Тёмный
No video :(

ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር 

JOSIAS DENDEN TUBE
Подписаться 123 тыс.
Просмотров 231 тыс.
50% 1

ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com...
#Solomon#AlexanderFather#Eritrean

Опубликовано:

 

5 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,3 тыс.   
@JosiasDenden
@JosiasDenden 2 года назад
Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiasdenden/
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 Год назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ሰካብ ዝክአለካ ጊርካ
@temesgenamlakey2520
@temesgenamlakey2520 2 года назад
እዚ ኣቡኡ ድበሓል ደሎ DANA ከይገበረ ከም ወዱ ኣሚኑ ከምዚ ምግባሩ ናይ በሓቂ ክድነቅ ድግብኦ ሰብ እዩ 👍.
@dkg4657
@dkg4657 2 года назад
Bhaki !!!!
@devorajossi4909
@devorajossi4909 2 года назад
🤙🤙🤙
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 2 года назад
❤❤❤❤
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 года назад
Nay behaqi adniqeyo
@user-pd6xr7hj9l
@user-pd6xr7hj9l 2 года назад
ብሓቂ በዓል ሕልና
@ikbenblij9979
@ikbenblij9979 2 года назад
ዓለም ብ ዋሕዲ ከም ሰሎሙን ዝኣመሰሉ ሰባት ትሳቐ ኣላ ዓወት ይሃብካ ባባ ሰሌ
@user-ki8wf2lt1e
@user-ki8wf2lt1e 2 года назад
ናይ ብሓቂ ሕልና ዘለዎ ኣቦ እግዚኣብሄር ኣምላክ ቅንዕናካ ይራኣየልካኣ ፍረ ጻዕርካ የርኤካ ተባዕ ኣቦ
@asrom7507
@asrom7507 2 года назад
Ya bhaki
@alegeorge7168
@alegeorge7168 2 года назад
I am sorry he isn't telling truth too
@micalzeru9002
@micalzeru9002 2 года назад
@@alegeorge7168 ትፈልጦ ዲኻ ኾይንካ ሓወይ፧ እንታይ እዩ ሓስዩ፧
@user-ki8wf2lt1e
@user-ki8wf2lt1e 2 года назад
@@alegeorge7168 ናይመን ማለትካ ኢካ ናይቲ ወዱ
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 года назад
ግቡኡ እዩ ጌሩ ካልእ ይግብኦ መስኪናይ ኣሌክ
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 года назад
ኣነስ ነዚ ኣቦ ኢየ ዝብል ኣድኒቐዮ ናይ ብሓቂ ሕልና ዘለዎ ብኣምላኽ ርኸቦ ዕድመን ጥናን ይሃብካ 🙏ጆሲ ሓውና ጸቡቕ ኣቀራርባ 👍❤💕
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 года назад
ብምንታይ ኢኻ ኣድኒቕካዮ?
@HighlyFavored
@HighlyFavored 2 года назад
@@ambesajrsemere723 wedkayu zeybeleto knesu wedey ilu tekebilu aleymeley mbalu.
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
Bhaqi Zemena grmbit adeiu derbato abo aneyea eilu mqrabu bhqi
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 года назад
@@ambesajrsemere723 ብይኮውን ኢዩ ኢኮ ወደይ ኢሉ ተቀብልዎ ዘሎ ኢንታይ ኮኑ ዘይምስገን ድኣ ካብ ኣድኡ ዝተረከበ ቃል የሎን ክምስገን ዝግብኦ ኢበር ኣለክስ ግን ዘይፈልጦ ምስ ረከበ ተመስገን ከይብል ናብ ሲስዐ ኣድህብሉ
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 года назад
@@adiamabay6731 ንኣሌx ብማዕደ ክምለስ ዝኽእል እዩ ናይ ኣብኡ ግና ናይ ግድን ሕጋዊ ንምግባር እዩ DNN ዝብሃል ዘሎ እንበር ሓወብኡ ንወደይ ትመስል ኢሉ ኣቡ ድማ ነዲኡ ይመስል ጸጉረይ ናተይ ኢሉ ደሙስ ሪኢዎ እዩ እዚ ክብል ከለኹ ግና ሕልንኡ 100% እዩ ከምቲ ሰነፍ ኣደ ዘላ ሰነፍ ኣቦ'ውን ኣሎ ኣሌx ዕድል ጌሩ ናይ ሕልና ጉዳይ ከኣ ወስኸላ፡
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ኣቦ!! ኣጆኻ ሕጂ እዉን ሓግዞ እቲ ኣታዓባብያ በዲልዎ ክኸዉን ይኽእል እዪ፣ኣቦኻን ኣደኻን ከይትሕሱ ከይትሰርቕ እናምዓዱ ኢዪም ዘዕብዩኻ፣ብጉሩብ ምዕባይ ግን ናይ ባዕሉ ጸገም ኣለዎ።
@simdela4785
@simdela4785 2 года назад
ናይ ብሓቂ በዓል ሓቦ : ምልአተ ልቢ: በዓል ሕልና : ኣቦ ኢካሞ ብላዕሊ ተፈደዮ!! World Best Father ever ኢለኻ ክዓጽዋ💕💕💕
@user-pp8vc2eb2k
@user-pp8vc2eb2k 2 года назад
ሕጂ እውን ቆልዓ ተጋግዩ ኢልካ ከይትጋገ እቲ ዝሓሰብካዮ ናይ ዲኤንኤን ምግባር ከይተቃርጾ ሰልየ ምክንያያቱ ክም እቲ ዝበልካዮ ሕልናካ ንሓዋሩ ትቀስን እቲ ኣታዓባብያ እውን ከም ዝበደሎ ኣብግምት የእትዎ ናይ ስነምግባርን ኣክብሮትን ክጎድሎ ከም ዝክእን ኣብ ግምት የእትዎ እቲ ክትገብሮ ዝሓሰብካዮ ካብ ምፍጻም ድሕር ኣይትበል ሰለሙን
