Тёмный

ኣንጻር እስራኤል ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፍታት 

SEMAY TV
Подписаться 53 тыс.
Просмотров 4,4 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 58   
@yordanosgebreyowhanes2576
@yordanosgebreyowhanes2576 5 месяцев назад
❤ጎይታ ይባርልካ ንዓኺ ዝተከፈ ብሌን ዓይነይ ከምዝተከፍ ጽሑፍ እዩ ጎይታ ንቃሉ ይተግሃለ እዩ ።ክንጽለ ኢና❤❤❤❤
@sabatsehaye4252
@sabatsehaye4252 4 месяца назад
Amen hallelujah THANKS LORD JESUS CHRIS 🙏🙏🙏
@kraftnuggets2223
@kraftnuggets2223 5 месяцев назад
Isaiah 41 (ትግ) - ኢሳይያስ 11: እንሆ፡ እቶም ኣባኻ ዚንድሩ ዂሎም ኪንውሩ ኪሐፍሩን እዮም፡ መጻርርትኻ ድማ ከም ዘይነበሩ ኪዀኑን ኪጠፍኡን እዮም።
@MichaelTesfagabr-jc5xy
@MichaelTesfagabr-jc5xy Месяц назад
ንስካ ብሩክ ኢካ ናይ ኣምላክ ሰብ፡ብዙሕ ይፈልጥን ይርዳአን ኣለኩ፡ ማራንኣታ
@sabatsehaye4252
@sabatsehaye4252 4 месяца назад
GOD BLESS YOU MORE MORE BLESSED FAMILY 🙏🙏🙏
@sabatsehaye4252
@sabatsehaye4252 4 месяца назад
EZGHYO MAHARENA KURUSTO 🙏🙏🙏
@kraftnuggets2223
@kraftnuggets2223 5 месяцев назад
Isaiah 54 (ትግ) - ኢሳይያስ 15: እንሆ፡ ካባይ ደኣ ኣይኰነን እምበር፡ ሐቢሮም ይተኣኻኸቡ ኣለው፡ ዝዀነ እንተ ዀነ እቶም ኪጻረሩኺ ዚሳማምዑ ዂሎም ኣብ ቅድሜኺ ኺወድቁ እዮም።
@nazugeria-hn7lv
@nazugeria-hn7lv 5 месяцев назад
ሰላም ኣምላኽ ይብዝሓልኩም ኣዳለውቲ ሰማይ ቲቪ ተባረኩ ናይ ጸሎት ጉጅለ እንተለዉ ከተታሓሕዙኒ እንተትኽእሉ ምጸለኩ ምደለኩ ደጊመ ካብ ቤት እግዚኣብሄር ተባረኩ።
@yordanosasmlash3443
@yordanosasmlash3443 5 месяцев назад
Yas llaral for good canttr❤❤❤❤❤
@amanuelokbu506
@amanuelokbu506 5 месяцев назад
God of israel never sleeps! 🎉❤🎉
@aziebwelderufael340
@aziebwelderufael340 5 месяцев назад
እንታይ ምበልኩ ከም ኣመንቲ ግዜ ምልላይ ጽቡቅ እዩ ጎይታ የሱስ ንኩሉ ህይወቱ በጃ ከም ዝሃበ ሰብ ክድሕን እምበር ክተፍእ ዘይፈቱ ምኻኑ ተረድእና ስለ ኩሉ ንጸሊ ብዝረኽብናዬ ዕድል ድማ ንመስኽር ከም ሐሳብ ስጋ ምሕሳብ ጌጋ እዩ ህይወት እየን ዝጠፍኣ ዘለዋ እዝ እንርኦ ዘለና ረብሐ የብሉን 👉ንኩሉ ካብ ዘልኣለማዊ ሞት ከምልጡ ንጸሊ እሱ እዩ ቦታና 🙏 ደጋፊ / ገፍዕ ሙካን ሰናይ እይኮነን ኣምላኽ ንኩሉ ብምሕረቱ ይህስበና!!!
