Тёмный

ኣዘዝቲTDF ወሲኖም| ኣስመራ ናይ ሰላም ተኹሲ| ጉባኤ ሓዱሽ ምዕባለ 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 64 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 119   
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 2 месяца назад
ገንዘቡ ክምለስሉ ይግባእ.ወራር እዪ❤
@lulaa1242
@lulaa1242 2 месяца назад
ጉባኤ ምክያድ ምስ ናይ ህዝቢ ሀገዝ እንታይ የራኽቦ ህወሀት ክትዕንብብ እያ ክዳዓት ይወድቁ
@GmedhnMeressa-co3gr
@GmedhnMeressa-co3gr 2 месяца назад
ዓረና ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን ኣይውክልን ምኽንያቱ ሰም ጆንሳደራት አብ እዋን ወራር ምስ ወረርቲ ተሓወሱ ስልጣን ክሕዝ እዮ መፅኡ ሰለዚ በዜ ምኽንያት እዚ እዮ ንህዝቢ ዜይውክል እንብል ዝለና
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l 2 месяца назад
ይንጋገ ሕገደንቢ ህወሓት ናብድርድር ክአቱ አይግባእን ጌታቸው ረዳ ረዳኢ ሓለፎም ፀረ መትከልህወሓት ይኸዱ አለው እንተዝሓስቡሉ ተኽለብርሃን አርአያ ይፅናሕ አይፅናሕ ኢሉ ውሳነ ውሃቢ አይኮነን
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 месяца назад
ተሳታፊ ሙሉእ ብምሉእ ብምሉእ ጉባኤ ክግበር አለዎ ኢሎም ወሲኖ እየዮም ኣይትሓስው።
@ShishayAkli
@ShishayAkli 2 месяца назад
ናይ ጌታቸውን ረዳኢ ሓለፎምን ከባብያውነት ውፅኢት ተጋሂዱ ኣሎ።
@hailetesfu2092
@hailetesfu2092 2 месяца назад
ሽግር ኣርትራ ብግቡእ ኣጽኒዕኩም ሰባት ኣሻቒልካ ተዓዘብቲ ኪትረኽቡ አርትራ ኢልኩም ጠቒስኩም ሓንቲ ከይበልኩም ዘናኹም ኪትውዱኡ ዘገርም ኢዩ።
@tramtram7230
@tramtram7230 2 месяца назад
I don’t think our politicians are going to learn anything from their mistakes. How in the right mind these people are going to this person money? They are preaching democracy but practically doing different things. Shame on them. In the meantime I would like to appreciate your news for exposing those backward minded individuals.
@semeregebre2835
@semeregebre2835 2 месяца назад
ዕሱብ ብልፅግና ክብሮም በርሀ ናብ ኣውሮፓ ስለዝኸደ ዋላ ሓንቲ ረብሓ ንትግራይ ዘምፀኦ ፍረ የለን።
@selfreliance8999
@selfreliance8999 2 месяца назад
ዓስታኻት ዓጋመ ንቢኒ ጅግና ወዲ ሳዋ ዓጋመ ብሐይሊ ክትገብርዎ ደሊኹም ቆማላት 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 месяца назад
@@selfreliance8999 ኣታ ፍጥረት ሃመማ ኣብ እግሪ ዕረ ተወሉዱ ዘዓበየ ዘርኢ መርገም መዋእልካ ካብ ኣቦ ሓጎታትካ ኽሳብ ባዕልኻ ሸውዓተ ወለዶ ናብ መላእ ዓለም ተሰዲድካ ፋሕ ኢልካ መንነትካን ፆታኻን ለዊጥካ ኣብ ዓዲ ጓና ናይ ፀዓዱ መዓኮርን ሓር ኦሙን እናሓፀብካ ባርያን ግልያን ኮይንካ ትነብር ወዲ እግሪ ዕረ ቆንዳፍ ሻዕብያ እወ ንሕና ዳኣ መንነትናን ክብርታትናን ዓቂብና ፀላእትና ደምሲስና ብናፅነት ኣብ ዓድና እንነብር ፅፁያት ዓጋመ ኢና ቢንያም ግርማይ ድማ 100% ፅፁይ ትግራዋይ እዩ ካበይ እነኻ ዘምፃእኻዮ ኤርትራዊ ዳኣ? ጎሓፍ በዓል ረሳሕ ታሪኽ ሰብ ትመስል ኣራዊት ወዲ ኣራዊት ።