@genettekle8928
@genettekle8928 2 года назад
ቅኑዕን ሐቅን ዝኾነ አብሃህላን እዪ በተዓባብያ ዝተበደለ እዩ እሞ ሕድገታት ምግባር እዪ።
@DaywithHabu5258
@DaywithHabu5258 2 года назад
Yeh nay behaki
@selamzaid8539
@selamzaid8539 2 года назад
Ewe naybhaqi
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 2 года назад
Nay bhaki bsul zereba ateababya ztebedelo yaklo hrqan alo kulu gedifka eska DNA tray gberelu bejaka
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 2 года назад
Nay bhaki beal hlna eka
@andomteamesuelo6585
@andomteamesuelo6585 2 года назад
ክንደይ ዪሓምቅ ዝቆልዓ ኣቡኡ ረኺቡስ ተመስገን ዘይብል ዝሓለፎ ረሲዑስ ኣብከምዚ ወዲቁ
@redaegoitom4488
@redaegoitom4488 2 года назад
ናይ በሐቂ ቁኑእ አቦ እጀራ አለም ብላእ ሰሌ
@ebetesfahiwet9658
@ebetesfahiwet9658 2 года назад
ሰላም ጆሲ ሰላም ኣምላክ ምሳኻ ይኹን እዚ ትገብሮ ዘለኻ ጽቡቅ ብጣሚ ኣነ ክብለካ ዝኽእል ንክሊቲኦም ኣብ ቪዶ የእቲኻ ኣዛርቦም እንበር እዚ ጉዳይ ነዊሕ እዩ ዝመስል
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
@@ebetesfahiwet9658 ale,ntay zedli eti haqi u eti haqi eziu bdhri hji khsw yeblun Alex
@issaismerese1498
@issaismerese1498 2 года назад
ሰልየ ሓወይ ንዓካ እግዛብሄር ይግበረልካ ነቲ ቆልዓ ክኣ ናብ ልቦንኡ ይምለሶ።
@moses3400
@moses3400 2 года назад
ሙሉእ ሕልና ዘለዎ ኣቦ : ጽፉፍን ስሩዕን ኣዘራርባ ድማ ዝድነቅዩ!!👍 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!
@itamee5226
@itamee5226 2 года назад
ኣጆኻ ዘውጽኣኻዮ ይተኽኣልካ ፈጣሪ እምበር ኣብ እስራኤል ኮይንካ ከምዚ ክትገብር እሞ ኽኣ ብጥርጣረ ኸብድ እዩ ❤
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
Bhaqi amen amen amen
@selinayostina6565
@selinayostina6565 2 года назад
ኣጆካ ዛሓወይ ናየቦ ኢካ ጌርካ ብዝገበርካዮ ከይትጣዓስ ሕጅ ውን ተራኪብኩም ፍትሕዎ ናኣሌክስ ድማ ልቦና ያሃቦ❤❤❤❤
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 2 года назад
ናይ ብሓቂ ናይ ኣቦውነት ኣሪኢኻና👍
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ኣቦ ኢኻ እሞ ፈጣሪ ከም ቅንዕናኻ ይፍደኻ።እንተ ኣለክ ግን ኣብ ልብኻ ተመለስ! ምኽንታቱ ኣነ ኣብ ኤርትራ እንከሎኻ ብዝገበርካዮ ቃለ-ምሕትት ብዘይካ ኣቦናት ወይ'ውን መንነተይ ካብ ወለደይ ዝደልዮ የብለይን ትብል ነርካ! ሎሚ ኣቦ ረኺብካ ክተብቅዕ ስለምንታይ ሸንኮለል ትብል ኣሎኻ። ኣብ ልብኻ ተመለስ ከምዚ ዓይነት ኣቦ ብምርካብካ ድማ ንፈጣሪኻ ኢኻ ክተመስግን ዘሎካ
@kemmenkem2874
@kemmenkem2874 2 года назад
Ewe gn kurub ade wedu mukana slezeyterf he have respect her
@berheshmendi2031
@berheshmendi2031 2 года назад
Nbeynu sle zabeye nebse mthat keykewn
@olgaberhane3684
@olgaberhane3684 2 года назад
The world 🌎 best father 💐🙏
@alegeorge7168
@alegeorge7168 2 года назад
Nothing best about him, he is lying too here
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
Yes , you are rights
@smartcityfool
@smartcityfool 2 года назад
He is actually one of the worst fathers ever. Where was he till his son became 24 years old? Where was he when his son was 1-2-3-4-5-6 etc years old? Hiding?
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 года назад
@@smartcityfool the difference between you and the people who see the father as hero here is that you see from the baby/child perspective. they see from most Eritrean men who do almost nothing for their children.
@eritreatibarekx4013
@eritreatibarekx4013 2 года назад
​How could he find him when his mother abandoned him. Please do not judge people. All is his mother's fault. God bless this amazing' father.