@remziremzi5829
@remziremzi5829 5 месяцев назад
Jegna ❤abzihu mstiwal yihabi 🫡
@aziebwelderufael340
@aziebwelderufael340 5 месяцев назад
Amen Amen thank you God bless you 🙏
@remziremzi5829
@remziremzi5829 5 месяцев назад
@@aziebwelderufael340 Amen
@reconcilewithGod7159
@reconcilewithGod7159 5 месяцев назад
እቲ ትንቢት ዘይተፈጸመ ኣብ ፍጻመ ዝርከብ ኣብ መዝሙር እዪ ዘሎ። Psalms 83 ትግ - ዳዊት 2: እንሆ፣ ጸላእትኻ የውክዑ፣ ዚጸልኡኻውን ርእሶም የልዕሉ አለዉ እሞ፣ 3: ንህዝብኻ ተንኰል ይፍሕሱሎም፣ ነቶም እትጋርዶም ድማ ኣብ ልዕሊኦም ይማኸሩሎም ኣለዉ። 4: ህዝቢ ኸይኰኑ፣ ስም እስራኤል ደጊም ከይዝከርሲ፣ ንዑ ነጽንቶም፣ ይብሉ አለዉ። 5: ሐቢሮም፣ ተማኺሮም፣ ኪዳን ተኣታትዮምልካ እዮም እሞ፣Psalms 83 ትግ - ዳዊት 6: ድንኳናት ኤዶምን እስማኤላውያንን፣ ሞኣብን ኣጋራውያንን፣ 7: ጌባልን ዓሞንን ኣማሌቅን፣ ፍልስጥኤም ምስ ሰብ ጢሮስ፣ 8: ኣሶር ድማ ሐቢርዎም፣ ንውሉድ ሎጥ ቅልጽም ኰይኖምዎም እዮም። *ሴላ። ምስ ሰብ ጢሮስ ጆርዳን እዩ: ጢሮስ ዝብሎ ዘሎ ንኢራን እዩ። ዓሞን ሊባኖስ ዘርኢ ኤሳዉ
@kraftnuggets2223
@kraftnuggets2223 5 месяцев назад
Esther 4 (ትግ) - ኣስቴር 14: በዚ ጊዜ እዚ ስቕ እንተ በልክስ፡ ንኣይሁድ ሓገዝን ሓራን ካብ ካልእ ቦታ ኺመጽእ እዩ፡ ንስኽን ቤት ኣቦኽን ግና ክትጠፍኡ ኢኹም። ንስኺ ኸምዚ ንዝበለ እዋን ናብ መንግስቲ መጺእኪ እንተ ዀንኪኸ፡ መን ይፈልጥ፧
@YonasLoveUrEnemies
@YonasLoveUrEnemies 5 месяцев назад
ቴዲ ሓወይ፡እዚ ቀሊል ኢዩ፡ንእስራኤል ክሳብ በይና ትተርፍ ክገብርዋ ኢዮም፡ግና ናብ ክብራ ኢዮም ባዕሎም ዝደፍእዋ ዘለው።ኣነስ ክንጠቅ ኮይነ እምበር ዓወት ናይ እስራኤል ክርኢ .....። ዳዊት 66 - 3 .............ጸላእትኻ ሳላ ዕቤት ስልጣንካ ኣቃባጢሮም ይግዝኡኻ፣ በልዎ። ዳዊት 110 - 2 እግዚኣብሄር ካብ ጽዮን በትሪ ስልጣንካ ኺልእኽ እዩ፣ ኣብ ማእከል ጸላእትኻ ግዛእ።
@genetsenaitmengesteab4497
@genetsenaitmengesteab4497 5 месяцев назад
Blessd Israel ❤❤
@halublessed
@halublessed 5 месяцев назад
እስራኤል ክትዓኑ ምዃና የሱስ ተነብዩ ኣሎ። ብስም እግዚኣብሄር ዝመጽእ ብሩኽ እዩ ክሳዕ እትብሉ ቤትኩም ዓንያ ክትተርፍ እያ ኢሉ ተነቢላ ኣሎ። የሱስ ዘይትቅበል ሃገር ፡ሰብ ፡ ዓለም ውን ክትዓኑ ምዃኖም ግህዱ እዩ። ትንቢት ክፍጸም እዩ።
@BenjaminAbraham-rh1rp
@BenjaminAbraham-rh1rp 5 месяцев назад
God bless you brother
@rahwayohannes
@rahwayohannes 5 месяцев назад
Ane mis israel gob eye
@alazarmehari6626
@alazarmehari6626 5 месяцев назад
እስራኤል ንቅድሚት ዓወታ ድማ ናይ ግድን እዩ። ናይ ኺዳን ህዝቢ ዘርኡ ፈጽሙ ኣይጠፋእን እዩ ።ንዘለኣለም ድማ ኣይጠፋእን እዩ ።
@Algalove7
@Algalove7 5 месяцев назад
Goyta memelsu yebrka Teddy hawey burk 🙏❤️❤️❤️