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 месяца назад
ካብኡ ንላዕሊ እንዶ ግዳ ብዓቢኡ እቲ ዕቡድ ከልቢ ተንቤናይ ወዲ መድህን በራድ አሎ
@selfreliance8999
@selfreliance8999 2 месяца назад
@@Z-oneandonly ይሃሉ...ንሱ ደኣ ስሚ ዓጋመ እንድዩ....ዋላ ተምቤናይ ይኹን ንዓጋመ ዝጋብ ዘጥፈኤልና 😂
@teklaygebremeskel8233
@teklaygebremeskel8233 2 месяца назад
ሓበሬታኩም ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ
@BerihuTeklemichael
@BerihuTeklemichael 2 месяца назад
ናይ ሽረመጋዘንን መሰልን ቀፅልሉ
@berhanebeyene544
@berhanebeyene544 2 месяца назад
እተሕሊፍዉ ዜና ፁፁይሐበረታ ሰለተቅርቡ መደብኩም ፁቡቅእዩ ቀፂሉሉ
@TTG-t3k
@TTG-t3k 2 месяца назад
ወይ ጉድ እንታይ ጉድ እዩ ንሰምዖ ዘለና እዚ ሕዚ ዘሎ አመራርሐ ክወርድ እዩ ዘለዎም ።
@user-os9yx8ul7y
@user-os9yx8ul7y 2 месяца назад
🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🙏🏼🤲
@user-os9yx8ul7y
@user-os9yx8ul7y 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-os9yx8ul7y
@user-os9yx8ul7y 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@NomarBegala
@NomarBegala 2 месяца назад
ኢዚ ኢፍታሓዊ እዩ ብሳንቲም ኣሽሓት ምቅፃዕ ምክንያት ምእላሽ ይበሃል
@HaftomFkadu-kf3wp
@HaftomFkadu-kf3wp 2 месяца назад
ብመምርሒ ልክዕ ክኸውን ይኽአል አዩ ተደሚሩ እንትርአ ግን ፣ኢ ፍትሓውን ከም ባህሊ ተጋሩ እውን ንመራል ሰብኣውነት ዘይውክል መስርሕ እዩ ናይዚ ወገን ገንዘቡ እንተዝምለሰሉ
@alguyonas3312
@alguyonas3312 2 месяца назад
@JonNati
@JonNati 2 месяца назад
ብምርምረሒ ትኽክል ክኸዉን ይኽእል ግን ኣእምሮኡ ዝቐንጨረ ሰብ ተዘይኮይኑ ኩሉ ነገር ኣማሊኡ 6ሳንቲም ስለ ዘጉደለ ገንዘቡቡ ክውረስ ኢሞራላዊ ኢዩ እዚ ትግራይ እንዳ ሽፋቱን መታለልትን ኮይና ከምዘላ የረድአካ
@HaftomFkadu-kf3wp
@HaftomFkadu-kf3wp 2 месяца назад
ኣብ ትግራይ ዝርአ ዘሎ ዘይምዕሩይ ፖለቲካወ ቅልውላው ሰራዊት ትግራይ ብብስለት ክኣልዮ ይግባእ ፣እቲ ክቕድም ዝግብኦ ጉባኤ ድዩ ዋላስ ፀገም ምፍታሕ ህዝቢ ገና ዘይተረድኦ ፖለቲካዊ ውድብ ይዓብድ ከይህሉ ስለዚ ሰኺንካ ምርኣይ የድሊ
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 2 месяца назад
ሕጊ ሕጊ እዩ ብዛዕባ ጭረታ ማላ ሓንቲ ሳንቲም እንተጎዲላ ጎዶሎ እያ ሕጊ ይከበር :: ቡዙሓት መደናገርቲ ተጨራቶ ከምዘለዉ ኣይኒረስዕ ሕጊ ይከበር👍🏾🇻🇳👍🏾🇻🇳👍🏾🇻🇳👍🏾🇻🇳👍🏾🇻🇳
@HaftomFkadu-kf3wp
@HaftomFkadu-kf3wp 2 месяца назад
