru671
@kibromzeru671 Год назад
ኣስኻ ንባዕልኻ ፈላላይ ኣውራጃ ኢኻ ህዝቢ ኤርትራ ብዚ ከማኻን ክምዚ ከማኻን ዝፋላለ ኣይኮነን። መን ምዃንካ ንምግማት ክኣ ቀሊልዩ ኪድ ስገር ናብታ ክልልካ ትግራይ ኢትዮጵያ።
@Eritrea4G-c7n
@Eritrea4G-c7n Год назад
Eway zeykem simka. Hiyab kea elomka beka zeyhabuna 😂😂😂😂😂
@Mewarsti123
@Mewarsti123 Год назад
@@Eritrea4G-c7n ሽመይ, ወላሓንቲ ዘታሓሕዝ የብሉን, ምስ ቲ ኣብ ልዕለይ ዝተፈጸመ ገበን ብደቂ ሓማሴን, ዝኾነ ኤርትራዊ ኽኣ ከምዚ ናተይ በደል ክወርዶ ይኽእል እዩ, ብዘየገድስ መን ሽሙ, ድሮ ኽኣ ይወጽእ ኣሎ, ገሊኦም ይጸፍዑና ነሮም ዝብሉ ኣለዉ, ገሊኤን ይዕምጹና ነሮም ኢለን, ናይ ደቂ ሓማሴን በደል ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ዝተፈጸመ ይወጽእ ኣሎ, ኣብ ሕጊ ኽኣ ጠልጠል ከነብሎም ኢና, ብደርግ ተገፊዐ እየ, ፈቖዶ ገጀረትን ወክድባን ካልእን ኢልካ, ሕጂ ኣብ ንጹሃት ኤርትራውያን ሕነካ ክትፈዲ ምድላይ ዓቢ ገበን እዩ, ኣብ ዝኸዱ ከይዶም ብገበን ከሕትቶም እዩ, ዓሻታት እዮም እሞ ሸለል ንበሎም ስኣን ልቦም እዮም ኢሉ ዝምሕሮም የለን 🤔
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Год назад
ተልመዴን ዲጂታል ወያነ ኣይክኣልካዮን.ካብዚ መደብን ውርጹጽ ኣሰራርሓ ፖሊስ ኤርትራ ድኣ ወይ ትምሃር ወይ ርእስካ የንጫራርወካ ሓዲኡ ኣሎ😂😂😂
Далее
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00
ITZY 예지한테 AI 메이크업하기💖 #shorts
00:23
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00