@Kebari366
@Kebari366 2 года назад
መግለጺ ሲአነልካ ብዓል ሕልና ኣባ ኣምላክ ይሓግዝካ ተስፋ ኣይትቅረጽ ኣጂካ
@kidaneermieas1860
@kidaneermieas1860 2 года назад
ክንደይ ጥዑያት ሰባት ብዘይ ገበርዎ ዝውንጀሉ ከምዘለው ኢዩ ዘርድኣካ እዚ ግዜ ኣዝዩ ከቢድን ሓደገኛ ግዜ በጺሕና ኣምላኽ ጽሩይ ልቢ ይሃበና ።
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 2 года назад
እዋይ ኣታ ጆሲ ሃለውሎው ኣይትበል ነዞም ሰባት ብኸመይ ተራኽቦም ሕሰብ ምስ ሰበይቱ ከይተባእስዎ ኣብ ሓዳሩ ኣይትእተዉ
@yemaneghebremariam2826
@yemaneghebremariam2826 2 года назад
ሰለሙን ኩቡር ኤርትራዊ አቦ ናይ ባሐቂ ዕውት ናይ ሕልና ስራሕ ኢካ ሰሪሒካ ሕጂ እውን ምሳካ ስለ ዘይዓበየ እዚ ቆልዓ ናቱ ዘይሐላፍነታዊ ባህሪ ከርኢ ንቡር እዩ እሞ ብዝተካእለካ ናባካ አቅሪብካ መንገዲ የማን ክትመርሖ ጻዓር
@iloveyoumummy1899
@iloveyoumummy1899 2 года назад
👍👍👍you are an amazing father 👍👍👍don't get tired please keep look after him
@shshayhabte8732
@shshayhabte8732 2 года назад
በሓቂ ሩሁርሁን ቁኑዑን ኢኻሞ ኣምላክ ይባርኽካ
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
amen amen amen
@yonasweldetnsae1209
@yonasweldetnsae1209 2 года назад
please አዚ አዚ ኣይትበልዎ ንኣሌክ ምክንያቱ ካብ ማህጰን ኣዲኡ ውጰአ ምስ በለ ሕማቕ ወላዲት ረኪቡ ጵቡቕ ኣይረከበን ዋላ ሐደ ሐደ ቓላት ተተዋቕዑ ኩሉ ኣብ ግምት ነአትዎ የሕዋት ኣብ መጨረሽታ ግን ንኩሉ መላአ ሕብረተሰብ ብሩህ ክኾነሉ አታ አንኩ መረጋገጲ ዲ ኤን ኤ ያ።
@fintra26
@fintra26 2 года назад
Ewa abokha ey endabelo entay ka ll i abo zideli kihigos neriwo DNA kingebir enda belo
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 года назад
Solomon Huawei, u are absolutely brilliant person and father!!
@erishikorshikor4675
@erishikorshikor4675 2 года назад
The best father God bless u man
@genettekle8928
@genettekle8928 2 года назад
ብሐቂ ቅኑዕን ርህሩህ ኢኻ ሞ አምላኽ ይባርኻ።ሕጅዉን ልብኻ አይይቅሐር እቲ ኽትገብሮ ዝግብካ ከይተገበዝካ ክትገብሮ እምሕጸነካ እቲ ቆልዓ ድማ ኽጥዓስ ተስፋ ይገብር።
@yordanosabraham1829
@yordanosabraham1829 2 года назад
Wow ናይ ባሓቂ ኣቦ ማለት ዝተረፈ ዘመንካ ይባረኽ🙏
@user-sn5ek6nd1t
@user-sn5ek6nd1t 2 года назад
ሰሌ ኣምላክ ዕረፍቲ ኣብ ኩሉ ሂወትካ የሃብካ ንፉዕ ሰብ
@MohamedEri22
@MohamedEri22 2 года назад
Thank you Baba Selie Alexander Gin Himak Seb Eka Bihaki Alhamdulilah Aboy Rekibe Elka Ketemesghin Yigbaka Kab Zeykewin Tizareb 😢
@Fwavey
@Fwavey 2 года назад
Kemey aregagixka tferd nejemerya behansab terakibom yzarebu
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 года назад
Betami zegrem tezareb alka. Alex da entay geru? Wedi werhi tedrbu, abo ade zeyblu sedra zeyblu abu. Mes abey ka sedru balu rekibu. Bekemey himak teblo alka. Yemroka asrahayo.
@ferewoniasheber4804
@ferewoniasheber4804 2 года назад
The best Father 2022 may God bless you🏆🏅🎁🙏❤️🇪🇷
@yorsalmhibtay7187
@yorsalmhibtay7187 2 года назад
He is absolutly best father. God bless you. He did it everything that father done.