ቢንያም ግርማይ ሓበን መላእ ፀሊም ኣፍሪካ ፣መርኣያ ኩሉ ይክኣል እዩ ካብዚ ብዙሕ ትምህርቲ ምውሳድ ይከኣል
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l 2 месяца назад
ከይትጋገዩ ናሽረ እዳስላሰ ስርቂ ከምዘሎ ናይነዳዲ ከምዘሎ ይፈልጡ እዮም እቲ ዝስረቅ ድማ ካብ እንዳ ወይዘሮለተብርሃን እዩ ብተመን እውን አይሽየጥን ማሓቡር መንግስቲ ሽረ እዳስላሰ ጥራሕ ዘይኮነስ ብዞባ ደረጃ እናተፈለጠ ንጎኒ ዝተገደፈ እዩ
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 2 месяца назад
ዓፆ ዓፆ ንማዕፆ ።
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 2 месяца назад
አጀኹም በርቱዑ❤❤❤❤❤❤❤
@GideyAbraha-i8j
@GideyAbraha-i8j 2 месяца назад
ናይ ዕለት 29 ዜና ይደገመልና
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 2 месяца назад
መንእሰይ ትግራይ ተወሓት አወጊድካ ህዝብኻ ምራሕ።
@AmbachewGebretnsaeteklu
@AmbachewGebretnsaeteklu 2 месяца назад
እታ ናይ ጨረታ ጉዳይ ጌጋ እዩ ተሰሪሑ ክምለሰሉ ይግባእ
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 2 месяца назад
Gega b 66 sentiment mwras gega hgi eyu
@WeldeMeresawubet
@WeldeMeresawubet 2 месяца назад
ናይቲ መንግስቲ መምርሒ እዩ ትኽክለኛ
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 2 месяца назад
አየ ትግራይ ብሰንኪ ከብዳማት ዝወለድክዮም ዑሰባት እናተለሉኪ ቁልቁል መንገዲ ጀሚሮም አለዉ ዝገርም ተቀባቢእካ ዝመፅእ ለዉጢ ግዜ ይፍለዮ ብቁሸት ዝሕሰበሉ ካም ግመል ዝጉተቱ ላበይ ካምዝአቱ ከይፈለጠ ተባሂሉ መሲሉኒ ኢሉ ምዝራብ ልሙድ ኮይኑ ካብዝረአ ዝተለመደ ይኮን አሎ ሐላዊ ዘይብለን ወይድማ ዝላይ ዝፈቱ ጎሳ ዘለወን እንስሳ አደዳ በላዒ እየን ዝኮና አሰተዉዕል ሕዝቢ ፖለቲካ ራብሐ ሕዝቢ ና ሃገርን ዘረጋግፅ አሚንካ ትቃለሰሉ መትከል መሰርሕ እ ዩ ሰለዚ ብጥብርብር ዝሕነፅ ፖለቲካ የለን ,,,,,,
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 2 месяца назад
ቅድሚ ጉባኤ ህዝቢ ይዓቢ ማለት እንታይ ማለት እዩ? ዝሓመቀ ዝውገደሉ ብጉባኤ እዩ፣ገባኤ አይካየድ ማለት ዝሓመቑ አብ ዘለውዎ ይፅንሑ ማለት እዩ።እንድሕር ክልተ ጉጅለ አለዋ ተባሂሉ፣ብህፁፅ እዩ ጉባኤ ክግበር ዘለዎ። ክልቲኦም ደምበ ፈልዮም እንዳተጨቃጨቁ ህወሓት ክፈርስ ዝደሊ ሓይሊ ከም ዘሎ ካብና ቲቦር ናጊ ናይ ትዊተረ መልእኽቱ ምግንዛብ ይከአል እዩ።እዞም ፀላእቲ ትግራይ ዝኾኑ ሚድያታት ዝስርሕዎ ዘለው ምርዳእ የድሊ።
@Msgnagebrelibanos
@Msgnagebrelibanos 2 месяца назад
እቲ መቅፃዕቲ ሕጋዊ ዋላ እኳ እንተኮነ ግን ነቐዝ ከየጥፈእካ እክሊ ምእራይ ይበሃል።
@አላህወኪል-ፈ4ጰ
@አላህወኪል-ፈ4ጰ 2 месяца назад
ከሻዒ ሐይዝ ናይተቀዉሟ አምበር ናይ ዲጋፊ ዝቀርብ የለን ታይ ተደልዩ እዩ
@Fitsum-el6kq
@Fitsum-el6kq 2 месяца назад
ኩሉሻእ ትግራይ ጥራህ እያ ንህዝባ ተሳቂ ብንእሽተይ ጉዳይ ህዝቢ አተሳቅዩ ህጊ እናበልኩም ህዝቢ አተሳቅዩ !!!!