@segank3747
@segank3747 5 месяцев назад
ሰማይ ቤትና ሽምካ ዓቢ ከም ሰብ ሕሰብ ህዝቢ እዩ ዝጠፍእ አሎ ሐቆም እዩም ሰብ ምካን ሰብ ኮይኖም ይሐስቡ አለዉ ሰማይ ካብ ትብል ግሃነብ ተትብል ምሐሸ ሰይጣን ሰብ ይጠፍእ አሎ የሕዝን 😂😂 ተስፋካ ትጸልምት ረሳሕ ንአምላክ ፍራሕ ህዝቢ ይጠፍእ እዩ ዘሎ
@alazarmehari6626
@alazarmehari6626 5 месяцев назад
ናይ እስራኤል ዓወት ብዓይንካ ክትርኦ ኢካ።
@ogubitweldehaimanot8720
@ogubitweldehaimanot8720 5 месяцев назад
Af kab mileat libi, ab libika zelo eka tidefie zeleka Amlak mihret ygberelka
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 5 месяцев назад
You asked him to have fear of God and you are swearing and cursing 🤬 him it is shows you are not Christian and never read your Bible. God bless brother Tidy he the most courageous man from Eritrean believes 🤝
@halublessed
@halublessed 5 месяцев назад
እቲ ሰላም ክመጽእ ኩናት ደው ክብል ጅሆ ተታሒዞም ዘለው ይፈትሑ ዝብል ቀሊል ጠለብ ክገብሩ ተጸጊሞም ኣብ ህዝቢ ተሓቢኦም ኩናት የካይዱ ኣለው፡ እዚ ድማ ብዕላማ እዮም ዝገብርዎ ዘለው። ከባቢ 3000 ሚሳይላት ሓማስ ፡ 300 ሚሳይላትን ድሮንን ሃገረ እስራኤል ምሉእ መጽነተ ነሩ። ኣምላኹም ግና ኣይሓደጎምን ፡ ተኻላኺልሎም። እስራኤል ድማ ከይትጸንት ክንዱን ዓጸፉን ሚሳይላት ትሰደሎም ኣላ ፡ እቲ ውጹዕ ህዝቢ ፍሊስጤም ግን በጃ ሓማስን ህስብላሕን ሁትን ኢራንን ኰይኑ ተሪፉ so sad history. ሰላም ከውርደልና ምጽላይ ይሓይሽ፡ እቲ ምድራዊ ሓቂ ግን እዚ እዩ። እስራኤል ክትነብር ወይ ክትጠፍእ ኣሎዋ ። ገሊኦም ክትነብር ኣሎዋ ይብሉ ገሊኦም ክትጠፍእ ኣሎዋ ይብሉ። ምስ መን ኩን ትዀውን? መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል በዚ ጉዳይ ? ሓሳብካ ግለጽ እንበር ኣይትጻረፍ፡ ጸርፊ ናይ ድሑራት ምዃኑ ኣይትዘንግዕ።
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 5 месяцев назад
ሓማስ መን እዮም ፧ ካብ ፍልስጥኢውም ከ የውለሱዶ፧ ሓማስ ፍጹም ድሊስ ጥኤማውያን ኣህኰኑን ፡ ካብቶም ካብ ዝተፈላለዩ ግዝኣት ንጉስ ናብከደናጸር ጋቱ እቶም ድካታት ናብ እስራኤል ዘምጽኦም ዝውተዳቐሉ ድሕሪ ውድቅውትናብከሰናዘአ ውን ብፍላይ ኣብ የአሳሌምን ከባብኣን ኘብሩ ዝነበአኡ እስራኤላውያን ብመሪሕነት ንውህምያን ካህን እራን መካበብያ ዩርሳሌም ከያራሕ ዝጻረሩ ዝነበሩ ብጦብያን ሰንበላጥን ዝምርሑ እዮም፡ ድሓርውን ደአሳውያን ሕጂ ኢራን ከይኖም ። ምሉእ ብምሉእ ከኣ ብኢራን ይድገፉ። ናይ ፍልስጥኤም ባንዴራ ኣይሕዝዋን እዮም እራኤል ክትሃርሞም ከላ ጥራይ እዮም ከምዚ ናይ ሕጂ ዘልዕልዋ እምበር ናይ ስዕድያ እዮም ዝጥቀሙ። 34:55
@remziremzi5829
@remziremzi5829 5 месяцев назад
🙄😁
@aronhabtay9501
@aronhabtay9501 5 месяцев назад