@daniamour4689
@daniamour4689 2 года назад
ኣድኒቀካ ናይ በሓቂ ኣባ ኢካ ግን ሕጀውን ቀጽሎ ንሱ ብመገራጃ ካልእ መደብ ይህልዋ መንእሰይ ሰለ ዝኮነ ብዙሕ ኣይ ትቀየመሉ፡ወድካ ስለ ዝኮነ፡ጀግና ኣባ ግን ኢለካ ኣለኩ፡
@almazandom7430
@almazandom7430 2 года назад
Cedar 3c3wsdsdswwsdsddwdssddd1dsdddsddds111ssddsdwdsddd1dwdsdwsddwwww1dd11swwdwsdwdwdsddwds1sdwdsddddwwsswdswwdsdswwwwwwwssdwdsd1wdsdwdsw1sd1ssdwwdssdddwd111dd1wsdwsdd11w11dd1wdwdssd1d11ds111wd1sd11d1ww111d1wd1d1wwdsdwdww1wd1www1sw1w111dds11ssww11wwd1wwdsww1w1ddwd1w111ww11dww11w1sw1d1d1w1s1dd11ddw1ww11ssssww1ss11wdsw11w1wds1w1dw1s1wsw1w1w1w1dwdw1sw1sw1dws11dd1w1sww1d11wsw11w1wd1w1wwsw11sw1wwswwdsw1w1wd1sw1dsww1dd1swdwwd1wsws1d1wsw1w1ww1w11w11wsww11111s111s1ss1ssws1s1w1s1wss1ws1w1s1wss1w1sw1swsssw1s1sw1s11ss11ssws1ssws1s1wssw11s11ss1w1ss11wss1ws1sw1s1s11ss1s1w1ss11wssws1sss11s1ss1sw1s1sss11sss11s11wssw1w11s1swssss11ssw1ss1sswss1sss11ssws1ssws1s1wssw11s11ss1w1ss11wss1ws1sw1s1s11ss1s1w1ss11wssws1sss11s1ss1sw1s1sss11sss11s11wssw1w11s1swssss11ssw1ss1sswss1sw1s1wwwsswssswsss1w1sss11wssw1ws11s1ws1sw1s1s11ss1s1w1ss11wssws1sss11s1ss1sw1s1sss11sss11s11wssw1w11s1swssss11ssw1ss1sswss1sw1s1wwwsswssswsss1w1sss11wssw1ws11s1ss111sss11s11ss1s1w1ss11wssws1sss11s1ss1sw1s1sss11sss11s11wssw1w11s1swssss11ssw1ss1sswss1sw1s1wwwsswssswsss1w1sss11wssw1ws11s1ss111sss11sw1w1s11s1ss11wssws1sss11s1ss1sw1s1sss11sss11s11wssw1w11s1swssss11ssw1ss1sswss1sw1s1wwwsswssswsss1w1sss11wssw1ws11s1ss111sss11sw1w1s11s1sw1w1wsssw11sswssswss1sws1sws11ss11s11wssw1w11s1swssss11ssw1ss1sswss1sw1s1wwwsswssswsss1w1sss11wssw1ws11s1ss111sss11sw1w1s11s1sw1w1wsssw11sswssswss1sws1sws11ssw1s1s11121s11s1swssss11ssw1ss1sswss1sw1s1wwwsswssswsss1w1sss11wssw1ws11s1ss111sss11sw1w1s11s1sw1w1wsssw11sswssswss1sws1sws11ssw1s1s11121sss1sw1swss11ss1ss1sswss1sw1s1wwwsswssswsss1w1sss11wssw1ws11s1ss111sss11sw1w1s11s1sw1w1wsssw11sswssswss1sws1sws11ssw1s1s11121sss1sw1swss11ss11s1ss11sw1s11ws111ss1wsd1sss11ss1swsw1ss1s11ws1w11s11ssw11111s1sws11s1s11s111swww1s11s1s1ws1w1s11s1ss112ss1ssw11s1wd1d1sdds11s1ws11sw1d1sw1sw11ss1sd1d1w1w1wd1d11s1ds11ssds11s1s1wws1www1ssswswdwdsdwdwwddddwswssddddwwdwswwd1dddwwd11d1dqsw1swd11w1s11wsddws1ss11w1ddddddq11ww1sdws1w
@welietesfie12
@welietesfie12 2 года назад
ሰልየ ብዓል ረዚን ሕልና። እግዛብሄር ኣምላክ ምስ ምሉእ ሕልናካ የንብርካ።
@rahwa7401
@rahwa7401 2 года назад
amen (3)
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
amen amen amen
@mebryegebreyesus
@mebryegebreyesus 2 года назад
ናይ ብሓቂ ርህሩህ ኣቦ ኢካሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@medhanegebrengus5517
@medhanegebrengus5517 2 года назад
ተባዓ ኣቦ ፈርሃት አዚጋብሄር ዘሎዎ ኣቦ
@azebgebri6695
@azebgebri6695 2 года назад
Ya nay behaky
@elianaandebrahan3408
@elianaandebrahan3408 2 года назад
ናይ በሃቂ መግለጺ የብለይን ኣድናቆተይ። እሞ ወድካ ይኩን ኣይኩን ከየተፈልጠ ኪንድዚ ወጻኢታት ብታዕሚ ንፉዕ ብ ኣምላክ ተካሓሶ ዚሓወይ።
@user-rm5ln3zb3d
@user-rm5ln3zb3d 2 года назад
ጆሲ ጽቡቕ ኣቀራርባ ፡ ዝያዳ ከመግኖ ዝደሊ ግን ን ሰለሙን ናይ ብሓቂ ለባምን ህዱእን ኣዘራርባ ናይ ወላዲ ኢኻ ጌርካ ኩሉ ነገራት ፡ ሓንቲ ግን ንኣሌክስ ኪትርድኣሉ ዘለካ ምስቲ ዝዓበዮ ብዘይ ወላዲ ብዙሕ ኣተሓሳስባ ኪጎድሎ ይኽእል ፡እንደገና ቆልዓ ስለዝኾነ ብዓርከ ምዘና ተጸልዩ ብዚሕ ጊጋትት ኪገብር ስለዝኾነ ፡ተጻዋርነትካ ኪቕጽልን ኣብ ሕቑፎኻ ከተእትዎን ይላበውካ ፡ ከምቲ ዝግአለጽካዮ መንእሰይ ብቐሊሉ ኢዩ ዝታለል ፡ እሞ ኣጆኻ መዓንጣኻ ሸጥ ኣቢልካ መክት
@hayathas1597
@hayathas1597 2 года назад
ሰብኣይ አኻ በሓቂ ኣጆኻ ፍረጻማኻ ኣምላኽ ይሃብካ ብሩኽ ኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 2 года назад
አንታ ሓወይ በጃኻ እባ ፊት ንፊት ኣራክቦም ኣብ ቅድሚ እዝቢ
@tdfwahesey7651
@tdfwahesey7651 2 года назад
ዘይተመእምርዎ ቀሊል ነገር እዩ ኣቦኡ እየ እናበለ ካላስ መርሙርዎ ናቱ ደም ወሲድኩም ናይ ወላዲ ደም ወሲድኩም ምርመራ ይግበረሉ🤲🤲🤲🤲🤲
@ghenet461
@ghenet461 2 года назад