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml 2 месяца назад
ፕሮስስዘረባኣይተብዝሑ።
@AlemsegedTena
@AlemsegedTena 2 месяца назад
ብኣንፃር ሞራላዊ ተፅዕኖ ትኽክል ኣይመስለንን፣ግን እታ ናብ ቅፅዓት ዘብቅዐት ዝጎደለት ሳንቲም ብትርፊ ተረኺባ እንተትኸውንስ እንታይ ምተብሃለ ዝብል ሕቶ ንከልዕል ተገዲደ ኣለኹ።
@samimasawa898
@samimasawa898 2 месяца назад
እዋይ ተጋሩ ከይሐፈርኩም አፍኩም ተዛረቡ ኩሉ ጀግንነት ናይ ትግራይ ከትብሉ መሬት ዐሪቡኩም መሳክን ናትኩም ፍጠሩ ካ ምልማን ከይሐለፈልኩም ዐዕ አይትበሉሎ
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 2 месяца назад
እዚ ናይ መዛጋጃቤት ውሳነ ገሪምኒ!! ያኢ ሕጊ ነኽብርለና ኢሎም ድዮም!?? ቀዳማይ ነገር ሕጊ ዋላ ይኹን ንእቶይ ነገር/ሳናቲም ሸለል ክብልዎ ኣለዎም!! ግን ብሓቂ ኣብ ትግራይ ሕግን ሰርዓትን ሰለዘሎ ድዩ ንሰናቲም ዝኣክል ከምዚ ዝወሰኑ!? ኣብ ትግራይኣብ ኩሉ ዓይነት ቢሮታት ክንደይ ዓይነት ስድታትን ሕማቅ ምሕደራን ኣብዘለዎሉ ኹነት ሰናቲም ሒሳብ ኣትሪፍካ ኢልካ ኣማኢት ኣሻሓት ምውራስ ማለት መሰሓቂ ጓህማማት ኢዩ።
@berhanabay7338
@berhanabay7338 2 месяца назад
ንም ንታይ እዚ "ከበልእዋ ዝበሉ አባ ጉምባህ ዝግራ ይብሉዋ እዩ not fair cut it! plspeople help this gentle man!
@May-vt1jq
@May-vt1jq 2 месяца назад
እቶም ካድረታት ብመትከል ኣይመስለኒን ብከባቢያዊነት እዮም ዝድግፉ ዘለዉ እዝኦም ድማ ናይ ከባቢ ፖለቲካኛታት ዘይኮኑስ ዲሞርኮታት ይመስሉ
@ShishayAkli
@ShishayAkli 2 месяца назад
ጉባኤ እንተተኻይዱ ውግእ ከካይድ እየ ዝበለ ስርዓት ከም ቅቡል ጌርኩም ጉባኤ ከካይድ እየ ንዝበለ ውድብ ከም ጌገኛ ምቅባልኩምን ነቲ ውግእ ከካይድ እየ ዝበለ ኣብ ክንዲ ምቅላዕን ምሙጓትን ነቲ ቅኑዕ ከም ጌገኛ ምርኣይኩም ናብ ትዕዝብቲ ዘእትወኩምን ተለኣኣኽቲ ናይ ሓደ ጉጅለ ምናልባት እውን ናይ ውልቀ ሰብ ተለኣኣኽቲ ምኳንኩም ግልፂ ኮይኑ ኣሎ
@gereEyasu
@gereEyasu 2 месяца назад
ሓደ ተወዳዳራይ ተወዳዲሩ ስዒሪ ሰሪሑ ክጥቁም ኢዩ እና ካብ ጨረታ ይስረዝ እምበር ዘትሐዞ ብር አይወረስን እቲ ስራሕ ድማ ብጨረታ ውዕሊ መሰረት ንካልአይ ዝወፀ ወይ ልካልአይ ጊዜ ይጫረት መምርሒ ኢዩ እንተሊኪም መምርሒ ዘወፃእኹም እቲ ብር ክፈልዎ
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj 2 месяца назад
ተስፋኹም ደስ ይብል
@ShishayAkli
@ShishayAkli 2 месяца назад
ውድባዊ ጉባኤ እኮ ናይ ውድብ እዩ ዘግለለን ዝደቀስን ይደቅስ ጉባኤ ግን ክከየድ ግድን እዩ