Intichris are in Toronto they are both Spanish.They will reveal from Toronto you will see
@aronhabtay9501
@aronhabtay9501 5 месяцев назад
Intichris will reveal from Toronto.The Beast that came out of see is woman her name is Judith Mendoza.The Beast that came out of ground is man he is her husband both Spanish in Toronto
@tutulgugul2659
@tutulgugul2659 5 месяцев назад
ኩር ሓው ንአሸበርቲ ሓይልታት ተኻላኸልቲ ነብሶም ነቶም ተሸበርቲ ካአ አሸበርቲ ጌርካ ምኽራብ ከይተገደፍ ፍትሓዊ ዝኾነ ዘረባን ተግባርን ምዝራብ ከይተጀመረ እዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም ከምዛ ንሪአ ዘለና ናብ ሲኦል እያ ክትቅያር፣እስራኤል ንልዕሊ 60 ዓመት ነቶም የሕዋትና ደቂ ሓወቦና ኢሎም ዝተቐበልዎም ተመሊሶም ካብ ገዛእ ገዞኦምን መርየቶምን ብግፍዒ ክቕትልዎምን ግሰጉዎምን ክትርእይ እንኮለኻ እንተኺኢልካ ዓገብ ክትብል እንተዘይ ኪኢልካ ካአ ስቕ ውን ጹቡቕ እኳ እዩ፣ አብ ቃዛ እስራኤል ትገብሮ ዘላ ናይ ቆልዓ ሰበይቲ ጨፍጫፍ መላእ ዓለም ተቓዊምዎ እዩ ብጀካ ሓደ ሓደ ከምዚ ከማኻ ዘይ ፍትሓውያን ዓመጸኛታት ጸበብቲ ርእሲ ንኹሉ ብመልክዕ ሃይማኖት ጥራሕ ብሕሳብ ነስላምሲ ጹቡቕ ይግበርዎም ዝብሉ እንተዘይኮይኖም፣ እቶም ካብ ሃይማኖት ነጻ ኮይኖም ብዓይኒ ሰብአውነት ዝሓስቡ እዚ አብ ቃዛ እስራኤል እተካይዶ ዘላ አረሜናዊ ጨፍጫፍ ኮኒኖሞ እዬም፣ ልዕሊ 34 ሺሕ ቆልዓ ሰበይት ምቕታል ፍትሓዊ ዘይኮነስ አረሜናዊ እዩ ዘብል፣ አይሁዳውያን ነቲ ጎይታና አምላኽና ትብሎ ዘለኻ ነቢይ ኢየሱስ ውን አይገደፍን፣ ንኹሎም ነብያት ዘሳቐዩ ሙኻኖም ርዱእ እዩ፣ ንአምላኽካ ሰቒሎም ዝቐተሉ ብኸመይ ፍትሓውያን ሙኻኖም ትድግፍም አለኻ ርዱእ እዩ ነስላም ጥራሕ ይቕተሉን የጥፍኡን እምበር ሽግር የብልናን ዝዓይነቱ እዩ ሓሳባትኩም፣ ግን ማንም ይኹን ማንም ንፍትሕን ርትዕን ክሳብ ዘይተዛረበ እዚ አብ ልዕሊ ንጹሃት ፊሊስጤማውያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ አብ ገገዛ ነፍሲ ወከፍ ክአቱ ሙኻኑ ርዱእ እዩ ብቐጥታ ይኹን ብተዛዋዋሪ ብጥምየት ይኹን ብስደት ክሃልቕ እዩ።
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 5 месяцев назад
ዓወት እስራኤላውያን ዓወት ክትርስትያውያን እዩ። ኣስላማይ ንኹሉ ህዝቢ ዓለም ከጽንት እዩ ሕልሙ
@remziremzi5829
@remziremzi5829 5 месяцев назад
😁
@TahaSulaiman-zz5qg
@TahaSulaiman-zz5qg 5 месяцев назад
Qomal chenawiy
@remziremzi5829
@remziremzi5829 5 месяцев назад
😁🫲
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 5 месяцев назад
@@remziremzi5829 ፈጣሪ ዝፈጠራ ክሳድ ሂወት ሕረድ ሕረድ ዝብል ኣስላም ዓረብ ክስዓሩ እዮም ምሓመድ ህጻን ትሽዓተ ዓመት ዝረውእ ደንቆሮ ድሕሪ ሞት ምጥሪ ዝምነ 70 ደናግል ክክክ
@remziremzi5829
@remziremzi5829 5 месяцев назад
@@ደቀባትትግርኛ 😁🫲
@k.a3902