He is jocking with the humble heart of his dad and Ertrean people ስለምታይ??? I take my own observation from this event. እንተ ሶሎሙን ካሕሳካ ብ ኣምላኽ ርከቦ ቡርኽ ኢኻ 👍👍👍
@michaelmengsteab
@michaelmengsteab 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣቦ ሕልና! እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@nabeyeuanfetey7675
@nabeyeuanfetey7675 2 года назад
ብሰማይ ዓስብኻ ይሃብካ ክቡር ኣቦይ።
@zimamfishaye8140
@zimamfishaye8140 2 года назад
ሕልና ዘለካ ኣቦ ኢኻ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ነዚ ቆልዓ ካኣ ምስትውዓሉ ይከፈት
@newyear1949
@newyear1949 2 года назад
ኑፉዕ ኣቦ ሕጅዉን ከይተሓለልካ ጸዓር ከይብደል D.N.A ግበሩ
@oneday2929
@oneday2929 2 года назад
ከማካ ኣቦ የብዝሓዮ እዝጋብሄር ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ዘውጻኣካዮ ይተካኣልካ
@asgedomteklay7260
@asgedomteklay7260 2 года назад
አዚ ቆላ ምልማን እዩ ለሚዱ አምበር ኣነ እየ ኣቦኻ አናበሎ ስለምንታይ ዘቅበሎ ኣታ ኣቦ ክኣ ኣጆኻ ከዝሎ 👍
@solomonbrhane7337
@solomonbrhane7337 2 года назад
Batmi eyou zagram amo ka. Kesbi hig zalo watatatu abu eyou shafnwo
@bruknatey4880
@bruknatey4880 2 года назад
Best father ever.
@nigistiberhane9150
@nigistiberhane9150 2 года назад
ብሩክ ኢካ እስካ ዘዉፃዓካዬ ይምልዓልካ አምላክ ንአሌክስ ከዓ ልቦና የሐቦ
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
amen amen amen
@mohammedseidmosman2858
@mohammedseidmosman2858 2 года назад
አለህ የጅዚክ ኬር ሐቢቢ ጽቡቅ ጌርከ ስሌ
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m 2 года назад
ልዕሊ ኣቦነት የለን ጥዕና ዘለዎ ኣቦ ዩ"
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 2 года назад
He is good father and he a good example for other people good job God bless you
@mihretberaki6709
@mihretberaki6709 2 года назад
Selie you are great Continue your treating and Supporting him. Appreciate your patience with him 🙏 ❤.
@oneday2929
@oneday2929 2 года назад
you are the best father
@user-kl2uy4rh1o
@user-kl2uy4rh1o 2 года назад
ብጣዕሚ ደኣ ዘብል እዩ ፍቃደኛታት እንተ ኮይኖም ግን ብሓደ ኣቅርብርልና ( ቀጺለ እዛ ወላዲት ትብሃል ዘላ ምናልባት ሓዳር ጌራ እሞ ከምዝወለደት ዘይፈለጠ ይከውን ሕጂ ዘሎ በዓል ቤታ ናታ ጸገም ከይፈለጥና ኣይንወስን ኣሕዋት እንተ ተጋጌ ከኣ ኣሩሙኒ ይቅረታ) ብዝኮነ እንቃዕ ኣቡነት ፈለጠ ተመስገን ኣምላክ ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኹኖ ወላዲቱ ከኣ ናብ ልባ ትመለስ
@user-os1yl8hc3i
@user-os1yl8hc3i 2 года назад
እዚ ኣቦ እየ ዝብል ዞሎ ሽግር እዩ ረኺቡ መጀመርታ በታ ኣደ ሕጂ'ኸኣ በዚ ወዱ እሞኸኣ ናይባሓቂ ለባም ሰብ ዓስብኻ ካብ ፈጣሪ ርኸቦ እምበር እስኻ እቲ ኣቦ ክገብሮ ዝግቦኦ ጌርካ ኢኻ:: እቲ ወዱ ግን ደጋጊሙ እንተርቪዮ ምግቦሩ ግን ገለ ተገዲዱ ንገንዘብ ተልእኾ ክህልዋ ይኸውን እዩ ኸም ናተይ ሪኢቶ !!!
@mihretberaki6709
@mihretberaki6709 2 года назад
Oh Selie All you done and your speach is wonderful. You 🇪🇷 are responsible person. So I can say continue your way of treating him. God bless you all 🙏.
@azebsium1880
@azebsium1880 2 года назад
ንፍዕ አቦ ብሐቂ
@berhanealmedom5901
@berhanealmedom5901 2 года назад
Thank you, you are a hero father, you are fantastic person
@mihrettesfaldet1556
@mihrettesfaldet1556 2 года назад
Josi btaemi des zbl eka tekrbmo egzabiher edmen tienan yhabka fetari ❤️❤️❤️👍🏼👍🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@leuldebesay4546
@leuldebesay4546 2 года назад
You are great father you do your best he needs to understand he is rough he have the rough mom the right father
@melakeyosief195
@melakeyosief195 2 года назад
ኣልኪስ ብጣዓሚ ካብ መጠን ንላኢሊ ተጋጊካ ህጅውን ይቅረታ ሕቶኦቶ ካብዝ ንላዕሊ ዋላ ሓንት ኪገብር ኣይክልን
@zem1988
@zem1988 2 года назад
ብጣዕሚ ፍሉይ ኣቦ ኢኻ ፣ክቡር ሓው ፣ዘውጻእካዮ ፈጣሪ ይተክኣልካ ፣ ብሓቂ ጅግና ኢኻ። መግለጺ እየ ሲኢነልካ ቃላት ጠፊኡኒ ፣እቲ ቆልዓ ግን ቀጣፊ እዩ።
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 2 года назад
My🎩 off to this amazing father that he’s still keeping his promise on his son.His son needs to be an honest and have a positive conversation with his father.