@gz3089
@gz3089 2 месяца назад
ብዛዕባ ጉባኤ እንቴይ ኣእተወኩም ምንምን ፋይዳ የቡሉን ኣብ መድረክ ብሓሳብ ተሳዕረ ዓገርገር ክብል የቡሉን ።
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 2 месяца назад
እንዳ ናይና።
@kunama1170
@kunama1170 2 месяца назад
እተኣጉድሉ ይስረዝ እምበር ኣይውረስን።
@tesfaymekonen3914
@tesfaymekonen3914 2 месяца назад
በመጀመርታ ኣብ ክልተ ረጊፅኩም ናብ ዝዓመረ ዝዓይነቱ ላንጋ ላንጋ ኣካይዳ ግደፍዎ ; ብተወሳኺ ውድብ ህወሓት ግባኤ ከየካይድ ዝብል ተቓውሞታት ጥራሕ ከም ዘሎ ጉባኤ ክካየድ ዝደሊ ኣካል ከምዘየለ ገይርኩም ውልቃዊ ድልየት ዝዓብለሎ ዜናን ትንተናን ተቕርቡ ኣለኹም! ስለዚ ወይ ህዝባውያንን ማእከላይ መርገፅን ሓዙ ወይ ደረትኩም ነፊሕኹም ግትር ኢልኩም ሓደ መርገፂ ሓዙ !ትግራወት እንተ•••ኾይንኩም !!! ንኣብነት አነ ብስሚዒት ዘይኮነስ ብርድኢት ዕሉል ደጋፊ ውድብ ህወሓት እየ!!!! 0:18
@NelesAsgele
@NelesAsgele 2 месяца назад
እቲ ነዳዲ ምዉራስ ጥራይ እኹል አይኮነን ስጉሙቲ እዉን ይወሰኮ
@gebremeskelgebreyesus1433
@gebremeskelgebreyesus1433 2 месяца назад
ብጣዕሚ ዓብይ ጭካነ እይ ብናይ 66.ሣንቲም ጉድለት 665,000 ምውራስ ማለት እንታይ ማለት እዩ
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 месяца назад
ኢሞራላዊ ምባል ጥራሕ እኹል ኣኮነን ፡ ክምኡ ዝብል ሕጊ እንተሃልዩውን ንህጋዊ ክትራን መጠዓዓሚ ስለዝኾነ ክስረዝ ኣለዎ እቶም ገንዘቦም ብቐትሪ ዝተኸተሩ ሰብ ኣቀራርባኻ ግጉይ እዩ ኢልካ ካብቱ ጨረታ ይስረዝ እምበር ናይ ፅሑፍ ገይጋ ኣለካ ኢልካ ከም ወንጀል ዝሰርሐ ሰብ ምኽታር ኣገብ እዩሞ ደጊምካ ክረአ ግድን ይኸውን
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 месяца назад
ንኡላዊት ትግራይ ትብሊ ኣበይ ዘላ ትግራይ ሕወሓት ንሻዕብያን ኣምሓራይን ዓፋርን ሱዳንን ሸይጡ ዝበልዓ ፀላኢና ዋ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 2 месяца назад
ሕልምኻ ድዩ ሸያጢ ሃገር ንስኹም ዳኣ
@lulaa1242
@lulaa1242 2 месяца назад
ጌታቸው ናይ አብይ ልኡህ ስለዝኾነ ካብ ምህደራ ክወርድ አለዎ ንትግራይ ዘይሀልይ ንአብይ ድጋፍ ዝገብር እዩ ክብዳም ንኽብዶም ዝነብሩ ተጋሩ ይታዓለዩ
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z 2 месяца назад
ዓረናን ባይቶናን ደአ ቀደሙስ ሐደ እንድዬም
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 2 месяца назад