@k.a3902 5 месяцев назад
Mierabawian baelom eyom tifatom ziewwju zelewu. Islam always problem eyu beabiu eti imnet natom komu eyu nai mitslae bahri zelewo seru zaihadeg ab ziatewo atyu mierabawian kea moekobi Islam eyen koynen zelewa.
@gebrehiwotlegese244
@gebrehiwotlegese244 5 месяцев назад
God love for you ❤️
@rahwayohannes
@rahwayohannes 5 месяцев назад
Viva israel😊
@tedutetu2431
@tedutetu2431 5 месяцев назад
Bless you Brother
@nahikal1150
@nahikal1150 5 месяцев назад
God bless Israel
@ghirmaygebrelibanos8429
@ghirmaygebrelibanos8429 5 месяцев назад
U are blessed bro
@bereketlove1497
@bereketlove1497 5 месяцев назад
Suk bel hammas jemirwo tbil kdmi Mjmarom kemeu zegberom tezarebelu meretom tegebitu 360 teatsyom bzuh mbelku haknet teleka abeom zwerede gfei tezarebelu
@ariamemun9576
@ariamemun9576 5 месяцев назад
ሰላም ቴዲ 😍🙏
@Frewayne-vx6ee
@Frewayne-vx6ee 5 месяцев назад
God bless you brother
@AmanuelUltra
@AmanuelUltra 5 месяцев назад
EYESUS GOYTA IYOU TBAREK WO HIZBI AMLAK TEHAGOSU NIGUSKUM BIKIBRI YIMESI ALO HALELUYA
@natnaelmebrahtu360
@natnaelmebrahtu360 5 месяцев назад
God bless you 🙏
@Makda-f9f
@Makda-f9f 5 месяцев назад
የሱስ ጎይታ ኢዩ እስራኤል ዘርኢ ኣብረሃም ኢዩም ስለዚ ንኣ ዝተንከፈ ኩሉ ባዕሉ ክጠፍእ ኢዩ ::
@remziremzi5829
@remziremzi5829 5 месяцев назад
Nay FETARI selam niakan beatsebkan Teadros ❤haqin ezi zemenin entayimo ⁉️✋️💙🤚FETARI 🕊mililayiom zekill menfesun emnetun yetisegwena🙏kemfiqadu nbereket kun🫡👍
@aronhabtay9501
@aronhabtay9501 5 месяцев назад
Lord Jesus keep save your people from soldiers of evil
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 5 месяцев назад
🇮🇱❤️🇪🇷✝️🕎
@SentGood-o6d
@SentGood-o6d 5 месяцев назад
Tebarek ❤
@Dawit7786
@Dawit7786 5 месяцев назад
Welcome God bless you ❤
@samsontekle3881
@samsontekle3881 5 месяцев назад
God bless you Tedi❤️
Далее
titan tvman's plan (skibidi toilet 77)
01:00
Просмотров 3,6 млн
LIVE: UN agencies speak on global humanitarian crisis
1:36:03