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 года назад
you think his son should be honest and confront his father. not a bad idea but, who teaches a child to be honest and sincere in life?
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 2 года назад
@@marthaberhane8563 That’s not what I mean sis,What I mean is that his son needs to build a good relationship with his father,What I can hear is that his father’s trying to do his best as a great father but his son has something to hide I think.I’m not saying his son is doing wrong but My idea is just to advise him that he should start to trust his father and after that everything will be fine for sure.I think It’s all about a lack of trust and not having a productive conversation.I myself grew up with my grandfather because I lost my parents during the war for independence in 1989..I have one uncle from my dads side and he never been in my life since day one and 5 years ago he was asking me to respect and treat him as great uncle and I started a bit conversation but it was very hard for me to accept it….after a while I spoke to myself and start to talk to him and now we’re doing well. I know how hard it is when you don’t have someone who can taking care of you during your childhood time. I feel his pain but I don’t want him to go to the other side which can make him separate from his father again,Once his father’s present with that great attitude then his son should be ready to build his confidence on his father.This is what I’m trying to say. I know my English isn’t that good but who cares 😂 😂
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 года назад
@@Brave-Is_Mine1 thanks for sharing your story. it's sad what happened to you too but you were at least 5 years only, alex was thrown out and no one went looking for him not the family, neighbors and authorities. he himself went to investigate his parents after he was old enough. actually I better not say anything no one understands this young man. Everyone looks at the situation from the father's perspective and now from Alex's trauma.
@yakiserbi8335
@yakiserbi8335 2 года назад
Ezi qolea tonkeleya Eyu Gelen bimay gelen sean may Tuey abo rekbus kndzi Angolo yfetir Ajuka tray nska xwexeka yeblkan hakeya abo Eka 👍💯
@hajerokubu8990
@hajerokubu8990 2 года назад
ብጣዕሚ ኣድንቀዮ ነዚ ኣቦኡ ኣምለኽ ክኣ ይሓግዝካ 🙏❤
@tsegazeabwoldu6413
@tsegazeabwoldu6413 2 года назад
ሰሎሞን( ኣቦ) ኣጆኻ ሽፖንሰር እንተ ደልዩ ንስለ እቲ ቅንዕናን ሓቅነትን ሰሎሞን ወይ ኣቦ ምስ ሰሎሞን ብምዝርራብ ኣነ ክተሓባበረካ ድሉው እየ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ እየ ዝነብር ሓንትስ ክሊተኩም ጥራሕ ተረዳድኡማለት ኣቦን ወድን። ኣሌክስ ድማ ናብ ልብኻ ተመለስ ።
@emanoelgebrestatus8023
@emanoelgebrestatus8023 2 года назад
Xebuki Hasab eyu .fetari qeninaka yerayalaka .....
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 2 года назад
ንፉዕ ዳርጋ ዝገበርካያ ሓወይ ናተይ
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 2 года назад
Tebae bhaki des zbl zereba
@lulrbahri
@lulrbahri 2 года назад
ኣምላኽ ይባርኻ ብጣዕሚ ጽቡቅ
@amalweldensiae4446
@amalweldensiae4446 2 года назад
ሓጋገዝ ይሕዋተይ ማዕረይ
@erimtchannel
@erimtchannel 2 года назад
Best father God bless u.
@fyoriftiwi6041
@fyoriftiwi6041 2 года назад
ፍቃሪ ሓላይ ኣቦ ኢካ እም ኣምላክ እድማን ይሃ ጥዕናን ይሃብካ
@menkemhabesha5549
@menkemhabesha5549 2 года назад
JOSSI ሓንቲ ዓባይ ጌጋ ጌርካ ኣለካ እሞ በጃካ ተመሊስካ ኣርማ ..... ከምዚ ሓውና በዓቢኡ ንወዱ ዘይኮነስ ንጋል ስዉእ ብጻዮ ዘይጠለመ ኣብነታዊ ዝኮነና ኣያና እዮ እሞ ነታ ጋል ስዉእ ዓርኩ ዝናብያ ዘሎ ትብል ኣርእስቲ ዓባይ ኣርእስቲ ዝኮነት ጡዑይ ጌካ ከይተዛረብካላ ብምሕላፍካ ኣነ ከም ተካታታላይካ መጠን ደስ ኣይበለትንን ። ስለዚ ንመጻኢ እንተ ዓዲምካዮ ንካልኣይ ግዜ በጃካ ሸለል ከይትብላ እዛ ኣርእስቲ እዚኣ
@sggsgsgsgshdhd4633
@sggsgsgsgshdhd4633 2 года назад
የስስስ ትክክል ::
@tsegayhailemariam1394
@tsegayhailemariam1394 2 года назад
Father of the year god bless you ❤️🥩
@rahwaderdar6304
@rahwaderdar6304 2 года назад
You are the best dad ever. Am proud of you brother.
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 года назад
Real? what are your reasons that you think he is the best father?