ገና " እዚ ናይ ቢኒያም ገለ ክፋል ደኣ እምበር ካለኦት ዘይተበርበሩ ታሪኽ ኣቦ-ሓጎታቱ ፡ ጀጋኑ ምድሪ ባሕሪ ፡ ከም በዓል ጂግና ጅ/ ራእሲ ኣሉላን ፡ በዓል ካሕሳይ ኣባ ደርብን ፡ ገና ብኸፍሉ ተቐቢሩ ከምዘሎን ፡ ኣስማትሞ ከተልዕልን ፡ ተሓሩ ብምዃኖም ጥራይ ሕፍረት ዝስመዖም ፡ ደነንቲ " ክትዕዘብ ከለኻ ናይ ሕፍረት /ሕፍረት እዩ 🙏
@AlemKidu
@AlemKidu 2 месяца назад
መሕፈሪ ዉሳነ ዩ የሐዝን ብ60ሳንቲምስ🥺 ሰብዶ የለን ደበለ ኪረስ ኣረሜንነት ዝገለፅ ስራሕ
@AliAios
@AliAios 2 месяца назад
ከበሊዕዎያ ዝደለዩ ኣሳጉባሕስ ዛግራ ዛግራ ይብሊዎ ከም ዝተባሃለ ኢዩ ኢበር .66 ሳኒትም 6489ሽሽ ነኸዊረስ ካብ ሓቂ ዝራሓቅ ኢዩ ዓገብ ዓገብ
@TwureseyKy
@TwureseyKy 2 месяца назад
ብቃዳምነ፡ህዝቢ፡ክቅድም፡እንበር፡ንስልጣን፡ሻማሻማ፡እንበር፡ጥፍአተኛ፡ንከይጋለፅ፡እዪ
@omkhaled6864
@omkhaled6864 2 месяца назад
❤❤
@AronTeklehaimanot
@AronTeklehaimanot 2 месяца назад
ገንዘቡ ክምለሰሉ ኣለዎ እምበር ከመይ ጌይርካ ክውረስ መሬት ብቀትሩ ውራ እዩ
@dannyg7947
@dannyg7947 2 месяца назад
Terewaeti weyane junta agame hasewti hasusat tegaru adentty craiss viva esayas afewerki viva eritrea defense forces viva eritrea 🇪🇷 😑 👏 🤣 😳 🙄 🇪🇷 😑 👏 🤣 😳 🙄 🇪🇷 😑 👏 🤣 😳 🙄 🇪🇷
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 2 месяца назад
ወይለከ ሚድያ ለካ ናይ ባንዳታት ኢኹም ተቕርቡ ሃለውለው ጦብላሕታ ሕሶት።
@G.maryamAsgedom
@G.maryamAsgedom 2 месяца назад
ክዉረስ አይግባእን
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 месяца назад
#StopFascistTsadkan.
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 2 месяца назад
እዚኣ ናይ ጨረታስ ዓገብን ወረራን እያ ???
@EkubayGebru
@EkubayGebru 2 месяца назад
,ati anbessa ketsilulu
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay 2 месяца назад
ሐሷዊት ሚድያ ኢኹም።
@May-vt1jq
@May-vt1jq 2 месяца назад
ሕጊ ብከመይ እምበር ክትግበር ግድን እዩ
@Zion_Tower
@Zion_Tower 2 месяца назад
Because of 66 centes , more than 600 thousands has been nationalized. This show how far Tigrians are in problem.
@mohammedali-vh7jl
@mohammedali-vh7jl 2 месяца назад
ንህዝቢ ክብል ዝቃለስ እቲ ወዲ ድኻን መብዛሕትኡ ዘይተምሃረን ክፍሊ ሓፋሽ እዩ ካብዚ ውፃኢ ዘሎ ግን ግዝን ቦታን ሓልዩ ስልጣን ሒዙ ሃፍቲ ከኻዕብት ዝምነ ሓይሊ ስለዝኾነ ጀነራል ዮውሃንስ(ጆን መንጋግ) ከም ዝበሎ ንህዝቢ ኢሎ ዝተቃለሰን ዝቃለስን ሓይሊ ከምዘየሎ ከም ዘይነበረን ህወሓት ኣብ መወዳእታ ብዝኽተሎ ዘሎ መንገዲ ኣረጋጊፁልና ኣሎ እሞ ንወንበር ደቂ መሳፍንትን ጭቃታት ዓድን ቀድሚ ሰብዓታት ዝነበሩ ሰበስልጣን ሃፀያውያን ዝኾኑ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት(ኣደመ) ክባሃል ሞት ወዲ ድኻ ክህሉ የብሉን።
@Nureaney
@Nureaney 2 месяца назад
እወ ሞራል ዝትክፍ እዩ ክዉረስ የብሉን
@GebretensaeGebregiorgis-u2m
@GebretensaeGebregiorgis-u2m 2 месяца назад
What should be?? What is remain to talk?
@AlemsegedTena
@AlemsegedTena 2 месяца назад
ብህልኽ ዝሰኸረ ፖለቲካ ትርፉ ኪሳራ ምበር ከስቢ ኣይኮነን። ብፍላይ ብውሳነ ብዙሓት ዝኣምን መትከል ኣለኒ ካብዝብል ህወሓት ኣብዛ ሕዚ እዋን ጉባኤ እንተዘይ ኣካይደ ሞይተ እርከብ ኣለኹ ምባል ብኽልተ መልክዑ ትኽክል ኣይመስለንን። ሓደ ኣብዚ ሕዚ እዋን ህዝቢ ትግራይ ብበርካታ ፀገማት ከም ርሑስ ቆርበት ጠወጢሩ ኣብ ዘለሉ እዋን ብምዃኑ፣ ብካሊእ መልክዑ ድማ ናይቲ ውድብ ሕጋዊ ሰውነት ኣብዘይረኸበሉን ብርክት ዝበለ ኣባልን ካልኦት ተጋሩን ጉባኤ ንክነካይድ ዝዕድመና ሃዋሁው ኣይኮናን ዘለና ዝብል ተቃውሞ ኣብዝ ዝስምዓሉ እዋን ጉባኤ እንተዘይ ኣካየድኩ ዝብል ግትር ቅዋምን ፀረ ዴሞክራሲያውን እዩ። ስለዚ መራሕቲ ህወሓት ቅድሚ ምዝላልኩም መዕለቢኹም ርኣዩ ምኽረይ እዩ።
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 месяца назад
ፀገም ህዝቢ ትግራይን ጉባኤን ታይ የራኽቦ???? ሓሰውቲ ጉቦኛታት ኢኹም።
@KibromHagazi-n5d
@KibromHagazi-n5d 2 месяца назад
መጀመርያ 60 ሳንቲም ስለ ዝጎደለካ ክትምዝገብ ኣይቲኽእል ወይ ከዓ ሳናትም ስለ ዝጎደለካ ክትጫረት ኣይትኽልን ክብልዎ ነይሪዎም ከም ኣነ ፍፁም ዓመፅ እዩ ክምለሰሉ ኣለዎ
@yemanetse4602
@yemanetse4602 2 месяца назад
ውድብ አብ ጉባኤ ተቀሚጣ እንዳሃለውት አብይ ናብ ስልጣን መፂኡ ካብኡ ዘይትምሃረት ውድብ ሎምውን ጉባኤ ትብል ኣላ
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 2 месяца назад
AJEW JAW WEYANE
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix 2 месяца назад
ወዳጀ ዘይና ተመስገን ዓጋመ ሕርር ዶ ኢሉ 🤣🤣🤣
@Tsegabeyene
@Tsegabeyene 2 месяца назад
ምጭብርባር እዩ ይወረስ።
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 2 месяца назад
ኣቅራርባኺ ኣዐርዪ
@BerihuTeklemichael
@BerihuTeklemichael 2 месяца назад
ይመለሶ ካብቶም ዝሰረቁ ብምንታይ ይፍለ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 2 месяца назад
እንተ ተዓዊትካን እንተፀቢቅካን ኤርትራዊ ትባሃል ! ኩሉ አማሊእካ ትግረዋይ እየ እንተ ኢልካ ዝፀልኡኳስ ዕብዳን ዶ ወይ ዕሽነት !! ብዝኮ ትግረዋይነት ምድረ ቀደምቲ ኽቡር መንነት ምኳኑ ይስቆሮምዶ ??🤣🤣🤣🥰✊💪✌️