@rusomfesha637
@rusomfesha637 2 года назад
ኣምላኽ ይሓግዝካ ተስፋ ዘለካ ኣቦ ማለት ከምዚ አዩ 🙏🙏🙏👌👌👌
@eregreat2038
@eregreat2038 2 года назад
ብሐቂ ጽቡቅ ሰምዕና: አብኡ ምርካቡ ።መቦቆል ዓደይ ክፈልጥ ጥራሕ ይብል ስለ ዝነበረ ሽግሩ ተፈትሑ አሎ ።ነቶም ከምኡ ወለዲ ዘይብሎም አምላኽ ይሐግዞም።
@rahwa7401
@rahwa7401 2 года назад
amen (3)
@Abc-bi3yj
@Abc-bi3yj 2 года назад
እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ሙቁረይ ኩሉ ማዓረ ኣይኮነን እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለባመይ እዉይ ወላዲ ዝረክቦ
@user-hh1qy7xo7d
@user-hh1qy7xo7d 2 года назад
ጆሲ ንምንታይ ብሓንሳብ ዘይተምጾኦም መጀመርታ ሰኒበደ ሕጂ ግን ናይ ኣቡኡ ናፋለጠ ከሙኡ ምግባሩ ውን ዓቢ ጌጋ፡ ስለዚ ጆሲ በብክፋላት ኣይትግበሮ ነዚ ተዓዛቢ ብሓንሳብ ኣሚጻካ ሩፍታ ሃቦ። ዝተፋላለዩ ኣብ ምድላይ ትርከቡ ከኣ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
@selinayostina6565
@selinayostina6565 2 года назад
አወ ጽቡቅ ዘረባ አዩ ባሓንሳብ ወዳኣዮ ክፋላት ኣይትግበሮ ጆሲ
@user-bp5ut2zf3u
@user-bp5ut2zf3u 2 года назад
እወ እዚ ድራማ ኣይኮነን፡ክፋላት ኣየድልዮን እዩ እቲ youtop ደኣ ገደብ ግዜ ናይቲ ዘቕርብዎ መደብ ይህልዎም ከይከዉን እንበር እዚ ከምዚታት ንኣታዊኩም ዘይኮነ ብሓቂ ነቲ ነገር ፍትሒ ንምርካብ ተኮይኑ ብሓደ ኣቕርብካ፡መደምደምታ ኣብጽሓያ ፊልም፡ማጫሎ ኣይትግበራ ጆሲ ክክክክ
@erihagerey4626
@erihagerey4626 2 года назад
ናይ ብሓቂ ለባም አቦ ካብዚ ንላዓሊ ጻዓዳ ዘርባ የለን ናዓካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ : አቲ ወድኻ ግን ኺሒድካ ሎቅመጽ መጽ ለሚዱ አዩ
@saramogos9748
@saramogos9748 2 года назад
You are the best dad God bless you 🙏
@zeinakahsainaibhakitumderf7925
@zeinakahsainaibhakitumderf7925 2 года назад
Hawei amlak msaka ikun 🙏🇪🇷💪👍
@kamillclassic8714
@kamillclassic8714 2 года назад
ብጣዕሚ ጅግና ኣቦ ኣምላክ ዕድምን ጠዕናን ይሃብኩም 🤲❤️
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 2 года назад
These the first meaningful conversation on RU-vid. Thank you for sharing people real story 🙏 God bless you keep doing what you're doing!!!
@yordaethan652
@yordaethan652 2 года назад
You are amazing father. Salute you. Hut off my brother. Alex just do DNA and be honest to your father and whole the Eritrean people
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b 2 года назад
ኣለክስ ውን ከም ናይ ኣዴኻ ምትላል ጀሚርካ ክክክ ነቦኻ ስማዓ
@azizalibab4670
@azizalibab4670 2 года назад
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@egziabiherztemesgeneykun643
@egziabiherztemesgeneykun643 2 года назад
Teteratiru eyu aytfresyo meknyatu ezi xbuk ygebreou Alo aboka eye elu eti jade ka wedi hawey elu seli areyu nay adeka do tkewn elu. Ms deku alalyyo eyu mskinay ezi kola gan koynuyo Alo .eti ab america zela ka eta seli ane eye gn khgzeka eye Ms dekey kelalyeka eye ela tefiea bueu Gera .ezi kola mskinay tahawawisyo Alo aytfresyo
@selamnaod9736
@selamnaod9736 2 года назад
Naybhaki tebdile endables seb ybdel alo ygrem
@user-tz6ib7nq7c
@user-tz6ib7nq7c Месяц назад
😂😂😂😂😂😂
@welduhaile4090
@welduhaile4090 2 года назад
ሰላም ሰልየ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ እናተመነኩ ኩሉ ስራሕ ኣምላክ ሰሪሕካ ብኣምላክ ርከቦ እዚ ወድካ ንእሽተይ ዘይበሰለ ብብዝሕ ነገራት ተጎዲኡ ሰለ ዝዓበየ ኩሉ ኪእልካ ከም ቀደምካ ኩነሉ ኣብ ዘለካዮ ሰሰናዩ
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 2 года назад
ዘዝዘረኦዩ ዝዓጽድ ኩሉ ሓቂ ሓይሽ ጉሒፍኩሞ አኮ ኢኹም መጀርያ ፉሉጥ አንደዩ ናይጓል ነገር ጸገም ምስ ገጠማ ሸለል ኣዚዝካላ ዎይ ንሳ ዎሉዳ ንስድራኣ ደርብያ ምሃደመት ዎይውን ስድራኻ ምዕበዩልካ ኦርፋን ይዕብዩ ኣምሂሩ ኣብዘብጻሕ ኣብጺሕዎ ስለዚ ንዝቆሰለ ልቡ ቀስ ኢልኩም ጸግንዎ
@tesfa4608
@tesfa4608 2 года назад
Hi Josi my advice is, please let them talk each other off media. Then they can come to show the public as they have resolved their issues instead bringing the live in media. I don't support face to face before reconciliation, because it can have worse consequences. Please!!!!