@seidedris3325
@seidedris3325 2 месяца назад
Wedi reda leba
@NuuradiinHaashim
@NuuradiinHaashim 2 месяца назад
ህውሓት ዝባሃል መራሒ ንዘልኣለም ኣብ ስርቂ ክነብሩ
@YemaneTeklay-q2e
@YemaneTeklay-q2e 2 месяца назад
11:45
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 2 месяца назад
ብጭራሽ ሌብነት እዩ
@wewe5688
@wewe5688 2 месяца назад
ክክክክክ ብዛዕባ ቢንያም ደአ እንታይ ሃለውለው እዩ ትግራይ ብሮድካስት እዛ ሪእሰ ምትሓትሲ ምፍላይ አብያትኩም ታሪክ ካብ ዝሰሪሑ ኤርትራዊያን ትግራዎት እዮም ካብ ምባል ታሪኽ ምስራሕ ምሓሸኩም
@dawitgebre323
@dawitgebre323 2 месяца назад
ጉሐፉት ተጋሩ እዚ ሰብ ኤርትራዊ እየ እንዳበሌ ብሐይሊ ትግራዋይ ኢካ ጉድ እዩ ኮ !! ንናይ ኤርትራ ነገር ክትሕስዱ መዋእልኩም 👎👎👎👎👎🇻🇳🇻🇳🇻🇳🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 2 месяца назад
kinder gareden newes
@seidedris3325
@seidedris3325 2 месяца назад
Wushet yikenes
@seidedris3325
@seidedris3325 2 месяца назад
Asewti
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 месяца назад
Bisenki kilte semester sebsi Tigray kitbitsbets kemey zibele kunet eyu.
@esaysemere7c114
@esaysemere7c114 2 месяца назад
ዓጋመ ሐሳዳት ሐሰውቲ እዝኹሉ ወሪድክን ዘሎ ብሰንኪ ክፍአትክን እግዛብሄር እዙኩሉ ማዓት አሪድልክን ገና ሕስድናኽን ካብዚ ንላዕሊ ክወርደክን እዩ ሐሳዳት ሐሰውቲ።
@rahmamami3581
@rahmamami3581 2 месяца назад
ዝብእታት ብሳቲም ኡፍ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 месяца назад
ራሕማ ኣዛብእ ኢዩ ዝበሃል
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 2 месяца назад
አቢ ኢሉ ስቅ ኢሉ እንዳበልኩም አይተጋንኑ ኩሉኹም ቀጠፍቲ
@tekletedros4764
@tekletedros4764 2 месяца назад
100 years you have works oromy tigray NoPeace No Wor
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 месяца назад
Kitbel8a zideeka kokahsi Zahra Bela eyu negeru. Ameknika zerefa wey sirki eyu zibehal.
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 2 месяца назад
ሓሸውቲ ናዓኹም ዝሰም ሰብ የለን ኣይተዳናጉሩ
@ThePower1111
@ThePower1111 2 месяца назад
ውርሻ ገንዘብ ወራር እዩ
@MebrahtuGebregziabher
@MebrahtuGebregziabher 2 месяца назад
በይዛኺ ናቲኪ ፕሮፖጋንዳ ሰልቹዩና አሎ ሱቅ እልኩም አፍኩም ካብ ትኸፍቱ አብ ውሸጥ ህወሓት በከባቢነት ዝተአጀላ ጉጅለ ከም ዘሎ በግለፅ ደቡባዊ ዞን ንምንታይ ተፈሊዮም እልኩም ሕተ ቱ ፡
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 месяца назад
ማን ዳአ ኩሁሉ ካባኩምዶ?????????
Далее