@ak4ever818
@ak4ever818 2 года назад
I completly agree with you.
@habenweldegebriel2149
@habenweldegebriel2149 2 года назад
Agree
@sureyayusuf6482
@sureyayusuf6482 2 года назад
Yeah that's family issues.
@zenawilukas1247
@zenawilukas1247 2 года назад
Great!!!!!
@LYE4EVER
@LYE4EVER 2 года назад
Best comment 👌 👏 👍
@user-np1rr5nq4u
@user-np1rr5nq4u 2 года назад
ናይ ባሓቂ ቁኑዕ ወላዲ ኢኻ ፍረ ጻማኻ ይሃብካ ፈጣሪ 🙏
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 Год назад
ሓወይናተይ እዚቆልዓ ጣጣኣለዎ ግደፎ እንዶ ኣርማንጪኡ ይደቅደቅ ዝካኣለካ ጌርካ ኢኻ ዳሓር ኪርድኦ ኢዩ ሰሰናዩ❤❤❤
@tadesseabraham3853
@tadesseabraham3853 2 года назад
Nay bhaki abi seb eika Solomon god bless you brother
@samuelmehari5748
@samuelmehari5748 2 года назад
ዲኤን ኤ ከይገብረ ብእምነት ከምዚ ዝገብር ዓቢ ሰብ ክብረት ይሃቦ ፈጣሪ ኣጆኻ ዝሓወይ ካብ ኣምላኽ ክትረኽቦ ኢኻ።
@tasf.3580
@tasf.3580 2 года назад
Josi u r wonderful person God bless you. I hope RU-vidrs learn from you.
@user-pr2sz1fy2q
@user-pr2sz1fy2q 2 года назад
Really really nay bhaki nxuh brilliant & such kind of man, God bless you
@maekeleberhane9165
@maekeleberhane9165 2 года назад
ስነ ምግባር ዘለካ ተባዕ ሰብ ኢካ ቀጽሎ ኣጆካ
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 2 года назад
ወይ ሰለሙን ዝረከብካዮ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሰሊ ሐወይ
@memrir4660
@memrir4660 2 года назад
ድሓን ኣይትሓዘሉ እቲ ንበይኑ ዝዓበዮ መስተማሰሊ እዩ ዝገብሮም እቲ ኩነታት ናይስደትና ውን ዘረባ ከምዝተሓዋወሰካ እዩ ዝገብረካ ከም ኣቦ ንስኻ ሳዓቦ ልቢ ጎበዝ ኣብ ደረቱ እዩ ተደራቢ ሽግራት ኣተዓባብይኡ ውን ጸገ እዩ
@betybety8380
@betybety8380 2 года назад
Bdee aytzareb wey aytzarebi seb beteababyeu ayfrden eyu
@abebakidane9014
@abebakidane9014 2 года назад
ብሐቂ አዲንቀካ አምላክ ይባርካ
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 2 года назад
What we need to understand is that this child has been through a lot. His father is doing his best but remember the son cannot suddenly bond with him. The son clearly feels he is on his own, imagine knowing you were dumped by your own mother in a cemetery. The son is clearly trying his chances to go abroad and will use anything, but what we need to remember is that his mum and dad are strangers to him. He has been through a lot and wants to getter his life, I hope he does not repeat what his mum did to his is own child and wife. Well done to dad for doing his best, pls don’t give up on him. Understand he feels rejected and probably feels only he cares for him self.
@rehaboth203
@rehaboth203 2 года назад
Yes true.
@rehaboth203
@rehaboth203 2 года назад
So who is the guy Alex told us who showed him a woman’s picture?
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 2 года назад
@@rehaboth203 dna still needs to be done so that all is confirmed, but if the Father knows the woman in the pic who Alex says it’s his mum and the same woman in that pic told the father that she will throw the son in cemetery, then it’s likely to be her. Seen as we know so far that the woman in that pic did leave him in a cemetery. Did he not tell us in the first interview that a man claiming to be his uncle gave him the photo?
@mussiehabte3435
@mussiehabte3435 2 года назад
@@rehaboth203 he might be a fictitious guy.
@mussiehabte3435
@mussiehabte3435 2 года назад
Well said 👏
@rufta.
@rufta. 2 года назад
Hlna zelewo Eritrawi Abo. Amlak get Nget yerakbkum Knkesn, ajoka kolayo Shelell enka tray zgemerkayo teawet. Bwuledkum yeksnkum MS Sbeytka 🙏👍🇪🇷❤
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 2 года назад
ጆሲ ሃወይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ እዚ ወዲግን ኣምላክ ይቕረ ይበሎ
@twggeneraltradingllc577
@twggeneraltradingllc577 2 года назад
ተመስገን ኢንጌራ ዓለም ብላዕ
@habenhager8658
@habenhager8658 2 года назад
ጽቡቅ ዘረባ ናይ ዚ አቦ እየ ዝብል ዘሎ እቲ ቆልዓ ግን ክዓቢ ከሎ ስለዝተበደለ ናይ ሳይካትሪስት ሐገዝ የድልዮ እዩ አይትተሐዞን እዩ ሰባት የጋግይዋ ከይህልዉሐገዝዝ የድልዮ እዩ እዩ
@briktytesfay5898
@briktytesfay5898 2 года назад
Alexander is so lucky to find a person like Solomon.Solomon God bless you for all you doing as a father even though you still hadn’t have DNA done.wish you good luck 👍
Далее
ПРОСТИ МЕНЯ, АСХАБ ТАМАЕВ
32:44
Просмотров 1,6 млн
አወል እና ወንድሟ ታረቁ😱
12:47
Просмотров 17 тыс.